ስለምንታይ ብዙሓት ነገራት ጀሚርና ነቆርጾም?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 164

  • @issakyemane5433
    @issakyemane5433 2 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሓሳባት
    ብግዜና ንጻወት ዝነበርና ሰባት ዓቢ ትምህርቲ ኣማሓላሊፍክልና ኣለኪ

  • @TMmusic8278
    @TMmusic8278 2 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቕ ልኡም ምኽሪ ምቅርቲ ሓፍተይ ነተን ዘየንስተውዕል ዓይነልቦና ይክፈተልና

  • @werdesolomon618
    @werdesolomon618 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ነዓክይ ሓብተይ መጀመርታ ብሩክ ሰንበት ከምኡ ብሩክ ጾም ይግበረልና።
    1 መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብለና።
    ምሳሌ ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ።
    ኩሉ ግዜ ፍርሃት ኣምላክ ተገርካ ቅኑዕ ሓሳብ ኢካ ትሓስብ ። ንስኪይ ስይኮንክን ንፍዕቲ እቶም ስድራኪይ ኢዮም ለባማት ኣብዚ ደረጃ እዚ ክትበጽሒ ገረምልኪይ። ጸሎት ኣይተቃርጺ ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን ኣሜን ።ወትሩ ነዓይ ድኩም ሓጠተና ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ።

  • @ኣደይእምበርናፊቐ
    @ኣደይእምበርናፊቐ 2 ปีที่แล้ว +15

    ናይ በሓቂ ክትድነቒ ዝግበኣኪ ብልጽቲ ናይ ብሉጻት።
    ኣብዚ ግዜ'ዚ ንብዙሓት ከማኺ ዝኣመሰላ መሓዝትክን መዘናኽን ክትልውጥን ወይ ክትቕይርን ትኽእሊ ኢኺ ኢለኢየ ዝኣምን ሞ ኣጆኺ ኣይትሕመቒ ቀጽልሉ ክብለኪ ይደሊ ሓፍተይ ናተይ

  • @ኣዛሪብናዮምኢና
    @ኣዛሪብናዮምኢና ปีที่แล้ว +4

    ናይ ህይወተይ መሳልል ኢለ ሰይመኪ ኣለኩ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @twtw3384
    @twtw3384 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላኽይ ይባርኽኪ ቀጽልዮ ኢኺ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኾነ ኣስተምህሮኺ🎖🎖🎖🎖🎖🎖🎖

  • @biniamdawit9175
    @biniamdawit9175 2 ปีที่แล้ว +2

    Kemaki yibzihu haftey
    You are Smart..
    We need more like you.

  • @abitvtube6823
    @abitvtube6823 2 ปีที่แล้ว +3

    ይፈልጥ የ፡ሓደ ማዓልቲ ኣብዝላዓላ ደረጃ ከምትበጽሒ፡ ተስፋ ከይቆረጽኪ ክትቅጽልዮ ድማ ይላቦ።እንካዕ ድማ ሓብተይ ኬንኪ።

  • @solomontekle3385
    @solomontekle3385 2 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ደስ ዘብልን፡ ሂወት ናይ ምቅያር ዘለዎ ሜላ ኢኺ ኣቅሪብክልና እሞ ከም ኩሉ ግዜ ብተዓሚ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ።
    ኣብ ቀጻሊ ግን ኣብ መወዳእታ እቶም ኣርእስቲ እንተ ትደግምዮም ጽቡቅ ነይሩ። ንኣብነት እቶም 5 መምርሒታት ዝበልክዮም ካባኺ ብዙሕ ኢና ንጽበ
    I'm proud of you .

  • @abelbrhane6175
    @abelbrhane6175 ปีที่แล้ว +2

    ከማኪ ይብዝሑ ኩሉ ሰብ ዕላሙኡ ክፈልጥ

  • @fioriluol453
    @fioriluol453 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you Hebu haftey Nay behaki hake iyu💕

  • @maryamdngley3422
    @maryamdngley3422 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር መፈጸምትኡ የርኢኪ ዘሓፍተይ ክንእደኪ ኣይደልን እየ ኣነ ምክንያቱ( ኢትንኣዶ ለሰብእ ዘእንበለ ትርኣይ ተፍጻሜቱ ) ንሓደ ሰብ ፍጻሜኡ ከይረኣካ ምንኣድ ጌጋ እዩ

  • @ልብ32
    @ልብ32 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ትምርቲዩ።
    ቁሩብ ትህወኪ ኣለኪ ህድኣት ወሰክሉ ብዝያዳ ሸቶኪ ከምቲ ትደልዮ ክሃር(ክምህር)።

