You are right bro, I would luv to add some points, 1, new addiction, even ladies are smoking(shusha), drinking, gambling. 2, majoriy of youth who are living in Uganda, Sudan and Ethiopia, will go either USA Canada or UK, instead of learning English, they spend their time at pull, ludo, Betway and other unwanted things.
That's a very educating video. Can you please create content explaining what an investor should look at when planning to invest in Uganda or East Africa in general. Thank you in advance.
Kibur Aklilu! Amanbeaman. Hizbitat Eritrean Tigrayn zejem allena. Selemti kensina.selemti ni eller. Seadu yigermom eyou. Selemti kinbil kelena. Haye hizbeyi men mikuankua filet. Beztrefe Egziabiher missaka yikun. Rihus hafush ametist yigberelna Liul fetari. Happy new year for you and your family 2024❤😂🎉❤
Abzi U tube kab zrakuwom Eti perfect idea hizka zmexaka eka So thank u so much keep it up 1 kbleka gn Nezi b poletica emnet awraja Tefiu tebetinu zelo hzbna Gele tetblo Ab hiwetka zkone shigr zeyemxalka tekoinu ???? Thank u again
አነ ትግራወይቲ ኩሉ ጊዜ ዝከታተለካ አንካዕ ንሓድሽ ዓመት ኣብፀሐኩም ፈጣሪ ሰላም የዉርደልና ኣኪለ ሓወይ❤
You are in the wrong place.
@@user-di2dg3cq8pno you're the one in the wrong place.
@@user-di2dg3cq8p
Who asked you Nikemizi kemaka eyu zizarebe zelo narrow mind
Bhaqi selam zideli selam yhabena 🙏❤
@@user-di2dg3cq8p
Ezi timiriti nikemzi kemaka narrow mind eyu
ናይ ብሓቂ ኣዚዩ ኣገዳሲ መልእኽቲ ኢዩ ።ካብ ነንሕድሕድ ዝሓለፈ ኢዩ ።ዘመስተውዓሊ ግዱስ ኢዩ ዝእርመካ ኢሌ እዬ ዝሓስብ ።እዚኣስ ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም እኳ ትገድድ ተጉህየኒ ክትዛረበላ ደሊኻ ክኣ ዘይርድኡኻ ይዕብልሉኻ
የቐንየልና 👍👍👌👌👌ቀጽሎ ድኣ ብሩኽ ሓወይ።
ናይ ብሓቂ ኣኪለ ሓውና ትገርመኒ ዝነበረት ታዛሪብካ ጸለምቲ ምኮና ረሲዕናስ ጸለምቲ ንብል
ሓቂ! እንበርከ ብድዐ እንታይ ኣምጾ።
ኣገዳስን እዋናውን ማዕዳ፡❤
@@LidyaSium-cr5bz gn kab lemdi keykewn ember bede aykonen dahar ne xelim eika teblo so nermal eu
@@TesfasenkyTesfasenky🙏👍💐
ህዝብና ጸቢብ ዩ ርእሱ። ኣነስ ካብ ምስ ሓበሻ ምስኦም ኳ ይብረሃኒ። ብውሑዱ ንሰብ ምኽባር ኳ ተማሂርና።
