ጉባኤ ስብከተ ወንጌል ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ቀዳማይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 41

  • @tsionmedia6387
    @tsionmedia6387  2 หลายเดือนก่อน +6

    ክበራንን ክቡራትን እዚ መልእኽቲ ናብ ኵሉ ንኽብፃሕ ሼር ብምግባር መንፈሳዊ ግቡእና ንዋፃእ

    • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
      @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ኩሉ ክሰምዖ ዝግባእ ወቅታዊ ሓሳብ ኣምላኽ ይሓግዝኹም ክቡራን ብጹኣን ኣቦታትና፣🙏

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Estifanos-xy5ix
    @Estifanos-xy5ix 2 หลายเดือนก่อน +2

    አማን በአማን በአማን ቃልከ እሙን

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና በኡነት

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 หลายเดือนก่อน

    behake. Eyu. Memhar. Egziabher. mehaeret. Aurdelena. ✝️☝️😢🙏🙏🙏❤️🌿

  • @Giante-u1m
    @Giante-u1m 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ፡ሂወት፡የስመዕልና፡ክብራት፡ወለድና፡ደቅኩሙ፡ንጠፍኢና፡ዘለና፡በተለይ፡መናእስይ፡ይጠፍእዩ፡ዘሎ፡ልምሳልየ፡ብሽሻ፡ብመስተ፡ብባእሲ፡ብስርቂ፡ብስደት፡ብስራሕ፡ምስኣን፡፡ናይ፡ስነ፡ምግባር፡ጉድለት፡ፍርሓት፡ፈጣር፡ምስኣን፡ካብኡ፡ጭካነ፡ዝተሞልኦ፡ቅትለት፡ብዘይ፡ንብር፡፡ወዘተ፡ትግራይ፡ኣብ፡ዘይ፡ድለ፡ሓደጋ፡እያ፡ኣትያ፡ዘላ፡፡በይዛኩሙ፡ከብራት፡ወለድና፡ግብእኩሙ፡ስርሓ፡፡መንእስይ፡ዘይ፡ብላ፡እያ፡ትተርፍላ፡ታትግራይ፡ስም፡ሒዛ፡ከይተርፉ፡ግብእኩሙ፡ስርሑ፡፡😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😢😢😢😮😮

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

  • @AndatYemane-mv7rd
    @AndatYemane-mv7rd 19 วันที่ผ่านมา

    Amen tigray temahira kemziom zbelu brilliant 👏 memharani mrkaba ayini hasadi ydfenelkum ❤❤❤❤

  • @DeTe-u4f
    @DeTe-u4f หลายเดือนก่อน

    ቃለህይወት የስምዐልና ኢቲ መፅናዕቲ መፍትሒኡ ብተግባር ክፍፀም እግዚአብሔር ይርዳእኹም ኣሜን

  • @alemdesta4923
    @alemdesta4923 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለህይወት የስመዐልና! ውሕሉል መፅናዕትን ኣቃራርባን’ዩ! ፅቡቕ ጅማሮ’ዩ! ንበርትዕ!!!

  • @girmay0547
    @girmay0547 22 วันที่ผ่านมา

    Kemakum yebzhalna egziabhier

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ተቓበል ወለዶ ድሕነት ልኹሉ ተኸፊትልኻሎ ግዋኤ ብብፁአን አቦታትና በረከቶም ይብፀሐና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጅማሮ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኹም ከምኡ ትገብሩ እግዚአብሔር ይሓግዝኹም ንዓና ድማ ኣዕንተ ልቦናና የብረሀልና ቅዱስ ቃል ወንጌል ሰሚዕና ንኽንድሕን ሰናይ ቅዱስ ፍቃድ ኣምላኽ ይኹነልና🙏

  • @EradaErada-u9t
    @EradaErada-u9t 28 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መጋቤ ሃዲስ

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 2 หลายเดือนก่อน

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum ❤❤❤

  • @skwenyalameda7974
    @skwenyalameda7974 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤

  • @YaredTahiso
    @YaredTahiso 2 หลายเดือนก่อน

    እመሰ ገበርክምዎ ብጹዓን አንትሙ።
    ወአንተኒ መራሒ ጽናዕ በኵሉ ነገርከ
    ወአንቲኒ ምድያ ዘጽዮን ጸኒዓኪ ሙዕዮሙ ለጸላእትኪ

