Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
Who the fu*ck are you to tell getachew to leave his job who is supported by the majority of tegaru enderta Raya agame tembian, sibhat corrupted group doesn't have a shame at
@@danielbitew4335 The truth is, we are much awared there are some individuals bull tegaru like you who support for those who have tortured and corrupt our people for 30 years. You may be a victim of anchored bias or Stockholm syndrome?
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ስታሊን ጁግና TDF ብወድ ወረደ ዘይኮነ ብናይ ሀባራዊመሪዊ መሪህነት ሰራዊት ትግራይ እንድህር ተፈጢሩ ተዘራሪቦም ከም ናይ አሜሪካ ከም ካልኦት ክፍጠር አለዎ ታደሰ ወረደ ዘረባ ጥራይ ኮይኑ ወላሀደ አይገበረን ብጣእሚ ጥርጣሬ ረለኒ እናወፀእ ሰብ ስቅ ክብል ይገብር አሎ አቱም ተጋሩ ግደፉ
Pls change your intro, toooo long❗️😑
ስታሊን ሓወይ በዓል ሙሉእ ብቕዓትን ፍልጠትን አጆኻ ኩቡር ሓውና ፈጣሪ ይሓግዝካ ትግራይ ዓድኻ ይሸጥዋ አለው ብጠራራ ፀሓይ ብትብዓት ድረሰላ ንአዶ ትግራይ ቀፅለሉ 🙏♥️🙏
እስታሊን ብጣዕሚ ፅቡቅ ትሰርሕ ኣለካ ቀፅለሉ፡፡
ካብ ወርቂ ንላዕሊ እኾ መሬት ምዕራብ ትግራይ ኩሉ ትግራይ አርኪብካ ወርቂ ካዓ ቀሊል
ብዕራይ ሓተላ መዓዝ ይሓርስ ጌታቸው ምዓዝ ይሰርህ ሓተላ ይጨልጥ፡፡
ጥዋፍ ህዝብ ኢካ ኣዮካ ነቅ ዘይበልካ ኣብ ሓቂ ግን ጥዕናካ ግን ሓሉ
ኑኡሽተይ መሽረፈት ኣብ ትግራይ
ጌታቾው ረዳ ኻሳ።ኣቦ ወንበር ናይ 'ቦሸሽ ዉድብ'' እዩ
ስታሊን እዚ ኹሉ ዝተሰለፈ ኣብ ምውቅ ገዝኡ ዝነብር እዩ።እቲ ኣብ ሓሳረ መከራ ዘሎ ህዝቢ ፀገም ዝፈትሕ የለን።ከምቲ ዝበልካዮ ዘይውዳእ ሕዚ እናበለ ዊዒሉ።ካሊእ ንምታይ ጆኖሳይደራት ፈቲሕኻ ኢሉ ዝሓተተ ኣይሰማዕኹም።ግምት ዓዲ የጥፍእ ኣሎ።
You provide outstanding analyses. Many are filled with emotion, but eventually come to terms with reality.
ቢጣዕሚ ዘሕዚን እካብ 6 ዐመት ዝሐለፈ ተምሐሩ ገታቸው ሕሶት ዕበር ሓቂ የብሉን ንሕዚቢ ትግራይ አይምጥን ፈትኩም ጸልኩ ገታቸው ንፀላቲ ዘረባ እካብ ምቅባል ሐሊፉ ዐቅሚ የብሉን።
ኣይትገደስ ናይ ባዕሉ ደገፍቲ ኣለውዎ
ስታሊን ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ኣለና ኣብ ጎንኻ
አብ ሓፂር እዋን ጌታቸው ተዝወርድ ሰላም ምተረኸበ ነይሩ
ጌታቸዉ ንትግራይ ኣማን ብኣማን ብዉስኪ ሸይጥዋ እዩ
ዐድመን ጥዕናን የሃብካ ስታሊን ጠስሚ ልበይ ተስትየኒ አለካ
ጌታቸው ከምቱ ፌዴራል ቁማር ይጫወት አሎ:: ጌታቸው ና ትግራይ ፓለቲካን ትግራዋይነት እምቢ ለደርባውያንን ንሐዋሩ ክቀብራ ይፅዕር አሎ:: ተጋሩ በሐደ ንኩን:: እዙ ሰብ እዙይ ትግራይን ተጋሩን ፈፂሙ እንተይጥፈእ ንንቃሕ: ጊዝያዊ ጥቅሚ ሀላፋይ እዩ::
እዞም ንጌታቸው ዘጭብጭቡ ጥራሕ ድዮም ተጋሩ ማለት ድዩ?
