Eritrea- ዕላል ምስ ኮሜድያን ተመስገን ተወልደ- ኤርትራ ንኤርትራውያን ክትከውን ስለዘይከኣለት ንቃለስ ኣለና!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 640

  • @mussiegebreyouhans1160
    @mussiegebreyouhans1160 5 หลายเดือนก่อน +4

    I admire you, brother, for your insight and deep intuitive understanding of the situation. The average mind of Eritreans can't see things in depth. Wow... you are unique. Your potential is not only in making films and drama. You should be involved in politics. I am sure you will be a very influential person in Erena's politics as well. ተሜ በሊሕ ኣእምሮ: Temesgen, you are a naturally talented and gifted individual with above-average intelligence. Your voice has a significant influence on all Eritrean so-called "political parties."

  • @BergedNhameduFthawi
    @BergedNhameduFthawi 5 หลายเดือนก่อน +26

    ትብዓት ከምናይ በዓል ቶሜን፡ ኪሮሰይይይይይ ጆን ብላክን፡ ዋዜማን ሲ ክሳብ ሕጂ ኣይረኣኩን ኣኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙።

    • @MelakeMedhanie2024
      @MelakeMedhanie2024 5 หลายเดือนก่อน +1

      Tebat ay konen ezia ata gadam xsmam ezi kdat EU sebay zbehal ab Adu koynu zqawem

    • @ilovetelaviv9892
      @ilovetelaviv9892 5 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@MelakeMedhanie2024ንስካ ከ ኣበይ ኮንካ ትድግፍ ኣለካ ኣብ ኤርትራ

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 5 หลายเดือนก่อน

      @@BergedNhameduFthawi nay temien John ayfeltin eye kiros asfha gn mulue tgraway eyu so sle tgrayu zeyqales beqa Beal kiros kisab zedneqka xegem aleka wey polotica aytfeltin eka

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 5 หลายเดือนก่อน

      @@ilovetelaviv9892 ehi wexika sle zeleka eka ember ab eri konka aymdegefkan kitb eka flut eyu wela wexika hagerka tedegifka tiemka sle zelo tbli Beal nska mehaym hagerka mdgafin sreat mquwamn ekum zeytfelalyu bzkone hgdef Eritrea Nexa zewxien Eritrea Kem Hager kitflet zgebre party kisab zkone win kibrie ygbeo eyu l

    • @BurukAsefa-pf2en
      @BurukAsefa-pf2en 5 หลายเดือนก่อน

      Eti bzuh ztewarede bzuh mret zreaye tebae eyu.

  • @HiwotAmare-q9o
    @HiwotAmare-q9o 5 หลายเดือนก่อน +3

    ተሜ ከማካ አተሐሳስባ ሐደ ትግራዋይ ተዝንረክብ ትግርኛ ተዛረብቲ ክንደይናይ መዓበና ነይርና ህግደፍን ህወሓትን ዝጠፍእሉ ዘመን የምፀኣልና

  • @samdan8545
    @samdan8545 5 หลายเดือนก่อน +15

    😂😂😂😂😂እዋይ ተመስገን 🤣🤣🤣ተመስገን እንቃዕ ገድድፍካና 🤣🤣🤣

  • @wedihagos9611
    @wedihagos9611 5 หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገን ንጹርር መልኤኽቲ 🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿💙💪💪👈👈

  • @Tusfai
    @Tusfai 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን መቅሰን ናይ ልበይ ልቢ ህዝቡ ቅሰን ጸልሚቱ እዩ ዝርሁ ኣብ እስራኤል ንዝወረደ ሓደጋ ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዝተሃስዩ ድማ መንግስተ ድማ ምስ ምሉእ ጥዕና የውጻዮም በለጽ በዚሑ ኣቅሽቲ ኣብ ዓድኩም ኣይትቅበሩን ይብሉና ደቀንስትዮ ኢምባስን ህግደፍ ቅተልወም ኣጆኩም ይብላ ኣብ እስራኤል ዘሎ ደላይ ፍትሒ ብዕጽፍጻፍ ተሃስዩ እዩ ፈጣሪ ይፍረድ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️

  • @yemanemichael6451
    @yemanemichael6451 5 หลายเดือนก่อน +1

    I like your courage to speak your mind.

  • @negasi2123
    @negasi2123 5 หลายเดือนก่อน +13

    ተሜ ጅግና 💙💚👌ሓቅነትካ ዝመሮም ሓሰውቲ ኣብዚ የዕነንዩ ኣለዉ።

    • @Tomas-y8y
      @Tomas-y8y 5 หลายเดือนก่อน

      Kulna tekawemti ena gen b eritra aykonen zhaseb ajewjew bezihu nhna Tigrinya tegaru ena gele aselchawi koynu

    • @Meritey
      @Meritey 5 หลายเดือนก่อน

      Shabya alena ati komal kid mereb sgeri

    • @negasi2123
      @negasi2123 5 หลายเดือนก่อน

      @@Tomas-y8y ኣብ መንነት ኢዩ ንሱ ኸኣ መሰሉ ኢዩ።

    • @negasi2123
      @negasi2123 5 หลายเดือนก่อน

      @@Meritey who is Shabia. ??? I am the real son of shabia not hgdef 😏.

