DW TV ገጣሚት ይርጋለም ኣጽብሃ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • Subscribe ይግበሩ!
    ©Copyright: Dimtsi Weyane Television
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    -----------------------------
    Website www.dmtsiweyane...
    Facebook / dimtsiweyane
    Twitter / dimtsiweyane
    Telegram t.me/DimtsiWey...
    Instagram / dimtsiweyane

ความคิดเห็น • 251

  • @user-ol3er1qu3r
    @user-ol3er1qu3r 4 ปีที่แล้ว +15

    ተጋሩ ኣሕዋትና ነዛ ጋል ባይታ ፍጠሩላ
    ዘይተበርበረ ሓንጎል ኣለዋ።

  • @merimerimerimeri1307
    @merimerimerimeri1307 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይይይይ ምቅርቲ ፍጥረት ቀፅልሉ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ ፅሪቲ ፍጥረት

  • @MeseleHagazi-nr5py
    @MeseleHagazi-nr5py หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ንፍዕቲ ቆልዓ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ
    @ኣዙየማርያምልጅአዙየማርያ 4 ปีที่แล้ว +12

    ይርጉዋይ ጋልዓደይ ጋልቶም ጀጋኑ ኣፅቢ ወንበርታ ገቦዝ ቅድሚ ሐዚ ካ ኮርየ ነይረ ኣፅቢ እየ ዘይበልኪ ሕጂ ግን ኣሖጊስክኒ ፅሪትዋይ

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 4 ปีที่แล้ว +56

    ኣነ ዝምነያ ትግረወይቲ እዚኣ እያ
    ኣባህላይ ኣብ ላዛ ኣዛራርባኣ ወርቂ እዩ
    ሓገዝ ክግበረላ ተስፋ እገብር
    እምበር ከ ተስፋ ኣሎዋ ንፍዕቲ እያ

    • @user-jp7jj1cz5k
      @user-jp7jj1cz5k 4 ปีที่แล้ว +1

      ስማዕ እንዶ ሓወዋይይ
      ላዛካ ኮ የኩርዐካ እንበር ኣየሕፍረካንን ስለዚ ናይዚኣ ይኩን ናይካልኦት ግንን ንናይ ባዕሉ ላዛ ዝወነነ ኣየሕፍርንን ዩ