ጸገምና እኮ እዚ እዩ ንነብስና ሓራ ክንገብር ንፍትን እንበር ኩላትና ካብዚ ሓራ ኣይኮናን
@@lulrbahri👍🏽👍🏽
ኣብ ክንዲ ነቲ ዘዕቈበና ሕብረተሰብ ምንዓቕ፡ ነቲ ሕበረተሰብ ክንለለዮን ከነድንቖን፡ እንተ ዝክኣል ከኣ ንቛንቋኦም ክንምሃርኢና ዝለና። እዚ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ። ኣብዚ ጕዳይ ናይ ምምርዓው ግን ሓደ ነገር ክትፈልጡ ኣለኩም:- ዝዀነ ሰብ ብሰንኪ ምስ ኡንጋዳውያን ወይ ኬንያውያን ዘይምምርዓዉ ጣዕሳ ክስምዖ የብሉን። ነቶም "ንምንታይ ኢኹም ምሳና ክትምርዓዉ ዘይትደልዩ፧" ዝብሉ ኡጋንዳውይንን ኬንያውያንን ከምኡ እውን ካልኦት ኣፍሪቃውያን ኣሕዋትና፡ ሓደ ነገር ክንዝክር ክንክእል ኣለና:- ብባህልና ከምኡ ኸኣ ብባህልታት ቀርኒ ኣፍርቃ ብሓፈሻ ንደቂ ዓድኻን ንደቂ ካልኦት ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ እምበር ምስ ካልኦት ብዙሕ ኣይንምርዖን ኢና። ንኣብነት፡ ኣብ ባህሊ ሶማል ንዘይሶማላዊ ምምርዓው ዳርጋ ነውሪ እዩ። እዚ ባህሊ ጥራይ እዩ። ዝዀነ ኤርትራዊ ኣፍሪቃያውን ምዃንና ከም ዝፈልጥ ርግጸኛ እየ። ጸለምቲ ኢና። ግን ብሰንኪ ኣፍሪቃዊ/ደቂ ሓደ ኣህጉር ምዃንካ ጥራይ ናይ ግደን ንሓድሕድካ ክትምርዖ ኢኻ ማለት ኣይኰነን። እዚ ናይ ሓድሕድካ ምምርዓው መዐቀኒ ናይ ኣፍሪቃውነት ኣይኰነን ። ብዙሕ ግዜ ዝርሳዕ ነገር:-ኣፍሪቃ ከም እስያ ዓብይ ኣህጉር(ብዓለም ካልአይቲ)እያ እሞ ዞባዊ ፍልልያት ናይ ባህልታትን ህዝብታትን ክህልዋ ናይ ግደን እዩ። ንኣብነት ኣብ እስያ፡ ህንዳውያንን ቻይናውያንን(ወይ ኣፍጋኒስታናውያንን ቻይናውያንን) ብሰንኪ እስያውነት ናይ ክልቲኦም ወይ ከኣ ደቂ ሓደ ኣህጉር ምዃኖም ጥራይ ፡ ናይ ግደን ንሓድሕዶም ክምርዓዉ እዮም ማለት ኣይኰነን(ዋላ እኳ ቻይናን ህንድን ንሓድሕደን ዝዳወቡ ሃገራት እንተ ዀና)። ኣብ ክንዳኡስ፡ ንሓድሕዶም ብዙሕ ኣይምርዓዉን እዮም። ኣብ ባህሊ ናይ ክልቲኦም፡ ንደቂ ሃገርካ እምበር ንኻልኦት ምምርዓው ልሙድ ኣይኰነን(ዋላ ኣብ ካልኦት ሃገራት ክቕመጡ ከለዉ)። ኣባና እውን ከመኡ እዩ። እዚ ጽልኢ ወይ ምንዓቕ ኣይኰነን። ልምድን ባህልን ጥራይ እዩ። ብተወሳኺ ኸኣ ንኽትምርዖ ሰብ ክትመርጽ ከለኻ፡ እቲ ውሳነ ናትካ ውልቃዊ ምርጫ እዩ። መብዛሕትና ኸኣ ንደቂ ሃገርና ምዝንባልና ዘገርም ኣይኰነን። መብዛሕትኡ ግዜሲ ምስ ደቂ ሃገርና ኢና ዝመሳሰል ልምድታትን እንረክብ። መቸም ከም ኵሉ ሰብ፡ ሓዳርና ጽኑዕን ድልዱልን ኰይኑ ክቕጽል፡ ንብድሆታት ክጻወር ኢና እንደሊ። በዚ ምኽንያት እዚ እዩ ዝበዝሐ ኤርትራዊ ንኤርትራዊ፡ እንተ ዘይኰነ ንሱዳናዊ ወይ ንኢትዮጵያዊ ዝመርጽ።
You are right bro, I would luv to add some points, 1, new addiction, even ladies are smoking(shusha), drinking, gambling.
2, majoriy of youth who are living in Uganda, Sudan and Ethiopia, will go either USA Canada or UK, instead of learning English, they spend their time at pull, ludo, Betway and other unwanted things.
