72 73ክፋል ምዕራፍ 4 PRISON BREAK ፕሪዝን ብሬክ season 4 JossyT|Hdmonanebarit|recaper tgrigna prison break
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2023
- PRISON BREAK part 1 • ፕሪዝን ብሬክ 1ምዕሩፍ 1ክፋል ንሓ...
PRISON BREAK part 2 • 3ይን 2ይንክፋል ፕሪዝን ብሬክ ምዕ...
PRISON BREAK
/ jossyttt
ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ ንሎሚ ድማ ከምቲ ልሙድ ኣዝናገዕትን ቁም ነገር ሓዘል ሓሳብት ሒዝናልኩም መጺና ኣለና።
ከምቲ ናይ ወትሩ ልማድኩም ድማ ላይክ ሸር ብምግባር ኣተባብዑና ።
ብተወሳኺ ናብዚ ቻነልና ሓደሽቲ ኰንኩም ከማኡ ድማ እንተ ፈቲኽሞ ሳብስክራይብ ብምግባር እቲ ዘነጽፍ ሓገዝኩም ኣበርክቱልና።
intro : Music from Tunetank.com
Theme: Music from Tunetank.com
MelancholicBird - Deep Ocean Meditation (Copyright Free Music)
Download free:
Outro: Music from Tunetank.com
Download free:
#JossyT #eritrea #PRISON BREAK #eritrean #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreansong #eritreanprank #eritreanvideoreaction #neshneshtv #starEntertainment #awitaፍቅር #aledamidea #kapphili #maggyshow #ethiopianfunny #eritreanfunny #habeshtiktok #mahderproduction #abelinfotv
ያ ዶንጊኻና ጆሲ ዓርከይ ኣንሕና መኣስ ክትመጽእ እያ እልና ከይ ደቀስና ክወግሕ እዚ ብሕግ የሕትት እዩ😢😊❤
ሓጺራትኒ ንዓይስ ❤
እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ቡሩኽ ሓወይ
ትዝርግሓሉ ሰዓት ኣይመረጽካን ፍርቂ ለይቲ እዚኣስ ሕሰበላ ደኣ ናይ ምሸት እንተትሰዳ ደስ ምበለና ግን ምስ ሰናይ ይቅረታ🙏🏾
ጀሲ ሓወይ በጃካ አትደንጉየና 👏♥️
ኣንውሕ ኣቢልኻ እባ ኣምጻልና😊
thnkas bro kxbeyeka xenihe
በጃኻ ኣንውሓዮ እዚ ሓንቲ ክፋል እያ በጃኻ ብዝተኻኣለካ ኣንዋሓያ❤
At least 3 part please 🙏🏾
Joss haxira anwihka zerghaya btami xubuq aqararba ❤❤❤
Jositey wela nxebe a anwh abilka amxalba mekseb alem ❤❤❤❤❤
ዋዋውው ኣዴኦም ኣላ ዋዋዋውውውው፥ ጥበብ ናይ ኣዴኡ ወሲዱ ማለት እዩ እኮ እስኮፊል፥ ❤❤❤
Jossy hawaey mara haxerirtna
ከምዚ ከማይ ብቲጺቢት ዚጺበያ ኣሎ ዶ ኣይመስለኒን እስከ ላይክ ሃቡ ከምዚ ከማይ ቲጺበዮ
Mara haxiratna please anwhaya
Neaka like aykonen kalie ygbaka ,,,, gn ,,, bejaka nay 1 seat gberelna kurub anwh abla ,,,,, ane krieya keleku huqoy btaemi eyu zhmeni mknyatu temesite eye zrieya 😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ግን ኣይትደንጊ ኢካ❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you Jose hawey ❤
በጃኻ ቀሊጢፍካ ኣምጻልና ❤❤❤❤❤❤❤
ሙሉእ ማዓልቲ ክጽበ ዊዒለ ታንክስ ብሩከይ❤❤❤