  • @solomonberhane2493
    @solomonberhane2493 8 หลายเดือนก่อน

    Mara ik markit s ❤❤❤❤❤❤ haftey natey kerkbki yekel do yekwun

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome Heaven

  • @luwamwoldai8509
    @luwamwoldai8509 2 ปีที่แล้ว +1

    Blxti bhaki goyta ybareki

  • @aberhamahari866
    @aberhamahari866 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈፀምቲ ይገብረና❤🙏

  • @Zemenwerqiyu1020
    @Zemenwerqiyu1020 ปีที่แล้ว +1

    Thanks my sister god bless you
    Its important idea .

  • @freweyniadinoasefa9886
    @freweyniadinoasefa9886 2 ปีที่แล้ว +1

    የኔ ቆንጆ እናመሰግን አለን!

  • @yonatalgrmay5677
    @yonatalgrmay5677 2 ปีที่แล้ว +1

    Hevuye memhrey zeykem edmia belahn blxtn i love you qexlyo💪❤

  • @hedenasefaw213
    @hedenasefaw213 ปีที่แล้ว +1

    Bravo kemaki ybzha haveney❤🙏

  • @ghideokubaldet8254
    @ghideokubaldet8254 ปีที่แล้ว +2

    እንዃዕ ብድሓን መጻኪ ክብርት ሓብተይ።

  • @yakobtesfagergish4320
    @yakobtesfagergish4320 ปีที่แล้ว +1

    ናይብሓቂ ዝሓብተይ ❤ዓቅሊ መራር እያ ፍረ ዓቅሊ ግን ሙቁር እዩ

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew12 2 ปีที่แล้ว +6

    ክብረት ይሃበልና ምዓረይ።🥰🙏💘

  • @robelmeles4652
    @robelmeles4652 ปีที่แล้ว +1

    Dank veel 🙏❤

  • @DesalegnGebremedhin-pv7zn
    @DesalegnGebremedhin-pv7zn ปีที่แล้ว +1

    ዋው ብልፅቲ ሰብ ቀፅልሉ

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 ปีที่แล้ว

    ጅግና ጅግና. ኣነ ጅግና ዝብሎ ውሑድ እዩ
    እምቢን ምቁራጽ. ጽቡቅ ኣየብራሕካያ
    ምቁራጽ.. ብሕልፊ. ዝምድናታት ኻብ negetive ሰባት. ቅልጡፍ ክኸውን ኣለዎ ዘምዱንጋይ.. ዉሽጥኻ ይነግረካ እዩ.. ከማይ ዝምድናታት close ሙኻን ማለተይ ኢየ.. ኻብ ወዲ 8 ዓመት ዝለመድክዎ ባሕሪ እዩ.. ጭብጢ ርየ ኢየ ግን ውሽጠይ ኢሉን ኢለ ተፈልየ ኣይፈልጥን.. ጭብጢ ምስ ሓዝኩ ግን ምስቲ ቅድሚ ሑጂ ዝርዮ ባሕሪ እቲ ሰብ አመዛዝነ ድሕሪ ሰዓት ይውስን.. ዋላ gf ቀልጢፈ ይፍለ.. እዚ ጽቡቅ እዩ.. ዓወት እዩ
    እምቢ ግን ኻብ ዕላማኻ ዘውጽእ ዝኾነ ሓሳብ.. ወይ activity.. Distruction ዕንቅፋት ዘምጽእ.. ድሕሪ ደቃይቅ እምቢ ምባል እዚ እዩ.. ናይ ሓሳብ ወይ activity ዕንቅፋት ዘምጽእ.. ንኣብነት ሓንቲ ስራሕ ክትውድኣ ዝግባእ ብ ሰዓት.. ግን ድሓን ቴሌ ክድውል. ክበልዕ ክሰቲ.. ከዕልል.. Media ክርኢ ዝብል ሓሳብ ክመጽእ ከሎ እምቢ.. ሰዓት ትውዲ ምሉእ መዓልቲ ኣይትውድኣን ዝበዝሕ ከይገብርካያ ትሓልፍ.. ሰሙን ዝውድእ እሞ ዓቢ ነገር.. ዓመታት ወይ ከይገብርካዮ ትነብር አብ ኩልና ዘሎ ግን ዘይነስተውለሉ እዮም.. ገሊኡ ብሕልፊ ብ ቀሊሉ ብ ሓጺር ዝውዳእ ዓቢ ለውጢ አብ ሂወትና ዘምጽእ.. እዩ.. እምቢ ን distruction ዝብል ዕውት እዩ
