w/ro Letu Asefu with her 4 mentally and physically disabled children

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 428

  • @goitomyebio2256
    @goitomyebio2256 5 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ ዝሓወይ ከምዚ ጌርካ ሕሙማት ሰባት ዝሕገዝሉ መድረክ ዝከፈትካ ኣምላክ ንዓካ ጥዕናን ዕድመንይሃብካ ነዞም ሱንኩላት የሕዋትና ከኣ ኣምላክ ይብጽሓዮም

  • @ዮናስዮናስ-አ1ዸ
    @ዮናስዮናስ-አ1ዸ 6 ปีที่แล้ว +52

    እዋይ ሓብተይ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም ንደቅኺ ዎ ኣምላኽ ክሉ ዝከኣሎ ነዞም፡ህጻውንቲ እቲ መሓሪ መንፈስካ ስደደሎም

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +14

    ኦይ ኣንታ ጎይታ ምሕረትካ ለግሰሎም።

  • @hlinatesfay5598
    @hlinatesfay5598 5 ปีที่แล้ว +14

    ሙሉየ ባሓቂ ናአካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ጥራሕ አምላክ ዓብዪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ለባምና

  • @deshi6644
    @deshi6644 5 ปีที่แล้ว +8

    እዢ ገዘጠኛ ግን ኣምላክ ዓስቢ ቅድሳን ዘከፍለ ይክፍልካ ብሩህ ፡ለዋህ፡ምህር ፡ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ

  • @amanueltewelde7705
    @amanueltewelde7705 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት የውርዶሎም መ/ር ሙሉ ክብሪ ይግበኣካ ቀፅለሉ

  • @galparis9971
    @galparis9971 5 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፅጉማት ስባት ብምሕባርካ እዞም አሕዋተይ እውን ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም

  • @mrim222
    @mrim222 4 ปีที่แล้ว

    ሙለረይ ዕድመኔ ጥዕናን ይሃብካ ንዓዓቶም ድማ እ/ር ምሕረት የውርርደለም

  • @መንኣሎከም
    @መንኣሎከም 6 ปีที่แล้ว +10

    ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረት ኣውርደሎም እዞም መሳኪን ህጻናት ኢድካ ኣንብረሎም ።

  • @medid.454
    @medid.454 6 ปีที่แล้ว +15

    እግዚአብሔር ታሪክ ይቅይር እዩ።
    እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን።

  • @swet8698
    @swet8698 6 ปีที่แล้ว +21

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደለም እዋይ ሓፍተይ ማዓረይ ፈጣሪ ያሓግዝኪ

    • @ortotv127
      @ortotv127 6 ปีที่แล้ว

      Amen fetari yhagza mhret yewrdelom?

  • @ስኒትንትግራይ
    @ስኒትንትግራይ 5 ปีที่แล้ว +5

    ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ ኣዶ ትረክብዮስ እፍፍፍፍፍ

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኪ ሐፍተይ ማዓርይ

  • @brhanemarkos1530
    @brhanemarkos1530 4 ปีที่แล้ว

    ኦ አግዚኣብሄር ኣቦይ ምአንቲ ህጻናት ምሕረትካ ለግሰሎም

  • @ኣስቴርጋልትግራይS
    @ኣስቴርጋልትግራይS 3 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍፍፍፍ እዋይ ሓፍተይ በስመኣም ታይ መዓቱ ናብ ፀበል እስከ ኣሕፅብዮም ንባዓልኽ ውን ፀበላት ገዳማት መክሪ እግዛኣብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም

  • @melashuabirha5903
    @melashuabirha5903 5 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ሓፍተይ ንብዓተይ ክቆፃፀር አይክአልኩን ፣መድሃኒተ ኩሉ አለም ፈውሲ ይልአኸሎም።መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @fyorateeyob2076
    @fyorateeyob2076 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ

  • @hlinatesfay5598
    @hlinatesfay5598 5 ปีที่แล้ว +13

    ቅድስ ቅርባን አውስድዮም ክብርቲ ሓፍተና
    ማይጮሎት አሕፅብዮም ንሳሓ ወስድኪ እናስገድካ ክሕሾም እዩ ርግፀኛ እየ ንባዕልኪ እውን ቅድስ ቁርባን ውሰዲ ማለት ከም ዓይነ ጥላ ዝበለ መንፈስ ባአኪ ወገን ሃልዩ ሓብሩ ምስቶም ቆሉዑ እናተወለደ እዩ ከምዚይ ዝገብሮም ዘሎ

    • @ghirmayweldeyesus3699
      @ghirmayweldeyesus3699 5 ปีที่แล้ว +1

      ትኽክል፡ ርኹስ መንፈስ ሰብ ከይፈለጦ ካብ ማህጸን ጀሚሩ ሓቢሩ እንዳ ተወለደ ንገሊኡ ብስንክልናን ብናይ ኣእምሮ ጸገምን..... ወዘተ ይጻወት ኣሎ።

    • @tebetesala2701
      @tebetesala2701 5 ปีที่แล้ว +1

      እወ ትክክል እዩ ሓሳብኪ ወይ ሓሳብካ

    • @tebetesala2701
      @tebetesala2701 5 ปีที่แล้ว +1

      እውነት ደኪመ ከይበለት ማጫሎትን ቁደስ ቁርባንን እንተተቅበሉም 100 ካብ 100ክደሕኑ እዩም ሓፈተይ ውሰደዩም አብ እግዚአብሔር ኪ ወደቅ ሕክምና ትርጉም የበሉን

  • @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ
    @ጓልሃገረሰብ-ቐ9ጠ 5 ปีที่แล้ว +2

    ምልየነይ ቃላት የብለይ ናዓካ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።አምላክ እንታይ ይሰአኖ ምሕረት የውርደሎም ንፁሃት ዕሸላት 😭😭😭😭😭

  • @bereketgaeushun6901
    @bereketgaeushun6901 6 ปีที่แล้ว +28

    ብሓቂ ጨካን ኣቦ።እንታይ ዝበለ ግዜ እዩ።

    • @Teklino249
      @Teklino249 5 ปีที่แล้ว +3

      ኤርትራዊ ኢየ። ግን ኣዚዩ ይገርመካ ምሽ እዞም ቆልዑት ሓውዮም ኣብ ዝሓሸ ደረጃ ምስ በጽሑስ እንታይ ክብል ኢዩ

    • @yorsalemabraham8545
      @yorsalemabraham8545 5 ปีที่แล้ว

      Eway yehwatey amlak ymharkum

  • @እግአብሔብርይመስገን
    @እግአብሔብርይመስገን 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኩሉ ይኩሎ እዩ ምሕረት ይላከሎም ቅድስት ቅዱሳን እመቤቴ ታሓሊኪ ሓተዋይ

  • @ruthtsegay4815
    @ruthtsegay4815 6 ปีที่แล้ว +14

    እዋይ ደቀይ ምሕረት የውርደልኩም 🙏

  • @gebarhabtab8294
    @gebarhabtab8294 6 ปีที่แล้ว +27

    በጃኹም እዛ ጛል ገርህ እያ ንጽህት ጛል ህዋን ምሕጋዝ ዝግባኣ እያ በጀካ ደሓን እየ እምበር ነዝ ጸገም እዝ ጼራ ደሓን ኢየ ትብል ኣምላኽ የሓግዝክ

  • @micaeltesfa1689
    @micaeltesfa1689 5 ปีที่แล้ว +1

    ''Ember wushatena'' naybhaki nabra whusate zfelit baal moya,God bless you, for speaking their problems out, you are pride to tigrians,

