ዘዝወለደቶም ክተዕቢ ዘይተዓደለት ኣዶ ሐዚ ውን 3 ዕሸላት ተገላጊላ(ሸራሮ ሆስፒታል ማያሚ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 22

  • @hiwetgaltigray2147
    @hiwetgaltigray2147 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ይሓግዝኩም ኣሕዋተይ

  • @موودعس
    @موودعس 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ይሓግዛ ምሕረት የወረደላ እቶም ህፃውንቲ በጥበብ የዕብዮም ፈጣሪ ❤️

  • @Vcinlv23
    @Vcinlv23 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ደልደለት እዉን ማይጸሎት የድልያ እዩ ዘረበኣ ጹቡቅ እዩ ዘሎ ብድሕሪኡ ኩሎም ደቃ ብሐባር ክነብሩ ❤ይምነ 🕊🧸🔔☔️💒✝️😇💝🌿

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 2 หลายเดือนก่อน

    እቶም ህፃዉቲ ብጥበቡ የዕብየላ ንዓዓ ዉን እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደላ ማዓረይ

  • @GgGg-ue7rj
    @GgGg-ue7rj 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @موودعس
    @موودعس 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏❤️❤️❤️

  • @ተዋህዶሃገርእያ
    @ተዋህዶሃገርእያ 2 หลายเดือนก่อน

    well come❤

  • @nazrethmichael2332
    @nazrethmichael2332 2 หลายเดือนก่อน

    TEGARU abi weshten degn zelkn hay belu hagzkum aytflyeu 😊

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 2 หลายเดือนก่อน +1

    ምምሕዳር ሸራሮን መንግስቲ ትግራይን ንከምዚ ዝበሉ ህፃውንቲ ናይ ምዕባይ ግዴታ ኣለዎ እዩ

  • @ወለተስላሴ-ተ8ፈ
    @ወለተስላሴ-ተ8ፈ 2 หลายเดือนก่อน

    😥😥😥😥😥

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 2 หลายเดือนก่อน

    መምህር ሙሉ ኣይትጋገ እዛ ሰብ ነዞም ዕሸላት ክተዕቢ ስለዘይትኽእል ናብ መዕበዪ እዮም ክኣትዉ ዘለዎም !!

  • @ffanuscom2699
    @ffanuscom2699 2 หลายเดือนก่อน

    🩵🩵💚💚💙💙💚💚💞🌹💕

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 2 หลายเดือนก่อน

    ሃላፊነት ወስዶ የሚከታተላት አስፈላጊ ነው

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 หลายเดือนก่อน

    በየዛኹም በዓለገታት ኣወዳት ሐዚ እውን ክላገፁላ ስለዝኽእሉ ምስ ሰብ ሕጊ ተዛቲኹም ዝግበር ንኽትገብሩ ሓደራ ይብለኩም ።

  • @nazrethmichael2332
    @nazrethmichael2332 2 หลายเดือนก่อน

    Aretestocie yetnacu 😊

  • @yirgalemgebrhiwet9347
    @yirgalemgebrhiwet9347 2 หลายเดือนก่อน

    Nimtay eya akimi zybla tweldom zkedema derby men eye halefnt zwsd

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