ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ስብሓታውያን መንበሪ እኮ ስእንና ህውሓት ይውደም ጌቺ ይንገስ
Viva TPLF viva TDF viva They people of Tigrai !
💪💪💪❤❤💛💛
Tigrai need a strong leder now !Getachaw need to go now !
2:06 2:30 2:33
ተጋሩ ግሩም ድንቅ እዝብ👏🙏👍👏🙏👍ህዋሃት ግሩም ድንቅ ህዝባዊ ድርጅት 👏🙏👍👐🙏👍ዘወትር በኩራት ህንደ ዳዊት እደግመዋለሁ ይሄን ዝክር🙏🙏🙏" እንኳንም ራሴን የዚ ህዝብ ወዳጅ ሀርጌ ሀየሁ በሙሉ ኩራት ነው የምገልፀው።በዚ ሁሉ መከራ ውስጥ ሰውነቱን ያላጣ ስልጡንነቱን ያልተነጠቀ መሀሪነቱን ያልነቀፉበት ስንዴም ና ክብሩን ሀስቀምጠው ነገ ለመድረስ ስንዴ ቢያስፈልገኝም ለትውልዴ ዘላቂነት ግን ተረግጭም ፍሬ ሀላፈራምና ክብሬን ህመርጣለሁ የሚል ጀግንነት የተላበሰ ህዝብ። ህኔ የትግራይ ህዝብ የሆነው ህየሆነ ያለው በዚ ሂደት ያሳየው የማንነቱን ክቡርነት ሀረጋግጬሀለሁ ብዙም መስካሪም ሀያስፈልግም።በሚገርም የሚያንቀጠቅጥ ጥላቻ ስለሱ የሚያወሩ ሳይቀሩ ሳይወዱ የተጋፈጡት ህውነት ነው።ህናም አዎ ሰላም ህንዲሆንለት ህመኛለሁ አዎ ሰላም ህንዲወርድልህ የተቻለኝን ሀረጋለሁ ግን ተንበርክከህም ለምነህም ሰላም የሚሰጥህ የለም አልተገኘም አይገኝምም ከሰውነትህ አትውረድ እንሰሳ ሊያደርጉህ የሞከሩትን ያህል አንተ ወንደ እንሰሳነት ወርደህ አትከተላቸው ይሄን ህስከጠበክ ድረስ ህድሜ ለልጆችህ ህድሜ ፍሬ ለሚያፈራው ማህፀንህ በመጨረሻ አምስት ወርም ይፍጅ አምስት አመት አስር ወርም ይፍጅ አስር አመት ትግራይና ተጋሩ ያሸንፋሉ ይሄ ምንም ጠንቋይነት ሀይጠይቅም" ዘሪሁን ተሾመ
Viva tplf ❤
Rip Meles 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪
እወ ተፈታዊ ሐውና ጠቅላይ ሚኒስቴር መለስ ብጀካ ሐንቲ ገና ብንእስንኡ ብዙሕ ከይተረደኧ ዝፈጸማ ዓባይ ጌጋ ጽቡቕ መራሒ ነይሩ። ንሳውን ህዝቢ ትግራይ ዓላማ አትሒዙ ሰብዓ ሺሕ ደቁ ሂቡ ካብዛ ክፍእቲ ኢትዮጵያ ትብሃል ጸላኢት ህዝቢ ትግራይ ናጻ አውጽአኒ ኢሉ እንተለአኾ ንዙይ ረሲዑን ዘንጊዑን ወይ ድማ ብቁልዕነት ተዓሺዩ ናይቲ ውድብ ስም ዝሐዞ ሕዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ገዲፉ ነታ ጸላኢትናን ንዘመናት ዝወገኧትናን ኢትዮጵያ አልሚዑ። ብደም ሰብዓ ሺሕ ደቂ ትግራይውን እቶም ጎራሓት ዝኾኑ መራሕቲ ሻዕቢያ ነጻነቶም ረኺቦሙሉ። ትግራይ ግን እዚ ኹሉ ዋጋ ከፊላ ባዶ ኢዳ ቀርያ ጥራይ ዘይኮነስ ብቶም ብቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ተጠቀምቲ ዝኾኑ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጀኖሳይድ ፈጺመናላ። መለስ ብዝኽእሎ መንገዲ ንኢትዮጵያን ንኤርትራን እንተጠቐመውን ንትግራይ ምንም አይገበረን። ብኽፍኣት ዘይኮነስ ተዓሺዩ እዩ። መለስን ብጾቱን አርሒቖም ዝሐስቡ ጀጋኑ ክብሎም ዝነበረ ደርጊ ምስ ወደቐ ንቲ አራዊት ሻዕቢያውን ደርብዮም ንሽዋ ጠንጢኖም እታ ማእኸላ አኽሱም ዝኾነት ናይ ቀደም መለስ ባሕሪ ዝኾነት ቀይሕ ባሕርን ዓሰብን ዝሐዘት ዓባይ ትግራይ እንተዝምስርቱ እዩ ነይሩ። ንሳቶም ግን አዲስ አበባ ከይዶም ጸላኢትና ዝኾነት ዓዲ ንሰላሳ ዓመት አልሚዖም ንኤርትራ ነጻነታ ሂቦም ክልተ ጸላእቲ ወሊዶም ምስ አዕብዮም አወዲኦምና።
Exactly, He was brilliant but He never thought Ethiopia after him.
