ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክብረት ይሃበልና መ.ር ሙሉ
መምህር ሙሉ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኳ ፈጣሪ ዝከድካዮ ኩሉ ለምለም ርገፅ ዝሓወይ
እወይ የሕወተይ መሕረት የውርደልኩም ፈጥሪ።ብዘት ዓዲ ኣቦና።በትሰብ ነረምኒ መርካብ ሲኢነዮም።ሓውኩም ኤርትረዊ።
ንዝሓመሙ ፅጉማት ወገናትና ኣምላኽ ምሕረት ይልኣኸሎም ንዝልግሱ ውን ብዝወፀ ይተከአሎም ንተመልከቲ ውን ልምሕጋዝ ኣምላኽ ኢድና ይፍተሐልና ልመ/ር ሙሉ ድኻምካን ፃዕርኻን ኣምላኽ ውዕለታኻ ይሃብካ ሕማቅ ኣይትርከብ
እዋይይይይይይ ኣምላክ ኣቦይ ብምሕረትኻ ጠምተና ምሕረት ኣዝዝ ሙለረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
መምረይ ሙሉ ብሓቂ ናዓካ መግለፂ ቃላት ይሓፅረኒ ዋኑኡግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ
መምህርይ ሙሉ ወዲ ዓደይ አይዛካ እግዚአብሔር አምላክ ጥንክኦ ይህብካ አዞም አሕዋትና አዉን እግዚአብሔር ጥዕናን ዕድመን ይህብም
መምህር ሙሉ ሓዉና ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ፈጣሪ ምስ ኩላትኩም ዉሻጦ ናይ ምድያ እዉን ኣዞኩም ኣብ ጎኑኩም ኣለና።
እግዚአቢሔር ንውሃቢ ያሃቦ መምህር ሙሉየ ዕድመንጥዕናንይሃብካ ዝረገፅካዮ ለምለም ይኩን
መምህር ሙሉ ብጣዕሚ እና ነመስግን በሉ ሓቦ ሓቦ
መምህር ሙሉ እዚአብሔር ነዊሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ናይ ድካታት አቦ እግዚአብሔር ብዝከድካዮ ምሳካ ይኩን ሰማያዊ ዋጋ ይክፈልካ
ልወገናትና እውን ልዝሓመሙ ምሕረት. ንዝጠመዩ ፅጋብ ይፍጠረሎም እፍፍፍፍ ኣየ እደንያ ከምዚኣ እያ ኣምላክ ምስ እተሸገረን ምስ ዝተፀገመን ይኩን አሜን((3))
መምህር ሙሉየይ ንዓካ ዝክውን ቃላት የብለየን ብኣምላክ ርክቦ አቦ ፅግማት አብ ዝክድካዮ ድንግል ማርያም ፅላልካ ትኩን ብደቅካ ተሓጎስ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም
እድመ ያሃብካ መምህር ሙሉ ኻውና
መምህር ሙሉ ዕድመንጥዕናን ይምነ
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም
ኡፍፍፍ እግዚአብሔር ይማራቹ ሙሉዋይ ካአ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣይ ፀገም ሕሱም እፍፍፍ ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም መምህር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፉእ ኣይንካእካ ፈጣሪ ይመስግን ንኣካ ዝሃበና🙏🙏🙏🙏
እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም መምህር ሙሉ ሓወይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ብጣዕሚ ዩ ከብድካ ዝበልዕ
ኣጀኪ ህሪተይ እግዚአብሔር ይፈልጥ ንመን ኢልዎ🙏🙏🙏🙏 ኣምላክ ይሓግዝኩም ንኩሉኩም
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎመምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ!