    • @teshayearaya1712
      @teshayearaya1712 5 หลายเดือนก่อน

      @@negasi2123ሻእቢያን ህግደፍ ሀደ እዮም

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተመሥገን ቅኑዕ ሠብ።

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 5 หลายเดือนก่อน +3

    መሪር ሓቂ።ኣበይ ሞ ማይ ኣብ ከውሒ ምድፋእ እንዶ ኾነ።

  • @awetsirag5469
    @awetsirag5469 5 หลายเดือนก่อน +16

    እዛ ወዲ ካብ ኩቱር ተነጽሎ ፡ ናብ ነብሰ ምትሓት ወሪዳ ፡ ካብ ዝገርም ነብሱ ኣትሒቱ ንካልእ ከክብር ዝፍትን በቲ ዘኽብሮ ሰብ'ውን ሑሱር'ዩ ፡ ኣብ መወዳእታ ነዛ ዓለም ብነብሰ ቅትለት ጥራሕ'ዩ ዝፋነዋ ። 😢😢😢😢😢

    • @yonassolomon7619
      @yonassolomon7619 5 หลายเดือนก่อน +1

      ጎንፊ ጌርልካ ኣሎ ሓቂ ተዛርብካ ኢልካ ትንጽሎ እንተኾንካ።

    • @medhin8187
      @medhin8187 5 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ንሱስ ኣብ ዝኸዶ ኩሉ ዩ ዝፈትዎ። ናብ ዓርሰ ቅትለት ዘብፅሕ የብሉን ። ዓሻ ባዕልኻ ግዳ ካብ ርእሰ ፅበት ዉፃእ ፅልኢ ግደፉ ሼጣዉንቲ ኣይትኹኑ ።

    • @habesha6883
      @habesha6883 5 หลายเดือนก่อน

      @@medhin8187ንስኻትኩም ደኣ ትፈትውዎ እወ:: ኤርትራ እንዲዩ ዝጸርፈልኩም ዘሎ:: ብኤርትራውያን ግን ተፈንፊኑ ኢዩ:: ተፈንፊኑ ሲ ተዋሳእቲ እኮ ንፊልሙ ዝሰርሕሉ ስኢኑ

    • @makimaki3399
      @makimaki3399 5 หลายเดือนก่อน

      Naybehaki 😂😂😂😂😂 zetsegeo sinu be kulu tenetsilu

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 5 หลายเดือนก่อน +16

    Behaki perfect minesay keep it up your smart brain

  • @tamrat7
    @tamrat7 5 หลายเดือนก่อน +35

    ኣነ ከምዚ ወዲ( ፍጊዕ) ዝብለኒ የለም ዋልሓንቲ ፍልጠት የብሉ ፡ዘረብኡ ኣይእዱብ። ክንዳኻ ዘይ ኣኸላስ ብኣኻ ይወዓላ ይብሃል. ኣነ ዘሕዝነኒ ነዚ ቃለ መጠይቅ ዝገብሩ እዮም

    • @negasi2123
      @negasi2123 5 หลายเดือนก่อน +11

      He is Young Hero 💙 ኣንጻር ባርነት ደው ዝበለ ብሱል መንእሰይ ምዃኑ ንገለ ውጽኣት ከትሕዘኩም ባህርያዊ ኢዩ።

    • @ደላዪናጵነት
      @ደላዪናጵነት 5 หลายเดือนก่อน +6

      40 ደቂቅ ኮፍ ኢልካ ሰሚዕካዮ ቅድሚ ሰብካስ ህጂ ከምዚ ወዲ ፍጊዕ ዝብለኒ ትብል እታ መርፍዕ ዝህበካ ዘሎ ስለ ትመረካ ዘላ እያ ካልዕ ኣይኮነን ግና ከምዚ ህሙም ናብ ሓኪም ዝከይድ መርፍዕ እንዳጸልዓ ንስካውን ከሙ ኢካ ኮይንካ

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 5 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@negasi2123 party kitqawem nbur eyu zb zkone Hager zelo eyu haverkan hizbkan yehlifka gn aykonen bro

    • @negasi2123
      @negasi2123 5 หลายเดือนก่อน +2

      @@FanealEstifanos-ic8ev ንመን ኢዩ የሕሊፉ ሂብዎ ተሜ ??? ኤርትራዊ ዲኻ መጀመርያ ?? ናይ ተሜ ዘረባ 2 ግዜ ብውሑዱ ስምዓዮ ክርደኣካ ተቓዋሚ እንተዘይኮንካ።

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 5 หลายเดือนก่อน +1

      @@negasi2123 ata entay kisemealu eritrawi tezey kewin amxhafkun coz meles Ms mote salsti zhazene kisab zikone bzaeba eritra aymlketon eyu

  • @KahsayTesfa
    @KahsayTesfa 5 หลายเดือนก่อน +15

    ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከምዝኣ ጌራ ዝመሰጠትኒ ኢንተርቪኤው ኣይርኣኹን.

