ERI Beats - Nehmia Zeray - New Eritrean Music 2017 | Kesibe 'ye - ከሲበ'የ |

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • New 2017 Eritrean Music by Nehmia Zeray "Kesibe'ye" OFFICIAL VIDEO
    Subscribe: goo.gl/Fc1tXN
    Facebook: / eribeats
    #eribeats#nehmiazerai#erimusic
    ERI Beats - Nehmia Zeray - New Eritrean Music 2017 | Kesibe 'ye - ከሲበ'የ |
    © ERI Beats 2017. All Rights Reserved.
  • เพลง

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว +180

    ዋው ይበል ግጥሚ (💝💝ብርሃነ ክፍሉ 💝💝) ዓቢ ምትብባዕ like ሃቡለይ! አዚ ወዲ ገለ ዓቢ ስራሕ ክሰርሕ አዩ! ድምጺ፣ዜማ ከኣ አሞ ውርጹጽ!! forsa Nehmia 💝💝

    • @selammezgebo7224
      @selammezgebo7224 7 ปีที่แล้ว +4

      bizu buzy so fikrkr argshalow emma

    • @bizubuzy
      @bizubuzy 7 ปีที่แล้ว +4

      Selam Mezgebo በጣም የምወዳችሁ እኔ ውዱ

    • @mazamaza970
      @mazamaza970 6 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆኪ

    • @Eliabliana930
      @Eliabliana930 6 ปีที่แล้ว +1

      Good job nehmia

    • @weynigebrema5734
      @weynigebrema5734 4 ปีที่แล้ว

      Bizu Buzy okmæliioool

  • @tesfiehabteab1051
    @tesfiehabteab1051 7 ปีที่แล้ว +321

    Nehmia፡ጡዑም ድምጻ ጽቡቅ ደርፊ ዜማ ጽቡቅ ኣድኒቀያ so ኣጆኪ ቀጽልዩ ዝንኣድ ድምጺ ኣለኪ ንፍዕቲ እስከ, Like ንሃባ ንሕና ከ ረሪኢናዮ ኣይንሕለፎ፡፡

    • @terfficsibhatu5546
      @terfficsibhatu5546 7 ปีที่แล้ว +6

      Tesfie Habteab Ata seb ab youtube dika tdurum?

    • @gebreabfkadu475
      @gebreabfkadu475 7 ปีที่แล้ว +6

      Tesfie Habteab ane s? naka eye zixhfelka Mknatu Eti Mitbabaka bteami u zmesitani

    • @samuelzemuy1773
      @samuelzemuy1773 7 ปีที่แล้ว +2

      Tesfie Habteab ግጥሚ ድኣ እንታይ ክትፈኩስ ምሒር ከማን በርቲዓ ፍቅሪ ምስላጥ ኣቢዋ ካልእ ካፍቲ ዝኣበያ ንላዕሊ ክልእ ሰብ ረኺባ ርቢሐ እየ እመን ትብል ኣላ።
      ብሕልፊ ነዞም ዝተጠልሙስ ውርግ ተጻናንዖም እያ ካልእ መንገዲ ከምዘሎ ትሕብር እያ።

    • @wazamwsta472
      @wazamwsta472 7 ปีที่แล้ว

      Samuel Zemuy v

    • @tigstighirmay5637
      @tigstighirmay5637 7 ปีที่แล้ว +5

      Tesfie Habteab please i love you

  • @user-qu1um5jx7s
    @user-qu1um5jx7s 7 ปีที่แล้ว +237

    ኣየ ኤርትራውያ ኣሕዋት ንጥበብ ዝተፈጠርኩም ዋው ገላ ዓይነት ሽኮር ጋል እንታይ ክወፆ. Im form tgray ...ilove you