    እምቢ ንሰባት ኣይክነን ዝበዝሕ.. እምቢ ኣይሕግዝን.. እምቢ ገንዘብ ኣይህበካን.. እምቢ ride ኣይበካን ፈጽሙ ኣይኮነን.. እቲ ሓገዝ ብቀሊሉ ትገብሮ እንተኾይንካ.. ባህታ ዝህብ እንተኾይኑ ግድን ግበሮ...
    ኣበ አብ church ride ምሃብ ን.. Church set up ምግባር ምጽራይ ኣዝዩ ደስ ይብለኒ.. ቀሊል ን ደስ ዝብለኒ እዩ ይገብሮ.. ግን ዳርጋ ካብቶም ዝበዝሑ ዝምህሩ.. ዝሓሸ ክምህር ዝኽእል ከለኹ.. ን ክምህር ግዜይ ከጥፍእ ፍጹም ድልየት የብለይን.. ውጽኢታዊ ኣይኮነን.. እቲ ዝምህርን ዝምሓሩን አብ church.. ከትግብርዎ ኣይረኣኹን..judgemental ጥራሕ ይገብሮም.... ሓደ ሓደ ግዜ ይምህር.. ዋው ዋው ይብሉ.. ፍሉይ ስለዝኾነ.. ዋው ዋው ንኽብሉ ግዜይ ምጥፋእ ኣይፈቱን.. Praises ኣይፈቱን... ኣዝዩ ግዜኻን ሓይልኻን.. ዘጥፍእ እዩ..
    ብሕልፊ ትምህርቲ ሂወት እንተ እቲ ሰብ ዘይገብሮ ዘይነብሮ ዝምህር ኮይኑ.. ኣዝዩ ግዚኡን ሐይሉን ምጥፋእ እዩ.. ንሰባት ይጠቅም ይኸውን ንርእሱ ግን ባዶ እዩ ዝኸውን ምክንያቱ እቲ ዝፈልጦ ንሱ ከይተቅመሉ ንሰባት እዩ ዝህብ. ዘሎ.. ሓደገኛ እውን እዩ.. እምቢ ምባል ንስኻ ዘይትገብሮ.. Info ሕዝካ ጥራሕ.. መሀር ዝብሉኻ.. ዓቢ እምቢ ምባል

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ትምህርቲ፡ጀሚርካ ዘይምዉዳእ ሕማም ዉን ዩ።

  • @emwin4925
    @emwin4925 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ሓሳባት ኣለኪ ን ብዙሓት ክትጠቕሚ ኢኺ ቀጽልዮ።ኣብ ዘረባኺ ግን ቁሩብ ትህወኺ ኣለኺ ኣይትጉየዪ መኽንያቱ ኣብ ገለ ገለ ቃላትኪ ካብ ምህዋኽ ዝተላዕለ ብግቡእ ኣይትብልዮን ኣለኺ ።እንግልዝኛ ተዘየብዛሕኪ ከኣ ተመራጺ ይኸውን ።
    ከም ነቐፌታ ዘይኮነ ከም ሃናጺ ሓበሬታ ውሰድዮ አዚ ርእይቶይ።

  • @Searemassawa-my5gk
    @Searemassawa-my5gk 3 หลายเดือนก่อน

    Nice motivotion hevu haftey thanks❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samsomt
    @samsomt 2 ปีที่แล้ว +1

    wwwwwwww Amezing my sister god pless you♥️

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 2 ปีที่แล้ว +4

    የቐንየልና ጽብቕቲ ሓፍትና 💖

  • @okubulebanonsebenemyemotek2085
    @okubulebanonsebenemyemotek2085 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብለካ ምኽሪ ቀጽልዮ

  • @asmamustofa5944
    @asmamustofa5944 2 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ሓፍተይ መዓረይ

  • @TamTam-nz6ej
    @TamTam-nz6ej 2 ปีที่แล้ว +1

    ብታዕሚ ጽቡቅ ሄቩ ሓፍትና ቅሩብ ግን ትህወኪ ኣለኪ ኣስተንፍስ እንደበልኪ ምሃርና

  • @ሙሉየእመብርሃንልጅ
    @ሙሉየእመብርሃንልጅ ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ፍትዉተይ ንፍዕት ድስስ ዝብል ምኪሪ እዩ።