ናይ ብሓቂ ንሱ ኢዩ። ሰብ ነብስካ ዘይምፍላጥ ኢዩ።ጽቡቅ ኣለካ እዚ ካ ሕማቅ ኣባሃህላ ኢዩ፡
አኪለ ሐወይ ንኣይ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ነገር ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ🙈አነ አብ ጀርመን ኢየ ዝነብር አብዚ ዘለው መብዛሕትኦም ዘማርሩ ኢዩም እሞ ድማ ኩሉ ተማልኢሎም ከሎ ዘየመስግኑ ነኣባበጃኻ ፅቡቕ ጌርካ አሰልጥነልና እንተተረዲእዎም 👍👍👍
ናይ ብሓቂ ትክክል ዘረበ እዮ ምክንያቱ ኤረትራዊ ኣብ ዝኮነ ነገር ብገንዘብ እዮ ዝፈትሖ ነቲ ትሑት ዓቅሚ ዘለዎ ኣይሪእን እዮ
የቐንየልና መምህረይ ። ብጣዕሚ ኣዝዩ ምሃርን ገላጽን ዝኾነ ትምህርቲ ምሂርካን ። ኤርትራውያን ኣብ ልብና የሕድሮ ፡ ንኹሉ ሽግርናን ጸገምናን ብጽፉፍ ገሊጽካዮ ።
Thank you, Brother
Thanks aklilu hawuna Ugandans etom nalem znebrwa zelewu hzbi mkanom zeymflatnau xegem uganda selamom ybzah brukat hzbi.
T i e b i t eyu b'hanti qal :: Aklulu wedey 🙏 Tebarek 🙏
Selam hawu Aklilu
Ati tsegematna nay Eritrawi tsbuq gerka gelitskayo aziaen zbelkayen keneryen dma tesfa ygebr. btakakl aestewiailkalen aeloka .
Selam wesenay
ኣኪለ ከምቲ ኩሉ ግዜ ትብሎ ሓዲሽ ነገር ፍጠር ኣይትድገም ዝብል ጽቡቅ ሓሳብ እዩ። ነዚ ብጉቦ ዝሳለጥ ወረቃቅቲ (ፍሉስታቱስ፡ትራቨል ደኩመንቲ,,,,) ዝኣመሰሉ ንኹሉ ዝምልከት ዝውከል ብስሉጥ መፍትሒ ዘይተዳሉውልና።
Akililu you are good man by your natural behaviour ,you're mature person very talented .Eritrean they think only human in this world .
ብድዐ ሽጋራ እናሰተካ ኣብጽርግያ ምካድ ጡፍ ምባል ሰኪርካ ኣብጽርግያ መዕግርጋር
ንምሃር ንዕበ ንፍለጥ የሕዋተይ ጽባሕ ሃገርና ክንልውጥ❤
የመስግነካ ኩቡር ሓወይ ኣክሊሉ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ::
God bless you nay bhaki hanaxi tmhrti iuu . Bflayy abzi zelekuwo adi hadnet sle zeyblna ,abu nmnbar Gobo Kem mdyabb koynuna alo.
ኣሜን ርሑስ ሓድሽ ዓመት መምህር ኣክሊሉ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዩ ትምህርትካ ቀጽሎ.
Kubur seb mare nebsu eyu zkbreka an Ms buzuhat eye tzararibela ane Uganda eye zqmet gn abzen znberkwen ametat zmsgnom seb azyu wuhud eyu ente hamqe Uganda ab merotom bselam yenburuna alewu bezi thanks tray eika ktbl zela thank you brother 😊
ልክዕ ኣለኻ ኣኪለ ብትዕቢት ዝተመላአና ህዝቢ ኢና
ብሓቂ አክሊሉ: ብሰንኪ ንቁፅ ይነድድ ርሑስ ዝባሀል ምስላ አሎ:: ሕማቅ ልምዲ . ሕማቅ እመል:: ክብሪ ይሀብካ ሓውና
ናይ ባሓቂ እቲ ዝገለጽካዩ ኩሉ ኣብ ህዝብና ዘሎን ዝነብር ዘሎን ኢዩ ኩሉ ግን ብንቕሓት ባፍልጦን ኢዩ ዝቅየር ማራ ዝሳሓበቲኒ ኣብቲ ናይ ትካላት እያ ኣብዚ ኤውሮፓ እስራኤል ኢንተሪኢካ ሓደ ባር ድዩ ፒላርዶ ተውጺኡ ተር ከም ዓተር ይቅየር ኢቲ ከባቢ ተማሳሳሊ ካብቲ ኩሉ ግዜየ መልሲ ዘይረክበሉ ሕቶ
That's a very educating video. Can you please create content explaining what an investor should look at when planning to invest in Uganda or East Africa in general. Thank you in advance.
