እዋናዊ መግለፂ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር - 27 ታሕሳስ 2017 ዓ/

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 107

  • @helu9391
    @helu9391 16 วันที่ผ่านมา +6

    ወድወረደ ንህ.ወ.ሐ.ት. ደድዩ ዝግምግም ዘሎስ ወይስ ናይ ሰራዊት ትግራይ(TDF) መግለፂ እዩ መበግለፂ እዩ ዝህብ ዘሎ?ዝገርምን ዘሕዝንን መግለፂ።

  • @gizachewtesfay4548
    @gizachewtesfay4548 16 วันที่ผ่านมา +4

    ዕንክሊል!

  • @niguseShishay
    @niguseShishay 16 วันที่ผ่านมา +5

    ብፀገም ጀሚሩ ብፀገም ዝውድአ አሽካዐላል ለካት ወዲ መሳፍንት ስልጣን አምበር ፀገም ህዝቢ ዘይግድሾም ደመኛታት ህዝቢ ትግራይ ንስኩም ኢኩም ::

  • @woinshetkassaye7174
    @woinshetkassaye7174 16 วันที่ผ่านมา +5

    አነ መቸም ትግርኛ ፁቡቅ ጌረ ይርዳዕ ይመስለኒ። እዚ ሰብ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳዕታ ሓንቲ ፍረ አይረኸብኩን።ብሓፈሻ "እቲ ጊዚያዊ መንግስቲ ይቀፅል" ይብል አሎ።"እቲ ሰራዊት ወገን ክሕዝ የብሉን"ስቅ ኢሉ ክሪዒ አሎዎ" ዝአይነቱ ይመስል።እንታይ ክንዛረበሉ? "ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርሕፃ" እዩ።

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 15 วันที่ผ่านมา +2

    ቐዳማይ ነገር ኣብቲ ፀገም ንፁር መርገፂ ክትወስዱ ይግባእ ። ፀገም ከፈለጥካዮ መፍትሒ ክትፈጥር ኣይትኽእልን ። እቲ ፀገም ፖለቲካዊ እንድሕር ምኳኑ ተኣሚኑ ብፖለቲካ ክፍታሕ እምበር ብዕርቕን ሽምግልናን ኣብ ዘይምልከተኲም ኣኼባ ኣቲኲም ክተውርዱን ክትሰቕሉን ክተዳራድሩ ኣይምተገበአን ።
    እቲፀገም ህወሓት ፈጢሩዎ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝተፈጠረ እዩ ኢልካ ፤ ህወሓት ፀገም ኣለኒ ኢላ ናብቲ ናይቲ ውድብ ዝለዓለ ተፀዋዒ ጉባኤ ከይዱ ፀገሙ ሪኢ ወፂኡ ። ኣይንኸይድን እምብልና ዝበሉ ጉጅለን ብሓደ ገፅ ጠጠው ኢሉ ነዚ ኣወዳድባ ሓደ ፀገም ከምዘለዎ ጌርካ ምርኣይ ጌጋ እዩ ። ኣብዚ ህዝባውነት ዝሰኣነ ውግንና ነቲ ኣጠቓላሊ ረብሓ ሃገርን ህዝብን ዝሕንሽሽ መርገፂ ክትወስዱ ይገብረኲም ኣሎ ።
    እቲ ፀገም ስትራተጂክ እዩ ኢልካ እቲ ርእሲ እንተሓሚሙ ንኲሉ ይብክል የህምም ማለት እዩ ። ነዚ ዝሓመመ ብሔራዊ ኽድዓት ዝፈፀመ መሪሕ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክዕድር መሰል ዴሞ ጌርካ ሪኢኻ ምፍቓድ ሞት እዛ ሃገርን ህዝብን ምቕልጣፍ እዩ ።
    ብምጥቕላል እቲ ዘይንንከዮ መርገፂና እትብሎም ብፖለቲካዊ ትርጉሙ ስድሪ ዘይኸይድ ን ኣብዝሓመመ ፖለቲካ ዝጠንከረ ሰራዊት የለን ። የህዝን ትፅቢት ህዝቢ ኔርኲም ግን እንድዒ ግን ሓፋሽ ወሳኒ እዩ