    • @abielteklehaimanot5275
      @abielteklehaimanot5275 3 ปีที่แล้ว

      Ezia dea fliyti eya eritrawit keytkewn bezerarbea

  • @tesfomkufulu8386
    @tesfomkufulu8386 4 ปีที่แล้ว +25

    ናይ በሓቂ ንፍዕቲ ኢያ እዛ ጋል ኮሜዲ ስርሒ በልዋ

  • @brktihagosgaltigray1027
    @brktihagosgaltigray1027 4 ปีที่แล้ว +28

    መሓዛይ ሽኮር ኣጆኺ ቀጽልሉ

  • @bahtimegabit8702
    @bahtimegabit8702 4 ปีที่แล้ว +27

    ማራ ኬፍ አለኪ ብፍላይ ክትወራዘይ ከለኪ ...💪💪💪

  • @aneafricawiye2046
    @aneafricawiye2046 4 ปีที่แล้ว +7

    ይርጋለም ሽኮርርርር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣሪ

  • @kiflomghebrezgiabiher2621
    @kiflomghebrezgiabiher2621 4 ปีที่แล้ว +15

    ዝገርም ዝድነቕ ናይ ብሓቂ ናይ ልቢ ካብ ውሽጢ ዝወጸ ኣደናቒ ጥበብ ኣሎ ኣብ ውሽጥኺ ይርጋ ሓፍተይ ብራቫ። ቀጽልዮ ፍሉይ መድረኽ ክወሃበኪ ተስፋገብር ክብርቲ ፍጥረት. ዕድመን ጥዕናን ኣሳልጦን ይሃብኪ። ኩልና ድማ ኣብ ጎንኺ ኣለና ብኣጠቓላሊ ድማ ህዝቢ ትግርኛ ምሳኪ ኣብ ጎንኺሎ ቅሰኒ ኩሉ ክኾነልኪዩ ድሌትኪ። እስኺ ኣምባሳደር ህዝቢ ትግራይን ኮንኪ ህዝቢ ኤሪትራን ከስተማቕረኪ ኣብ መድረኽ ናይ ኣስመራ ታዓዲምኪ ክርእየኪ ተስፋይ ዓቢ ዓቢዩ። እስኺ ወርቂ ዝኾንኪ ወኪል ህዝቢ ትግርኛ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ትግርኛ ጓል ውቕሮ ሽኮር ዋወውውው ክእመን ዘይከኣል ሚራክልዩ ስራሕኪ ኩሉ ይርጋ ጽብቕቲ ፍጥረት።
    ልዕሊ ማንም ፍጡር ሽኮሪኺ ቅንዕና ዓለምኪ ብሓቂ። ብኸመይ እረኽቦ መጽሓፍኪ ሃንቀው አብል። ሓብርና ኢኺ ወይ ናብ ጀርመን ስደዲዮ ኢኺ ይርጋ ብቐሊል ክንረኽቦ።
    ተስፋገብር ኣብ ድምጺ ወያኔ ዕድል ሰፊሕ ዕድል ክኽፈተልኪ ይርጋ ሓፍተይ።

  • @user-rg6uq5ce8d
    @user-rg6uq5ce8d 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ ትብሊ ገጣሚት
    ዝኾነ መራኸቢ ብዙሓን ትጥመቅ ድያ የሕዋት

  • @user-yt2xo1vy1y
    @user-yt2xo1vy1y 2 หลายเดือนก่อน

    Yergalmey mekrti edmen tenan yehabi zeyaday ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @agiazitalula3331
    @agiazitalula3331 4 ปีที่แล้ว +21

    ይርጉ ንፍዕቲ አፋዊ ገጣሚት!✍️✍️📖📚

  • @biniamokbamariam4649
    @biniamokbamariam4649 4 ปีที่แล้ว +9

    ሽሕ ግዜ ላይክ ሂበክን ኣለኩ

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 4 ปีที่แล้ว +13

    ብጣዕሚ ልዋ ኢኺ ብዙይቓፅሊ በርትዒ ልዋ ልዋ ኢኺ

  • @ruftatesfalem1071
    @ruftatesfalem1071 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋው ይርጋእለም ብሓኪ በላሕ ብዓልቲ ፍሉይ ትዕድልቲ ብሓኪ እየ ዘድንቀኪ ብፍላይ ከኣ እታ ሽኮርየ ኣነ እትብል ደጋጊመ እየ ዝሰምዓ

  • @kemmenbibu4161
    @kemmenbibu4161 4 ปีที่แล้ว +9

    እምበርዶ ትግርኛ ጥራይ እያ ትዛረብ ዘላ ፍሉይ ብቕዓት ፍሉይ ኣገላልጻ ክእለታ ኣገራሚት የብላን ዝወጻ ።ንትግርኛ ትግራይ ካብ መቓብር ተውጽኣ ኣይትሕውስ ኣይትኾላልፍ ሕጂ ግርም መምህር ፈላስፋ ተረኺባ ድሕሪ 60 ዓመት ብዘይ ከርከባ ሕጂ ተጠቀሙላ ኣቱም ትግራዎት ኢና እንዳበልኩም ነቲ ትግርኛ ክትሕንፍጽዎ ትዉዕሉ ዘለኹም ።ስድራኺ ክብርን ምስጋናን ይሃቦም ፈጣሪ ነዓኺ ዝሃቦም ኣጆኺ ብሓይሊ ፈጣሪ ከምታ ዝበልክያ ሽኮር እየ ኣነ። ይርጋ ኣውሒድክላ ናእዳ ማዓር እውን ይንእሳ። ኣነስ ምበልኩኺ ማይ ኣብኩሉ ዘልኺ፨

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc5418 4 ปีที่แล้ว +1

    ምቅርቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 4 ปีที่แล้ว +76

    ኣብ ድምጺ ወያነ ቲቪ ናይ ባዕላ ፕሮግራም ተመሓላልፈሉ ክፍለ ግዜ ሃብዋ። ኩሉ ናይ ኣማርኛ ፕሮግራማት ዓጺኹም ከምዚ ናይ ጥበብ ፍቕሪ ዘለዎም መናእሰያትና ስራሕቶም ዘመሓላልፍሉ ክፍለ ግዜ ክረኽቡ ግበሩ