    • @bekhitamerke2938
      @bekhitamerke2938 5 หลายเดือนก่อน

      Kkkkkkkkkk

    • @ogbaihabtemikael9209
      @ogbaihabtemikael9209 5 หลายเดือนก่อน

      ዋይ! ከማኻ፡ ይብዝሑ። ኲሎም፡ ጃላ፡ ደሞ፡ ጽርግ ኢሎም፡ ኣይከዱን።
      ፍልጥ:ምምላስ፡ የለን!

  • @hagosmengesha1299
    @hagosmengesha1299 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣነስ ክፈትወካ መዓት❤❤❤

  • @mussielemlem1248
    @mussielemlem1248 5 หลายเดือนก่อน +8

    ተባዕ

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 5 หลายเดือนก่อน +3

    fetawi teme dia sebucrbe nigebrelka ewe Teme jigna aye tbiat ade welida❤❤❤❤

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 5 หลายเดือนก่อน +8

    ዛ ወዲ ድሕሪ ቁሩብ ዓመት ኣብ መእለዪ ሕሙማን ስነ ኣእምሮ ክንሪኦ ኢና:: ብጣዕሚ ሕማቕ ኣሎ

    • @StellaG-michael
      @StellaG-michael 5 หลายเดือนก่อน +1

      I agree with you brother

  • @kahaseshishay3682
    @kahaseshishay3682 5 หลายเดือนก่อน +3

    God bless you

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 5 หลายเดือนก่อน +18

    ተሜ ናይዚ ዘመን ብሉጽ መንእሰይ ብእዋኑ ዝተረዶኦን ዝተወደኦን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ፣

  • @robeltewelde1199
    @robeltewelde1199 5 หลายเดือนก่อน +12

    ተመስገን ወዲ ትግራዋይ ተወልጀ ዕባይ ኤርትራ ኢካ

  • @robatejohn2352
    @robatejohn2352 5 หลายเดือนก่อน +22

    ብፍቃደይ ኤርትራውነት ገዲፈዮ እንዳ በልካ ንምንታይ ብዛዕባ ኤርትራ ትዛረብ?

    • @teshayearaya1712
      @teshayearaya1712 5 หลายเดือนก่อน +3

      ዝርዳአካ ተኮይኑ አብ ኤርትራ ን ዘለው ቤተሰብካ አዝማድካ ደቅአድካ ብጡቅሉሉ ነቶም አብ ኤርትራ ንዘለው ህዝቢ ይቃለስ አሎ ድምጺ ይኸውን አሎ
      ከም ንስካ ድማ ብ ሀገራውነት ተጎልቢብኩም ንአና ትቃለሱ ርእሲ ሀምሀም

  • @HumanResource-eo3do
    @HumanResource-eo3do 5 หลายเดือนก่อน +2

    በል ወሓጦ ወይ ጡፍ በሎ
    ትግራይ ትዕወት ዝብል ኤርትራዊ የለን እንተሎ'ድማ ኤርትራዊ ኣይኮነን።ክንደይ ነፋጣት ርኢና ኢና ከምዚ ዋላሓንቲ ሂወት ዘይብሉ ግዳይ ርኢና ኣይንፈልትን።ብዛዕባ ኤርትራ ድማ ኤርትራውያን ጥራይ ኢዮም ክዛረቡ ዘለዎም ብዝኮነ ግዜ መምህር ኢዩ ግዜ ክምህረካ ኢዩ።

  • @Titi-g2h
    @Titi-g2h 5 หลายเดือนก่อน +3

    Well said Temie you are a hero 👌you are so smart and very talented and very wise young man. I don’t even have enough words to describe you my dear brother. But I always admire you. Keep it up all the great work. God bless you both 😘❤️🙏🏽

  • @mussiegebreyouhans1160
    @mussiegebreyouhans1160 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሓያል ካድር: ሓቕኻ ኣብታ ሃገር መዓት ሃለውሳ ኢዩ ዘሎ። እዘን ናይ ሳሕል ኣህባይ ንሕብረተሰብና ተጻዊተናሉ ኢየን። ንሃገረይ እንታይ ጌረላ እንታይ ጌራትለይ ኣይትበል። ስዉእ ኣብመቓብሩ ኮይኑ ይሪኤኻ ኣሎ፤ ተጋዳላይ ቐዳድ ኢዩ ጅቡኡ፤ ብጽፍርና፤ ስኒ ምንካስ።

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 5 หลายเดือนก่อน +5

    ተሜ ሐወይ ተባረከ ኩሉ ዝባልካዪ💯ሐቂ እዙም በዛሐደ ትካል ዝከተሉ ባራዩ ተዓዚሙም እዪም ዘለዎ እምበር ኩሉ ኑጹር እዩ መንደቅ አሰመራ ሐዋላ ህዝብና ትመሰከር ሰብን ንብረትን ዘመረተ ሰርዓት ብዝኩነ ነቱም መሬት ከም ዕንቂ ጸቤባቱም ዘላ እሱራት ጎይታ ይርአየሉም አሜን። 🙏🏾💕💕

  • @NebiatOgbamichael-uo2di
    @NebiatOgbamichael-uo2di 5 หลายเดือนก่อน +15

    ናይ ብሐቂ እግዚኣብሔር ብሉጽ አእምሮ ዝዓደለካ ኢካ ተመስገን ወደይ ንበረልና ንዓኻ ዝወለደት ማህጸን መመሊሳ ትባረኸ 🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @MhiretabYemane
      @MhiretabYemane 5 หลายเดือนก่อน

      Euyyyyy

    • @StellaG-michael
      @StellaG-michael 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t หลายเดือนก่อน

    ዋውው ኣገላልፃ❤❤❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኤረትራ ሃገር እልካ ካብ ትሰምያ እሳተ ጋሃነም እልካ ክትሰምያ ይበሊጽ

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc 5 หลายเดือนก่อน +4

    ስርዓት ዘይብሉ ሰብ ከምዚ ሰብ እዚ ኣይራኣኹን። ነቲ ቤተሰቡ ዝተሰውኡሉ ሃገሩ ኪሒዱ ንትግራይ ዘዕቢ ክርድኣካ ዘይክእል ሰብ እዩ። ስለዚ ብዛዕባ ኤርትራ ዘዛርብ የብልካን። ንስኻ ንኤርትራን ትግራይን ከተባእስ እምበር ዝጠቕም ሓሳብ የብልካን። ብጣዕሚ ትዕቢተኛ ሰብ። ንስኻ ንኤርትራ እናኣናእስካ ብዛዕባ ኤርትራ ዘዛርብ የብልካን። ምስ ሻዕብያ እንተኾይኑ ጸገምካ ምቅዋም ጸገም የብሉን። ነታ ሃገር ግን ኣይተናእሳ። ቤተሰብካ እዮም ተሰውኦሙላ።

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 5 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ከረን ዝተወለደ ወዲ ክልል ትግራይ እኮዩ።

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 5 หลายเดือนก่อน +13

    ኬፍ ዘለዎ መንአሰይ ስነጥበባዊ ተመስገን ተወልደ ንኹሉ ሰብ ዝዛረበሉ ሓቀኛ ስነጥበባዊ

    • @Meron-h5g
      @Meron-h5g 5 หลายเดือนก่อน

      36:05 ክንመ'ሰን ኢና እተን ስንና 😂😂😂😂😂😂😂Temie ጊደፍ

  • @mikihabte4108
    @mikihabte4108 5 หลายเดือนก่อน +5

    ተሙ ሽኮር ኣዚና ኢና ንፈትወካን ነክብርኻን

  • @StellaG-michael
    @StellaG-michael 5 หลายเดือนก่อน +7

    Eritrea 🇪🇷 is owned by the nine ❤ Afar, ❤Blien, ❤Hidareb, ❤Kunama, ❤Nara, ❤Rashaida, Saho, ❤Tigre❤ and Tigrinya.❤ Our leaders are from Eritrea and they love & fought for the freedom of the Eritrean people. Glory to the Lord and glory to all Eritreans.

  • @hagerawiae604
    @hagerawiae604 5 หลายเดือนก่อน +2

    ግርም ዕዳ ቀለለ፡ ኣነ ተመስገን ኣይኮንኩን እንተ ኢልካ ግርም፡ ድላይካ ኹን። ኣነ ሰብ ኣይኮንኩን እንተኢልካ ውን ንቅበሎ። ናይ ሎሚ ዘበን ፋሽን እዩ፡፡ ኣቦይ ኣይኮነን፡ ኣደይ ኣይኮነትን ኣንተ ኢልካ ግርም፡፡ ኣነ ጻዕዳ እየ ጸሊም ኣይኮንኩን፡ ናይ ዘበና ብሂል እዩ፡፡ ኣነ ወዲ ኣይኮንኩን፡ ኣነ ጓል እየ፡ ምባል ኖርማል። ኣነ ኤርትራዊ ኣይኮንኩን፡ ምባል ሎሚ ኖርማል። ንስኻ ዝኸማካን ጎዲሎማ ኤርትራ፡ እንታይ ይጎድላ ዋላሓንቲ፡ ብጀካ ቁጽሪ። ሓዲሽ ኣይኮነን ንዓኣ። ብቱኽ፡ ተስፋ ኣልቦ፡ ሰኺርካ እንዲኻ ዘሎኻ፡ ስኽራንካ ሓፈፍ ምስ በለ የራኽበና፡ ዓጋሚኖ፡ ካናድያኖ ኣመሪካኖ፡ ኢታልያኖ፡ ኬንያኖ፡ ኡጋንዲኖ፡ ኢትዮጵያዊኖ፡ መንነትካ ስለ ዝኸሓድካ፡ ስጋብ ሓደ መንነት ትሕዝ። ሰነፍ መጉሃይ ስድራኡ።

  • @ቁሱንሰብ
    @ቁሱንሰብ 5 หลายเดือนก่อน +8

    ተሜ ኣዝማሪኖ ኣታ ጅግና 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @tsegaihaile27
    @tsegaihaile27 5 หลายเดือนก่อน +8

    Bravo Temesgen. Keep it up.

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 5 หลายเดือนก่อน

      Dankro

  • @ben5115
    @ben5115 5 หลายเดือนก่อน +2

    I like these comedians they are real comedians and funny felas

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc 5 หลายเดือนก่อน +15

    መንእሰይ ኢኻ ርግእ ኢልካ ብትኽክል ሕሰብ። ኣብ ኤርትራ ጸገም ከምዘሉ ስዉር ኣይኮነን ግን ንትግራይ ብምቅንጃውን ናይ ስውኣት ውዕለት ብምንኣስን ግን ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ዘይኮነ ሽግር ከተምጽኡ ኢኹም ትጽዕሩ ዘለኹም። መራሕቲ ትግራይ ድማ ብስልጣን ይበኣሱ ኣለዉ ብዛዕብኡ ግን ብጩቕ ኢልጁም ኣይትዛረቡን ኢኹም። ናይ ሓሶት ትቓለስቲ። ነቲ ህዝቢ ድማ ስዑር ኢልካዮ። ዘገርም እዩ። ካብ ኢሳያስ ዝገደድኩም ከይትኾኑ ዘፍርሕ እዩ። ትግራዋይ እየ ካብ በልካ ስለ ትግራይ ጥራሕ ተዛረብ።

    • @LubakAmbes
      @LubakAmbes 5 หลายเดือนก่อน +1

      እዞም መናእሰይ ኤርትራውያን እዮም ስለዚ ኻኣ ብዛዕባ ሃገሮም ይዛረቡ ኣለዉ እንተ ብዛዕባ ትግራይን መንግስታን ክዛረቡ ግን ዜግነታዊ መሰል 'ውን የብሎምን።

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 5 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@LubakAmbestgraway eye Mish elu baelu bzaeba eri aymlketin eyu

    • @City_Secret
      @City_Secret 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@FanealEstifanos-ic8ev በዚሕዎ ኣታ ምርር ኢልዎ ዘርከበ ምቅዋም ምስ ጀመረ ወለገባ ኢካ ትግራዋይ ኢካ ዓጋመ ኢካ እንተኢሎሞስ እንታይ ክብል ትጽበ። ደሓር እየ ስለ ዝበለ ዲዩ ዝከውን ኣይተገናዝብን ዲካ። ሕጂ ንስካ ኣመሪካዊ እየ ስለ ዝበልካ ትከውን ማለት ዲዩ

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 5 หลายเดือนก่อน

      @@City_Secret emo n mengsti dlayu ybel why gn Ade eri kthazin Ade eri ydeli neru ezia kea abrhaley eske

    • @HumanResource-eo3do
      @HumanResource-eo3do 5 หลายเดือนก่อน

      ደሓን ይዕፈር ግደፎ መሰሉ ኢዩ።ሻዕብያ ንንኡስ ወለዶ ኤርትራ ሃገር ዘድሓነ ንኡስ ወለዶ ስልጣን ኣብ ምርክኻብ ኢዩ ዘሎ።

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 5 หลายเดือนก่อน +13

    ኬፍ ዘሎዎ ጻኒሒት ኔሩ ቡኡነት ! ተሙ Thank you Yoni መርሆ-ሚድያ

    • @Azazi_nahom
      @Azazi_nahom 5 หลายเดือนก่อน

      Kemey gerna ndegemekum ena nhasb zelena tetjmer kemey xbuk neru eza guday

    • @asmaraeritrea29
      @asmaraeritrea29 5 หลายเดือนก่อน

      ቆንዳፍ ጋዕጋዕ ረሳሕ ዓሌት ትግራዋይ 🤮😡😡😡

    • @nameit2690
      @nameit2690 4 หลายเดือนก่อน

      @@Azazi_nahomሕጂ ተተጀሚራ እም መጥፊእትኩም እያ ክትከውን ምድረ ሓሰማ 😂

  • @ደላዪናጵነት
    @ደላዪናጵነት 5 หลายเดือนก่อน +4

    ተሜ ሽኮር ንዓይውን ድለየለይ ዝገዝዓኒ ተረክብኩ ወረ ከፊለዮ ዝቅበለኒ

    • @FanealEstifanos-ic8ev
      @FanealEstifanos-ic8ev 5 หลายเดือนก่อน +1

      Entay zekfil aleka nationality ka zeytqyir eri bhayli Kun zbeleka alo dyu

  • @mekeretnegasie4837
    @mekeretnegasie4837 5 หลายเดือนก่อน +18

    ኤርትራዊ ኣይኮንኩን ይብለካሎ ኤርትራዊ ኢልካ ኣይትጸዋዓዮ
    ኤርትራ ን ኤርትራውያን እያ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @snitnekulu2976
      @snitnekulu2976 5 หลายเดือนก่อน +2

      👌🏾👌🏾

    • @BsratKbrom
      @BsratKbrom 5 หลายเดือนก่อน +2

      Anta bara kemaka zeykone dika delka

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 5 หลายเดือนก่อน +2

      ተመስገን ምሳና ኣብ ከረን ተወሊዱ ምሳና ዘዓበየ በቡኡ ትግራዋይ በዲኡ ከኣ 1/2 ትግራዋይ እዩ።

    • @snitnekulu2976
      @snitnekulu2976 5 หลายเดือนก่อน

      @@azaziyohannes8873 ተጋጊካ ዘርኢ መርገም ደኣ ኮይኑ እበር ኣቡኡ ይኹን ኣዲኡ ኤርትራውያን ወዲ ሓላይ እዩ። እዚ ኣፍ ከልቢ ከዳዕ ግን ከይዳቶ ኣላ። ግን ኣድህቦ ስለዝደለየ ምክታቱ ይሓይሽ።

    • @City_Secret
      @City_Secret 5 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ዝፈልት ኩለን ሃገራት ናይ ደቂ ዘጋኣን እየን። ኤርትራ ግን ናይ ኢሰያስ እያ። ናይ ባሮቱ ኣይኮነት ናይ ተቋወምቱ ኣይኮነት ባዕሉዩ ከም ድሌቱ ዝግበራ እስካ ውን ምንላባት ዓዲ ኣርሔቅካ እንበር ኣቡ ተትከውን ናቱ ምኮንካ ነገሩ ኣንዊሕካ ዛሰርካያ ደርሆ ኢካ ሕጂ ውን ናቱ ኢካ

  • @ilovetelaviv9892
    @ilovetelaviv9892 5 หลายเดือนก่อน +15

    ቴሜ ተባዕታይ 🎉❤

  • @samuelkidane4644
    @samuelkidane4644 5 หลายเดือนก่อน +6

    ተሜ መቕሰን💙💙💙💙💙

  • @noelnoob9928
    @noelnoob9928 5 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ውይ ሐወይ ናይ ሐንጎል ሕማም ጌርካ አምላኽ ይምሐርካ

  • @nigususolomon8974
    @nigususolomon8974 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kebdeka fetika wey serika eka hadimka anta resah

  • @ExesterestialWorld
    @ExesterestialWorld 4 หลายเดือนก่อน

    Tame belih aemero❤💙❤💙❤

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 5 หลายเดือนก่อน +1

    Temesgen smart young men 🙌👌👍💙💙💙

  • @KidunHabte
    @KidunHabte 5 หลายเดือนก่อน

    Good job Temye..bzuh temahire kabaka god bless u ❤❤❤

  • @Yatana-EriMedia
    @Yatana-EriMedia 5 หลายเดือนก่อน +1

    Good anlysis

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቃልሲ ኤረትራ ግረምብጥዪ ናብ ኢትዮጵያ ምስዳዶ ዘይ ተርፈካ ምስ ኢትዮጵያ ውግእ ጽላለ ይባሃል ወይ መርገምዩ

  • @noelnoob9928
    @noelnoob9928 5 หลายเดือนก่อน

    ጉሐፍ አስኻስ ትግራዋይ ዕንካዐ ከድካ💪🇪🇷🐪💪🇪🇷🐪💪🇪🇷🐪💪🇪🇷🐪💪🇪🇷🐪💪🇪🇷🐪💪🇪🇷🐪💪🇪🇷🐪

  • @senaitisaac8927
    @senaitisaac8927 5 หลายเดือนก่อน +2

    Good to see you Temie. As always you nailed it.

  • @utenteabraham6958
    @utenteabraham6958 5 หลายเดือนก่อน +6

    (ኽልተ ረሳሓት )

  • @edensolmon4624
    @edensolmon4624 5 หลายเดือนก่อน +1

    ለማኒ ወ ለማኒ

    • @Amen-vh8pt
      @Amen-vh8pt 4 หลายเดือนก่อน +2

      እምኒ ናይ ሳዋ

  • @gezenatips
    @gezenatips 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተሜ ጀግና ❤❤❤❤❤

  • @maharitetesfa246
    @maharitetesfa246 5 หลายเดือนก่อน +8

    💙💙💙

  • @ZTGHVictim
    @ZTGHVictim 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nega mature enough person I'm pretty proud of you

  • @dctv8334
    @dctv8334 5 หลายเดือนก่อน +2

    🤴 king temesgen kemaka belih defar jigna teqalasay rieye ayfeltn ye gn ezi rukus hzbi kemakum jeganu endaqetele e u ab kemzi wediqu . Be careful ma brother long life❤❤❤

  • @esromasmie1682
    @esromasmie1682 5 หลายเดือนก่อน +8

    Wuray tigraykum gberu klil tigray

  • @SenayTesfazghi-l6l
    @SenayTesfazghi-l6l 5 หลายเดือนก่อน +1

    Teme wedi shormuta aykonan 🇪🇷 ena beqa❤🇪🇷❤😘🇪🇷❤😘🇪🇷❤

  • @aidahaben8445
    @aidahaben8445 5 หลายเดือนก่อน

    Excellent interview thanks guys keep up the good job both of you . This is how you expose this evil regime keep talking my dear . Also what happened to ur stand up show ??

  • @zfannkesete6819
    @zfannkesete6819 5 หลายเดือนก่อน

    Thankyou

  • @IsayasBerhane
    @IsayasBerhane 5 หลายเดือนก่อน +5

    ትፋእ ኤርትራዊ ኢካ ፈኪስ

  • @solomonamanuel4225
    @solomonamanuel4225 5 หลายเดือนก่อน +1

    Denkoro

  • @malouchol4522
    @malouchol4522 5 หลายเดือนก่อน +4

    Absolutely right

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 5 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ሰብ ታአሰሩ ክብሉካ ከለዉ ከይ ሓተትካ ገለ ጌርካትከዉን ዝብል መልሲ ናይ ሰነፈት መልሲዩ

  • @samsonhailemichael6710
    @samsonhailemichael6710 5 หลายเดือนก่อน

    ተሜ ዓቢ ሰብ

  • @kehasebrhane7212
    @kehasebrhane7212 5 หลายเดือนก่อน +3

    Entay aynet belihn tebaen menisey eka. I admire you.