  • @Kakuma_YouTube_Channel
    @Kakuma_YouTube_Channel 16 วันที่ผ่านมา +5

    ክቡሩነቶ ጀነራል ታደሰ ወዲ ወረደ በቅድምያ የከበረሰላምታ ለእርሶና ለጋባዠዎቹ ይድረስ ሰላም ካሰታወሱት ከውል ፕሩተርያ ማግስት የሆነች ሴትሌጅ ለመጀመርያ ብኣማርኞ ቀለመጠይቅ ኣድርገው ነበር?! ልቦት ምን ያማናታ እንደነበር ያስታውሱት ይሆን ኣውሁን ለትግራይ ህዝብ ማን እያሉትነው ? ሁሉም ተልከስክስዋል የተፈፀመ የለም ?እኞም እንዳልተፈፀመ እናቃለን መፍትሄው ምንድነው? እንዳይፈፀም ያዘገየው በግልፅ ለምን ኣይናገሩትም ለምንስ መፍራት ኣሰፈለገ ምድያው እኮ እርሶው ንት ሌላሰውጋ ኣይደለም ?የእርሶ ነው!ለህዝቡ ካልቆሙለት እርሶውን ተክተው ማን ይውጣው ተጋይ ኣይዋላወልም! ዕንኪሊል ብትግርኞ ገፁ ዝተሸፈነ እንስሳ እዩ ዕንኪሊል ዝብል በግልፅ ግዝያዊ ኣስተዳደደር ይህ ኣልሰራም እኔንም ጭምር ፣ህዋህት ይህን ኣለደረገም ኣይሉም ለምን ስለ የቆየ የህዋሄት ችግር መኔሳትስ ኣውሁን የትግራይ ባህግታት ይፈታል ወይ እኞ ኣውሁን የተፋናቀለ ህዝባችን እና የትግራይ ባህግታት መፍቴሄ ይሆናልወይ "ዛሬ የፕለቲካ ተንታኝ ሆነው ተገኙ እንዴት ?!ለምን ! እኞ የትግራይ ህዝብ የፑሩተርያ ውልና የትግራ ሰላም ብቻነው ተውት !ኣውሁንም ወደውሃላ ተመለሱና ኣሱቡበት?!

  • @amanuelbehon3353
    @amanuelbehon3353 16 วันที่ผ่านมา +4

    እ እ እ እ እ እ እ እ እ .በቃ
    ይገርም .ዘይንፈጦ .ዲካ ክትነግረና .መፂኻ what is the solution?

  • @abrahamgebru4757
    @abrahamgebru4757 16 วันที่ผ่านมา +4

    ምድነው የምትቀባጥረው መጀመርያ መሬታችን ይመለስ የተፈናቀለው እዝባችን ወደቤቱ ይግባ ሌላውን በቀጣይ እንነጋገርበታለን አታጭቀርብሩ በደማችን አትቀልዱ የብልፅግና አሽከር አትሁኑ

  • @TsfayGoshu
    @TsfayGoshu 16 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ወረደ አብ መጎኩም ልትግራይ ዝሸጠ እናሃለወ ብከመይ ዕርቂ ይወርድ

  • @hallofgames2735
    @hallofgames2735 16 วันที่ผ่านมา +2

    ግዚያዊ ምምሕዳር ገለልተኛ ከኸውን ኣለዎ :: ናይ ጌታቸው ጉጀለ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር መጥቀሚ ይኸውን ኣሎ::

  • @helu9391
    @helu9391 16 วันที่ผ่านมา +2

    መርዚ እዩ ዝነዝህ ዘሎ ውግንኑኡ ብግልፂ እዩ አቐሚጡ አይትወላወል ትብሉ ምንም አይተወላወለን ምኽንያቱ ነሰላም ትግራይ ጠንቂ እኮ እኒ ደብረፅዮን እዮም እሉ እኮ ይነግረና አሎ። ካብዚ ንላዕሊ ታይ አሎ? ነደ/ር ደብረፅዮ ደጋግሙ ከልዕሎ ከሎ ንሐንቲ ቃል'ውን ሽም ጌታቸው ከልዕሎ አይደፈረን ካቢዚ ንላዕሊ መርገፅ እነታይ ክብለና እና ንፅበ ዘለና።

  • @PeterAbadi-v5l
    @PeterAbadi-v5l 14 วันที่ผ่านมา

    ብመዓር ተለወሱ መርዛም ቃላት........ ግን አብ ከርሲ ህዝቢ ትግራይ አይሰርሑን ። መታዓዛዘቢ 😢

  • @AboSeare
    @AboSeare 16 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ውውረደ ብናይ ትግራይ ሰራዊት ዝቕልድን ቅዋም ዘይብሉ ተወላዋሊ ሰብ ንትድኤፍ ዶ በዚ ድንጎላ ሰብ ምተመረሐ ዓጠጥ ክትብል ኣብ ክልተ እዳ ረአየ ትግራይ ብቶም ጠላማት ብሄራዊ ክሕደት ዝፈጸሙ ይቐብራ ኣሎ

  • @gebresamuelwolldearegay3468
    @gebresamuelwolldearegay3468 16 วันที่ผ่านมา +3

    Let come to the solutions,please Lt. General!!