    • @user-el6mn1yu2d
      @user-el6mn1yu2d 4 ปีที่แล้ว

      ኣብ ሓሳብካ ምሉእ ብምሉእ እሳማማዕ እየ፣ ኩቡር ሓው

    • @Fidelapps
      @Fidelapps 4 ปีที่แล้ว

      ኣምሓርኛ ኣይዕፆን ግን ምስ ራራ ጥበብ ተትሰርሕ

    • @pepsibm1926
      @pepsibm1926 4 ปีที่แล้ว

      ፕሮግራም ፍለዩላ መጫወቲ ኮይኑ ድምፂ ወያነ ቲቪ

  • @yoseferitrean7065
    @yoseferitrean7065 4 ปีที่แล้ว +25

    እዛ ጋል ናይ ብሓቂ ተውህቦ ዘለዋ ኢያ:: ትግርኛኣ ኸኣ ሕዋስ ዘይብሉ ጽሩይ:: ብሓቂ በላሕ ምኻና ኣብ ግጥምታታ ትጥቀመሉ ሓሳባትን ቃላትን ይምስክረላ:: በርትዒ ንፍዕቲ::

    • @mussie994
      @mussie994 4 ปีที่แล้ว +4

      ፅሩይ ትግርኛ ዝብሃል የለን።ኩሉ ትግርኛ ማዕረ እዩ ኮይኑግና በቢከባቢኡ ነናይ ባዕሉ ላህጃ ግን ኣሎ። ንኣብነት ኣብ ራያ ከባቢ ዝዝረብ ትግርኛ ምስ ናይ ሽረ ወይ ዓድዋ ትግርኛ ዝተፈላለየ እዩ። ከምኡ እውን ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዝዝረብ ትግርኛ ምስ ናይ ከባቢ ሰንዓፈ ዝዝረብ ትግርኛ ዝተፈላለየ እዩ። ኮይኑ ግና ኣብ ከባቢ ሽረ ወይ ዓድዋ ዝዝረብ ትግርኛ ፅሩይ ኣብ ከባቢ ራያ፣ሰንዓፈ ወይ መቐለ ዝዝረብ ትግርኛ ግን ዘይፅሩይ ትግርኛ ማለት ኣይኮነን።

    • @yoseferitrean7065
      @yoseferitrean7065 4 ปีที่แล้ว +1

      Mussie A ጽሩይ ዝብሃል ኣሎ: ናይ ካልእ ቃላት ከይሓውስካ ምዝራብ ጽሩይ ትግርኛ ይብሃል:: ኣምሓርኛን ትግርኛን ሓዋዊስካ ወይ ድማ ትግርኛን እንግልሽን ወይ ድማ ትግርኛን ዓረብ ሓዋዊስካ ምዝራብ ዘይጽሩይ ይብሃል:: ጽሩይ ዝብሃል ምሉእ ብምሉእ ትግርኛ ምዝራብ ኢዩ::

    • @mussie994
      @mussie994 4 ปีที่แล้ว +3

      @@yoseferitrean7065 እንድሕር ዓረብ ይኹን እንግሊሽ ከይሓወስካ ትብል ሃሊካ ሓሳብካ ተቐቢለዮ ኣለኹ። ገሊኦም ግና ነቲ ኣብ ከባቢኦም ዝዝረብ ትግርኛ ፅሩይ ኣብ ካልእ ከባቢ ዝዝረብ ከዓ ዘይፅሩይ ገይሮም እቲ ንሶም ዝ ዛረብዎ ትግርኛ ጥራሕ ትክክለኛ ገይሮም ዝሓስቡ ስለዘለው እየ።

  • @user-dy1du2oh9h
    @user-dy1du2oh9h 4 ปีที่แล้ว +2

    ይረጋለመ ሸኮርርር ዕድመን ጥዕናን የሀበልይ ፈጣሪ

  • @lixmont8294
    @lixmont8294 4 ปีที่แล้ว +2

    ሽኮሪና ጎል ትግራይ ዓደይ ቀፅልሉ

  • @user-lq4fw2qm9s
    @user-lq4fw2qm9s 4 ปีที่แล้ว +19

    ንፍዕቲ ጓል ብሓቂ ኣድኒቀኪ እቲ ትግርኛኪ ክዓ ናይ ኣማረኛ ገለ ሕዋስ ዘይብሉ keep It up Ma Sis 💛💗

  • @tesfaldetberhe2034
    @tesfaldetberhe2034 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይብሓቂ ብርትዕቲ ጋል ቀጽልዮ