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 5 หลายเดือนก่อน

    እተዛዓበየ ጸገም አበ ኤረትራ ናጽነት ከለዎ ህዝብ ኤረትራ ከም ኩሉ ህዝብ ዓለም ዉደት ቀተልቲ ዝጀመሩዎ ወፈረ ናጽነት ከሊኡና

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 5 หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ እዋይ ሓንጐል ብሉጽ ወዲ 101%✅

  • @sababerhane9569
    @sababerhane9569 5 หลายเดือนก่อน

    ቴሜ ብሉጽ ተባዕ መን ሰንሰይ ❤❤❤💙💙💙👍

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ቀታሊ ሰርዓት አብ ኤረትራ ክሳብ ዘሎ አብ ኤረትራ ቅያር ዝጽበ ተለዩ ሞትያ ዒጪኡ

  • @samimebrahtu1352
    @samimebrahtu1352 5 หลายเดือนก่อน +5

    ተመስገን።ሃሳዊ፡፡ኣጋመ ኢካ።

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 5 หลายเดือนก่อน +6

    ሳብስክራይብ ግበሩሉ የሕዋት ነዕብዬ ንዬናስ ሓውና::

  • @michaelhaile1045
    @michaelhaile1045 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብዛ ንወደን ሲ በዲሊ ይብላ ትብል ካድራት ኣለዋ ካድራት ኣለዋ ንዝምለስ ወደን ወላ ኣይመለስ ነታ ኣታዊተን ከይትጎድልን ወይ ካድራት ስለ ዝኮና ነቲ በዲሎም ዝብል ኣብዝሃለፈ ይዝርዝሮኦ ካቡኡ ታደ ከይፈተወት ከምትቕበሎ ይገብራኣ ከይፈተወት ከምሰበይ እንዳ በለት ከይሓፈረት ቡኡኡ ትዝምር

  • @habesha6883
    @habesha6883 5 หลายเดือนก่อน

    ዓሻ ረኺቦም ተጋሩ ከኣ ንዓዱ ጸሊኡ ንዖኦም ዝውድስ: ንግሆ ንግሆ ኢንተርቪው ይገብርሉ ኣሎው

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta2680 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተሜ ተባዓ መንእሰይ!!

  • @mulueyohans51
    @mulueyohans51 5 หลายเดือนก่อน +1

    Waww temye msaka aleku :: netbi gerkala

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 5 หลายเดือนก่อน

    ቶሚዋይ ጅግና💙💝💙
    ወዲ ዓጋመና❤💊😅

  • @mikihabitegergsh1166
    @mikihabitegergsh1166 5 หลายเดือนก่อน

    ተሜ ዓቢ ሰብ ብጣሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ናይ ምግላጽ ሓሳባት ብጣሚ ኢካ ሓያል ፓርቲ 2 ግበሩላ በጃኩም ብጣሚ ዘገርም መግለጺ ቃላትካ ብጣሚ ኢዮም ሓያላት ቶሜ ቀጽሎ ፓርቲ 2 ክልተ ግን ግበሩላ ፕሊስ ብሰላም ምጹ

  • @Samae38
    @Samae38 5 หลายเดือนก่อน +26

    Eway yqeniela zhawey enkae ertrawnetka gedefkalna kab hji nay agameka hseb eika bzeba eritrea aytzarebn eba tkewun....

    • @ilovetelaviv9892
      @ilovetelaviv9892 5 หลายเดือนก่อน +6

      ኤርትራ ናቱ እንድያ ልዕሊኡ ዶ ትብጽሓኢ እያ

    • @ቁሱንሰብ
      @ቁሱንሰብ 5 หลายเดือนก่อน

      @@ilovetelaviv9892ኣይትመልሰሎም ክብረት ከይስምዖም

    • @amannegus8465
      @amannegus8465 5 หลายเดือนก่อน +8

      ተመስገን ጀሊዖ :
      ካብ ተመስገን ተወልደ
      ናብ ተወገን ከበደ
      ካብ ቅጭን ዜግነት
      ናብ ቅጭ ትግራዋይነት
      ካብ ምድረ ሓቂ
      ናብ ምድረ ሃንጊ
      ካብ ደለይቲ ክብሪ
      ናብ ደለይቲ በትሪ
      ካብ ስፍራ ሓርበኛታት
      ናብ ስፍራ ወረኛታት
      ካብ ወሃብቲ ፍቕሪ
      ናብ ጠለምቲ ሕድሪ
      ካብ ዓዲ ጅግና
      ናብ ዓዲ ሕስድና
      ካብ ተመስገን ተወልደ
      ናብ እንቋዕ ከደ
      ኣብጽሓካ

    • @noahmueze4130
      @noahmueze4130 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@amannegus8465ከምቶም ዝተመርዓው ኣወዳት ኤሪጥልያን ተሞርዒካ ሓዳር ግበር ወዲ ሕሱር ሃገር መንነት ድኣ ኣበይ ኣለካ ረሳሕ