  • @FjfDo
    @FjfDo 15 วันที่ผ่านมา

    ውሩድ እዚ ክዛረብ ተሎ
    ንመራሒ ዘይትፅበዮ
    ለክባጥ
    መን ልዕልነት ከርኢ እዩ ኢሉ ብ ተንኮል ይፅበ ነይሩ 😢 ረኣይዎ
    ውግንና ህዝብን ቤህራዊ ረብሓን ዘይብሉ ሽንኮለልልልልል 😢😢😢

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 16 วันที่ผ่านมา +1

    መርገጺኡ ከየነጸረ ንረብሓ ብልጽግና ዝዓዪ ዘሎ ቀንዲ ሓደገኛ ሰብ 😮

  • @michaelkbrom6495
    @michaelkbrom6495 15 วันที่ผ่านมา

    ናይ ወታሃደር ባህሪ ልዑም ሰብ ክትሰምዖ ይድብረኻ።

  • @gz3089
    @gz3089 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሕዋት በዚ ኣንፃር ናይ ትግራይ ፀገም ክፍታሕ እዩ ኢልኩም ከይትሓስቡ ከምታ እና ጠዋወየ መጀኽ ዘብላ ዘሎ ዋና መራሒ ናይቲ ሽግር ዩ ( ግምት) ንትግራይ ካብ ኩሎም ዝሓለፉ ፀገማት ዝገደደ ማዓት ።

  • @gebremeskelgebru4515
    @gebremeskelgebru4515 15 วันที่ผ่านมา

    መን እዩ ንሰራዊት ኒት ዎርክ ዝዝርግሕ ዘሎ አብ ውድብን ህዝብን ኒትዎርክ ዘርጊሖም ፀገም ፈጢሮም ናብ ከቢድ ፀገም አቲና ንርከብ ግልፂ እባ ግበሩ

  • @praiselordamen4328
    @praiselordamen4328 16 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂"ኮለበይ አካሌ"እዩ ነገሩ አየ ወዲ ወረደ😅😅

  • @zinabumarsie8321
    @zinabumarsie8321 15 วันที่ผ่านมา

    ዕንክልል ቁ2

  • @khalidhamza3583
    @khalidhamza3583 15 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም መግለፂ ሰራዊት እርሰበርሱ ክጠራጠር ዝገበረ ናብሕጊ ይቅረብ እርምጃ ይወሰድ በብግዚኡ ሰራዊት ምሳና እዩ እናበሉ ዝእዉጁ ዘለዉ ናብ ሕጊ ይቅረቡ

  • @GgRr-p9n
    @GgRr-p9n 15 วันที่ผ่านมา

    ክሳብ መዓስ ኢያ ትግራይ ብመግለፂ ክትምራሕ ...??

  • @gebremdhinberhe1629
    @gebremdhinberhe1629 16 วันที่ผ่านมา +1

    ናይትግራይ ችግር አብምግዳድ ናይ ወድወረደ ተራ የአንበሳ ድርሻ አለዎ

  • @natinamedia
    @natinamedia 15 วันที่ผ่านมา

    እእእእእእእ እንታይ እእእ

  • @ShambelHadgu
    @ShambelHadgu 15 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ዓይነት እዩ ዝዛረብ ዞሎ ንገርና እንዶ በጃኩም ዋየ ህዝብና

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 16 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ኤርት...😂😂😂 እዋይ ታሪኽ !!!!