  • @khanali2910
    @khanali2910 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቀፅልሎ 😍😘

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว +3

    ላዛአ ካብ ኩሉ ዘደነቅኩዋ 100%

  • @e.brhane
    @e.brhane 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ሽኮር ኢኪ!!!
    ኩላትና ከማኪ ይግበረና።

  • @rahawatuemay2699
    @rahawatuemay2699 4 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይይ ዝያዳይ ካብዚ ብላዕሊ ጥበቡ ይግለጸልኪ አምላክ ዝሓፍተይ💟💟💟💟💟💟💟💟💟

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 4 ปีที่แล้ว +2

    ፉሉይ ተውህቦ ዘለኪ ጋለንስተይቲ ኢኺ ኣዚኺ ክትጸቕጥሉ ደስስ ይብለኒ ኣጆኺ።

  • @mussie994
    @mussie994 4 ปีที่แล้ว +23

    ንፍዕቲ ጓል ቀፅልሉ ኣንቱም ፅሩይ ትግርኛ እባ ገለ ትብሉ ዘለኹም ፅሩይ ትግርኛ ዘይፅሩይ ትግርኛ የለን። ኩሉ በቢከባቢኡ ነናይ ባዕሉ ላህጃ ኣለዎ ኩሉ ሕብረተሰብ ክኣ በቲ ናቱ ላህጃን ቋንቋን ሕቡንን ኩሩዕን እዩ።

    • @aminekibrom8448
      @aminekibrom8448 4 ปีที่แล้ว +1

      Nefeti Nay behaqi semart so edmen tenan yehabki haftey

    • @galdigsa3394
      @galdigsa3394 4 ปีที่แล้ว

      Hakka mussie hawey xruy gele zbehal kanka yelen

  • @user-oc4up5dm3k
    @user-oc4up5dm3k 4 ปีที่แล้ว +5

    ጓል ዓደይ ሽኮር💪💪❤❤❤❤

  • @embafrashbrhane5037
    @embafrashbrhane5037 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣእሚ ጎበዝ እያ።

  • @andompillastro6856
    @andompillastro6856 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ፍሉይ ክእለት ኣለኪ ብጣዕሚ ታሓጊሰልኪ ይርጋኣለም ኣብ Dwet ፍሉይ መደብ ናትኪ ተዝውሃበኪ ጽቡቕ ነሩ ብምንታይ ክንረኽበኪ ንዓቕመይ ክሕግዘኪ ባህ ምበለኒ

  • @wedibaba143
    @wedibaba143 4 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ እዛ ጋል ገጸባህራ ደስ ክብለካ ውቅብቲ *ኣዛራርባኣ እሞ በቃ ውዱእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክርደኣካ ዝኽእል ብሉጽ መልእክቲ ከማኪ ጋል ተድልየኒ ኣላ ንዓይ ከኣ ጥዑማት ቃላት እንዳ ገበረት ተራሳርሰኒ*

    • @user-jp7jj1cz5k
      @user-jp7jj1cz5k 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክ ከማፀአልካ የ ተፀበየኒኒ

    • @hb233
      @hb233 3 ปีที่แล้ว

      ሆሆሆሆ ጉድ እኮ ነው

  • @MotnaMotNatsnet
    @MotnaMotNatsnet 4 ปีที่แล้ว +2

    እውይ ክጥዕም ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ።

  • @ጋልትግራይእየ
    @ጋልትግራይእየ 4 ปีที่แล้ว +4

    ይርግየይ ምቅርቲ ንፍዕቲ ቀፅሉሉ ኣጀኪ

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 ปีที่แล้ว +3

    waw ንፍዕቲ ገጣምት ብጣዕሚ ትድነቅ ጓል

  • @user-wp4df3hj2h
    @user-wp4df3hj2h 4 ปีที่แล้ว +5

    ንፍዕቲ ገቦዝ አለኪ ግን መስቀል ተዝገብሪ ፅብቅ ነይሩ

  • @biniamokbamariam4649
    @biniamokbamariam4649 4 ปีที่แล้ว +4

    ሽኮረይ ኢኪ ኣጆኪ

  • @weditigray3513
    @weditigray3513 4 ปีที่แล้ว +5

    ደስ በሃሊት

  • @ከትእዛዝህየተነሳአስተዋለ
    @ከትእዛዝህየተነሳአስተዋለ 4 ปีที่แล้ว +19

    ይርጋለም ጓል ኣፅቢ ዓደይ ማዕተቢኪ ናበይ ገይርክዩ ኣይባህልክን ናይ ኣዴታትና ኣይኮነይን እሞ ማዕተብኪ መልስኪ እሰርዪ

  • @kobekifle4724
    @kobekifle4724 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው ጎበዝ ኣጀኪ ይርጋኣለም ሽኮር***

  • @samabraha3833
    @samabraha3833 4 ปีที่แล้ว +2

    You are amazing women. God bless you.

