82 83ክፋል ምዕራፍ 5 PRISON BREAK ፕሪዝን ብሬክ season 5 JossyT|Hdmonanebarit|recaper tgrigna prison break

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2023
  • PRISON BREAK part 1 • ፕሪዝን ብሬክ 1ምዕሩፍ 1ክፋል ንሓ...
    PRISON BREAK part 2 • 3ይን 2ይንክፋል ፕሪዝን ብሬክ ምዕ...
    PRISON BREAK
    / jossyttt
    ሰላም ኩቡራት ተኸታተልቲ ንሎሚ ድማ ከምቲ ልሙድ ኣዝናገዕትን ቁም ነገር ሓዘል ሓሳብት ሒዝናልኩም መጺና ኣለና።
    ከምቲ ናይ ወትሩ ልማድኩም ድማ ላይክ ሸር ብምግባር ኣተባብዑና ።
    ብተወሳኺ ናብዚ ቻነልና ሓደሽቲ ኰንኩም ከማኡ ድማ እንተ ፈቲኽሞ ሳብስክራይብ ብምግባር እቲ ዘነጽፍ ሓገዝኩም ኣበርክቱልና።
    intro : Music from Tunetank.com
    Theme: Music from Tunetank.com
    MelancholicBird - Deep Ocean Meditation (Copyright Free Music)
    Download free:
    Outro: Music from Tunetank.com
    Download free:
    #JossyT #eritrea #PRISON BREAK #eritrean #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreansong #eritreanprank #eritreanvideoreaction #neshneshtv #starEntertainment #awitaፍቅር #aledamidea #kapphili #maggyshow #ethiopianfunny #eritreanfunny #habeshtiktok #mahderproduction #abelinfotv

ความคิดเห็น • 269

  • @EsseyTesfay-po6zo

    ኣየ ማይክል መከረኛ 😢

  • @gjcg6332
    @gjcg6332  +45

    በጃካ ቅልጥፍ ኢልካ ስደደልና ዝሓወይ♥️

  • @feqereu1860

    ኡፍፍ እንቃዕ ብሰላም፡መጻእካ ኣነ ካኣ ኮፒ ራይት ምሕላፍ ከሊኦሞ ማሌት ኢዩ ኢለ ተጨኒቀ ቀንየ 😢❤ በጃካ ብዝተካኣልካ ወላ ኣብ ካልእ ዝርግሓልና😂😂

  • @user-rw7vr4ur9d

    ኡፍፍፍ ማይክ ብሂወት ኣሎ ናይ ታሓጓስ ሓጻር ሻሂ ምስ ክልተ ባኒ ኡኹል ኢዩ

  • @gjcg6332
    @gjcg6332  +10

    እፍፍ እንካዕ ቢሂወት ሃለወ ማይከይ ጅግና❤

  • @user-jl2ss3tw9s

    ማይከል እንኳዕ ሃለወ ብሂወት❤❤ በጃኻ ኣይትደንጉዮና🙏

  • @user-ij3tp1ep5x

    Welcome back josi gin dongikna qenka. 😢❤❤ ❤❤😮😮😮😮

  • @Filmon1234

    Josss ttt ናይ ካሎኦት ኣየገድሰንን ኢዩ ንዓይ ግን ትድንግየኒ ኣለካ ኣንውሕሕሕሕሕ, ክኣ ኣብሎ

  • @robelandebrhantsgay5957

    Ewy jossy hawey Tnx broski hemaq qene ❤🎉

  • @Hermunteklab-bq6xv

    Jossitey nty yak ashaqilkani broye

  • @user-rs9fb6dp5d

    እዋይ ትጽቢት ክኸፍእ ❤❤❤❤❤❤

  • @WediAbrhale

    ጆሲ ዓርከይ ዶንጊኻና 😢 ቀኒኻ ብጣሚ በዛ ፊልም ተወሊፈ ኣለኩ

  • @Filmon1234

    Oh ማይክል ብምህላው ሓጎሰይ ምቁጽጻር ሲኢነ 😂😂😂😂😂😭😭😭😭😭😭😂😂

  • @yonasabrham

    በጃካ ቀልጢፍካ ስደደልና ደመይይ

  • @sheba03
    @sheba03  +15

    ማራ ኣምሲኻ😢ጽባሕ ንግሆ ምህሮ ኣለኒ ግና ክሪኣ እየ በጃኻ ኣይትዶንጊ

  • @filijirom550

    ጆሲ ሓወይ እንኩዓ ብሰላም መጻካና ማይክል ጅግና ❤❤❤❤

  • @daniealmajor6293

    ጀሲ ሓወይ እንኮዕ ብዳሓን መጻኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YonasMhari-wi2lo

    ኣጆካ ዘሓወይ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣር

  • @mhreteab

    Welcome back josi gin dongikna qenka ❤❤

  • @Abilovetube742

    ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን