Very good discussion 👍Absara I remember you from radio zara good to see you , the way you present the questions it shows you have the skill and qualifications of journalism. Lingo also you answered all questions good and please continue to preserve our Eritrean history 🙏 Eritreawinet kubur Menet 🇪🇷
Wowwwwwwww Halemiceal Lingo Ndhrit melskani abti nay Bolona eka melskani ke zbelkayo I don’t have word nice to see proud of you u did you dream great job 👏 👏👏👏👏💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💕
Correction Festival in Eritrea was started in1972 The name was Expo when Zewdi Araia was miss Eritrea and went to Italy 🇮🇹 and became became actors the movie la regasa forie strada And The famous z Ankora do it one more time ❤😂❤😂
Wawwww Absirey jigna and lingo thanks 😊 ,tebareku 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Abstra tewelde good to see you memhrey zerabaka Abe meryet ayewdken eyu enka eritrawie konka it's a blessing to be eritrean awet nehafashe
ንካልኣይ ግዜ ንኽቡር ስነ ጥበብን ተመራማሪ ታሪኽን ሊንጎ ክተቅርብልና ብትሕትና ንሓትት :ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ ሊንጎ ጅግና።
Thanks
Thanks Lingo!
Lingo I salute you so much. God bless you, my dear brother.
Great discussion ❤️
ብጣዕሚ ጽቡቕ መሃሪ ስነሓሳብ የቐንየልና ሊንጎ ❤❤❤ ስማዕ ኣታ ወጦጦ ሎሚ ደንጎላ ሒዝካ ፊጽ ፊጽ ምባል ኣብ ዘብጽሓካ የብሉን❤❤❤
Very good discussion 👍Absara I remember you from radio zara good to see you , the way you present the questions it shows you have the skill and qualifications of journalism. Lingo also you answered all questions good and please continue to preserve our Eritrean history 🙏 Eritreawinet kubur Menet 🇪🇷
ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ጽቡቓት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጽቡቅ ኣገላልጻን ኣቀራርባን ዕቤትን ብልጽግናን ንኤርትራ ራህዋን ሰላምን ንህዝቢ ኤርትራ ይኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሊንጎ ተገንጺሉ ዘይዉዳእ መጽሓፍ ሰነድ ናይ ኩሉ ዓዉዲ♥️💯👍
ፅቡቅ መደብ ቀፅልኦ ❤❤❤
ሊንጎ❤❤❤❤❤❤❤
Lingo, always one of the best Eritrean artist. Thank you for your contribution !
ጹቡቅ መደብ።።ታሪክና ኣምጹኡልና
ሓደ ካብቶም ሙኩራትን ፍቱዋትን ኣቅራብ መደብ፡ እንቆዕ ቀዳማይ ዕማምካ ደምዲምካ ንካልኣይ ዕማምካ ሰለጠካ።
ጥዕናን ነዊሕ ሂወትን ይምነየልካ።ብጽሞና ተኸታቲለካ መሃሪ በቃ።
"ቐጽል"❤🎉❤
ኣብሳራ ክብሪ ይሃብኪ❤🎉
Ayay Hailemchael lingo azye ye zekbreka kulu interview tgebro 4 gize krysrmaeku aytsegbon ye inqae natna konka ❤💓and thanks ABSARA Haftey❤
Wowwwwwwww Halemiceal Lingo Ndhrit melskani abti nay Bolona eka melskani ke zbelkayo I don’t have word nice to see proud of you u did you dream great job 👏 👏👏👏👏💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹💕
እኳዕብደሐን ተቐልቀልካና
ኣነስ ሃንቲ ማልቲ ክሃቶ ደስ ሚበለኒ ነሩ
❤ ናይ ብሃኪ መአምህር አዩ
ግርም መደብ ንዝርድኦስ🎉❤🎉
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 will prevail.