  • @abigebru4878
    @abigebru4878 16 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ቁ.1 ሽግር ንሰኻን ከማኻ ዝበሉ ቅዋሞምን ሰርሖምን ዘይፈልጡ ከዳዓት፡ጠላማት ዝፈጠርዎ ሽግር እዩ።

  • @amenkuku9580
    @amenkuku9580 16 วันที่ผ่านมา

    ዋላ ሐደ ዘእግብ ወይካኣ ተስፋ ዘለዎ አይረአኩልን ዝነበረ ንፈልጦ ታሪክ ይደግመልና አሎ እምበር ተስፋ ዋሐስ ሕዝቢ ትግራይ አብትሕቲ ፈጣሪ TDF ጥራሕ እዪ ተአኪብካ ዘምፃአካዬ ፍታሕ ስጉምት እዪ ዝድለ መመሊስካ ጌታቸው በቲ ደብረፂዮን በቲ ፃድቃን በቲ ወዲወረደካኣ ኩልኩም ሃደ መዝሙርኩም እረ ግደፉ ማስጣ ናይ ሕዝቢ ትግራይ አብቼንዳ ዘላ አዶ ንብአት እንድኢ መጠረሽኡ

  • @ghkh782
    @ghkh782 15 วันที่ผ่านมา

    አቱም ተጋሩ እዚ ሰበአይ ብጣዕሚ ሕማቅ አዛራርባ ኤክስ ኢዩ ድስማዕ ዘረባ የብሉን

  • @HaftuHailu-n2r
    @HaftuHailu-n2r 13 วันที่ผ่านมา

    ናወድ ወረደ መግለፅ ሸፍጥ ዘለዎን ክልተ ህወሐት ከምዘሎ ይዛረብ አሎ ስለዝ አብቲ ናዕቢ አለኻዮ ማለት እዩ ሐደ ሕጋዊ ህወሐት እዩ ዘሎ ይአኽለኩም ንዓኻኻውን ሰራዊት ከውርደካ አለወ ህውሐት50+1 ወንበር ዘለዎ ከውርድእየ ስራሕ አይሰራሕኹምን እሉ አብ ዝአመነሉ ገምግሙ ከውርድ መብቱ እዩ ምንም ዝሰራሕኹሙዎ ነገር የለን ኮረምን አለማጣን ኮረምን ፀለምቲን እኳ ንበላዒት ከረክብኹም ንሽሙ ተፈናቀልቲ መልስና ትብሉ ድኹማን ልፍስፍሳት እኹም ፀለምቲ እውን ከምኡ ብጠቅላላ ተልእኾኹም ዘይት ፈልጡ ደናቁር እኹም

  • @meazaassefa3515
    @meazaassefa3515 16 วันที่ผ่านมา +1

    መሀከዪ

  • @nardoswoldemichaelwoldeare8328
    @nardoswoldemichaelwoldeare8328 15 วันที่ผ่านมา

    ብ ታይዩሽሙ፣ ክስታይ፣ ታዩዝበሀል ዝተወደአ ዘየዕግብ መግለፂ።

  • @genih-t1r
    @genih-t1r 15 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ ናይ ትግራይ ፀገም እናጋደደ ነገራትደጊሞም ተኻሳሕቲን ቀፃሊ ፀገም እናፈጠረ ብተደጋጋሚ.

  • @MarkonalBrhane
    @MarkonalBrhane 16 วันที่ผ่านมา +1

    ዓንጋር

  • @LsanewerkWeldeeyesus
    @LsanewerkWeldeeyesus 16 วันที่ผ่านมา

    ትኽክል ንፁር ንህዝቢ ዝኸውን ሃለዋት ሐሳብ ምሐዝ ፅቡቅ እዩ

  • @helu9391
    @helu9391 16 วันที่ผ่านมา

    ካብ ጌታቸው ረዳ እቲ ዝኸፍአን ሐደገኛ ካሕዳም ኩሉ ትግራዋይ አንፃር ፃድቃንን ታደሰ ወረደን ግዘ ከይ ሃበ ብህፁፅ ክለዓል አለዎ። ካብዚ ንላዕሊ ክድዓት የለን። እዚ'ውን ሐደገኛ ናይ ህ.ወ.ሐ.ት ናይ ምፍራስ መንገዲ እዩ

  • @khalidhamza3583
    @khalidhamza3583 15 วันที่ผ่านมา

    ንኽልቲም ኣወጊድካ ካልኦት ፖለቲካ ከማሓድርዋ ንወጣት ምርካብ

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 16 วันที่ผ่านมา +2

    ዓንጓር

  • @gebremeskelgebru4515
    @gebremeskelgebru4515 15 วันที่ผ่านมา

    አይተረዱኡን ኢልካ መን አዩ ዝአቢ ዘሎ ግልፂ ዘይትገብሮ

  • @Shgdd-l8m
    @Shgdd-l8m 16 วันที่ผ่านมา

    ድሕሪ ማይ ናባልቲ ዝበሀል እዚ እዩ

  • @atakltiamare868
    @atakltiamare868 16 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሓደ ዓብዪን ታሪኻውን ህዝቢ ሚድያ እናሃለወ በዘን ፍርቂ ሚልዮን ዘይመልኣ ሳብስክራይብ ክትረኧ ኣዝዩ መሕዘኒ እዩ። ብሱሩ ተጋሩ ጢዕና ስኢንና ኣለና