    • @solomonteshagerethiopian6483
      @solomonteshagerethiopian6483 5 หลายเดือนก่อน

      @@amannegus8465sek bel denkoro barya nska eritrawi aykonkan barya eka

  • @mikieleteklebrhan2765
    @mikieleteklebrhan2765 5 หลายเดือนก่อน +7

    ተምየ ተባዕ ተቃላሳይ ሓንቲ ግን ክእርመካ ልብያን ኤርትራን ሓደ ኣይኮናን ኣብ ልብያ ዘሎ ቤተሰብና ብዝደለናዮ ደዊልና ንረኽቦም ኣለና ኣብ ኤርትራ ግን ከይረኸብናዮም ወርሒ ንገብር ኣለና።

  • @TV-qc2lu
    @TV-qc2lu 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዘረባ'ዩ :: ተሜ ብሓቂ ንቁሕ መንእሰይ ! ዝምልኦ የብሉ ; ዝምለሶ የብሉ ; ንጹር ዘረባ ; ንጹር መልእኽቲ ::

  • @SabaGebreamlak
    @SabaGebreamlak 5 หลายเดือนก่อน +1

    Agame seraki

  • @amanetberhane6093
    @amanetberhane6093 5 หลายเดือนก่อน +2

    እንታ ከዳዕ ሊብያ እታ ክልል ትግራይ እያ ኤርትራ ደአ ደሴት ሰላም ደቂ ኣንስቶዮ ብሰላም ወፍረን ዘኣትዋሉ ሃገር እያ ዘላትና

    • @Huruy-oq5pb
      @Huruy-oq5pb 5 หลายเดือนก่อน

      ኣርማ ስደት

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 5 หลายเดือนก่อน

    እቲስርዓት ከም ፈጣረ ከምዘይ ይጋገዩ ዝእመን ሰብ አይኮነን ከም ፈጣረ አይሕተትን አይኒቀፈን ዉርደትዩ

  • @michaelabraha6178
    @michaelabraha6178 หลายเดือนก่อน

    bahakiiiii teme haweyyy

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 5 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ተጋሩስ መአከቢ እንዳጓሓፍ ኮይኖም ተሪፎም 😂😂😂😂
    የቀንየልና ተመስገን ድሓን እቶ ብፍቃድካ ዝገደፍካዮ ስድራካን እቶም ዝተረፊ ተማልኣዮም ።

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 5 หลายเดือนก่อน

    ኤረትራ ቅድሚ ህግደፍ ወይ ሻዕብያ አብ ግዝአት ነይራ ዝብል ተጋግዩ እቲ ናይ ባሓቂ ግዝአት ሕጂዩ ዘሎ።

  • @selenaeritrea5986
    @selenaeritrea5986 5 หลายเดือนก่อน

    Bravo Temi 💙💙💙 smart man

  • @Henikel-w2y
    @Henikel-w2y 5 หลายเดือนก่อน +2

    Kef zlwo comidya teme❤❤❤

  • @habtomberhane5425
    @habtomberhane5425 5 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ባህታ ኣባጥመር ታባዕ መንእሰይ።

  • @MIKIboy84
    @MIKIboy84 5 หลายเดือนก่อน +6

    Wedi Dergi eiu

  • @selamselam6517
    @selamselam6517 5 หลายเดือนก่อน

    Temie jigna we love you.

  • @meressameressa5837
    @meressameressa5837 5 หลายเดือนก่อน

    ብትኽክል ተዛሪብዎ ሀገር ማለት አግራብ ሽንጥሮ ገደና ባሕሪ አይኳነን ሰብ እዩ
    ከምኡውን ሰብ ብአርያ ሥላሲ ዝተፈጥረ ካብ እንሥሳ ንታሕቲ ዝረዐየሉ ዓዲ ዓገብ በልዎ

  • @ewe.s3077
    @ewe.s3077 5 หลายเดือนก่อน +6

    ሓርኢ ከልቢ

  • @Jova-n8g
    @Jova-n8g 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተሜ ቁሩብ ሕዉነታዊ ምኽረይ ክልግሰካ : ክትዛረብ ከለካ መንዲል ወይ Soft paper ተትሕዝ because ልዛይካ ዘርጠብጠብ እንዳበለ የሸግረካ አሎ ወይ ነዊሕ ኳሌታ ዘለዎ ካምቻ ግበር እሞ ቡኡኡ በቲ ኳሌታ 😢😢 ድርዝ እንዳበልካ 👍 ስለዝፈልጠካ እየ

  • @kahaseshishay3682
    @kahaseshishay3682 5 หลายเดือนก่อน +3

    ተምየ ፈታዊ ሓቂ ጅግና

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 5 หลายเดือนก่อน

    ንከገርመኩም ኤረትራ አብ ደገ ጸላእ የብላን እቲ ጸላኢ አብ ከርሲ ኤረትራዩ ዘሎ።

  • @ChYh-f1l
    @ChYh-f1l 5 หลายเดือนก่อน +7

    ቅጭን መሕረቅን ቃለ መጠየቅ