በእሳት የተፈተነው የጌታቸው መስመር ትክክል ነው ወጣቱ ሊከትለው ይገባል በወሬ ማስተዳደር ድሮ ቀረ
ውዕል ፕሪቶርያ ሰምምዕ ጥብ ትበል ሓንቲ በፍጹም ኣይሰረሕን ግምት ምኽንያቱ ካብ ኣዲሰ ኣበባ ናብ መቐለ መምላሰ ጥራሕ እዩ ውዕል ፕሪቶርያ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣውድቅወ ሰለዚ ግምት ተወሃቦ ሓላፍነት ክሰረሕ አይከአለን ተጨዊን በሰቢሱ እዩ ክእለይ ኣለው ንህዝብና ሓደ እዩ 4.
ንምጥፋዕ ውድብ እናሰራሕካ ውድብ ንምድሓን ዝብል ዋዕላ አብ ልዕሊ ህዝቢ ሕጫጨ እዩ።
ሐዚ እውን ብነበረ ነበረ ዝፈርስ ውድብ ህወሓት የለን። ቕድሚ ኹሉ ልዕሊ ኹሉ ውድባዊ ዲስፕሊን ዘየኽብር ዝኾነ ይኹን ጉጅለ ወይ ውልቐሰብ ብሰማ ስም ህወሓት ክኸፋፍል ኣይግባእን።
ኣንታ ሕደግዎምዶ እዞ ጋዜጤኛታት ኣቱም ፖለቲከኛታት ኩሉ ግዜ ኩናት ክእዉጁ ኢዶ
😠😡😠😡ይገርማል የጌታቸው ረዳ ነገር😠😡😠😡ማመን ነው የሚያቅተው በደደቡ አብይ መማለሉ😠😡😠ትግራይ ለባንዳ ቦታ የላትም ህዚያው ለደደቡ ሀብይ ሀራትኪሎ ሄዶ ያጨብጨብጭብ😂😃😃ሉ
ምጽናት ህዝቢ ድኻ ዝበልካ. 2 ዓመት ኣጽኒ ትኩምና አንድኩም. መንአሰይ ዓዶም ገዲፎም ከምዝስደዱ ገርኩሞም, አቶም ዝተረፉ ድማ, ብመስተን ብጭት ክባላሸው ገርክሞም. ኣክንዲ መግቢ መስት, ኣብ ክንዲ መድሃኒት, ቻት ዐፅፋርስ, ሕግን ስርዓትን ዘይብላ ትግራይ ንምፍጣር ሽ ርጉድ ትብሉ ዝነበርኩም. ሕጅስ ኣብቂዓ አያ
ሕሽክርና ኣይምጥነኩምን
Shame on you dw! The real time media is 14 conference of tplf!!
አብዙይ ንሕዋሓት ትጸርፉ ዘለኹምን ናይ አርባዕተ ሰባት ስልጣን እናበልኩም ካብ ትሕስው አፍቲ ጉባኤ ተረኺብኩም ንቶም አርባዕተ ሰባት ንምንታይ ብድምጺ ዘየሸነፍክዎም?