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 16 วันที่ผ่านมา

    ሓምሳ ዓመት?ጌጋን ጊጋን ኢሱ? መንቀሊኡ?እንታይ እዩ? ወይ ጠንካራ ሃገር መንግስት ዘለዋ ኢትዮጵያ ። ወይ ዝተበተነት ኢትዮጵያ ? ንመን ይጎድእ? ነቲ ፋንድያ ሻዕቢያ!ቱሩጉም የብሉን። ንግብፂ ግን ጥፍአት ከምዘይነበርት እዩ።ንምሳለ ትግራይ ?ተከዘን ቶም ሽውዓተ አበይቲ ገርባታ?ንርብሓአ ተውዒላቶ? ንግብፂ የጥፍአ?ንአምሓራ?ክደራደር ይገብሮ። ዞም ወሽራኻት ኤረትራዊያን ግን????

  • @atc9663
    @atc9663 15 วันที่ผ่านมา

    The main point in protecting our land , people and herds is to stop it immediately before it is too late. Tigray Generals, you should take an action supersede any authority stopping t. This is a life and death to living creatures.
    Tigray and its people has no one to go to but all Generals have the power to do it with out regard. This is time issue very important and sensitive. Please do something don’t wait any longer!!!!!

  • @amenkuku9580
    @amenkuku9580 16 วันที่ผ่านมา

    አነ የሕዋት በጃኩም አረዱእን ወዲ ወረደ ዝተዛረቦ ዋላ ሐደ ክጭብጦ አይካአልኩን እንታይ እዪ ዝዛረብ ዘሎ

  • @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
    @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w 16 วันที่ผ่านมา

    ለካቲት 11 መን የኽብራ ? ብዓል ዋና ለካቲት 11 መን እዩ ? ኣባላት ውድብ ድምፆም ብኸመይ የስምዑ ? ኣባል ዘለዎን ኣባል ዘይብሉን ውዳበ ንምንታይ ብማዕረ ዓይኒ ይረአ ኣሎ ?

  • @abrahamgebru4757
    @abrahamgebru4757 16 วันที่ผ่านมา

    መህፈሪ ተደራዲርካ ሞትካ ገፅካ ትርሃቅ ሰብና እናሞተ ጌታቸውን መሰሉን እዳመስተን እዳ ሸፈድፈድን መራትና ንአብይ ሼጥኩምዎ

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane720 16 วันที่ผ่านมา

    ጀነራል ሰራዊት ትግራይ እንዲኻ። ሰራዊት ትግራይ'ከ ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ'ዶ ኣይኮነን ዝሰርሕ!!! ንዓኻ መራሒ ሰራዊት ዝገበረካ መን ድዩ? ላንጋ ላንጋ ምዃን ንህዝቢ ክልክም ኢዩ። ብመሰረት ኣቐዲሙ ዝተገብረ ስምምዕ ንጥያስ ግዝያዊ መንግስቲ ክትፈትሖ ፈትን።
    ልዕሊ ኩሉ ኲናት ምስ ኤርትራ ዘድልየካ ኣይኮነን። ስምምዕ ፍሪቶርያ ጥራይ ዘይኮነ፡ ስምምዕ ኣልጀርስ ከኣ ልዕሊ ፍሮቶርያ ክኽበር ዘለዎ ኢዩ።

  • @meronaklilu1376
    @meronaklilu1376 16 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ህዝቢ ሽግራት ትግራዋይ ኩሉ ይፈልጦ እዩ; General Tadesse Worede ሽግር ትግራይ ንምግላፅን ንምብርህራህን ድዩ መፂኡ?መፍትሂን ውሳነ ሒዙ ክመፅእ እናተገበኦ; ደሕና ሰብ ድዩ ጠፊኡ ? ን ወድወረደ ክልዝዬልና ናብ ሚድያ ትሰድዎ? ትግራይ ውርደት ተጎልቢባ ክሳብ መኣዝ?