  • @gualtigrina5944
    @gualtigrina5944 4 ปีที่แล้ว +2

    Powwwwwww betami belah gual.adnikeki beflay beflay ka nuxur tigrina be mgtamki kexliyo xebkti haftey❤

  • @user-ou2ly9oo5k
    @user-ou2ly9oo5k 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋዋ ናብሓቂ ጎበዝ ኢኪ ቀፅልሉ ፍሉይ ተውህቦ አለኪ

  • @user-df1yt5pb2n
    @user-df1yt5pb2n ปีที่แล้ว

    Mekshey gobez👌

  • @ruthyemane619
    @ruthyemane619 2 ปีที่แล้ว

    Bitaemi nifieti eki.
    Abzi keyteqatitsi no buzuhat inspiration eki.

  • @በጃኺንዶኤርትራ
    @በጃኺንዶኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +4

    ትግርኛኣ ክጸሪ ኣጆኺ ቀጽልዮ ዕበይልና

  • @salimasmar2875
    @salimasmar2875 4 ปีที่แล้ว +7

    በጃኩም ናይዛ ጅግና ይርጋኣለም ስልካ ተሓባበሩኒ በጃኩም

  • @ልእልቲግርማይ
    @ልእልቲግርማይ 4 ปีที่แล้ว

    ጋል ዓደይ ማዓረይ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @fessehakidane5139
    @fessehakidane5139 4 ปีที่แล้ว +2

    Waww you are wonderful i have never seen before like you keep it. I wish you a success

  • @damaeast3980
    @damaeast3980 4 ปีที่แล้ว +2

    You are so talented keep up the good work.

  • @kiflefisahaye8689
    @kiflefisahaye8689 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋዕሮ ክንደይ ከ ደስ ክብለካ ኢዩ እቲ ርእሰታኣማንነታ መሊሱ ኣግሊሕዎ ጽባቀኪ ወሮ/ሪት ይርጋኣለም።

  • @mulugetasolomon9377
    @mulugetasolomon9377 4 ปีที่แล้ว +1

    Great yirgealem good job keep going from eritrean

  • @amenmedia7072
    @amenmedia7072 4 ปีที่แล้ว +2

    ጓል ኣጽቢ ኾይንኪ ከምዚ ዓይነት ፁሩይ ትግርኛ ምዝራብኪ ብሓቂ ትንኣዲ'ቀፅልሉ" መርኣያ ከም ትኾኒ ጥርጥር የብለይን'

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741 4 ปีที่แล้ว +51

    ልዕሊ ኩሉ ንጹር ትግርኛ ኣሎኪ

    • @user-hz6wm9wb9s
      @user-hz6wm9wb9s 4 ปีที่แล้ว

      ናተይ ወሲዳ ቆውሲ ህቅ

    • @samuelnegash6333
      @samuelnegash6333 4 ปีที่แล้ว

      Kidus Michael with in tigraye they have different accent from one area to another area....

    • @yoseferitrean7065
      @yoseferitrean7065 4 ปีที่แล้ว +1

      Bzaeba accent wey lahja zeykonesi amharigna ykun kaliE kanka hiwas zeyblu xruy tigrigna eya tizareb. MebzahtOm Tegaru amharigna enda hawesu eyom zizarebu.

    • @samuelnegash6333
      @samuelnegash6333 4 ปีที่แล้ว +1

      Yosef Eritrean because of the slavery of Amhara like Eritera is slavery of Italy that way the mix amharic & Eriterance too they mix Italy too

    • @yoseferitrean7065
      @yoseferitrean7065 4 ปีที่แล้ว +1

      Samuel Negash this way or that way, her Tigrigna is clear.