    • @eskiel1
      @eskiel1 7 ปีที่แล้ว +17

      menbi menbi ንሕና ኣብ ኤርትራ ዘለና ከማኺ ተጋሩ ቛንቛና ትግርኛ ኤርትራውነትና ዜግነትና እምበር መንነት ኣይኮነን ጣልያን መጹ መንነትካ ኣይህበካን ኣይካእልን ውን ዝህበካ መንነትካ ካብ ኣቦኻ ኣብሓጎኻ እዩ ዝመጽእ። ስለዚ ኣሕዋትከ እምበር ጎረቤትኪ ኣይኮናን ኣጆኺ። ኤርትራውነት ናይ ግሪኽ/ጣልያን ስም ናዓና ዜግነት ዝተዋህበና ናይ ፓስፖርትና መንቀሳቐሲና እምበር ካልእ ትርጉም የብሉን።

    • @user-qu1um5jx7s
      @user-qu1um5jx7s 7 ปีที่แล้ว +31

      ኣሰይ ኣቱም ቡሩካት ዘርኢ ብቅፅበት ኢና ንናፍቃ እታ ሕውነት ናብ ዝነበረታ ክትምለስ ስለዝኮነ ከም ጎረበት ኣይኮንኩ ዝሪኤኩም ከም ኣሕዋተይ እንበር ቡሩካተይ

    • @asmerabest4234
      @asmerabest4234 7 ปีที่แล้ว +2

      የለን የለን

    • @user-ft8zr8kb7g
      @user-ft8zr8kb7g 7 ปีที่แล้ว +8

      menbi menbi we love you too tigray people borthers and sisters ❤

    • @senaysemere7717
      @senaysemere7717 7 ปีที่แล้ว +14

      EsKiel GiDeon ነዛ ጓል ትግራይ ሓፍትና ሕማቅ ከይስምመዓ አምበር ምመለስኩልካ ኔረ ኤርትራውነት መንነት ከመይ አዩ መረዳአኩኻ ፡ ኣናፍራ ቆቓሕ ዘይፈልጥሲ ኣይሃዳናይን ።

  • @filmonkidane5154
    @filmonkidane5154 7 ปีที่แล้ว +47

    Nhima ከፍተኛ ጥራት ያላቸው ምርቶች እኔ የኤርትራ ዘፈን ምርጥ ይበልጥ እንደ ልጄ ማር እሷ የኤርትራ ንግሥት ነው i like it really continue nhmya sweet!

  • @birtukanhaile1594
    @birtukanhaile1594 7 ปีที่แล้ว +11

    ንነብስካ ኣይትበል ኣነ ኪሲበ 'ዬ ደስ ዝብል ደርፊ ብጣዕሚ ኣብ ደቀንስዮ ኣሕዋትና ዝረኣ በደል እዩ ንተን ኣሕዋትና ተስፋ ዝህበን ነገር እዩ ወዲካ ከም ትትስህእ ካብ ሕማቅ ፁብቅ ከምዘሎ ብጣሚ ደስ በሃሊ ብደርፊ ኣምሲልኪ ብዙሕ መልእክቲ ስለ ዘመሓላለፍክልና ነመስግነኪ ዝሓፍተይ ቀፅሉሉ ብዙሕ ሰብ ፈቲዎ ኣብ ብዙሕ ሰብ ስለ ዘጋጥም እውነት ነመስግን

  • @mirestar-boy4292
    @mirestar-boy4292 7 ปีที่แล้ว +438

    ስለ ንህምያ ሎሚ ዕለተ ልደተይ ኢዩ like ሃቡኒ፡ ቤተሰብ ኢና ከኣ ምስ ንህምያ፡ክክክክ

    • @user-rg5vs3xq3x
      @user-rg5vs3xq3x 7 ปีที่แล้ว +4

      Mireስ ጨካን ይሕመ ,like hibeka aleku bor and happy birthday.