ጌታቸዉ እዩ ናይ ዓለም ሓሳዊ
በርትዕ❤❤🙏🙏
እስታሊን ሓቦኛ ትግራዋይ ኣጀካ ኣለና ኣብ ጎንካ❤❤❤🎉🎉🎉
Thank you, Stalin, you broadcasting what is tuning in our heart, head and soul!
ጌታቸው ስልጣኑ ወዲኡ እዩ ግን ክም አብይ መንግስቲ እየ እዩ ዝብል ዘሎ
Thank you, sir
ትኽክል ኣለኻ ስታሊን ጌታቸው መብጽዕኡ በዚሕና ንዕዘቦ ከምዘለናወላ ዝርድኦ ኣይመስለንን ካሊእ ኣነ ደሌይ ሰላምየ ንሳቶም ጻሕተርቲ ኩናትዮም ዝብላ ዘረባ ድማ ዘይትርድኣኒ
ንሕናውን ሰሚዕናኢና ደቂ መን ምዃነን
እዙ ሓተላ ህዝቢ ትግራይ ዓለም ዘመስከረ ጅግንነት ዝሰረሐ ህዝቢ ሐዚ በዓል ፃድቃን ጌታቸው ናብ ባርነት ክእትውዎ ላዕልን ታሕትን ይብሉ አለው ዓሕሕሕሕሕሕሕሕ
ዝነፋጥ ኣይሓፍርን ሰካራም
እንደርታ ጀጋኑ ታሊኖ ሕርር
ኣይዞና ንበርትዕ
ስታሊን ፀሓይ አሪባትካ እያ። አይትለፍልፍ።
ኣነ ዘሕዘነኒ ጌታቸው ረዳ ካባ ሓለቅኡ ኣብይ ኣሕመድ ዕፅፊ ሓሳዊን መምሰሊን ሙዃኑ እዩ። ካብኡ ሓሊፉ ድማ ብሓሶት ፕሮፓጋንዳ ዝሰኸረ መንእሰይ ከይሓሰብ ከየስተንተነነ ምጭፋር ጨብ ጨብ ጨብ።
ትግራይ ዓዲ ኩሉ እያ። ት ዝለዓለ ሸኽሚ ብሕማቕ ይኹን ብፅቡቕ አብ ልዕሊ መንእሰይ እዩ። ስለዚ ምስ መንእሰይ ዝወገነ ንትግራይ ይመርሓ።
ስታሊን እንኳዕ ሃለኻላ ትግራይ!
ትማሊን ሎምን ኣንደበት ትኾና ስለዘለኻ ንትግራይ!
ስታሊን ጅግና ወዲ ህዝብ❤❤❤
ንኣብዪ በሊፅዎ ጌታቸቸቸቸውውው ቃሉ ብምፍፃም
ስታሊን ግን ብጣዕሚ እዩ ዝፈልጦ ንገታቸው
ጌታቸዉ ብትክክል መጭበርበሪ እዩ
I love getachew Reda he is young and intelligent 80% tegaru support him ❤💛
ደቂ ፃድቃን ወርቂ ትግራይ ይዝርፍዎ ኣለው
Getachew, I need you to leave now. Your time is up.
