ሰበርዜና🔥 ሑመራ ዓብዪ ብስራት / ኣብ ትግራይ ኣዛዚ ተባሪሩ / ጳጳሳት ትግራይ ቀፂሎም
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024
- #ህወሓት #ህውሃት #tdf #ትግራይ #ኢትዮጵያ #ethiopia
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን #money #መሬትመንቀጥቀጥ #አዲስአበባ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!
Keep it up !!!
መድሓኀኒት ዝኾነ መደረ/ ዘረባ !
ይበል መምህረይ
ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኢለካ አለኹ !
በተጋሩ እልቂት በደስታ የሰከሩ ሁሉ የእጃቸው ማግኘት የጀመሩ ሲሆን የግፍ ዋጋቸው ማለቅያም የለውም ይበልጥም እየመረረ ይሄዳል።
ትግራይ እንጨብጣታለን ምናችን አይደለችም እና አውን ደስ አለህ ቆፎ ራስ
Humera and welkait tigray empire lands yesterday,today, tomorrow forever victory for tigray people and wisdom for tigrar tdf forever
ፓለቲካ ኤርትራ ግደፉ ናይ ትግራይ ግበሩ
ቅዘናም ሽእቢያ ምንአባክ ታረጋለህ እዚህ
እንጨብጣታለን እያለ 2 ልጆቹን አስጨበጠ ጨባጥ።
Yeteregeme sew Hulu yidersewal.
ጨባጥ😂😂😂
ኣታ ከመይ ዝበልኩም ድርዕቶ ህዝቢ ትግራይ ኢኹም?ፎእእእ!
ህወሓት ጉባኤ ስለ ዘካየደ ተመዛበልቲ ምዕራብ ዘይተመለሱ ዝብል ሓሳብ ንፒፒ ወይ ንኣቦኹም ኣብይ ንዘይምውቃስ ናብ ባዕልኹም ናብ ህወሓት ትትኩሱ ምውታት ኢኹም። ፎእእእእእእ
😂😂😂😂😂😂
Amazing of 70 care speech
ጀግና ነህ እንዳንተ አይነት ደፋር ሰው ያስፈልጋል❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👏🏻👌🏻👏🏻👌🏻TDF for life 🎇🎇🎇🫂🫂🫂🫂🎆🚈🚈🚈🚈🌏🌏🌏🌍🌍🌍🌍🎇🎆🎆
ተስፋና ናይ ምእራብ እግዚአብሄር ይዛዝመልና
አጃኻም ክምለስ እዩ ሗዲነት ትግራይ ጥራኽ
VICTORY OF TIGERAY ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
TIGERAY ✌️ FIRST ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💛❤️
ይህን ሜሬታችን መልሱ ከትግራይ ውጡ
70 ካሬ ሕቶ ዘይምልሰ መንግሰት አይንቀበልን
ኣይትደንቑር መለኪዒ መንግስቲ ናትካ 70 ካሬ ድዩ?
Kratos bezfanu ale❤❤❤
ከማኻ " ኣሸሓት ይፈጠሩ 🙏🙏🙏😺
ዋዉ ጅግና ትግራዋይ ንገሮም
ነብስ ይማር ብለናል 🙏🏽
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ረሳሕ ናብ ፊደራል ከይድካ ንኣኻ ዝሰምዕ መንግስቲ እንተሊኡ ኪድ ግን ማንም ኣይሰምዐካን መሕፈሪ ሰብ ኢኻ ሰብ ካብ መረበቱ ተሰዲድ ይሽገር ከማኻ ዝበለ ኻዓ ገዛ ንምርካብ እስካዕ ፊደራል መግስቲ ክትገድ
ደስ ደስ
TDF ይባላል ያሮጠኻ ☝🏽
ያሮጠነ
ነነነነነነነነ!!
😂😂😂😂like
yeshi abeya ashekere hulu geziehen tebeke
Nothing to do with the conference ! Our people must return to their homes 💪🏽
tbs ግምት ንምድጋፍን ህወሓት ንምኽሳስን እትገብርዎ ሽርሒ ኣይሳኻዕን።
ተጋሩ እዳኣሰርካ እዳቀተልካ ተጋሩ ናብ መከላከያ ክኣትው ምሕሳብ 0/ዜሮ ኣታሓሳስባ ዝበልዎ ሰብ ጥራሕ እዩ። ፍፁም ምዕራብ ትግራይን ደቡብ ትግራይን በፈደራል ተማሓድሩ ማለት ጆኖሳይድ ትግራይ ተጠናኪሩ ክቅፅል ምግባር እዩ ተጋሩ እዙይ ብንቅሓት ንርኣዩ።
መርየት ዘቀመጠ ይመስል ሰብ እበዝሐ መርየት እናነአሰ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ
ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ብልጽግና እምበር ብዝተፋላለየ መልክዕ ዝግለጽ ቑኑዕ ዘይኮነ ስነ-መጎት ቕርጻዊ ፡ነቲ ውሽጣዊ ቑምነገር ዘንባዕ አገላልጻዩ።
ስለ ደቂ ትግራይ ክንጭብጣ ኢና ዝበለ ምቅታል ታይይምልከታና ንሕና ምቅታል ዘሐጉሰና አይኮንናን
@@SijoSilo-b4iካብቶም ዘለውና ክብርታት ንሳ እያ እታ ዓባይ እሴትና
እሰይ ገበረ እዚ ናይ 70ካሬ ተዛራቢ ስብኣይ!! ነዞም ንዑቓት ገርም ገይሩ ነዒቕዎም!!