  • @latinaaraya8346
    @latinaaraya8346 4 ปีที่แล้ว

    ጋዜጠኛ እ/ር ይባርካ ምስክኔቲ ኣዶ ካዓ ፍጣረ ምሕሩቲ ቡዙሕ እዩ ሞ ምሕረቱ ይልኣከሎም ብጣዕሚ የሕዝን

  • @ኣሚሀይለ
    @ኣሚሀይለ 6 ปีที่แล้ว

    ኦ ኣምላኽ ማዓረይ ኩሉ ይካኣለካ እዩሞ
    ፀገም ኣዶ ኣይታስመዐና
    ይህ ጋዜጤኛ በጣም ነው ማደንቀው ኣንተንም እግዚአብሔር ይባርክህ ያልታየ ሽግር እያስወጣህ ስለ ምታሳየን።
    እግዚአብሔር ምህረቱን ይላክላቸው።
    በፈጣሪ ላይ ያለሽ እምነት በጣም ደስ ይላል
    ኣሁንም ፈጣሪ ጉዳትሽን ኣይቶ በቸርነቱ ልጆችሽ ይጎበኝልሽ
    የድንግል ማርያም ልጅ ቸር ነውና ጤንነታቸው ወደ ኖርማል ሰው ያድርግልሽ

  • @thomaschocolate5474
    @thomaschocolate5474 6 ปีที่แล้ว +9

    ኣደ ሓላል መቀረት ዓለም ❤️

  • @selamsertse5600
    @selamsertse5600 5 ปีที่แล้ว

    ኦ ኣምላክ ንስካ ምንም ኣይሰኣነካን እሞ ምሕረትካ ነቶም ህፃናት ኣውረደሎም ሓፈተይ እውን ካኣሊ ልቦና ይወስከልኪ ።መ/ር እውን እግዚኣብሄር ይባርክካ ።

  • @lazyfoodie698
    @lazyfoodie698 6 ปีที่แล้ว +1

    Thank you tigriay media for showing us the other side of tigray peoples life . This is heartbreaking I hope these innocent children get help and cure in the name of almighty God. I am from Eritrea.

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
    @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም 6 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላክ ወሲኹ ወሲኹ ጥንካረ ና ለመስግን ኣንድበት ይሃብኪ
    በእውነት ከም ናታ ጥንካረ ከም ናታ እምነት ና ኣመስጋኒ ኣንደበት ንኩላትና ይሃበና
    ኣምላከ ቅዱሳን ታሪክ ቀያሪ እዩሞ ታሪክኩም ይቀይር
    በእውነት ቃላት የብለይ😭😭😭😭😭
    እግዚአብሔር ኣምላክ ይፈውሰልኪ ደቅኪ ዝሓፍተይ
    ሓደ ሓደ ኣቦታት እዝኒ ዕትሮሮሮ እዮም እኮ ይገርም ብቻ መፀውዒ ስም

  • @eritreaforeritreans9in157
    @eritreaforeritreans9in157 6 ปีที่แล้ว +2

    እህህህ ጎይታ ምሕረትካ ኣብዛ ቤት ኣፍስስ።ንኣደ ድማ ጽንዕትን ኣኻእሎን ኣብዘሓላ።ኣደ ጸዋሪት ኩሉ።

  • @ghh5039
    @ghh5039 6 ปีที่แล้ว +9

    ውይ እመቤቴ አደራኪ በአማላድነትኪ ምሕረት አውርድሎም 😭😭😭😭

  • @cheliechelitey3109
    @cheliechelitey3109 4 ปีที่แล้ว

    ኦ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቦይ ነዞም ይሕዋተይ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምቶም ንኣደ እዞም ቆልዑ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምሉእ ምሕረት ይገበረልኹም ክቡራት ስድራ ኣደይ ማርያም ምሳኹም ትኹን ።

  • @yordanosabraham7151
    @yordanosabraham7151 4 ปีที่แล้ว

    I am never see woman same like you you’re so much honestly person and I love you God bless you❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @elsaberhe5884
    @elsaberhe5884 5 ปีที่แล้ว +2