Who the fu*ck are you to tell getachew to leave his job who is supported by the majority of tegaru enderta Raya agame tembian, sibhat corrupted group doesn't have a shame at
Amazing Ethiopia ente tseniha
መስኽነይቲ ትግራይ ጉሐፍ ተደፊእዋ ጌታቸዉ ልኽዕ ኸም ዶ/ር አቢ ጨኻን መጺእዋ።
ዛራ ምድያ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ እዩ
ኣነ ትዕዝብተይ ኣብ ትግራይ መረፃ ዝካየድ ኣይመስለን ጌታቸው ኣባል ብልፅግና ምዃኑ ዝወፁ ሚሽጥራት ኣሎ ስለዚ ብተፈላለዩ ምኽንያት እንዳተናወሐ ክንለምዶ ብምግባር ከይተመረፀ ጌታቸው ቀዋሚ መንግስቲ ክኸውን እዩ እቲ ኣከራኻሪ መሬት ዝበልዋ ኣይምለስን ጌታቸው ይፈልጥን ኣሚኑሉን እዩ ተፈናቐል ክምለስ ዩ ናብ ኣምሓራ ኽልል በቃ
እስታሊን በጃኻ እዙ ናይ ትግራይ ሕዝቢ ከም ንኣብ
ይ ኣይጠቕሞን በለልና ብ
መድያ ዛራ መድያ።
ነመስግን ሓውና
ሰታሊን ተፈታዊ❤❤❤❤❤❤
ምስጢር ዘይሕሉ ኣይኮነን ንመሪሕነት ንዕርክነት እኳ አይትምነዮን
ፍትሓዊ ቃልስኻ ተጠናኺሩ ይቀቐፅል።።
Thanks Stalin fetari tegestu yehabeka eneber Tigray hezeb betami eyu zehezen Tigray abe kelet tekefila ala
መሃይም ዝኾነ ወለዶ ተፈጢሩ ፎ ሓሪርናኮ እረ በጃኻ እስታሊን ኣይተስምዓና ነዚ ጎሓፍ ጌታቸው ዝበሃል
*እመነኒ ኣብይ ን ትግራይ ሓመድ ተትገብራ ደስ ይብለኒ ዓሕ ንዚ መንእሰይ ድየ ዝነባዕኹ
ጌታቸው ረዳ ብሓቂ ዓቢ ቆልዓ
ጌታቸው ብባህሩኡ ፖለቲከኛ አይኮነ ን አክቲቨስቲ እዩ፡፡
NOT even that❗️
ታእዩ መለኪዒኻ ?
ፍርቂ ትግራይ ሒዝና
ብምንጭብጫብ አይነስክሮም❗️
አብ መእቲዊ ብዕራይ ወለደ ትብል ቁረፅዋ
ቀፅለሉ ብትክክል ኢኻ ትገልፆ ዘለኻ
በርትዕ ኦስታሊን
ስታሊን ድምፂ ጉጅለ#አደመ
ህዝቢ እና ፈላለየ ክማሀድር ዝቅስቅስ ዘሎ
ኣንጃ ዝብል ቃል ኣምሓርኛ ኢዩ።
Great show
Yes your right
Respect the conistitutional order .
Thanks stalin u are 37:03 doing a lot to the people of tigray
ሓሳዊ ጌታቸው መንያኣምነካ ቡልቡል
ሚድያ ኹን ንኹሉ ብማዓረ ረአዮም
መስራት ከባባያነት ስታሊን ገብርስላስ
መግለፂታት ምብዛሕ ንህዝቢ ትግራይ ዘምፅኦ ለውጢ አሎ ዶ ? ጠብ ትብል ፍረ ነገር የላን ::
Wedi hezebi yeqeneyelena 🎉🎉🎉
Getachew and Abiy Ahmed are the same
እስታሊን ዓይኒ እናሀለየካ ዓይኒ ስእንኻ ። እዝኒ እነሀለየካ እዝኒኻ ፀምሙ ፍልጠት እነሀለየካ ፍልጠት ኻ ካብ አዕምሮ ካ አውፅእካዮ ታይዓይነት ፅልኢ ዩ ? ዘለካ አብ ልዕሊ ጌታቸው ረዳን ጄነራል ጻድቃንን ? ብሐቂ አብ ሕማቅ መጻውዲ ከባብያዊ ጉጅለ ዓስልኻ ንጌታቸውን ንጄነራል ጻድቃንን ካብ ቲ እስኻ ዝትወለድኻሉ ቦታ ስለ ዘይትወለዱ ዶ ይኾን ? በጃኻ ግደፍ ናብቲ ጽቡቅ ዝነበርኻዮ በእንተ ህዝቢ ትግራይ ሐድነት ጠጠው እልካ ነይርኻ ሐዚ ግን ብጣዕሚ ወርድኻ አለኻ ።
Thank you Stalin
❤❤❤ቦለል ቦለል ወይ ለቆታ ሓርጭ ❤❤❤ እዚውን ይንእሶዩ ንጌታቸውስ!! ምድቡ ምስ ብዓል ክብበው ገዳ (ሰምሹ) ወይውን አብ እንዳ ገሬ እሙን ዝሓሸ ስራሕ ምሰርሔ ኔሩ ወይ ድማ ምስ መዓር አፋ እንዳ ትሕሽ😂😂😂
ጌታቸው ህልም ዝበለ ህዝበኛ እዩ ህዝበኛ መራሕ ኸይዱ ኸይዱ ፀረ ዲሞክራስ እዩ፡፡
Bravo stalinien
መጣቅዒ ህዝቢ እቲ ዝብሎ ዘሎ እኳስ ብደንቢ አይሰምዕን ዘሎመንጨብጨቢ ህዝቢ
thanks stalin
Gecho❤❤❤
Good stalin tgraway
Ygerm eyu tigray adey abzi betsihina
ጌቾ ንሻዕብያ ቛዕ ራሕረሖም አበጀወ።
እን ደብረጽዬን ዝናገርዎ ከምዚ ገይርካ አይትገልፃን ቅዋም ተረዲኡኒ
እስታልን ጋዘጠኛ ጥራይ ኣይኮነን ናይ ደብረፅንተት አጀንት እዩ
ጀግና ስታሊን ኣፀቢቅካ ኣቃላዓዮ ምስኣ ሓዊስካ ስታሊን ሓወይ ኣነ ትኽክል እየ ትብል እንተኾንካ ፊት ንፊት ምስኦም ኮንካ ናብ ህዝቢ ቅረብ በሎ
Empty promise. He is not capable to lead Tigray. Actually he is very dangerous to be in any public position as he is self centered.
😂😂 non sense.
@@destatesema2882 You can't handle the truth! Do you??? You're fluent in nonsense!!!!!
Thank you, @teddyo. Very well said!
@@danielbitew4335
The truth is, we are much awared there are some individuals bull tegaru like you who support for those who have tortured and corrupt our people for 30 years. You may be a victim of anchored bias or Stockholm syndrome?
ሕማም ኣዉራጃዉነት ስታሊን ይገድድሎ
ኣክሱም ዋዕላ ህዝቢ ይብሎ
ናይንደርታ ይሕጭጨሉ
መሕዘኒ!!
ኣነስ ግራ ኣትዩኒ እቲ ሰልፊ ዝወፅእ ዘሎ ዓላማኦም እንታይ እዩ እቲ ህዝቢ እውንውፃእ እንተተባሂሉስ ይወፅእ ሰካራም ጌታቸው እንታይ ስለ ዝገበረልና ኢና ክንወፅእ መሬትና ሸይጥዎስ ትግራይ በቲንዋ ኣይንደልየካን ጌታቸው ኣይጠቅመናን
ሠላምን ዲሞክራሲን ዘይደሊይ የለን በይንካ ደሊይካዮ ዝመፅእ ሠላምን ዲሞክራሲ የለን።
መንእሰያት መንእሰያት ደፋራት ስምዒታውያን እዮም እሞ ከድፉኒ ኢዮም ኢሉ እዩ።
Jegena
ከባቢያዊ ኣይጠቅመን ከምታ 2013 ዝነበረካ ጅግንነት ቀፂለሉ ድድሕር ከባቢ እንተከይድና እዛ ዓድ ኩሉ እዩ ኣስተዋፁኡላ
ተጋሩ ናይ ጌቾ ህውሓት ትኩን ናይ ደጺ ሕውሓት ተደልዮም ገደል እይተዉ፡ እንታይ ምስ ዝበስበሰ ናይ ፖለቲካ ፓርቲ ተተመቅለ ህዝቢ ትግራይ ክመቃቀል የብሉን፡ 3ይ ወያነ ምረጹ
❤❤❤❤❤
አዛ ናይ ሕውነቶም መንፈሶም ብዘይሸርሸር መንገዲ እና አንጃ ማለት ታይ ማለት እዩ?
አቲ ናይ ጌታቸው ረዳእና ፃድቃንን ሳዓብቶምን ትግራይ አብ ሐደጋ ንምእታው ከባቢያዊነትና ዘረኝነታትን ዘራጋገፅ ከይዲ ዝክትል ዘሎ ግምት ሐደገኛ ምኻኑ ኩሉ ትግራዋይ አደብ ይብሎ።
Meskin
ተጋሩዓዲ ምሻጥ መለለይኹም እዩ ሐድሽ ነግር እይኮነን
እዝሰብአይ አብ ቆላ ተቤን አባዓቲ ትሓቢኡ አንከሎ ጋንየን ወቂዒዎ ከይኮን ማጨለት አሕፅብዎ
ቡልቡል ጌታቸው ካሓዲ
ስታሊን ተስፋየ ደሴ ኣብ ቶሮንቶ ዝርከብ ተኾይኑ ደዉለለይ ጽቡቅ ሓበሬታ ክበካ እየ ጻድቃን ብመን ገይሩ ሚሽጥር ከምዘምሎቃ።