I love lingo he’s powerful Eritrean guy. It’s very good discussion
ሊንጎ ጂግና ናይ ጀጋኑ። ኣምበሳ ብሓቂ!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
ሊንጎ ሓውና❤ደቂ ኤረይ❤🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐪❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪ኣብሰራ❤🇪🇷💪💪💪💪
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ኣያና ሊንጎ ርጋትካ ኣገላልጻካ ርዝነት ቃላትካ ደስ ዚብል'ዩ ኣምላክ ዘመካ ይባርኽ ምስ ስድራኻ። ኣብሳራ ድማ ክብረት ይሃበልና ንእሽቶ ከለኹ ኣብ ረድዮ ይፈልጠኪ ኔረ ቡሉጽ ኣቃራርባ።
Lingo hawey Abi memhir ika dehayka ayifeleyana
Good to see you guys
❤
Welcome deki Eria
ሊንጎ ኣርካን ፌስቲቫል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
L,,
L,,
You are right
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
አታ በጃኻ እቲ ትህብዎ ርእዮቶስ ሕስብ አብሉሉ ዓቢ ማዕጾ አይትኹኑ እሞ አይገበረን ኔሩ ሕጂ ክገብር እንተ ደለየኸ በጃኹም ፍጹማት ስለዘይኮንና መሐርቲ ንኹን ምሕረት ክንተክብ ❤❤❤❤❤❤❤
ምሕረት ክንረክብ
ንመጻኢ ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራን ባህልን መጽናዕትን ምርምርን ንዝገብሩ ደቂ ሀገር ይኹኑ ናይ ወጻኢ ጸሓፍትን ተመራመርትን ዓቢ መወከሲ ክኸውን ስለዝኽእል ንትገብሮ ዘለኻ ኣብርክቶ ክብርን ምስጋናን ይግብኣካ ክትቅጽሎ ድማ ይላቦ
1992 start Festival in Asmara
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Correction Festival in Eritrea was started in1972 The name was Expo when Zewdi Araia was miss Eritrea and went to Italy 🇮🇹 and became became actors the movie la regasa forie strada And The famous z Ankora do it one more time ❤😂❤😂
🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
ምትእክኻብ ኤርትራውያን ኣብ ሙኒክ ጀርመንዩ እዓበየ መስ ከደ ኣብ ሙሉእ ኤውሮጳ በጺሑ ፌስቲባል ግና ኣብ 1984 ኢዩ ጀሚሩ
Ajoki absera habtey
ኩቡር ጂግና ሊንጎ፡ ናትካ ቃለ መሕትት ስምዕ እንተዝሓድሮ ውን ኣይምጸገብክዎን። ካድር ሊንጎ ኣብ ዓመት ሓንቲ ግዜ እንዳኮነት ይውሕደና ኮይኑ። ኣቡሳራ ድማ ዘድንቀኪ ጋዜጠኛ ክትሓቲ እንከለክስ ነዊሕ ግዜ ትወስዲ ጽቡቅ ጌርኪ ተንክስዮ፡ ንሱ እዩ ድማ እቲ ብልጫኪ። የቀንየልና ጀጋኑ ደቂ ኤረይ፡፡
ሊንጎ ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ ፡ ኣብ ዓዲ ሮሶ ንታዕሊም ምስ ወረድኩም ክሳብ ቅድሜኹም ዝነበሩ ተዓለምቲ ዝፋነው ፡ ነቶም ምሳኹም ዝነበሩ ተዓለምቲ ደርፊ ትኸረሎም(ትደርፈሎም) ኔርካ'ዶ ?
ኣባሰራ ካድር ትምህርቲ ኣብ ሳዋ ቀዳማይ ዙር ብሓንሳብ ተማሂርና 2003 or 2004
Always companion with TPLF guys you have Limited knowledge
ኣቡሳራ
መወዳድርተይ ኔራ
ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ
ዋዛ ነይርዎ ጣዕሚ
እስኪ መን 'ዩ 'ልኪ ትግጥሚ ?