    ዎ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ብዉሉድና ኣይትቅጽዓና ኣበሣና ኣቅለልና ምእንቲ ዞም ንጹሃት ህጻናት ዎ ፈጣሪ ካብቲ ለዉሃትካ ርድኣዮም 😢❤

  • @uuytiuhy521
    @uuytiuhy521 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ምሳኪይኩን ሓፍተይ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕነን ይሃብካ

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ኣሕዋተይ ስራሕ እግዚኣብሄር ናይ ብሓቂ ድንቂ ኢዩ ዝገርም ንኹሉ ከከም ዝደለዮ ጌሩ ይፈጥሮ፡ እዋይ ንሕናስ ሙሉእ ዓይነ ብርኪ ጥዕና ሂቡናስ ነማርር ከኣ፡ ኣቱም ኣሕዋት ነዞም ቆልዑ እስከ ንተዓዘብ፡ ኩሎም ብፍቓድ ኣምላኽ እዚ ስንክልና እዚ ተዓዲሎም እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ (3) መድሃኒ ኣለም ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ፡ ክቡራት ኣሕዋት ነዞም ስድራ እስከ በብዓቕምና ንሓግዞም፡

  • @hiahaa4075
    @hiahaa4075 2 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdelom Fetari🙏🙏🙏

  • @سارهالحبشه-ب5د
    @سارهالحبشه-ب5د 5 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍ ባዕልካ ምሕረት ይለኣከልኩም ኣሕዋተይ

  • @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ
    @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ኣታ ቡዙሕ ሪኤ እሞ ክምዛ ኣዴና ግን ብጠዕሚ እየ ኣድኒቀያ ኡፍፍፍ ንሕና ስደት መሩሩና ኢልና ዝርቁርቅ እናበልና ንውዕል ኣለና ለከ ዘወር እንተበልካስ ብዙሕ ትመሃር ዋይ ሓፍተይ ማዓረይ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም ሙቁራተይ

  • @kakakaka4844
    @kakakaka4844 4 ปีที่แล้ว

    ፈታሪ ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ

  • @imthebest4756
    @imthebest4756 5 ปีที่แล้ว +2

    ufffffg ata egzabihar amlak.
    mihireteka awurdelom bejaka🙏
    ezi tsgemom zfitesh wedi gen uffff amlak tsgieu ybzihalka adey
    mariyam tetslelika.

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 3 ปีที่แล้ว

    ብመጀመርያ መምህረይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ሕክምና ለውጢ ዘለዎ ኣይመስለንን ማንጨሎትን ፀበልን ኣይተቃርፂ ዝሓፍተይ

  • @userusrr8949
    @userusrr8949 6 ปีที่แล้ว +17

    እግዚአብሄር ይረዳችሁ በጣም ነው በቸርነቱ ይማራችሁ የሰው እርዳታ ለግዜው ነው ግን የእግዚአብሔር እርዳታ አይለያችሁ

  • @brhanbrhan9692
    @brhanbrhan9692 6 ปีที่แล้ว +8

    ፈጣሪ ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ

  • @selameman8006
    @selameman8006 4 ปีที่แล้ว

    Egziabiher amlak mhret yewurdelom.

  • @selamyirganayyesus.9116
    @selamyirganayyesus.9116 6 ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ሓብተይ መዓረይ ኣምላክ ምሳኪ ኢዩ እግዚኣቢሄር ኪኣ ብኩሉ ነገር ክባርከኪ ኢዩ God blesse you

  • @ስላሜነሽድንግል
    @ስላሜነሽድንግል 5 ปีที่แล้ว

    Egziabhier amlak mhret ywrledkum Ahwatey😭

  • @thegunners4ever755
    @thegunners4ever755 6 ปีที่แล้ว +5

    ኣላህ ይሓግዝኪ ሓብትና ኣጆኪ ንመን ኢልዎ

  • @Abi-mk7sh
    @Abi-mk7sh 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምሕረት የውረደልኩም በይዛእ