መምህርሙሉሃለስላሴዕድመንጥዕናንይሃበከፈጣሪኣቦፅጉማትምንኣስመለስዝናውኮንካሎምንፅጉማት
Memhir mulu nska egzabher zbarekeka hawna eka ajoka abi gonka alen kexlelu zahawey ajoka amilak misaka yukun👏❤❤❤
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ዉጹዓት
መምህረይዕድመንጥዕናንይሃብካኣቦድኻ
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም አሕዋትና ተዝከአል ናይ አምላኽ ፍቓድ ተኮይኑ ሰብ ተተረኺብ ናብ ጸበል ተትዎስድም ጽቡቕ ነይሩ ንአምላኽ ዝሰአኖ ነገር የለን እግዚአብሔር ፍጹም ምሕረት የውርደሎም እንተ መምህር ሙሉ ሓውና ግን ቃላት የብለይ አቦ ውጸዓት ኢኻ መምህር ሓውና ሙሉእ ህይወትካ ለምለም ይግበረልካ አምላኽ ብውላድካ ተሓጎስ ነዊሕ ድመንን ጥዕናን ንስድራኻ ናዓኻ ንብየተሰብካ አምላኽ ይዓድልኩም
መምህር ሙሉ ሓወይ እንካዕ ሰላም መፃካ ክፉእ ኣይንካእካ ዝሓወይ. ብዝከድካዮ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ጎንካ ኣይፈለ ዓምዲ ሓጭን ፅጉማት ኢካ እሞ ኩሉ እትገብሮ ካብ ኣምላክ ርከቦ
ዋይ አቱም ተጋሩ አበይ ኢና እንየና 1k viw 141ጥራሕ ላይክ ዋይ ቱስንፍናና እሞ ካዓ ንመምህር ሙሉ ንናማትና እናጨብጨብናስ ንናይ ባዕልና ግን ዜሮ ብጣዕሚ የሕዝን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጅግና ትግራይና ❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓
Btikikil derfi zezcewin neri ashahat miatwi nerom
ኣብ ቁምነገር ደይንርከብካሊእ እንተዝከዉን ደርፊ ፊልም ወዘተ ከይርኣና እዲና ንቃዳደም ናብ ላይክ ኮመን ይገርም ዩ ናትና ነገር
@@wedieri7570 ብሓቂ አነስ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ እዚ ምድያ ቀሊል ስራሕ የኾነይ ዝሰርሕ ዘሎ ግን ተኸታታሊ የለን ዝገርምዩ
@@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ ናይ ብሓቂ ሓውተይ like ንባዕላ ሓገዝያ መታባብዒ መምህር ዘይተዋህበ መን ይውሃብ
ካብ ዝገርመኩም ብዘት ብዙሓት ሰብ ፀጋ ሰብ ሃፍቲ ኣልውዋ ሃይሉ ኣስጎዶም ጥራይ ንሙሉእ ብዘት ዘብልዕ ገንዘብ ኣለዎ ግን እንታይ ዋጋ ኣለዎ
እግዚአብሄር ምህርት ያውርደልዃም አህዎተይ
ምሕረት ይወረዳ ፈጣሪ
Mlu hewy egzabhr edemn tenan yhbka zhewy 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤♥️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Memhr mulu BtaAmi Aina nemesgn Admen tAnan nAaka ykun kbur hawna 🙏🙏🙏
ምሕረት የውርደሎም ኡፉፉፉ
መምህር ሙለር እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ ነውሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዝኸድካዮ ክፉእ ኣይትርከብ ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንካ #ሓበን #ትግራይና ።ንዞም ኣሕዋትና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም ፣ቅዱስ #ሚካኤል ልእኹ ይፈውሶም ወገናተይ ✍️ኣቱም ለገስቲ ወገናትና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክአልኹም ወናተይ ።
በርትዕ መምህረይ