ናይ ታሪኽን ባህልን ተማራማሪን ደራስን
ሃይለ ሚካኤል ሃይለ ስላሰ ( ሊንጎ)
ብጋዜጠኛ ኣብሰራ ዝተገብረሉ ቃለ መሕተት ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ብጽሞና ተኻታቲለዮም።
እዞም ክልተ ቡሉጻት ኤርትራውያን ኣሕዋተይ
ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ንኣዝዩ ነዊሕን ዝተሓላለኸን ዝመስል ኣርእስትታ ማለት ንሑሉፍን ህሉውን ከምኡ ውን ንመጻኢ ዝእምት ብዝቐለን ንኹሉ ሰብ ክርድኦን ክማሃረሉን ብዝጥዕም ኣገባብ ጌሮም ኣገዳስን እዋናውን መልእኽቶም ብጉእ ዘማሓላለፉ ኮይኑ ተሰሚዑኒ።
ምናልባት እንተ ተጋግየ ኣምበብቲ ኣርሙኒ ንዓይ ከምዝመስለኒ
ንከም ባዓል ( ሊንጎ) ዝኣመሰሉ ብተሞክሮን ሙሁሮን ዘዋሃለልዎ ፍልጠት ብጉእ ናብ ሰማዕቲ ክበጽሕ እንተኾይኑ ነቲ ቆፎ ፍልጠት ናይቲ ተሓታቲ ጋሻ ክብርብር ዘኽእል ሞያዊ ፍልጠትን ተሞክሮን ብልሕን ዘጣመረ ሓታቲ ምስ ዝረክብ ኣድማዒ ይገብሮ እሞ ኣብሰራ ነዚ ኣዜየ ዘድንቖን ዘኽብሮን ( ሊንጎ) ፍልጠቱ ንኽትብብር ዝተኸተለቶ ኣገበብ ከየድነቕኩዋ ክሓልፍ ከመይ ጌረ?
ንሊንጎ ገና ንእሽቶይ ከለኹ በታ ኡዱድ ዘመተ ኣርእስታ መጽሓፉ ኣምቢበየ ተላልየዮ። ብድሕሩኡ ዘፍረዮም እውን ከምኡ ሓደ ካብ ዓበይቲ መምሃራን እዩ።
ኣብሰራ እውን ብሞያኣ ጣራይ ዘይኮነ ብተሞክሮ ዘዋህለለቶ ገና ዘይተበርበረ ፍልጠታ ብኸምዚ ናይ ሎሚ ኣገባብ ቀጻሊ መደባት ከተቕርቢ ትጽቢተይ ክገልጸልኪ።
ናብ ቡዙሓት ክበጽሕ ከኣ ነማሓላልፎ።
ካብ ዘድንቐኩም ሓውኹም
ዑቕባይ መስፍን
ክቡር ሓው ዕቅባይ ስለቲ ንኹሉ እቲ ቪዲዮ ተኸታቲልካ ዛሃብካና፡ ንቅድሚት ክንስጉም ዝሕግዘና ሞራላዊ ሪኢቶኻ ብልቢ ነመስግን። ከማኻ ብዕምቆት ኣስተማቂሮም ሞራል ዝህቡ ሰማዕትን ተዓዘብትን ይብዙሕልና። ደጊምና ልባዊ ኣክብሮታዊ ምጋናና ነቅርብ።
ዋና ዘይቡሉ ጅግንነት ኤርትራ ብከምዚ ክውስድ ዳግም መግዛኣቲ ኤትዬጲያ።።ንኩሉ ጅብ ጐቢየ።።ዓስማን ዓብደርሒም ንምጽዋዕ እንተዘይደርፈላ ኣርኣይ በላይ ኣብታ መን እዩ 😀በደለኛ ትብል ታሪክ ሚኪኣልን ኣልማዝን ንግጥሚ ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ኣይመስፈራን።ባኣሉ ግርማ እውን አብ መጽሓፉ ኦሮማይ ኣይምደገማን።ስርቂ ጅግንነት ከሕርቀኒ።
ኣብሰራ ተወልደን ሊንጎን ንተበግሶ'ዚ መደብ ምውሳድኩም ዝነኣድ ኢዩ። ሓንቲ ትደጋገም ጉዳይ "ታሪኽና ብግቡእ ይዝንቶን ይስነድን የለን፡ ታሪኽና ይስረቕ ኣሎ" ብሰንኪ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጨፍላቂ ምሕደራ፡ ሓሳብካ ብናጻ ምግላጽ፡ ናይ ብሕቲ ማዕከናት ዜና የለን። ጉጅለ ህግደፍ ብዘይካ ንዕኡ ዝውድስ፡ ዝነቕፎን ዝእርሞን ክሰምዕ ኣይደልን ኢዩ። ስለዚ ጸገም ናይ ደረስቲ ወይ ዘየምቲ ዘይኮነ፡ ንፍልይ ዝበለ ሓሳብ ዘለዎ ሰብ ወይ ጉጅለ ዝቅበል ባይታን ዕድልን ስለዘየለ ኢዩ። ኤርትራውያን ክንምዕብል እንተኾይና ነቲ ሓቒ ከምዘለዎ ምግላጽ እምበር ጎቦ ጎቦ ምኻድ ኣየድልን ኢዩ።
Correction Tsbi Tsom was written by Haile Negussie Mensaey he is in Germany 🇩🇪 Frankfurt nor Osman not Alaamin😂
Singer Alamin but originally Osman
Lingo i do understand why tigrians are talking about Eritrea?
