DW International ኣብ ዋዕላ ሕጋዊ መሰረትን ሓላፍነትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝቐረቡ ሕቶን ርኢቶን ዝተውሃበ ምላሽ !!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 22

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ዝመርሖ ሕውሓት😢😢😢😢😢😢 No more he is not TPLF!

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ገታቸውን ፃድቃንን ብኸባብያዊ
    ከንከፋፈል ገይሮምና

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ የሕዝን ህዝብ ትግራይ ተናዕቑ የሕዝን 😭😭😭😭😭😭

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፃድቃንን ገታቸውን ንትግራይ ትሕምሰዋ አለኹም ከተጥፍእዋ
    ዝተዓጠቅኩም ኢኹም ውረዱ

  • @halhaltateferi6471
    @halhaltateferi6471 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እነዚህነው በተዛባ ዳኝነት ህዝባችን የሚያጠፈት

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ካብ ሓደ ከባቢ ዝመፀ ፖሎቲካ 😢😢😢😢 ፃድቃን = ኢሰያስ ኣፍወርቂ

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዳኒኤል ናይ ትግራይ ናይ ብልፅግና
    ተወካሊ ኢዩ

  • @petrossolomon8760
    @petrossolomon8760 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Getachew keda is not tplf clearly

  • @tgchannel918
    @tgchannel918 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀነራል ፃድቃን ኣይከኣልኩን ኢልካ ዘይከኣለ ሰብ ኣይከኣልኩን'ሞ ስራሕ ክለቅቅ 'የ 'ዩ ዝበሃል 'ምበር ህዝቢ 'ናኸፋፈልኩ ክነብር 'የ እይበሃልን!

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘየለ ግዝያዊ ምምሕዳር ከምዘሎን
    ከምዝሰርሕ አምሲልካ ምቅራብ
    ገ ጋ ኢዩ

  • @amatesfa5753
    @amatesfa5753 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ዝመርሖ ሕዋሓት, ጌታቸው መራሒ ግዝያዊ መንግስቲ ዶ ኣይኮነንን? ግን እዚ ጀነራል ኩሉ ግዜ ፖለትክኡ ኣዝዩ ሓደገኛ

  • @ሰላም-ኘ4ዸ
    @ሰላም-ኘ4ዸ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብትግርኛ ዘይትናገር ,ኣማራኛ እንታይ ኣምፆኦ ,እንደገና ህዝብና ፎቆዶ ሰደት ተበቱኑ ዕጥቅና ኣንፈትሕን ,

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትግርኛ ተፀይፍካ ብአምሓርኛ ምቅራብ ናይ ድኹማት ድኹማት
    ድሑራት ኢኹም ወራዳታት ሑስራት
    ኢኹም

  • @GebremedhinDesta
    @GebremedhinDesta 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዳኒኤል ንጌታቸው ሕወሓት ኢዩ ኢሉ ይፅውዖ ኣሎ ጌጋ ኢዩ። ዳኒኤል ባዕሉ ተከፋሊን ዑሱብን ምኳኑ ዘተረጋገፀሉ መድረክ ምንባሩ ካብ ኣንደበቱ ኢካ ትርዳእ ትዕቢት ከዓ ካብ ጌታቸው ከምዝወረሶ ትርዳእ።

  • @zameerhagos7972
    @zameerhagos7972 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝበስበሰ ግምት ስልጣን ልቆቁ በቃ

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወንጀለኛ ግዝያዊ ምምሕዳር ናብ
    ፍርዲ ይቅረብ አየምሓድረናን ተልአአኺ አብይ ኢዩ

  • @unknownUnknown-lv9gb
    @unknownUnknown-lv9gb 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፃድቃን ዘይኮንካስ ሸይጣን ኢኻ