Mulu hawey edmen tenan yhabka abo dkatat eway yehwatey amlak mhret yewrdelekum
ንምንታይ ኣዋፂና መኺና ዘይንገዝአሉ ነንእሽተይ እዩ ዝበፅሐና ኣብ ወፃኢ ንርኸብ ተጋሩ 1000 ሰብ በቢዝኻኣልናዮ ንሓግዞ ኻሊእ እኻ ምተገበኦ
ፅቡቅ ሓሳብ እየ መርሃዊተይ አበይ አለኪ ዋትሳብ ተልዩ ግሩፕ ንፍጠር እሞ
ኣብ አሜሪካ እየ ዝነብር ደሰ ይብለኒ ንቡዛሓትሰ ውሑድ እዩ ሰለዚ ፅቡቅ ነሩ ሓዳሽ እየ ነዚ ዓዲ
merhawit embaye አክብና በሊ ካልኦት ለ ተልዮም አነም አብ ሱዑዲ እየ ልነብር
እሺ ዝኻኣልኽዎ ኸገብር እየ ዛሓፍተይ አምላክ ይሓግዘና
Slkiki tsahafley kdwulelki
ልሙሉስ ልምንታይ ኢና መኪና ለይንገዝአሉ ብብዓቅምና አዋፂእና
ናተይ ጥያቄ ውን እሳ እያ
ኣጆኩም ዞም ኣሕዋተይ ሽግር ክሉ ሓላፋይ እዩ ኣምላኽ ምሳኻትኩም ይኹን
Edmen tana yhabka mulu hawey aebzkadkayo lemlem rgets
Eway memhr hawey edmen tenan yhabka nklteu hzby tgebro amlak ybarka
ሙሉ ሓወይ ፅብቅ ሓሳብ እዩ አብ ጎንኻ እና ደቅ ራያ አብ ራያ ሓደ ማዓእከል አብ ተብየን ሓደ መቀሌ ሓደ ሕድሕድ ትግራይ ተትኽፈት ፁብቅ እዩ ባሃልት እዩ
መ ሙሉ ሐወይ እሾክ አይውጋእካ ምስ ስድሪካን መሳርሕትካን አብ ትደልዮ የብፅሕካ
❤❤❤❤❤❤❤
💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏
meles zenawi n ethiyopiya k kyr zkiel akumi kelewo n tgray ab adeda dknetn hmamn tmyetn gedifwom zgedede kea eseyas afewerki kab nay meles zkefie hadega ytiyuna amlak ab eritran tgrayn knuat merah fterelna amen
Egiziabeher xegu yebizihalka hawey natey!!!!!!!!
አመን አመን አመን
ሰላም ሙሉየ✝️🤲💔💔❤
አብይት መርይትስ ከንደይ እያ ፀይራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ኩሉ ናይ ኩሉፀገም ፍትሕይ ደክምንይ እክይብልካ
Memhr Muller Million edme naaka ambesa ayttahalel kemaka daamselu Afri mefth hbretesebna ekum
Mhret yewurdelkum ngzabihar Aamlak memhr ngzabihar Aamlak asbka ykfelka goyta serawit
♦️♦️♦️መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ We Love you 👌🏿❤❤❤❤ ነዞም ኣሕዋትና ድማ ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም..........ኣነ ንባዕለይ ምስ ኣዕሩኽተይ ኾይነ ገለ ክገብር ክፍትን የ! ኣታ ንዑ እንዶ ንሓግዞም ኣቱም ህዝቢ, ኣታ ግደፉ እዛ ዓለም ሓላፊት እያ, ኣብ ኢሮጳ ዘለና ሓሓሙሽተ ይሮ እንተ ንሕግዝ ሲ ክንደይ ጸገም ምፈታሕና። ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ #ኤርትራን #ትግራይን ከምኡ ድማ ንመላእ #ኢትዮጵያ! ሓውኩም #ኣከለጉዘታይ #ኤርትራዊ እየ።♦️♦️♦️
Ezigabher ymesigen niseb kgelgil sile zehabna memihir hawina mis betsebca edime tmiena yhabelna
Memhr mulu edmena tena ysth fetari betam yetebasachohubet neger binor subscribe ansotal are follow enargeww........ mn ale bzu subscribe bichal.....