ንፉዕ ኢኻ አኽሊሉ።ጽቡቕ
Akile
Keep going to recommend any time
Thank very much for your groups and have a nice new year🎉
We need people like you advising us ❤❤❤❤
Yeqenelna akile hawuna kbret yhabelna mesrey .
Azi kulu zbelkayo haqi eiyu
Ab atgebro srhatka guzoka amlak yhagzka mearey aber nhna ab sebat wexina zelena hbreteseb eina bzkone degime yeqenelna🎉❤
ሰላም ኣኽሊሉ፡ ጽቡቅ ስራሕ ናይ በሓቂ ድማ እየ ዝሓዝን ብዛዓባ ናይዚ ነቶም ዘዕቆቡና ዘይምክባር 😢 ከምቲ ዝበልካ ሕብረት ዝይምህላውና፡ ኩሉ ዝበልካዮ።
ኣብታ ናይ መውስቦ ግን ምስ ናትካ እዩ ጽቡቅ ነቶም ዝውለዱ ቆልዑ ኣብ ሓደ ባህሊ ንክዓብዩ እዩ ጽቡቅ ይብል።
Selam niaka Aklilu hawey AMLAK yibarkka silty adlay mikrka bertie🎉❤🎉
Akile God bless you my school mate. Asmara technical school. You are doing really well keep it up. Have subscribed and shared with few people as well.
Kibur Aklilu!
Amanbeaman. Hizbitat Eritrean Tigrayn zejem allena. Selemti kensina.selemti ni eller.
Seadu yigermom eyou. Selemti kinbil kelena. Haye hizbeyi men mikuankua filet.
Beztrefe Egziabiher missaka yikun.
Rihus hafush ametist yigberelna Liul fetari.
Happy new year for you and your family 2024❤😂🎉❤
Welcome brother akile ❤❤
Amen amen amen 🙏 ❤❤akile abiy seb
Waww i don't have words to appreciat your talent.May God bless ur wisdom..keep it up
Thank kemaka yebzuhu My God bless you with all his Ur family. Happy New year 🎊🎊🎊🎊🎊
I agree 100%. Kemzitat kexlo and happy new year Aklilu with your family.
ዝገርም ወርቃዊ ሓሳብ ዩ! ኣነ ውን ካብ'ቲ ዘገርመኒ ባህርና እዚ ዩ👍
Thank u akile for the advice it helps a lot for change.
አኪለ ርጡብ መስተዉዓሊ ብሰለስትኤን ተሳማሚዔ አሎኹ 1. ንዘጽለሉና ምኽባር ግዴታ ክኸዉን ከሎ ቋንቀኦምን ባህሎምን ምፍላጥ ደረጃና ሐፍ ምባል ይጠቀም 2. እቲ ሐደ ካብ ሐደ ቀዲሑ ዝምስርቶ ስራሕ አኽሳሪ 3. ማሕበራት መስሪትካ ክትማያየጥ እቲ ቐንድን ወሳንን ይኸዉን ።
አብቲ ቀንዲ ክብሎ ዝደለኹ ክምለስ
አነ አብ ስዊድን ይነብር እሞ ካብ ዝተዓዘብኩዎ ከካፍለኩም ይፈቱ ንሱ ድማ እዞም ሕጂ ንዓለምና ጸሚዶም ትልኽ ዘብልዋ ዘለዉ እስራኤላዉያን ካብ ድሕሪ ካልአይ ዉግእ ዓለም አብ መሉእ ዓለም ተዘርጊሖም ሀ ኢሎም ስርሖም ከጀምሩ ከለዉ ፍልልያቶም ብዘየገድስ አብ ንግዲ ክዋፈሩ ከለዉ በታ ዝነአሰት እቲ ሐደ እንዳ ፍሩታ እንተኸፊቱ እታ ሐደ ኣይደግማን ኢዩ እቲ ብሙሉኡ እሰራኤላዊ ካብ ከልእ ከገዝእ አይፈቀድን ብማሕበራት ዝተማእከለ ኢዩ ወዘተ ሐዉ አኽሊሉ ።
ርሑስ በዓል ልደትን ጥምቀትን ።
👋👋👋👋👋❤❤❤❤❤❤
God bless you brother we need to humble before God and other people 🙏
Thanks ❤❤❤ 🎉🎉🎉 Aklle Aby seb Ruhus hadish amet mis sdraka
ኤርትራዊ ልኽብጥና ፡ ጥልመት ፡ሓሶት ፡ምስሉይነት ፡ትዕቢት ዝዉንን ህዝቢ ኢዩ ፡ ብጣዕሚ ይሓዝን ኤርትራዊ ሙካነይ
Eina eba beal kemay elka dea kab hasawy , lekbat neska teoie wexika zeyle berokero😂😂
@@solianasoliana2735 ዉጻእ መዓት ኮይነ፡ዕድል ጌረ ከምዚ ከማኺ ዘይሙኻነይ
@@solianasoliana2735😂😂 ጥራይ ካብዚ ዝብሃል ዘሎ ነብሱ ነጻ ይገብራ ኣሎ
Thank you Akile May your postivity comes true and to a fruitful outcome.