  • @ቅድሰቲድንግልማርያምፅዮን
    @ቅድሰቲድንግልማርያምፅዮን 5 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍ አይካአልኩን ብኽያተይ ወዲአ ዉይ ወላድ ፀዋር

  • @ክብርለድንግል
    @ክብርለድንግል 5 ปีที่แล้ว +1

    ናብ ማንጮሎት ወስድዮም አምላክ ከሉ ምፍትሒ አለዋ እዩ አይዛኪ ተስፋ አይትቁረፅ አምላክ ግዜ አለው ለቱ ሓፍተይ እመአምላክ በምሕረት ዓይና ትጥምቶም አሜን ያማል በእውነት

  • @haregmehari8419
    @haregmehari8419 5 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቃላት ይሓፅረኒ ንኣካ ንምግላፅ ፈጣሪ ኣብ ጎንካ ይኩን

  • @seareweldakidan476
    @seareweldakidan476 6 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሓብተይ ፡ንስኪ ትመስሊ ወሃብን ፡ከላእን ፈጣሪ ኢልኪ ታኣምኒ ፡ኣብ ርህራህን ፡ፍጥረት ሰብ ዘይ ብሉ ክታኣትዊ፡ሕማቅ ትዕድልቲ ፡
    ብዝኮነ እዝጋቢሄር ትስሕቅሉን ፡ፍረ ጻዕርክን ፡ይሃብኪ ፈጣሪ እዝጊ ንለማኒኡ ሰብ ንኣማኒኡ ኣይጥለም

  • @babymine8615
    @babymine8615 6 ปีที่แล้ว +6

    She is very honest lady even she didn't say I'm hungry even is very hard for her but she accept it is god gifts

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      Mothers are everything to their children

  • @mhnamhna8236
    @mhnamhna8236 4 ปีที่แล้ว

    ያአሏህ እዋይ ክንደይ ነገሪ እያ ፀራ ዘላ ዛድንያ ረቢ ምሕረት የውረደልኩም

  • @gebrekidandesta593
    @gebrekidandesta593 5 ปีที่แล้ว

    ምመህር ሙሉ እግዛብሄር ምሻኻ ይኹን፡፡

  • @romanromi6501
    @romanromi6501 5 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ኣታምላኸይ ኣነስ ተመስገን ክብለካ

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking4453 6 ปีที่แล้ว

    ኣቤቱ ጌታ ሆይ ምሕረትካ ኣውርደሎም ኤህ ሓፍተይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ሓይልን ጉልበትን ይሃብኪ

  • @kokololo1017
    @kokololo1017 5 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ኦ ኣምላኽ ብምሕረትካ ፈውሶም እፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Skysportone1
    @Skysportone1 5 ปีที่แล้ว +1

    Eezgabher mehret yewrdlkum fetari ezom yehwateyy

  • @misghanatekie1746
    @misghanatekie1746 5 ปีที่แล้ว +1

    Bsemam eway haftey amlak mherta yewrdlkum

  • @hayelomtsegay8011
    @hayelomtsegay8011 6 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የውርደሎም ሕዋተይ ፈጣሪ ኩሉ ይካኣሎ እዩ

  • @missyoumom8697
    @missyoumom8697 6 ปีที่แล้ว

    ኦ ኣምላከይ ነዞም ዕሸላት ህፃውንቲ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምቶም

  • @kesetearaya5787
    @kesetearaya5787 6 ปีที่แล้ว +6

    ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን !ካብ ኩሉ እዚ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ንፉዕ!100%

