ስብከተ ወንጌል ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ሻምናይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 29

  • @Salam-in7ct
    @Salam-in7ct 19 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ይትሓወሶ👏❤

  • @BayratTesfay
    @BayratTesfay 20 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ለውጢን ዕብየትን ምስ እግዚኣብሔር ከም ዝህልወና ተስፋ ንገብር

  • @513-p6u
    @513-p6u 19 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለህይወት የስምዐልና ኣቦታትና በዚኣ ቀጽልዋ ከይትስልችዩ ከይትርብርቡ መንፈስ ቅዱስ የሓግዝኩም

    • @MKrtihayli
      @MKrtihayli 19 วันที่ผ่านมา

      ደሙሩኒ ደቂ ዓደይ❤❤😊

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes 20 วันที่ผ่านมา +3

    ዋው ኣገላልጻ እዛ ወንጌል ንልምዓት ሓደገኛ እዩ መምህር ፈሊጥዋ ኣሎ እንተትስዕቡዎም ካልእ ኣጀንዳ ዝሓዘ።

  • @temesgenweldmicheal1650
    @temesgenweldmicheal1650 20 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @amanteklehaimanot4344
    @amanteklehaimanot4344 11 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ መደብ እዩ ኣቦታት ፡እቲ እንደልዮ ዘለና መራሕቲ ካብ ብልሽውና ነጻ ዝኾኑ ንለውጢ ሕዝቢ ዋጋ ክኸፍሉ ዝተዳለው ብፍልጠት ብቕዓት ዝወነኑ ክኾኑ ይግባእ። እቲ ናይ ኢኮኖሚ ልምዓት ክመጽእ ነቲ ብሽም ቤተክርስትያን ዝእከብ ሞባእ ኣብ ዝተፈላለየ ስራሕ ናይ ልምዓት ከምዝውዕል እንዳገበርካ ካብ ሕዝቢ ንሕዝቢ ብዝብል መደብ ክስራሕ ይላቦ። ኣምላኽ ሰማይ ክቅንዓልና እዩሞ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ክንዓዩ ኢና ከም ዝተባሐለ ኣምላኽ ይሓግዘና።

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 16 วันที่ผ่านมา

    Thanks

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 20 วันที่ผ่านมา +1

    Btami zgerm hasabat eu egziabhare edmen tenan yesnaalna abotatna

  • @MKrtihayli
    @MKrtihayli 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MKrtihayli
    @MKrtihayli 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉😊😊

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 20 วันที่ผ่านมา

    Egziabher. yemasgen. behake. ✝️🙏🙏🙏☘️❤️☘️

  • @Tesfaldet154
    @Tesfaldet154 20 วันที่ผ่านมา

    This is wonderful I like it very much. It has to be encouraged.

  • @513-p6u
    @513-p6u 19 วันที่ผ่านมา +1

    የነታ ያሬድ ዝበልዋ እታ ዓባይ ነገር እሳ እያ ኣብጽኑዕ መራሒ ጽኑዕ ፈተና ኣሎ ኾነ ኢሉ ዘጥፍእ ተመራሒውን ኣሎሞ እዚኣ ብደምቢ ክትረአ ኣለዋ መብዛሕትኡ ግዜ ቤ/ን እትሕመስ ብኾምዚያት ስለዝኾነ!!

  • @abrehagebru5674
    @abrehagebru5674 2 วันที่ผ่านมา

    በይዛኹም ወንገል ክስፋፋህ ግበሩ እዙ ካብ ወነጌል ወፃኢ መርገም እዩሞ እዛ ሃገር ክትኧብን ህዝቢ ብሰላም ክነብርን ግበሩ

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt 20 วันที่ผ่านมา

    ቢጣዒሚ ነመስጊን ካምዚይ ዚበለ ነዓና ተሚሒርቲ ወንጊል ምጊቢና ኢዩ ኪሸዓ ከዚ ልተደባለቀ ኢዩ ኒመሀር ነርና ቢፋላይ ተጋሩ በሃማኖት ጠፉኢና ነርና ኢና ቤተክርስቲያ ትግራይኒህዚባ ኪቲመልስ ተስፈ ይገቢር እዝጋአብሔር ሀልን መጐስን የሀቡኩም አሜን

  • @News1e-l5t
    @News1e-l5t 20 วันที่ผ่านมา +1

    ብትኽክል ኢዲት አይገበርኩሞን፣ ታይ እዩ ፀገሙ፣ ልምዲ ዘለዎ በዓል ሞያ ኢዲተር ክቁፀር አለዎ። አብነት ናይ አቡነ ጴጥሮስ ሓሳቦም ተቆሪፁ አሎ። አብ ካልኦት ውን ተመሳሳሊ። አብ ትግራይ ብቁዕ በዓል ሞያ ድዩ ዘየለ ኮይኑ ?

  • @girmay0547
    @girmay0547 20 วันที่ผ่านมา

    Amlak israel msakum ykun

  • @abrehagebru5674
    @abrehagebru5674 2 วันที่ผ่านมา

    ካብኡ ልበአሰ አብ አይኑኹም ልሎ መጀመርያ ረአዩሞ ንፀግዎ

  • @grmawigrum4075
    @grmawigrum4075 20 วันที่ผ่านมา

    ኣቡነ ጴጥሮስ ዘለዎም ክፉት ርእሲ ክድነቅ ይግብኦ፤
    ዕድመ የሃበልና፤ ሓሳባትኩም ክዉን ኮይኑ የርኢኹም።

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 19 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ይትሓወሶ🙏🙏🙏❤❤❤

    • @MKrtihayli
      @MKrtihayli 19 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ❤❤❤

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