  • @yossam68
    @yossam68 4 ปีที่แล้ว +3

    ብራዋ ይርጋ ኣለም ንፍዕቲ ፦ ብልጽቲ ገጣሚትን ተዋሳኢትን መርኣያ ሓዲሽ ወለዶ : ሥነ ጥበባዊ ዕዮታትኪ ጨለን ድንቅን'ዮም'ሞ ሰንድዮም ድኣ።

  • @LebaneseIstore
    @LebaneseIstore หลายเดือนก่อน

    ንፍዕቲ❤❤❤❤

  • @destaalem7502
    @destaalem7502 4 ปีที่แล้ว +2

    ጎበዝ ኣጆኺ በርትዒ

  • @selamagebreegziabher6132
    @selamagebreegziabher6132 4 ปีที่แล้ว +3

    ንፍዕቲ ገጣሚት ቀፅልሉ

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣድኒቅኪ ብራቮ
    Keep it up!

  • @semeremehari625
    @semeremehari625 4 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwww kef Aleki shkoriba continue sister

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ አንበሳ ሶ ቁፅሉሎ 😍

  • @FevenHabtom-x6o
    @FevenHabtom-x6o หลายเดือนก่อน

    Wawwww Yrga ambesit

  • @ethiopis2452
    @ethiopis2452 4 ปีที่แล้ว +2

    Wow...Yirgealem Atsbeha bitaemi hayal getamit eki emo...nay medbele gitmitat meshafki bihankewta ena nisibe.

  • @mebriemichel54
    @mebriemichel54 4 ปีที่แล้ว +19

    እዞም ድምጺ ወያነስ ካብ ቢቢስ ኣራርኩም ናብ ሜድያ ካብ ተቅርቡ ጽቡቅ ገርኩም ዝበለጽ ዘይትሰርሕላ እንታይ ገበረት እዛ ጅግና ፍሉይ ክእለት ዘለዋ

  • @davidweet84
    @davidweet84 4 ปีที่แล้ว +1

    She so smart you have got great poems

  • @tar6336
    @tar6336 4 ปีที่แล้ว +1

    Wow wow wow, Yirgalem, We love you. You are a bright beautiful young lady. A good model to all our young precious daughters of Tigrai. You are full of wonderful energy.

  • @teklehaimanotweldeghebriel8958
    @teklehaimanotweldeghebriel8958 4 ปีที่แล้ว +1

    good job keep up/tekle from canada/ertrawe.....

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว +1

    I love her she is wondorful lady

  • @yonagerase4238
    @yonagerase4238 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሽ ወዲ ምሽ, ሽዑ ና ኣቦታትክ ኣይኾነን, ጹሩይ ትግርኛ ተዛረቢ ጓል ዓደይ መዓረይ ❤️ ንፍዕቲ ኢኺ

    • @user-jz3yg2ke2u
      @user-jz3yg2ke2u 4 ปีที่แล้ว

      Yona Gerase Do you think the in dialect in Tigray is only the one spoken in Mekelle? Travel all over Tigray and learn about the different dialects of Tigrigna that are spoken in Tigray before you write your comment. Almost every wereda in Tigray has its own dialect. This young lady is speaking using the Tigrigna dialect of Northwestern Tigray.

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile502 4 ปีที่แล้ว +1

    Verry smart intelligence lady keep up good luck..

  • @aragewitbrehane6017
    @aragewitbrehane6017 4 ปีที่แล้ว +2

    You are soooooo talented sister!!!!❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍

  • @mussiekesete8768
    @mussiekesete8768 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ሽኮርርር እወ ንፍዕቲ ዋና ኣለዎ ጥበብ ክበሃል ከምዚ, ዩ ።

  • @kirostirhas
    @kirostirhas 4 ปีที่แล้ว +2

    አብ ፅቡቅ ክትበጽሒ እኪ አምላኽ ምሳኺ ይኹን ጋል ዓደይ

  • @miresteven3728
    @miresteven3728 4 ปีที่แล้ว +2

    Ezia gual eri timesil azeraribia ,kesilio ambesit👍👍👍👍👏

  • @mehariberhan5033
    @mehariberhan5033 4 ปีที่แล้ว +1

    Werki zikonet gal so great full our best

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 4 ปีที่แล้ว +1

    Shikorina amlak hasab lbkhi yesmrelki gobez ekhi ajokhi bertie👍🏽

  • @abel12tube27
    @abel12tube27 4 ปีที่แล้ว +2

    መኩሪዒት አጽበቶት

  • @galtegeraykuhulo9784
    @galtegeraykuhulo9784 4 ปีที่แล้ว +1

    Erguy sekor edemen tienan yehabkai mekerty 💋💋💋❤️🇻🇳🌹

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว +2

    ይረጋአለም ተዋሳኢቲ ፕሮባር ከትከውን አሎዋ 100%

  • @mtbmtb8956
    @mtbmtb8956 4 ปีที่แล้ว +3

    Ewa schkori ike gein
    Hrayi Demo tiblani bzayi ganzabi
    Kikawni seyomayi FIKRI 💋💋🇪🇷🇪🇷