  • @saroneman8186
    @saroneman8186 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅን ዝድነቅን ዩ ቀጽልዮ ኣብነታዊት ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኢኪ

  • @petergebreysesus6336
    @petergebreysesus6336 ปีที่แล้ว +1

    keep going blessed

  • @lioneltesfagabr2854
    @lioneltesfagabr2854 2 ปีที่แล้ว +2

    Yekenyelna ziyada haftey 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @samusamu5881
    @samusamu5881 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ሓብተይ በርትዒ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈታሪ

  • @biniammehari2933
    @biniammehari2933 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣደነቅቲ ምኽሪ ሄቨን ሓፍተይ

  • @merihabraham494
    @merihabraham494 ปีที่แล้ว +1

    Thanks beteami dese zbeli tmharti

  • @mnasiesemere5840
    @mnasiesemere5840 2 ปีที่แล้ว +2

    Exactly true that’s the best way of life to keep our beautiful CONFIDENCE good job heaven be strong and keep going forward stay blessed and be save

  • @kabilyonas2299
    @kabilyonas2299 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ለባም ሰብ ዳዊት ክዛረብ ምስ ሰማዕኩ እየ ዝከታተለኪ ዘለኩ ቀጽልዮ ለባም ሰብ

  • @philimedia2384
    @philimedia2384 ปีที่แล้ว

    Wow nfti. Kemzi neay tm’dni zeleki mesiluni xeniho. Kexlyo 👏🏾👏🏾👏🏾🫡

  • @mebratikindeya3446
    @mebratikindeya3446 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሓፍተይ ቀፅልሉ

  • @jossimesgnna3147
    @jossimesgnna3147 2 ปีที่แล้ว +1

    ብራቮ ብዙሕ ጠቃሚ ሓሳብ ኢኪ ትህቢ እሞ ቀጽልዮ

  • @kubrommekonen9796
    @kubrommekonen9796 2 ปีที่แล้ว +2

    You growing so fast in your young age interms of the way you think

  • @yordanosyakob3879
    @yordanosyakob3879 2 ปีที่แล้ว

    btami xbuq hasab eyu heaven haftna

  • @alemkidane7579
    @alemkidane7579 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome febu mkrti❤❤❤😘 🙏🙏🙏👍👍👍👍

  • @Eri-dr7bs
    @Eri-dr7bs 2 ปีที่แล้ว +2

    ❤🙏💯👍

  • @ghideokubaldet8254
    @ghideokubaldet8254 ปีที่แล้ว

    የቀኔልና ዓባይ ሰብ

  • @aleksander3580
    @aleksander3580 ปีที่แล้ว

    ykenelna Haftey marey

  • @weldayhagos2490
    @weldayhagos2490 ปีที่แล้ว +2

    ምኽርታትኪ ኩሉ ግዜ ቅቡላት እዮም ንስኽስ ንበርለይ ደአ መምህረይ

  • @nurayinabdu6091
    @nurayinabdu6091 2 ปีที่แล้ว

    Wawwww btaemi xubuk tmhrti Yu gobez

  • @milionkesete6475
    @milionkesete6475 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽሪ ዝሓፍተይ ቀጽልዮ!

  • @temie-sunwhite1847
    @temie-sunwhite1847 2 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቂ ንፍዕቲ 👍🥰

  • @ghibtsawighe7183
    @ghibtsawighe7183 2 ปีที่แล้ว +1

    ስለቲ ብሉጽ ሓሳባትክን ምዕዶኽን ኣዝየ የምስግነኪ፡ ቀጽልዮ ከኣ።

  • @NazretHsabu-nt7qb
    @NazretHsabu-nt7qb 11 หลายเดือนก่อน

    halwlna abza alemna xbqti ftret

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 2 ปีที่แล้ว +3

    ንፍዕቲ ሸኮሪና ሓፍተና ❤️💛😘😘

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 2 ปีที่แล้ว +1

    Well come back Heavu .