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 16 วันที่ผ่านมา

    ዝደከመት ግን ድማ ዘይፍርሰት ኢትዮጵያ ድሌት ሻዕቢያን ላአክቱ ግብፅን እዩ። ንኢትዮጽያ ተበሊፁ ሲንጋፖር ኤልትራ?ድኽመት ኢትዮጵያ ተጠቂሙ ናይ ዓርብ ጓብለል ግብፂ? ኢትዮጵያ ተተበቲና?ንምሳሌ ትግራይ ተከዘን መገብቲ ገርባታን ንርብሓአ ተውዒላቶ?እቲ ካሊእ እውን?ናይ ግብፂ ጥፍአት ማለት እዩ። ኢትዮጵያ ወይ ጠንካራ ሃገር መንግስቲ?ወይ ምብታን እዩ። ንሻዕቢያን ግብፅን። ልክዖም ዘእቲ።

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 16 วันที่ผ่านมา

    አነ እፈልጥ እፈልጥ አነ ክገዝእ አነ ክገዝእ

  • @hadushgebrezgiher1431
    @hadushgebrezgiher1431 15 วันที่ผ่านมา

    መፍቲሕዶ ኣለካ ንዚኩሉ ሽግር ዘረባ ኣይቲ ደጋግም ::

  • @helu9391
    @helu9391 16 วันที่ผ่านมา

    የሕዝ ብጣዕሚ የሕዝን።እዚ ንT.D.F.ክውክል አይኽእልን።

    • @bigelephant8871
      @bigelephant8871 16 วันที่ผ่านมา

      Easy for you to say. Tplf destroyed Tigray by arming Ethiopia and Ignoring Isayas. Tplf is dumb and liable for Tigraygenocide along with Isayas, Abiy and Amhara forces.

  • @selam5239
    @selam5239 16 วันที่ผ่านมา

    መፍትሒ ግበሩ ዕኒይንይ አይትበሉ ልሰላም ምሕላው ሰራዊትና ይአክል እዩ

  • @user-wr1gs2sr4b
    @user-wr1gs2sr4b 16 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ፍታሕ ክተምፁኡ ንስኹም ልዕሊ 6ተ ዓምት ዝፀደቀ መምርሒ 3ይ ዙር 70ካሬ እናፍረስኹም

  • @abadiaynalem3425
    @abadiaynalem3425 16 วันที่ผ่านมา

    እዚይ ኩሉ ፀገመ እናሃለወ እሞ እሰኩም እንታይ እንታይ እናገበርኩም እዩ።
    እሶም ዶ ካብ ህዝብ ትግራይ ንልዓሊ ድዮም ኮይኖም ?
    እዙይ ናትኹም ፀገም አዩ።
    አይትሓዊ እዙይ መፍታሕ አይአብዮኩምን
    በዓልኩም አብኡ ሰለዝአተውኩም እዪ እንበር
    እዘይ ኩሉ ፀጥታ ሐይሊ እናሀለው ከመይ ፀጥታ ይጠፍእ እዙይ መሕፈሪ እዩ ።

  • @selam5239
    @selam5239 16 วันที่ผ่านมา

    መፍትሒ መፍትሒ መፍትሒ እንታይ እዩ ዓይነት ፀገም ምግላፅ አየድልየናን ንፈልጦ ኢና ናታ ትኩም ዕኒይኒይ እዩ ሰላምን ምሕደራ ምስትኽኻልን T D F ይአክል ነይሩ ላበይ ሽይጥክምዎ እቱ ስረ ትግራዋይ ዝተወረሩ ቦታና ዝተፈናቐለ ህዝብናስ አረ በጃኹም እስኻትኩም ፅቡቕ በሊዕኹም አብፅቡቕ ትድቅሱ ብአኻትኩም ሐፊርና ትግራይና አንዒቕኩምና

  • @YosyefYosyef
    @YosyefYosyef 16 วันที่ผ่านมา

    ሓደ በለ ሓደ በለ ንህዝብ ትግራይ ናብ ሓደ ደንበ ዝሓዉስ መፊትሕ ኣብ ዚሓፀረግዜ መልስ ሃቡዎ

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki4293 16 วันที่ผ่านมา

    Ane kem wedi Tigray kab Hwehat tesfa yelen klom hade eyom ygerem eyu kab klom 💔

  • @Admas-j8q
    @Admas-j8q 15 วันที่ผ่านมา

    በኽቲ

  • @gz3089
    @gz3089 16 วันที่ผ่านมา

    ዝወለድካዮም ማይ ይኹኑ ለጃም እንታይ ዩ ሒዙ መፂኡ ይርዳእኻ ወጃብ።

  • @WeldaHayla-r9k
    @WeldaHayla-r9k 16 วันที่ผ่านมา +1

    ንወድሰብ ታሪኽምስራሕ እዩ ገንዘብ አይኮነን ልቢግቨሩ ቅድምያንህዝብኹም

  • @khalidhamza3583
    @khalidhamza3583 15 วันที่ผ่านมา

    ደደብሚድያ እና ዛራሚድያ ትግራይ ኣጥፉኦምዋ በቃ ብልፅግና ይእተዉ

  • @SareyKacij
    @SareyKacij 16 วันที่ผ่านมา

    General Tadesse- what is it you want to say? I feel like I am listening to a foreign language never heard before. I am lost