  • @ietosheasefa3943
    @ietosheasefa3943 4 ปีที่แล้ว +11

    ስልጢንኪ ድዩ ማለት ካብ ስድት ዝመለስኪ አምላክ ረሲዕኪ ማዕተብኪ
    አሕፊሩኪ በተኽኪ
    እዙይ ድዩ ነቱ ሓብሒቡ ዝመልስኪ
    አምላክ ውዕልትኪ
    ግደፊ ምስ አምላክ አይትብአስ አይፋልክን

  • @gebreamlakgidey6042
    @gebreamlakgidey6042 4 ปีที่แล้ว +1

    U r so talented

  • @danieltesfagebriel230
    @danieltesfagebriel230 4 ปีที่แล้ว +1

    Shkorina Ajiki zhaftey kab Hawkum Eritrea

  • @lliveforyou4618
    @lliveforyou4618 4 ปีที่แล้ว +1

    Jignaaaaa gal tigrayy ajeki kexiliyo 😘😍😍😍

  • @Fidelapps
    @Fidelapps 4 ปีที่แล้ว +5

    በዚ ተቐፂላትሉ ትግርኛ ክዓቢ ናይ ግድኣ ክትፃወት እያ።

  • @yonaszewdu9130
    @yonaszewdu9130 4 ปีที่แล้ว +1

    Great work !

  • @user-yq2ky1rc5m
    @user-yq2ky1rc5m 4 ปีที่แล้ว +2

    ምቅርቲ ቀፅልሉ

  • @fitsumgebrehewot4381
    @fitsumgebrehewot4381 ปีที่แล้ว +1

    ዘይምኖ ግጥሚ ።

  • @henoktesfagaber3651
    @henoktesfagaber3651 4 ปีที่แล้ว +1

    I love her 😍 just wowww

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 ปีที่แล้ว +3

    ኖፍዕቲ ቆልዓ ቀፅሉሉ

    • @fchjvhhjh83
      @fchjvhhjh83 4 ปีที่แล้ว

      ከተማ ወቆሮ

  • @immortalimmortal2262
    @immortalimmortal2262 4 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi nfieti getamit

  • @mtgerichannel
    @mtgerichannel 4 ปีที่แล้ว +2

    Wowww great

  • @user-vw8oi9ls3b
    @user-vw8oi9ls3b 4 ปีที่แล้ว +1

    she is talented and passionate

  • @VoiceofTigrawaynet
    @VoiceofTigrawaynet 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣፅባሃ ተይኾነስ ኣብርሃ እዩ ናይ ኣቡኣ ስም
    ይርጋለም ዓብይ ተስፋ ዘለዎ ገጣሚት እያ ኣብ ዓብይ ቦታ ከምትበፅሕ ሙሉእ እምነት ኣለኒ
    በርትዒ

    • @uuu6154
      @uuu6154 4 ปีที่แล้ว

      ኣንከስ እንታይ እዮም ኣፅባሃ ኢልሞ ይብል ኔረ

  • @aidaqueen6040
    @aidaqueen6040 2 ปีที่แล้ว

    Was she born and raised in eritrea her togriya is so clear .

  • @ermiasbereket2941
    @ermiasbereket2941 4 ปีที่แล้ว +1

    Keep it up good job continue sis

  • @Nathnahom
    @Nathnahom 4 ปีที่แล้ว +5

    Proudly ❤️ love her work

  • @hyabfetsarihyabfetsari1098
    @hyabfetsarihyabfetsari1098 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ንፍቲ ገጣሚት ከምዚ ኸማይዶ ትኾኑ ኢዛ ጊጥሚ ሰሚአ ምፅጋብ ሲኢነያ ፍሉይ ኪኢለትን ገፀባህርን ኣለዋ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ኣብ ህወትኪ ሙሉ ጢኢና ይምነየልኪ