ባዓል ጌታቸው ህገ ደንቢ ውድብኩም አኽብሩ ድምፂ ብዙሓት ይከበር ወላ ዝተፈልየ ሓሳብ የሓልኹም አብ ውሽጢ ውድብኩም ኮይንኩም ተቃለሱ እንተዘይኮይኑ ሕዝብ ተግራይ አይቅበለኩምን
Tigrai need a strong leder now !
Viva Getachew reda wadi Raya no more adawa Empire
Please stay from Awragawint. Tigray prosecute as one. Adwa does not benefit from TPLF neither does Tigray. So fight for change not for division!!
ስብሓታውያን መንበሪ እኮ ስእንና ህውሓት ይውደም ጌቺ ይንገስ
Viva TPLF viva TDF viva They people of Tigrai !
💪💪💪❤❤💛💛
Tigrai need a strong leder now !Getachaw need to go now !
2:06 2:30 2:33
ተጋሩ ግሩም ድንቅ እዝብ
👏🙏👍👏🙏👍
ህዋሃት ግሩም ድንቅ ህዝባዊ ድርጅት
👏🙏👍👐🙏👍
ዘወትር በኩራት ህንደ ዳዊት እደግመዋለሁ ይሄን ዝክር🙏🙏🙏
" እንኳንም ራሴን የዚ ህዝብ ወዳጅ ሀርጌ ሀየሁ በሙሉ ኩራት ነው የምገልፀው።
በዚ ሁሉ መከራ ውስጥ ሰውነቱን ያላጣ ስልጡንነቱን ያልተነጠቀ መሀሪነቱን ያልነቀፉበት ስንዴም ና ክብሩን ሀስቀምጠው ነገ ለመድረስ ስንዴ ቢያስፈልገኝም ለትውልዴ ዘላቂነት ግን ተረግጭም ፍሬ ሀላፈራምና ክብሬን ህመርጣለሁ የሚል ጀግንነት የተላበሰ ህዝብ።
ህኔ የትግራይ ህዝብ የሆነው ህየሆነ ያለው በዚ ሂደት ያሳየው የማንነቱን ክቡርነት ሀረጋግጬሀለሁ ብዙም መስካሪም ሀያስፈልግም።
በሚገርም የሚያንቀጠቅጥ ጥላቻ ስለሱ የሚያወሩ ሳይቀሩ ሳይወዱ የተጋፈጡት ህውነት ነው።
ህናም አዎ ሰላም ህንዲሆንለት ህመኛለሁ አዎ ሰላም ህንዲወርድልህ የተቻለኝን ሀረጋለሁ ግን ተንበርክከህም ለምነህም ሰላም የሚሰጥህ የለም አልተገኘም አይገኝምም ከሰውነትህ አትውረድ እንሰሳ ሊያደርጉህ የሞከሩትን ያህል አንተ ወንደ እንሰሳነት ወርደህ አትከተላቸው ይሄን ህስከጠበክ ድረስ ህድሜ ለልጆችህ ህድሜ ፍሬ ለሚያፈራው ማህፀንህ በመጨረሻ አምስት ወርም ይፍጅ አምስት አመት አስር ወርም ይፍጅ አስር አመት ትግራይና ተጋሩ ያሸንፋሉ ይሄ ምንም ጠንቋይነት ሀይጠይቅም" ዘሪሁን ተሾመ
Viva tplf ❤
Rip Meles 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪
እወ ተፈታዊ ሐውና ጠቅላይ ሚኒስቴር መለስ ብጀካ ሐንቲ ገና ብንእስንኡ ብዙሕ ከይተረደኧ ዝፈጸማ ዓባይ ጌጋ ጽቡቕ መራሒ ነይሩ። ንሳውን ህዝቢ ትግራይ ዓላማ አትሒዙ ሰብዓ ሺሕ ደቁ ሂቡ ካብዛ ክፍእቲ ኢትዮጵያ ትብሃል ጸላኢት ህዝቢ ትግራይ ናጻ አውጽአኒ ኢሉ እንተለአኾ ንዙይ ረሲዑን ዘንጊዑን ወይ ድማ ብቁልዕነት ተዓሺዩ ናይቲ ውድብ ስም ዝሐዞ ሕዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ገዲፉ ነታ ጸላኢትናን ንዘመናት ዝወገኧትናን ኢትዮጵያ አልሚዑ። ብደም ሰብዓ ሺሕ ደቂ ትግራይውን እቶም ጎራሓት ዝኾኑ መራሕቲ ሻዕቢያ ነጻነቶም ረኺቦሙሉ። ትግራይ ግን እዚ ኹሉ ዋጋ ከፊላ ባዶ ኢዳ ቀርያ ጥራይ ዘይኮነስ ብቶም ብቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ተጠቀምቲ ዝኾኑ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጀኖሳይድ ፈጺመናላ። መለስ ብዝኽእሎ መንገዲ ንኢትዮጵያን ንኤርትራን እንተጠቐመውን ንትግራይ ምንም አይገበረን። ብኽፍኣት ዘይኮነስ ተዓሺዩ እዩ። መለስን ብጾቱን አርሒቖም ዝሐስቡ ጀጋኑ ክብሎም ዝነበረ ደርጊ ምስ ወደቐ ንቲ አራዊት ሻዕቢያውን ደርብዮም ንሽዋ ጠንጢኖም እታ ማእኸላ አኽሱም ዝኾነት ናይ ቀደም መለስ ባሕሪ ዝኾነት ቀይሕ ባሕርን ዓሰብን ዝሐዘት ዓባይ ትግራይ እንተዝምስርቱ እዩ ነይሩ። ንሳቶም ግን አዲስ አበባ ከይዶም ጸላኢትና ዝኾነት ዓዲ ንሰላሳ ዓመት አልሚዖም ንኤርትራ ነጻነታ ሂቦም ክልተ ጸላእቲ ወሊዶም ምስ አዕብዮም አወዲኦምና።
Exactly, He was brilliant but He never thought Ethiopia after him.
በእሳት የተፈተነው የጌታቸው መስመር ትክክል ነው ወጣቱ ሊከትለው ይገባል በወሬ ማስተዳደር ድሮ ቀረ
ውዕል ፕሪቶርያ ሰምምዕ ጥብ ትበል ሓንቲ በፍጹም ኣይሰረሕን ግምት ምኽንያቱ ካብ ኣዲሰ ኣበባ ናብ መቐለ መምላሰ ጥራሕ እዩ ውዕል ፕሪቶርያ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣውድቅወ ሰለዚ ግምት ተወሃቦ ሓላፍነት ክሰረሕ አይከአለን ተጨዊን በሰቢሱ እዩ ክእለይ ኣለው ንህዝብና ሓደ እዩ 4.
ንምጥፋዕ ውድብ እናሰራሕካ ውድብ ንምድሓን ዝብል ዋዕላ አብ ልዕሊ ህዝቢ ሕጫጨ እዩ።
ሐዚ እውን ብነበረ ነበረ ዝፈርስ ውድብ ህወሓት የለን። ቕድሚ ኹሉ ልዕሊ ኹሉ ውድባዊ ዲስፕሊን ዘየኽብር ዝኾነ ይኹን ጉጅለ ወይ ውልቐሰብ ብሰማ ስም ህወሓት ክኸፋፍል ኣይግባእን።
ኣንታ ሕደግዎምዶ እዞ ጋዜጤኛታት ኣቱም ፖለቲከኛታት ኩሉ ግዜ ኩናት ክእዉጁ ኢዶ
😠😡😠😡ይገርማል የጌታቸው ረዳ ነገር😠😡😠😡ማመን ነው የሚያቅተው በደደቡ አብይ መማለሉ😠😡😠ትግራይ ለባንዳ ቦታ የላትም ህዚያው ለደደቡ ሀብይ ሀራትኪሎ ሄዶ ያጨብጨብጭብ😂😃😃ሉ
ምጽናት ህዝቢ ድኻ ዝበልካ. 2 ዓመት ኣጽኒ ትኩምና አንድኩም. መንአሰይ ዓዶም ገዲፎም ከምዝስደዱ ገርኩሞም, አቶም ዝተረፉ ድማ, ብመስተን ብጭት ክባላሸው ገርክሞም. ኣክንዲ መግቢ መስት, ኣብ ክንዲ መድሃኒት, ቻት ዐፅፋርስ, ሕግን ስርዓትን ዘይብላ ትግራይ ንምፍጣር ሽ ርጉድ ትብሉ ዝነበርኩም.
ሕጅስ ኣብቂዓ አያ