  • @GerezherTeklemuz-cx5mq
    @GerezherTeklemuz-cx5mq 16 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ነግ ፈረግ ኣይትበል በቲ ሕገ መንግስት ትግራይን ሕገ ደንቢ እቲ ውድብን ዘይትፈትሕዎ ኣብ ክልተ ኣይትዕለብ

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 15 วันที่ผ่านมา

    አቤትአቤት ውርደት መእለይ ዝይብላ መግለፂ ስብአይ ክልተ
    አብኩለን ከይበፀሔ ምተ ኮይኑ ነገሩ

  • @onelove-w1l
    @onelove-w1l 16 วันที่ผ่านมา

    ይዛረብ ዲዩ ዘሎ ሕርንኽ
    ብላብላብላብላብልባላባላብላብላብላ😂😂😂

  • @abigebru4878
    @abigebru4878 16 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ዓስስ ገሰስ ፎእእእእእ መራሕቲ ኢና ኢሎም እኮ ይምክሑ ይኾኑ????

  • @MrTirag
    @MrTirag 15 วันที่ผ่านมา

    He is not helping for peace in Tigray. He must firmly support government bevor er it is too late. May be this man is holding everything in tide

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 16 วันที่ผ่านมา

    ነፋጥ ዓንዛር

  • @tsiyonawiAxumawi
    @tsiyonawiAxumawi 16 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ቀጥልኩም ትግራይ ሰላም ግበሩልና

    • @BrhanuKiros-b7x
      @BrhanuKiros-b7x 16 วันที่ผ่านมา

      Fara cadre

    • @abayMichael-o8y
      @abayMichael-o8y 16 วันที่ผ่านมา

      @@BrhanuKiros-b7x pp you work for pocket money only from po

  • @endertawitgual70
    @endertawitgual70 15 วันที่ผ่านมา

    Ewiyyyyyy..... Azer kozer!!!

  • @TesfayRaya1927
    @TesfayRaya1927 16 วันที่ผ่านมา

    Halewlewlew...what is his point ?

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 16 วันที่ผ่านมา

    ናይ ክልል ይኩን ሃገር ሰራዊት?ግልፂ ዓላማን ተልእኮን እዩ ክህልዋ ዝግባእ። ይቅርይዶ?ሰራዊት ምሳናእዩ?ሞንጀሪኖ:አለም:ወዘተ? እስቲ ሕተትዋም?አይተዳለናን ነይርና? ባዕልኻ ወዲ ወርደ?ይምጣ አይበልካንዶ? እቲ ሰሞራን አባድላን ዘዕበይዎ አብይ እውን?የኢትዮጵያ ሰራዊት በተኛበት ነው በሳንጃ የተወጋው። ሲል?የኢትዮጵያ ሰራዊት?ይቅርና ሊተኛ?በንቃት ኢትዮጵያን ሲጠብቅ በጀግንነት ነው የተሰዋው ብሎ የጠየቀ አለ? ህወሃት :ኢሃዴግ :ብልፅግና? ኢናፍ !ቢከውዝ?ኢናፍ ኢዝ ኢናፍ። ሻዕቢያ ከትግራይም?ኤልትራም: አፍሪካም ይጥፋ። ሳሓል ትርሳው።ግብፅ!ትድቀቅ ትጥፍ። ትጠፋለችም! እሄ ? ትንበተኛ ኢሳያስም ለመግለፅ አቅም የለውም። ተራ ርካሽ ውዳቂ የሞተ ሬሳ መሆን ይጠይቃል እና።ኢትዮጵያ? ትልቅም ታላቅም ለሞሆን አትሞክር። ታላቅ እግዚአብሔር ብቻ ነውና። የኢትዮጵያ አምላክ! ኢትዮጵያና ህዝቦችዋ ይባርክ? ቀጣፊ ፖሎቲከኛ። ከም ????