I totally agree, I hope we will learn something I already shared this to most my friends. Thank for making this video. ❤❤❤
Thank you so much Akile
KIBRU HAWEY BITAMI YMASGNIKA NIHINA Eritrawian azeina kab aliem tfeina zalina hibreteseb eina kimeu selie zekone eina kea beteibet wdeikna zalina 😢😢😢 ah I feel sad BKA 😭
You deserve my like & subscribe. ሓውና ኣክሊሉ ጽብቅ ትምህርቲ እዩ ቀጽሎ ። ሕብረተሰብ ጽብቅ ቅርጺ ንክሕዝ ኣበርክቶ ናይቶም ጽብቅን ቁንዕን ሓሳብ ዘለዎም ሰባት ወሳኒ እዩ ። ብዙሕ ክዕረ ዝግብኦ ሕማቅ ባህሪ ኣለና ፡ እዚ ነገር ክቅየር እንተድኣ ኮይኑ ከማካ ዝኣመሰሉ ሰባት ብቀጻሊ ክጉስግስሉ ይግባእ ። ኣይትተሓለል ኢካ ድካምካ ዋጋ ክትረክበሉ ኢካ ፡ ኣይረፈደን ኣብዚ ሕጂ ግዜ ውን ማዕዳካን ምክርካን ኣገዳሲ እዩ።
ክቡር ሓው ጽቡቅ መደብ ።
ሕማቅ ልምዲ'ዩ ዘለና፣ ደሓር ከኣ ሰኣን ኣፍልጦ እዩ።
thank btam xbuq hasab eyu admen tanan yhabka fetari❤
HAPPY NEW YEAR AKILE THANK YOU Bgenzebna endealana nnebr Tbl tikhti ya tewdkena neritrawian
Great advace bro akile ane uganda nerie eye nay behaki gelixkayo eti reality keep going
❤❤❤ Tanks Aki hawna nay behaqi ewanawitn agedasitn netbi eka alelka.🎉🎉🎉
Well come akile happy new year eritrawyan zelena zeyblna btimkhti musluynet nzekobeka hager mxraf tiray eyu lemidu nhagerka kid ente elkayo dima mot tiray eyu zmerx.wala neuropa us kxerfwom eyom ziwelu btami xbuk aristi eyu kexlo akile hawna
Yes,kulu haqi ane wala betaemi zegermeni.ena xelaekewa lemideya eza xelemti
ኣብዚኣ ኣርእስቲ ሕማቕን ጽቡቕን ተ ትብላ ምሓሸ ይመስለኒ 😢😢😢😢
A well-researched information! Great Job!
You are amazing please keep it up brother ❤❤❤❤❤
Akile Hawey Nska Amazing Eka Bhaki.Abi tmhrti eu.
Kexlo amlak Ybarkka
Merhaba akelie betame xebuqe agalalexa good advice netom auqubaa hebomeka zelweom heberteseb mekebar agedase eyu grateful
ናይ ብሃቂ ጽቡቅ ዘረባ!
Amlak ybarka aki hawna..bertieka qexlo
Thank you so much for this great message.