  • @alu8863
    @alu8863 5 ปีที่แล้ว +2

    እፍፍፍ እነ ትኩኡሎ ሓፍተይ እግዛቤሄር ምሕረቱ ይስደደልኪ

  • @rutaaraya5666
    @rutaaraya5666 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሐፍተይ አምላኽ ብምሕረት ዓይኑ ይርአየኪ አጆኺ እቲ ዝፈጠሮም ባዕሉ ምሕረት የውርደሎም

  • @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ
    @ድንግልማርያምዋሓስህወተይ 5 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ የሕዋተይ እግዝአብሕር ምሕረት የውርደሎም እፍፍፍፍ አቦስ እዝኒ ዕትሮ ዝቦልዋስ ለካ ከምዚ እዩ

  • @እግዚኣብሄርፈቃርእዩ
    @እግዚኣብሄርፈቃርእዩ 3 ปีที่แล้ว

    ማይ ፆሎት ኣብዚሓ ተሕፅቦም ኣምላክ መሓሪ እዩ

  • @mariemm8933
    @mariemm8933 3 ปีที่แล้ว

    ኣ ፊጣሪ ፊጣሪካ ኣይኩሪልና ይቅርብልና ምሕረትካ ልግሰልም

  • @ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና
    @ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና 4 ปีที่แล้ว

    እውይ እዛ ዓለም እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደሎም

  • @amfatherofpeace5845
    @amfatherofpeace5845 6 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደለም ፈጣሪ ያሓግዝኪ ሓፍተይ

  • @kbriykunnslasietv235
    @kbriykunnslasietv235 6 ปีที่แล้ว

    እዋይ የሕዋተይ መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይኣዝዘልኩም ንሓብትና ከኣ ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብኪ

  • @እቢየድንግልማርያምሊጅነኝ
    @እቢየድንግልማርያምሊጅነኝ 5 ปีที่แล้ว +1

    Egzabiher ymeharelki haftey natey

  • @አምላኽአቦታትናአይሓድገና
    @አምላኽአቦታትናአይሓድገና 5 ปีที่แล้ว +1

    Egziabiher mhret yewrdelom🙏

  • @meklitkebede1744
    @meklitkebede1744 6 ปีที่แล้ว +2

    ማሓረና ክርስቶስ ፈጣሪይ ይሓግዝኪይ ወለዲት

  • @ድንግለይምክንያትምድሓነይ
    @ድንግለይምክንያትምድሓነይ 6 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደለም ክብርቲ ሓፍትና ድማ ኣምላኽ ያሓግዝኪ

  • @leedoesntknow2792
    @leedoesntknow2792 5 ปีที่แล้ว

    btami eye adnikeka hawey edmen tenan yahbka.habtna eti kulu zkel amlak akiluki alo emo kbrn msganan ybxhayo mhret yewrdelom ajoki.

  • @mogosgidey9571
    @mogosgidey9571 6 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምትኩም ኣጆክ ንስክ ከኣ ለቱ ሓፍተይ ዘይ ሓልፍ ሕማም የለን ኣምላክ እታይይሳኖ

  • @አብርሃገብረስላሴ
    @አብርሃገብረስላሴ 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ

  • @tirhasghezae7758
    @tirhasghezae7758 5 ปีที่แล้ว

    Asayyy zome dekayyy ajoke haftay natay ezgeabeher hayeleki eyu ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +9

    ማጮሎት ይፍውስ እዩ ንስሃ ኣቲኺ ተጊሂኺ ተፀሊኺ ተሰጊድኺ ተፆይምኺ ካብኡ ናብ ማጮሎት ተኸይድኺ ክድሕኑ እዮም በጃኹም ኣስተውዕሉ ተሓጋገዙ ኣጀኹም ኣምላኽ ይፈልጥ ኩሉ ነገር ንፅቡቅ እዩ ተጊህኹም ፀልዩ ስርሑ ዘይማሓየሽ ነገር የለን ደቂ ትግራይ ሽኮር!!!::

    • @semerefsehaye9449
      @semerefsehaye9449 5 ปีที่แล้ว

      Bruk hawey. Mai chelot zeykones nab Amlak tmeliskas n Jesus Christus ab Hiwetka knegs fqad mhab iu fewsu. Tsuhf iu John 3:16-17,14:6
      Colesia 3:17.