  • @getachewworku6450
    @getachewworku6450 16 วันที่ผ่านมา

    ናይ ለያብ ተሓባባሪ እዩ

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 15 วันที่ผ่านมา

    Getachew esero

  • @dorojet2537
    @dorojet2537 16 วันที่ผ่านมา

    Ata ezu seb ezuy sangatara shelle zlemede eyu,please you don't represent the TDF

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 16 วันที่ผ่านมา

    ስልጣን ንጻድቃን አረክቦ
    ኮለል አይትበል

  • @ChentoDire-v5o
    @ChentoDire-v5o 16 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግኖቹ የትግራይ ጀነራሎች አግዚአብሔር ይባርካችሁ!! ትግራይ
    ችግሯን በራሷ የምትፈታ እንደሆነ ግልጽ ነው ሰለሆነም የተጀመረው የአንድነት ስራ ቀጥሉበት !!

  • @abrahamgebru4757
    @abrahamgebru4757 16 วันที่ผ่านมา

    ለጋድ ተመዛበልቱ ሰነ ክምለሱ እዮም ኢልካ ኔርካ ኣሻዊ

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 16 วันที่ผ่านมา

    ይቁረፅኩም እናቆረፅኩም ኣቅሪብክምዎ ረስሓት

  • @meazat.4857
    @meazat.4857 14 วันที่ผ่านมา

    Gecho vodka you and general tsdekan three of you banda ,we don't want to see you anymore ufffff.

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 16 วันที่ผ่านมา

    ብስንፍናኹም እንዳኣሉ

  • @bigelephant8871
    @bigelephant8871 16 วันที่ผ่านมา

    Never forget or forgive Tplf armed Ethoiopia for 30 years. I gnored isyas for 20 years. That produced Tigraygenocide. Tplf is in the equation of Tigraygenocide .

  • @danielwoldu1855
    @danielwoldu1855 16 วันที่ผ่านมา

    ስራችሁ ሰው ማጋጨት ኘው ?

  • @dawitomabraham4199
    @dawitomabraham4199 16 วันที่ผ่านมา

    Wedi werede entay eyu Aqamka mis hzbi dikas mis nay biltsigna zidgef nay stadkan hade Aqam yihalka n20 wey n30 Amet kitnebir ilka Abmaekel Aytkun Mis haki zihaze nkibrka ilka mishzbikan dew bel

  • @yakobequbamicael
    @yakobequbamicael 16 วันที่ผ่านมา

    Dormant and senseless talking

  • @HadguTikue
    @HadguTikue 16 วันที่ผ่านมา

    the confised is confised

    • @HadguTikue
      @HadguTikue 16 วันที่ผ่านมา

      i could not understand

  • @Anonymous-iy2ew
    @Anonymous-iy2ew 16 วันที่ผ่านมา

    When will politicians in Tigray will consider resignation ? Debtsion has used his time and waisted some good opportunities to use the unity created diring the genocidal war. He created more divisions post war by clinging to power. Time to go to his mansion in Verginia. He is not fit for the purpose in the present day Tigray!

    • @ethiopiagobezay2417
      @ethiopiagobezay2417 15 วันที่ผ่านมา

      መርገፂኡ ዘይርዳእ ሕልኮ : ግልፅነት ዘይብሉ መግለፂ : አየ ትግራይ ክተሕዝን !

  • @yakobequbamicael
    @yakobequbamicael 16 วันที่ผ่านมา

    He mixes english words as if he knew english

  • @MytiberDura
    @MytiberDura 16 วันที่ผ่านมา

    ኣይ ወዲ ወረደ "ይኣክል" ንምባልስ እዚ ኹሉ ኾለል ክብል ወዒሉ። 😢

  • @selam5239
    @selam5239 16 วันที่ผ่านมา

    መፍትሒ መፍትሒ መፍትሒ እንታይ እዩ ዓይነት ፀገም ምግላፅ አየድልየናን ንፈልጦ ኢና ናታ ትኩም ዕኒይኒይ እዩ ሰላምን ምሕደራ ምስትኽኻልን T D F ይአክል ነይሩ ላበይ ሽይጥክምዎ እቱ ስረ ትግራዋይ ዝተወረሩ ቦታና ዝተፈናቐለ ህዝብናስ አረ በጃኹም እስኻትኩም ፅቡቕ በሊዕኹም አብፅቡቕ ትድቅሱ ብአኻትኩም ሐፊርና ትግራይና አንዒቕኩምና