You are exactly correct, you speak the truth. Our people and why we r joules each other.thank but no one can listen
I appreciate you. Keep going dear.❤❤❤❤❤❤❤
Thank you so much brother
Selam akile Hawey betami des gemgam u nebsina keman hakikna
Nab hotoy keatu Frhi bkemey kewogido ykil Thankyou?
Please eza mlsi
Thank you 👌🏾
ዋው! ኣገዳሲ ሓሳብ'ዩ ሓጺርን ጽፉፍን፡ ኣብ ልብና የሕድሮ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Hawna aklilu tmhrtka nay beaki xubuk u zelo, kexlo nmehar alena .
እወ መለለይና ጽብቅ ክኸዉን ኣለዎ ኣብታ ሓደ ዓይነት ትካል ዝበልካያ ኣነ ወላ ንምንታይ ግን ይብል ነይረ ካብ ዓዲ ከለኩ ኣትሒዘ የስተውዕለሉ ነይረ ኣብ ዓድና ውን ኣብታ ማዕሬካ ተር ዝክፍትካያ ኣብዚ ደገ ምስ መጻእና ክኣ ዘ ሴም ኣብዚ Washington Dc ዝረኣክዎስ ኣብ U street ዝበሃል ብሙሉኣ እታ ጉደና ቤት መግቢ ተር ኢሉ መፍላለይ ዘይብሉ ብትህበና ምክሪ ብጣዕሚ የመስግን
ኣኽሊሉ ሓውይ እቲ ሓቒ ትምክሕቲ ካብቲ ሰውራና ዩ ዚጅምር ዩ ኣብነት ስዕርናዮም, ንዓለም ስዕርናያ, መን ከማና, ሓጋዚ ኣነበርናን እቲ ሓቒ ግን ሓግዝቲ ሰውራ ነሮም ዮም ዋላ ዉሑዳት ዩኹኑ እቲ ንዕቀት ኣብ ልዕሊ ተጋሩ, ኣምሓሩ, ethopia, ጸርፊ ረሳሓት, ደናቁር,, ንሱዳን ጀልፋፋት ዚብል ይርከብዎም ባህርያዊ ለውጢ የድልየና ኣሎ
ምም/ር ኣኪለ
እዚ ሳዕቤን ኢዩ!
ነቲ ጠንቂ ግልጽልጽ ኣቢልካ ግለጾ❤!
Yeah, hakka eka bzuh yu zegatm wela abzi adizelekuwo, xbuk tmrti yu yekenyelna, aklilu hawey
Nay bhaqi azu blux tmhrti akile hawey thanks more
እዚ ትብሎ ዘለካ ኣክሊሉ ኩሉ ሓቂ ኢዪ ብፍላይ ኣብ ኤሪፓ ካኣ ብፍሉይ መለለይቲ ኤርትራውያን ኣብ ቆጸራ ድንጉካ ምምጻእ ፍልይቲ መለለይትና ኣሎና !
ዋውውው ብጣዕሚ መሃሪ ሓሳብዩ ቀጽሎ ብጣዕሚየ ዝፈትወካ
Happy new year to you thank you so much 🎉
AMEN AMEN yehbiru Akile hawey GBU bro 🙏🙏❤
I am very proud to see you at this level akile. We were in the same class when we were i grade 3.❤
"ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ" ዘበራብር ሐበሬታ አይትግደፈና። ትሕትና ማለት ከምድኽመት ጌርና ንንዕቐት ከም ምዕብልና ዝረአየሉ እዩ። ግን መን እዩ ዝንዕቕ እንታይ ነኽሐብይ እየ ንኻልዕ ዝንዕቕ?
እዚ ሐበሬታኻ ገዚፍ ሐገዝን ዘድልየናን ከምዝበልካዮ ነደቅና እንታይ ኢና ክነገድፈሎም?