    • @Paulos.w7
      @Paulos.w7 5 ปีที่แล้ว

      Semere Fsehaye kab amlak sle zrhaket deka hamimom maletka diu.

  • @SamiSami-ls6jf
    @SamiSami-ls6jf 5 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉየ ንበረልና ብርሃን ህዝብና

  • @danielhaileab5288
    @danielhaileab5288 4 ปีที่แล้ว

    ዎ እግዚኣብሄር ኣቦይ ነዞም ስድራ ምሕረት ኣውርዶሎም !!!!!!!!!

  • @sabateclemichael132
    @sabateclemichael132 4 ปีที่แล้ว

    እግዛብሄር ይሐግዝጋ እዚ ሐወይ።

  • @erdomkesete3090
    @erdomkesete3090 5 ปีที่แล้ว

    eway yehwatey mhret yewrdelkum egziabiher amlak

  • @samuelangosom6779
    @samuelangosom6779 6 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ኩሉ ዝክኣሎ ኣምላኽ ምሕረትካ ሃባ ነዛ ቤት ሓይሊ ይሃብኪ ክብርቲ ኣደ

  • @tseqaygoeay6871
    @tseqaygoeay6871 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምሕረት ይውርደሎም

  • @michaelzeray9126
    @michaelzeray9126 5 ปีที่แล้ว

    Way yhwatey Egziabher mheret yewred

  • @esayaskahsay1854
    @esayaskahsay1854 5 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የዉርደሎም ድሓፍተይ ንዳኪ ካኣ ኣካእሎ ይሃብኪ እግዛብሄር ኣምላክ

  • @Genetberhe-u7g
    @Genetberhe-u7g 6 ปีที่แล้ว +6

    ስርሕካ ኣይትኽይርና ጐይታ ኣውይ ኣንስ ብጣሚ ብኽይ ብሕቂ አውይ 😭😭😭😭

  • @kokobteklay3052
    @kokobteklay3052 5 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdelom fetari Amen Amen Amen

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 6 ปีที่แล้ว

    ኦ ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ኣዝዝ!! ዘገርም ዩ ብጠዓሚ ኣደስ ኣደ ደኣ። ኣቦ ገዲፍዎም ከይዱ ወላ ቀለብ ምሕጋዝ ኣብዩ ዘሕዝን ዪ። ብጠዓሚ ሓያል ኣደ። ብከመይ ክንሕግዝ ንክእል ተለፎን ኣይተገደፈን ኣብ ቢድዮ።

  • @lazyfoodie698
    @lazyfoodie698 6 ปีที่แล้ว +2

    Strong woman may God be with you

  • @naher422
    @naher422 5 ปีที่แล้ว

    Habtey halaley egzabhet amlak ndeki mhret ylakelom

  • @yetmale281
    @yetmale281 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረት የውረደልኩም የሕዋተይ

  • @leteshwezgay1106
    @leteshwezgay1106 6 ปีที่แล้ว +1

    Egezabehar yemeharom mareyam tahagezekiy hafetey

  • @txmedia8164
    @txmedia8164 6 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ምሕረት የዉርደሎም ሰብ ኣይፍረድካ ወላዲ ጨካን ኣሎ ድዩ ኣጆኪ ድሓን ሓደ ማዓልቲ ክትዕልሊ ኢክ

  • @afrikanischerlove5574
    @afrikanischerlove5574 5 ปีที่แล้ว

    Amlak b yemnay aynu yerayom amlak beelu yehlkum 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @Lovetooall
    @Lovetooall 6 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የዉርደሎኩም🇪🇷❤️🇪🇹