You can say what you’re saying if the constitution implemented in Eritrea simple thank you
Bitami des zebil eyu kexlwo
ግሩማ ዕላል። መንእሰይ ኤርትራ ክፈልጦን ክመሃሮን ዝነበሮ ኣብ ኣይውግእ ኣይሰላም ተወሊዱ ዓብዩ፣ ከይፈተወ ዓዱ ሓዲጉ ክስደድ ኮይኑ ዳርጋ ባህሉ ፣ ታሪኹ ወዘተ ኩሉ ከይፈለጦ ሓሊፍዎ ዝገደደ ኤርትራና ን ንዓና ቦታ የብላን ዝብል ሃሳዬ ስሚዒት ኣሕዲሩ ኣብዚ ሎሚ ዝርኣ ዘሎ ኩነታት ይርከብ።
ንዝኾነ ነገር ንምንታይ ኮይኑ ኢልካ ኣብዝሓኣለፈ ምቑዛም ዋጋ የብሉን፣ ይኹን እምበር መምሃሪ ኮይኑ እዚ ኩነታት ከመይ ይተዓረ? እንታይ ክግበር ኣለዎ? ዝብል ሕቶታት ግን ብመንግስትን ዝምልከቶ ኣካል ሕብረተሰብ ኤርትራን ብጻዕቂ ክሰርሑሉዶ ይግባእ?
The problem is we have absolute dictatorship in Eritrea no body has a right to rise any political issue so there is no any political involvement ::
You are not Eritrean why bother
@@elizabethyemane9570 you talking to the dictator yes he is not Eritrean you’re right
Haha you wish he is not! save it and keep listening you may learn something about Eritrea. Your name tells it all
@@elizabethyemane9570 there is nothing to wish about he is from Tigray
ኣቶ ወልዳኣብ ሓያል ጻሓፊ ኔሮም ግን ታሪኮምን ዝክሮምን ኣይሓደጉን ግን ኣብ 1982 ኣብ ሮማ ሎሚ ሚንስትር ሕርሻ ኤርትራ ኣረፉይነ በርሀ ቃል ምሕተት ጌርሎም ብመጠኑ ተደቢስና፡ንኣቦና ሸክ ኢብራሂም ዓሊ እውን ኣብ ካይሮ ብ መንስተኢብ የሴፍ ዝተገብረ ቃል ምሕተት ኣሎ እብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዝወጸ።።ከቢረ ኣብ ሶማል ኮሎ ዝጻሓፎ ድብድብ ሓንቲ ማዕልቲ ኣንበሳ ትብል ጥቅሲ ጥራይ ንርክብ ንኤርትራ ታሪክ ተሰዊኡ ኮሎ እሞ ቀዳማይ ስምኣታት ኣብ 1946።