Kfue aywgaeka memhr bruk megletsey yebleyn gbu
Btami abi srah gurum zkone ika tekrb mo amlak ybarrka tsega wn ybzehalka bhaki
Egziabher Amlak mulue Mihret yewurdelom
Mihrat ywardalki haftay amilak zykalon nyger yalan
ክብረት ይሃበልና መ.ር ሙሉ
መምህር ሙሉ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኳ ፈጣሪ ዝከድካዮ ኩሉ ለምለም ርገፅ ዝሓወይ
እወይ የሕወተይ መሕረት የውርደልኩም ፈጥሪ።
ብዘት ዓዲ ኣቦና።
በትሰብ ነረምኒ መርካብ ሲኢነዮም።
ሓውኩም ኤርትረዊ።
ንዝሓመሙ ፅጉማት ወገናትና ኣምላኽ ምሕረት ይልኣኸሎም ንዝልግሱ ውን ብዝወፀ ይተከአሎም ንተመልከቲ ውን ልምሕጋዝ ኣምላኽ ኢድና ይፍተሐልና ልመ/ር ሙሉ ድኻምካን ፃዕርኻን ኣምላኽ ውዕለታኻ ይሃብካ ሕማቅ ኣይትርከብ
እዋይይይይይይ ኣምላክ ኣቦይ ብምሕረትኻ ጠምተና ምሕረት ኣዝዝ ሙለረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
መምረይ ሙሉ ብሓቂ ናዓካ መግለፂ ቃላት ይሓፅረኒ ዋኑኡግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ
መምህርይ ሙሉ ወዲ ዓደይ አይዛካ እግዚአብሔር አምላክ ጥንክኦ ይህብካ አዞም አሕዋትና አዉን እግዚአብሔር ጥዕናን ዕድመን ይህብም
መምህር ሙሉ ሓዉና ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ፈጣሪ ምስ ኩላትኩም ዉሻጦ ናይ ምድያ እዉን ኣዞኩም ኣብ ጎኑኩም ኣለና።
እግዚአቢሔር ንውሃቢ ያሃቦ መምህር ሙሉየ ዕድመንጥዕናንይሃብካ ዝረገፅካዮ ለምለም ይኩን
መምህር ሙሉ ብጣዕሚ እና ነመስግን
በሉ ሓቦ ሓቦ
መምህር ሙሉ እዚአብሔር ነዊሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ናይ ድካታት አቦ እግዚአብሔር ብዝከድካዮ ምሳካ ይኩን ሰማያዊ ዋጋ ይክፈልካ
ልወገናትና እውን ልዝሓመሙ ምሕረት. ንዝጠመዩ ፅጋብ ይፍጠረሎም እፍፍፍፍ ኣየ እደንያ ከምዚኣ እያ ኣምላክ ምስ እተሸገረን ምስ ዝተፀገመን ይኩን አሜን((3))
መምህር ሙሉየይ ንዓካ ዝክውን ቃላት የብለየን ብኣምላክ ርክቦ አቦ ፅግማት አብ ዝክድካዮ ድንግል ማርያም ፅላልካ ትኩን ብደቅካ ተሓጎስ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም
እድመ ያሃብካ መምህር ሙሉ ኻውና
መምህር ሙሉ ዕድመንጥዕናን ይምነ
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም
ኡፍፍፍ እግዚአብሔር ይማራቹ ሙሉዋይ ካአ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣይ ፀገም ሕሱም እፍፍፍ ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም መምህር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክፉእ ኣይንካእካ ፈጣሪ ይመስግን ንኣካ ዝሃበና🙏🙏🙏🙏
እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም መምህር ሙሉ ሓወይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ብጣዕሚ ዩ ከብድካ ዝበልዕ
ኣጀኪ ህሪተይ እግዚአብሔር ይፈልጥ ንመን ኢልዎ🙏🙏🙏🙏 ኣምላክ ይሓግዝኩም ንኩሉኩም
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎ
መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ!