የመስግነካ
🍏🍐🍉👊 Fruit Punch
ንዑቅ ይንቐካ ክቡር ዬኽብረካ እንድዩ:: ተሰዲዶም ኮለውስ ይምክሑ to cover their weakness አብኤሮጳ እትው ምስበሉ ሐፍሐፍ እዮም ዝብሉ ንሱዳን ሰሪቕናዮም ኢና አሚኖምና ምስሀቡና ንስርቆም አድኪናዮም ኢና ናዩኤን ብነጻ ዝዋሀብ ጉቦ ነልሚዶሞም ካባና ብዙሕማቕ ነገር ተማሂሮም እዮም thank you for your help
Ezi abuy tmhrti eu akiliku hawey subscribed deki erey🎉🎉❤❤❤❤
Abzi U tube kab zrakuwom Eti perfect idea hizka zmexaka eka
So thank u so much keep it up
1 kbleka gn Nezi b poletica emnet awraja
Tefiu tebetinu zelo hzbna
Gele tetblo
Ab hiwetka zkone shigr zeyemxalka
tekoinu ????
Thank u again
የቀንየለይ ዝሓወይ
ንፉዕ ዝሓወይ 👏 💓💓💓
How are they going to be united? they are Envy each other!!!
You are right
ኣብ ጁባ ብዙሕ ሽግር ኣሎ ስራሕ ደሊካ መጺካዮም ወዲ ዓዶም ተዘይኮንካ ኣየስርሑካንዮም ዓዲ ቅድም ይሓቱካ፤ተሰዲድና ኣብ ክንዲ ንጠራነፍ ክንፈላለ ብዓዲ ኣዉራጃ የሕዝነካ❤
Exactly neay zegatemeni kinegreka hade kabtom abeyti eritrean tikalat nay eritrean ab uganda srah apply gere eti manager natom Kab Dubai dewilu kabey eka eluni...ane kia uganda sile.zineberku Kab uganda yibilo .no Kab eritrea yibleni wedi Asmara sile.zikonku Kab Asmara yibilu dhan agihidu mebeqolka elunk Eritrea eleyo bitaemi harike then kidwilelka eye eluni that's it.
@@fikrizifetu6023 ገጾም ትርሓቅ ብቅዓት ስራሕ ድዩ ዘድልዮም ኣዉራጃ ፤ብጣዕሚ እዩ ዘሕፍር ስርሖም
ክብረት ይሃበልና መምህር🎉❤
Welcome brother Happy new year
Buluts seb happy new year to you and your family
Amen amen amen🎇🎇🎇🥰🥰🥰🥰👍
Seb Kab mdggam eyu zmeharn lmdi zetrin emo..kemzi medeb bbzhri aqrbelna..thanks
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ። ንካልኦት ኣህዛብ ምንዓቅ ፍጹም ክውገድ ዘለዎ ኢዩ።እዚ ስቅ ኢልካ ኣብ ጥራሓኻ ዓሻ ትምክሕቲ ኤርትራዊ ክገድፎ ኣለዎ ንዕኡ ክሕሾ።
You are great 💯👍
እዋይ እቲ ኣነ ብቀጻሊ ዝሓቶን ዘስደምመንን ኣርእስቲ ኣልዕልካ። ኣነ ኣብ ሓንቲ ብትምህርቲ ፡ ሰላምን ዝግኣትን እትልለ ኤውሮጳዊት ሃገር እየ ዝነብር ፡ ምሳይ ዝመጸ ኤርትራዊ ዓርከይ ድማ ኣለኒ። ምስ ዓርከይ ኣብ እንራከበሉ ግዜ ፡ ዕላልና ብዛዕባ ጸጋታትን ህዝብን እዛ ንነብረላ ሃገር እዩ ዘዕልለኒ። እቲ ዝገርም ዋላ ሓንቲ ምዓልቲ ብጽቡቅ ገሊጽዎም ኣይፈልጥን። እዛ ሃገር ድኻ እያ ፡ እዚ ህዝቢ ስደተኛይ ኣይፈቱን ፡ ስለዝንዕቁና ኣይፈትወሙን እየ ፡ እንታዲኦም ከምጽኡ ኣይሰርሕን እየ ፡ ደይ UN ዝሃቦም እዮም ዝኸፍሉና ፡ ፈትዮም ኣይኮኑን ኣዕቁቦምና . . . ብምባል ክነቅፎም እዩ ዝስማዕ። 7 ዓመት ተቆሚጡ ንባህልን ቛንቛን ናይዛ ሃገር ድማ ኣይፈልጦን እዩ ፡ ክፈልጦውን ድልየት ከምዘይብሉ ይገልጸለይ። እዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ጉዳይ ድማ ወጊድ ክንብሉ ይግባእ።
ጽቡቅ አቅሪብካዮ