ታሪክን ገበርቲ ቅያ ኤርትራዊያን እናሃለዉ ነብሶም ኣልዒሎም ኢሎም ጽሕፎም ከይባሃሉ ቡዙሓት ጀጋኑን ስዋኣት ኣለዉ።ዳሓር ወያነ ታሪክና ሰሪቅዎ ይባሃለለይ ድማ።።ግድፉና።።ጀብሃን ሻዕቢያን ታሪከን ኣብ ምጽሓፍ ዘፈሸላ ውድባት።ስውራና ተዘልፉ፡ተጋድልትና ትሕቲ ባዶ ኮይኖም፡ናጽነት ዘምጻእ ዋዕሮታት ተጸሪፈን፡እምኒ ዝድርቢ ዝጸነሐ ወያነ ንዓስርተ ዓመት መልሚላቶ።ዋርሳይ ንልእላውነቱ ወዲቁ ታሪኩ ክጽሕፍን ክሕልፍን ኣይካኣለን።ምንጪ ስደት ታሪካ ዘይምጽሓፍ ምካኑ እመኑ።ቅብኢ ናይ ሚኬኤል ኣዶናይ ኣብ 2003 ኣብ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ናይ ኤትዬጲያ ተሰሪቃ፡፡መቻቻል፡፡፡ትብል አርእስት ሂቦም ኣብ ዓምዲ ኣድማስ ጠቂዖማ ሪአ።ሚኪኤል ኣዶናይ ሕጂ ኣብ አውስትራልያ ኣሎ።።ክንደይ ኣብ ሃገሩ መፍረይ ኣብ ቅብእን ድርሰትን።።
Mene'ay was not a singer
ኣዛርባካ ንጹር ኣይኮነለይን ሊንጎ፡ ሓላፍነትካ ብጉቡእ ነዚ መንእሰይ ካብ ዘለካ ተመክሮ ከተውሪስ ምተገባኣካ። ጸገም መንእሰይ ብዓቢኡ ንስኻትኩም ኢኩም።
ኣብ ፈስቲቫላት ንባዕልካ መጺኻ ተመኩረካ ንናእሽቱ ደቅኻ ሂብካ ኣይትፈልጥን።
ንመን ርእዩ መንእሰይ እዚ ትብሎ ዘለኻ ክገብር። ሓላፍነታዊ ኩን። ፖለቲካዊ ኣራእያካ ብዘይየገድስ ንባዕልካ ኣብ ፈስቲቫላት ምጻእ
ትዕድሙዎ'ዶ ንስኹም'ከ?
መን ምስ ዓደሞ'ዩ ናብ ፌስቲቫል ዘይትምጽእ ትብል ዘሎኻ?
ከም ሊንጎ ዝኣመሰሉ ኣብ ምዕቃብ ታሪኽና ብዙሕ ዝሰርሑ ሰባት ክንከስበሎም ዝግባኣና እቲ ፈስቲቫል ናይ ጓይላን ሳዕስዒትን ጥርሕ ጌርኩሞ'ሲ ብኸመይ መልክዕ ኢዩ ናብቲ ፌስቲቫላት ትም ኢሉ ክኸይድ።
ምንጋር ታሪኽ ከም ኣካል ናይቲ ፈስቲቫል ሰሪዕኩም ከም ሊንጎ ዝኣመሰሉ ክኢላታት ብዓቢኡ ኻኣ ሓርበኛታት ብምዕዳም ንናኣሽቱ ወለዶታት ከተስተምህሩ ተበገሱ መጀመርያ።
ኣሳታፊ ክኸውን ኣለዎዶ በልካ ! ዝተኸልከለኸ ኣሎዶ : ባዕሉ ትግራይ ትስዕር ክብል እንተዘይመጸኸ ንመን ኢኻ ክትወቅስ !!! ንስኻኸ ትሳተፍዶ ኣለኻ ወይስ ብጥልቁይካ ኢኻ ዘለኻ ::
ሊንጎ ክንድዚ ክትጣበቅ ታሪክ ኣልቦ ኢካ ኣቦታትካ ሰብ ታሪክ ኢዮም ንስካ ግን ጠላሚ ወለዶ
ለኽባጥ ንስኻኸ እንታይ ጌርካ ? ሓሳዊ ወረጃ ማዕዶ : ፈሽኳል : 🤫🤫🤫🤫🤫🤫🤫🤫🤫🤫🤫