Xን Yንኳ ናብኡ ኸይዶም ክራግሑ ናዋዓሉ ኣነ ውን ክኸይድ ኢየ!!
መራሕቲ ትግራይ ኹሉ ተረዲእዎም ኢዩ ማለት ተፊእዎም ኢዩ።
ህዝቢ ትግራይ ንቑሕን ምዕቡልን ኢዩ።
ህዝበይ ንዓኻ ዝምጥነካ መራሒ ይፍጠረልካ!!
ከረፈፈፍ ለምን እንደዛ አታረግም
ኣቶ ዳዊት ናና ወርደህ ተዋጋ
ጊዚያዊ ምም/ር ከ ሰለ ተፈናቀልቲ እንታይ ዘተ ገይሩ
Neferti international giberu kulu eritreawn tigrawayn ketetiwuwo.
mesafint ena jeliewu fesam worie hulu shegata hulu bechibacha fesam worie
ዋይ ዝትግራዋይ ክፅልኣካ ኾይኑ ዘሎ
ፌደራል ማንግስቲ ክንጥቀመሉ ኢና ?😢
ፋራ ዝኾነ ህዝቢ ፎ
ኣነ ግን እዚሚድያ ታእዩ ዕላምኡ ?
ታእዩ ትንታግ ?ቶብ በሉ
አይ እንጨብጣታለን ንፁሃኖችን መጫረስ የለብንም
ለራሱም ኣይቀርለትም
ሓሳዊት
ጨብጤ
Bezob Eritera. Entay yimlketkum tigray gena gena ab oxwan
Nisuewn kitefie eyu.
አንዳች ይሩጥብህ ባለጌ ሽማግሌ
ክንደይ ዓሻ ትግራዋይ እዩ ዘሎ፡ ዝገርም፡ ካብ ምዒራብት ትግራይ ኩሎም ውፅዮም ናብ መንግስትይ ትግራይ ከርክብዎ ኣሎዎም፡
ትግራይ በሮድካስ ግደፉ ቀለምወያአይተጋህሩ ሀዝቢትግራይ ስቃይ የአኽሎ።
Why?..... too long classical music and presentations
አይ ጨብጤ
እሞ እንደርታ ንመሬቱ አይሞትን ዝበለካ ?
ዜና ስለትስእኑ ድዩ መዓልታዊ ዘሐጉስ ዜና ካብ ምዕራብ ትግራይ እናበልኩም ዘይትግበር ነገር እተስምዑና።
ምስ ምስ መረዳእታኡ ኢና ነቕርብ ዘለና
Korebete.
አይንሸወድ ትንታግ ብመን ተመስሪቱ
Aregit seytan ebud kelbi zekone sebay
ናብ ፌደራል እንተኸይድኻ ከም አደመ ተረጊህኻ ትምለስ ምስ አህዋትኻ ግምት ብርጋአታ ተረዳዳእ ንሱእዩ ስኸሸካ።
Eheeeeeee,Yezerahewene. Afesekate. Amedame. Ahiya.😂
Mesafint tesfu's second speech there was a so called "priest " standing on the right holding a cross was clapping after hate speech. What a contradiction!
ፋፍሪካ እናመጣታለን 😂
ያሮጠነ🤣🤣
QALI WAAYS DARAQ OSSE KALAH DARAQ MAKALINTO ITTEH IYYAN NI DUMI XALENA MISILI MEELA //="
AMHAH MOUXUH HAAM DUDAH ALAM AKKEL"
AXCEM FAXA "
SOONO ARDA HIRGO MAYSSO NIMIH AYSSUK AYSSENNO "
ሓሻዊት ብሰንኪ ጉባኤ ኣይትበሊ
ኣብ ትግራይ እቲ ኩነታት ብዙሕ ዘይርድኦ ሰብ እናበዝሐ ይመጽእ ኣሎ።ካብኣቶም ሓደ ንስኻ / ንስኺ ኢኻ/ኢኺ። እቲ ሓቂ እዚ እዩ።
Nay hizbi enderta libele yetekebelkuwoy , kulu nay hizbi Tigray kulu tigraway metatu eyu ni afar likede yimeles
አብ ወረዳኹም ኬድኹም ብኸዩ ::ህዝቢ እንደርታ እኮ አሳቒኹሞ ::
ኤክስን ዋይን ትሰምዑዶ ለኹም?
ኩሎም ኣደብ ክገዝኡ ኣለዎም
ሓሳዊት ኢኺ 😂
ሓሰውቲ ኢኹም ዜይኮነ ሓሶት ኣይትንዙሑ ሰብ ኣይተዳነግር መዳናገርቲ
ኣጨብጫቢ ነሽ