  • @dejenmichael5787
    @dejenmichael5787 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና

  • @ፈቃርሰብናፊቀ
    @ፈቃርሰብናፊቀ 6 หลายเดือนก่อน

    Very nice idea

  • @ykeloye4675
    @ykeloye4675 2 ปีที่แล้ว +1

    ንፍዕቲ ኢኪ ኣጆኪ ዘሓተይ

  • @habtemariamzerom5018
    @habtemariamzerom5018 ปีที่แล้ว +1

    ጾሎቱ ሰሚርሉ።

  • @gantgant6451
    @gantgant6451 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጎቦዝ ኢኪ ቀፅልዮ❤❤🎉🎉

  • @Jgnaambesa
    @Jgnaambesa ปีที่แล้ว

    Wwww hevu haftey thanks you're right

  • @xlatzemusie1329
    @xlatzemusie1329 2 ปีที่แล้ว +1

    Good advice sister thank keep up

  • @abitimehari3972
    @abitimehari3972 ปีที่แล้ว

    nay behaqi memhr hiwet

  • @GhideBrhane
    @GhideBrhane 11 หลายเดือนก่อน

    Yes True

  • @girmaytesfu2610
    @girmaytesfu2610 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwww it's fantastic, so thank u so much

  • @banoarefayne3910
    @banoarefayne3910 5 หลายเดือนก่อน

    ቡሉጽ ሓሳብ

  • @abrhamyakob3669
    @abrhamyakob3669 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ በላሕ ክፍድንስኪ ምሉ ኢዩ

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 2 ปีที่แล้ว +2

    Blbi ye zfetweki zednkeki ab kulu thbyo zeleki timhrti Heaven habtey nfti .

  • @hermongere6243
    @hermongere6243 2 ปีที่แล้ว

    ሄቨን ብልጽቲ

  • @loveislove287
    @loveislove287 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome heavu

  • @robietesfhaans4884
    @robietesfhaans4884 ปีที่แล้ว

    thanks yeah behaki

  • @natnaelghirmay5739
    @natnaelghirmay5739 2 ปีที่แล้ว

    Nay behakii

  • @tekiegetahuntekicho2100
    @tekiegetahuntekicho2100 2 ปีที่แล้ว

    Thanks more

  • @Justic417
    @Justic417 2 ปีที่แล้ว +2

    This’s video quite useful for all of us so Thanks for u make this video darling❤️❤️💯

  • @mierafbru378
    @mierafbru378 2 ปีที่แล้ว +1

    wawww you is right may GBU

  • @nevergiveup5680
    @nevergiveup5680 10 หลายเดือนก่อน

    thanks you sister

  • @merhawiande1157
    @merhawiande1157 2 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @Mary.Kifle1
    @Mary.Kifle1 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks great gob heaven haftey but how about you add English subtitle it gonna be excellent 👍

  • @abitvtube6823
    @abitvtube6823 2 ปีที่แล้ว +1

    Watru blixti habtay❤

  • @selam2364
    @selam2364 2 ปีที่แล้ว +2

    This helps me a lot thank you so much dear 🥰🥰🥰

  • @tirhasabraha1300
    @tirhasabraha1300 ปีที่แล้ว +3

    ቡሉጽ ሓሳብ የቀንየልና ምቅርቲ ሓፍተይ

  • @kasay67
    @kasay67 2 ปีที่แล้ว +1

    ግርም፡ዛዕባ also well,come to youtub. ኣብ ቀረባ ግዜ ብዙሓት ስዓብቲ ክትረኽብን ብዙሓት ክጥቀሙን ተስፋ ይገብር።

  • @zergabernati
    @zergabernati ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ wow 👌

  • @EriInvesting
    @EriInvesting 2 ปีที่แล้ว +1

    Another great video as usual 👌 Thanks 😊

  • @fergezberhe5860
    @fergezberhe5860 2 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋ ይገብር ናትኪ መጽሓፍ ከተሕትሚ

  • @degenerayo5321
    @degenerayo5321 2 ปีที่แล้ว

    Great

  • @temesghenmehari2057
    @temesghenmehari2057 2 ปีที่แล้ว +5

    ከመይ ዝበሉኺ ቀመም ሂወት ኢኺ ጓለይ : በሊ እስከ ዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ።

  • @mehretabtekleweyni1256
    @mehretabtekleweyni1256 2 ปีที่แล้ว

    Wow Wow 😍

  • @xehayxdqi7928
    @xehayxdqi7928 ปีที่แล้ว

    Yeqenyeley haftey 😢

  • @danaitteklemariam1365
    @danaitteklemariam1365 ปีที่แล้ว

    Thank you so much wawawawawww

  • @godthanksgoodforeverything7285
    @godthanksgoodforeverything7285 ปีที่แล้ว

    So very smart

  • @samisami-br3kx
    @samisami-br3kx 2 ปีที่แล้ว

    ሚቅርቲ

  • @ሰላሜነሽድንግልማርያም
    @ሰላሜነሽድንግልማርያም ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah 2 ปีที่แล้ว

    ብልጽተይ ሓፍተይ ናተይ