  • @Selam-s4u
    @Selam-s4u 26 วันที่ผ่านมา

    🌸🌸🌸🌸🌸🌼🌼🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ በሓቂ ሰናይ ወለዶ ዝፈጥር ጉዋኤ እዩ ለወድሰብ ሃዋቱ ክህልው ዝገብር ትምህርቲ ቃለሂወት የስምዓልና ❤❤❤

  • @tsegayebirhane5157
    @tsegayebirhane5157 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዕኹም

  • @Giante-u1m
    @Giante-u1m 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለህይወት፡የስመዐልና፡ክብራት፡ወለድና፡ላብ፡መርየት፡ወርድኩሙ፡በይዛኩሙ፡መንእሰይ፡ኣድሑልና፡በይዛኩሙ፡ልወላድውን፡ካብ፡ወትሩ፡ዋይዋይ፡ኣድሕንዋ፡በይዛኩሙ፡ካብ፡ወላድ፡መካን፡ብቢ፡ኢስራ፡ኣመቱ፡ምት፡ኣድሕንዋ፡እትምት፡ኣቦይ፡ኣደይ፡ክገብረልና፡ደማ፡ፀሎትይ፡ምሕልላይ፡ይገበር፡ካብ፡ቂሚይ፡በቀልይ፡ኣድሕንዎ፡ልበኣልትኩሙውን፡መጀመርያ፡ካብ፡ቂም፡በቀል፡ረሓቁ፡ትግራይ፡ብቂም፡በቀል፡ተሓፂራ፡እያ፡😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡራን ብጹኣን ሊቃዉንት ኣቦታትና እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ባእኸትኩም ይብጸሐና❤🙏❤

  • @Samuel-tl6ut
    @Samuel-tl6ut 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዝሓሰብኩሞ ንክትፍጽሙ ኣምላክ ይሓግስኩም ኣቦታትና

  • @girmay0547
    @girmay0547 22 วันที่ผ่านมา

    Amlak xeletkum ysmae

  • @RedaeKalayu
    @RedaeKalayu 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ቤተክርስትያን ዘዕበየትና ብሰኪ ዘምዑይ አሰራርሓ አብዐረብሃገር ንርከብ ተሰዲድና ከምዚንፈልጣ አማዓዲና ንሪአ አለና በአናየሕልፎ ።

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 หลายเดือนก่อน +1

    በረከቱኩም ይሕደረና ብጺኣን ኣቦው❤ብፊላይ ተጋሩ ዝተባሃሊና ሕበረተሰብ ኣብ ሙዚቂ ዓለም እና ጥሓሊና ዘለና ፈጣሪ ይላግለና እንበር ማዓንጣኩም ሸጣ ኣብሉኩም ህዝቡ ኩም ኣንቁሑ😢

    • @YoditMehari-v9z
      @YoditMehari-v9z 20 วันที่ผ่านมา +1

      ኩልና ኢና መዓረይ እግዚኣብሀር ይቅረ ይግበረልና ከምዚኦም ኣቦታት እዮም ዘድልዩና❤❤❤❤

  • @Estifanos-xy5ix
    @Estifanos-xy5ix 2 หลายเดือนก่อน +1

    ገዳማት አብ ወንጌል ስብከት ሓላፍነት ክወስድ አለወን ገዳማት ናይ ነገረ መለኮት ምንጪ ክኾና አለወን

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😊😊😊

  • @YohannesAbraham-p6s
    @YohannesAbraham-p6s 2 หลายเดือนก่อน

    ዝተሰማረዩ = ዝተዋፈሩ

  • @YaredTahiso
    @YaredTahiso 2 หลายเดือนก่อน

    ቐዳማይ ትሕዝቶኹም አብ አብነት ት|ቤት ክኸውን አለዎ
    ምኽንያቱ ንኹሉ መሠረቱ ንሱ ስለ ዝኾነ ብመድኃኔ ዓለም ስም የማሕጽነኩም እቲ ጉባኤኹም ናተይ ስለ ዝኾነ
    ናይ ሕይወት ቃል ያስምዐልና የቐንየለይ

  • @Linda-l7w
    @Linda-l7w หลายเดือนก่อน

    Enqae neqahkum weledi zhalefe nay sememen gize koynu halifu hgu tetaesu nay erqi bayto ms ferese ab kulu kunat nay nebsn sgan tesaqina egzio nab yeman ymrhana yfetesh ewe tselyu sle ezi klte hzbi