መምህርሙሉሃለስላሴዕድመንጥዕናንይሃበከፈጣሪኣቦፅጉማትምንኣስመለስዝናውኮንካሎምንፅጉማት
Memhir mulu nska egzabher zbarekeka hawna eka ajoka abi gonka alen kexlelu zahawey ajoka amilak misaka yukun👏❤❤❤
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ዉጹዓት
መምህረይዕድመንጥዕናንይሃብካኣቦድኻ
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም አሕዋትና ተዝከአል ናይ አምላኽ ፍቓድ ተኮይኑ ሰብ ተተረኺብ ናብ ጸበል ተትዎስድም ጽቡቕ ነይሩ ንአምላኽ ዝሰአኖ ነገር የለን እግዚአብሔር ፍጹም ምሕረት የውርደሎም እንተ መምህር ሙሉ ሓውና ግን ቃላት የብለይ አቦ ውጸዓት ኢኻ መምህር ሓውና ሙሉእ ህይወትካ ለምለም ይግበረልካ አምላኽ ብውላድካ ተሓጎስ ነዊሕ ድመንን ጥዕናን ንስድራኻ ናዓኻ ንብየተሰብካ አምላኽ ይዓድልኩም
መምህር ሙሉ ሓወይ እንካዕ ሰላም መፃካ ክፉእ ኣይንካእካ ዝሓወይ. ብዝከድካዮ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ጎንካ ኣይፈለ ዓምዲ ሓጭን ፅጉማት ኢካ እሞ ኩሉ እትገብሮ ካብ ኣምላክ ርከቦ
ዋይ አቱም ተጋሩ አበይ ኢና እንየና 1k viw 141ጥራሕ ላይክ ዋይ ቱስንፍናና እሞ ካዓ ንመምህር ሙሉ ንናማትና እናጨብጨብናስ ንናይ ባዕልና ግን ዜሮ ብጣዕሚ የሕዝን
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጅግና ትግራይና ❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓
Btikikil derfi zezcewin neri ashahat miatwi nerom
ኣብ ቁምነገር ደይንርከብ
ካሊእ እንተዝከዉን ደርፊ ፊልም ወዘተ ከይርኣና እዲና ንቃዳደም ናብ ላይክ ኮመን ይገርም ዩ ናትና ነገር
@@wedieri7570 ብሓቂ አነስ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ እዚ ምድያ ቀሊል ስራሕ የኾነይ ዝሰርሕ ዘሎ ግን ተኸታታሊ የለን ዝገርምዩ
@@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ ናይ ብሓቂ ሓውተይ like ንባዕላ ሓገዝያ መታባብዒ መምህር ዘይተዋህበ መን ይውሃብ
ካብ ዝገርመኩም ብዘት ብዙሓት ሰብ ፀጋ ሰብ
ሃፍቲ ኣልውዋ
ሃይሉ ኣስጎዶም ጥራይ ንሙሉእ ብዘት ዘብልዕ
ገንዘብ ኣለዎ ግን እንታይ ዋጋ ኣለዎ
እግዚአብሄር ምህርት ያውርደልዃም አህዎተይ
ምሕረት ይወረዳ ፈጣሪ
Mlu hewy egzabhr edemn tenan yhbka zhewy 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤♥️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Memhr mulu BtaAmi Aina nemesgn Admen tAnan nAaka ykun kbur hawna 🙏🙏🙏
ምሕረት የውርደሎም ኡፉፉፉ
መምህር ሙለር እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ
ነውሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
ኣብ ዝኸድካዮ ክፉእ ኣይትርከብ
ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንካ
#ሓበን #ትግራይና ።
ንዞም ኣሕዋትና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም ፣ቅዱስ #ሚካኤል ልእኹ ይፈውሶም ወገናተይ
✍️ኣቱም ለገስቲ ወገናትና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክአልኹም ወናተይ ።