  • @MebratuTesfaye-r5r
    @MebratuTesfaye-r5r 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕም ዝገርምን ዝድነቅን እዋኑ ሓሊዩ ዝቀረበ መንፈሳዊ ካብ ጎይታ እየሱስ ዝተልኣኸ መድሕን ትግራይ እዩ ዝንገር ዘሎ እዚ ድማ እስካብ አጥቢያ ቤተክርስትያን ክወርድ አለዎ ህዝበ ክርስትያን ትግራይ ካብ ሽዋ ብዝተላኣኹ አዋልደ መፃሕፍቲ ክፍተሹ አለዎም።ብርሃነ ዓለም ፀሓይ ብርሃን አቲሒቶም ካብ ፀሓይ ብርሃን ዝረኽቡ ወርሂ ከዋኽብቲ ልዕሊ ፀሓይ ኮይኑ ዘስተምህሩ መፃሕፍቲ ክፍተሹ አለዎም።ካሊእ ፈጣሪ ተረሲዑ ፨ኢትትኣመኑ በመላኢክት ወኢ እጓለ እመህያው እለ እይኩእሉ አድህኖ፨ ዝብሎ ቅዱስ ዳዊት አምላኽ ተረሲዑ ብጥንቆላ ብመተት ብደፍተራ ዝኣምንን ንፈጣሪ ገዲፎም ነዚኦም ዝስገደሉም ዘመን ኢና በፂሒና ካብ ወለድና ደቂቀ እስጢፋኖስ ክንመሃር ይግበኣና አብ ምድሪ ንዘለው ነገስታት አይንሰግድን ንሰማያዊ ንጉስ ኢና ንሰግድ ኢሎም አብ ምድሪ ስቃይ ዋላ እንተረኸቡ አብ ሰማዬ ሰማያት ግና አክሊል ተቀቢሎም እዮም።ንሕና ግና ዘገድድ ዘይብልና ብባዕልና ተገዲድና ክእመኑ ዘይግበኦም ንዓምንአለና።መንበረ ሰላም አብዚ አዲሂባ ካብ ድሑር አስተምሕሮ ንህዝባ ከተውፅእ አለዋ።

    • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
      @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ኣምላኸ ቅዱሳን ይሓግዞም ክቡራን ኣቦታትና ንህዝብና ድማ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልቦንኡ ኸፊቱ ነቲ ቅዱስ ቃለ ወንጌል ከስተዉዕለሉ ቅዱስ ፍቃድ ኣምላኽ ይኹን

  • @YohannesAbraham-p6s
    @YohannesAbraham-p6s 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቅጣጫ =ኣንፈት

  • @k2isthename502
    @k2isthename502 15 วันที่ผ่านมา

    በሐቂ ደንጊኹም እንዲኹም ግን ህዚ እው አጥቢቅኩም ቀፅሉሉ። ህዝብኹም ካብ ወንጌል ድኽነት አድሕንዎ።

  • @fissehatsion-theFriendkykidane
    @fissehatsion-theFriendkykidane 2 หลายเดือนก่อน

    Tsibuk eyu.gin aytikuretsiwo,,, hitsanat nab....wesidom yegobniyom eyom.abau etay etay eyom ziriau.? Nabey eyom ziwsedu.? Giltsi yikun .hizbi kinekih .mishifan ayhalu.haki tekoynu haki yiwtsae

  • @girmaygebremedhin4928
    @girmaygebremedhin4928 26 วันที่ผ่านมา

    አብይ ደብሪ ዘገልሉ ወይ ስልኮም እባ

  • @temesgenGslasie-wr1uh
    @temesgenGslasie-wr1uh 2 หลายเดือนก่อน

    ሓንቲ ነገር ክናገር ኦርቶዶክሳውያን ። ትንሳኤ ቤተክርስትያና መዓዘ ጋህዲ ይኾን ? እመኑኒ መጠን በዝሒ ኣመንትና 70% ምስ በፅሐ ኣመንትና ብተዃሉ ምስተወሰዱ ብ ኡይኡይ ኹሉ ኣገልጋሊ ናብ ልቡ ክምለስ እዩ ። ም/ቱም ኣብ ህንፃ ቤተክርስትያንን ኣብ ደሞዝ ቀሺን መኽፈልቲ ንበዓልን ዝተደረኸ ቤተክርስትያን ተይኾነስ ኣመሓዳድራ ቤተክርስትያን ሒዝኻ ትንሳኤ ቤተክርስትያን ሕልሚ እዩ ። ዓይነ ልቦናና ባዕሉ ፈጣሪ የብርሀልና ።