    • @user-dg3ut3qz5f
      @user-dg3ut3qz5f 7 ปีที่แล้ว +1

      kkkkkkkkk

    • @user-lc2we1by8l
      @user-lc2we1by8l 7 ปีที่แล้ว +2

      Mireስ ጨካን ይሕመ eintay dia ane neshtey hawa zeyfltka betsbna kelka

    • @Nhamedu2724
      @Nhamedu2724 7 ปีที่แล้ว +2

      Mireስ ጨካን ይሕመ happy birthday

    • @afrahmhamed3269
      @afrahmhamed3269 7 ปีที่แล้ว +1

      ❤❤❤❤❤👈

  • @user-lj8ki3vx1i
    @user-lj8ki3vx1i 7 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ልበይ ትገልፅ ደርፊ ገል ዓይነት ዋው ቀፅልዮ ሽኮሪና ሓፍተይ

  • @sarasara2053
    @sarasara2053 7 ปีที่แล้ว +33

    አሪፍ ነው የኔ ቆንጆ አድናቂሽ ነኝ ከ የኢትዮጵያ

  • @user-yp4nf6vp6k
    @user-yp4nf6vp6k 7 ปีที่แล้ว +43

    I'm from Ethiopia I love Ertiaran music 😍😍

  • @wiilsomaliyeed4214
    @wiilsomaliyeed4214 7 ปีที่แล้ว +24

    I am from Somalia and I like eritrean music

  • @tlg5215
    @tlg5215 7 ปีที่แล้ว +16

    ምሰዓናያ ከይንጠዓስ ኣወዳት ዘበልና ብክብሪ ኣንስትና ንሃዝ i love your voice my sister. from tigray

  • @SaS-qy3np
    @SaS-qy3np 7 ปีที่แล้ว +24

    Esey mkrti des tbl derfi ቀፅልሉ konjo miss u all ኤርትራ People ehwatna

  • @afkaritayrekebkun1574
    @afkaritayrekebkun1574 7 ปีที่แล้ว +65

    ካብዘን ናይ ዘመና አዋልድ ሓንቲ ተፈጥሮአዊ ድምጺ ትጥቀም ንስኺ እኺ አጆኺ በርትዒ

    • @natnabahlna3413
      @natnabahlna3413 7 ปีที่แล้ว +1

      afkarit ayrekebkun kid dnsh

    • @yonihani3616
      @yonihani3616 7 ปีที่แล้ว

      afkarit ayrekebkun hiji kea nhmiya afkireya keytbleni ane bezi nsalina kergxa endatekalesku keleku lol

    • @afkaritayrekebkun1574
      @afkaritayrekebkun1574 7 ปีที่แล้ว

      ሃሃ ዮኒ አስሊ ንሰሊተይ ጥራይ አርግጸለይ እንበር ነሕሚያ ደአ ዋና አለዋ ሰሚዕና

    • @yonihani3616
      @yonihani3616 7 ปีที่แล้ว +2

      afkarit ayrekebkun ata wela derbanna knblen ember kulen endiyen kishkura koynen

    • @user-qz3cv2kh2f
      @user-qz3cv2kh2f 7 ปีที่แล้ว

      ንፍዕቲ 99%

  • @user-kc9ky9ey1k
    @user-kc9ky9ey1k 7 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውውው ኣንታ ክንደይ ይጥዕም'ዩ እዚ ድምጻ ይበል ግጥሚ+ዜማ ብጣም ኣድኒቕዮ ይሕዋት እስከ ኣይንሕምቕ ላይክ ንሃብ ሰሚዕናዮ ጥራይ ኣይንኺድ፡ ነዓይ ከኣ ካብዚ ንላዓሊ ንኸተባብዕ ምእንቲ ላይ ኣይትብቀቁለይ።

  • @melestesfamikheal8156
    @melestesfamikheal8156 7 ปีที่แล้ว +20

    I am from Ethiopia really I like
    Eritrean music

  • @solomonkiros2988
    @solomonkiros2988 7 ปีที่แล้ว +117

    ከሲበ'የ
    ንውድቀተይ ዝኣለምክዮ
    ብ ፈጣሪ ወጺአዮ
    ብዘይ ንሕስያ በዲልክኒ
    ንጽብቖይ ኮይኑ ሎሚ
    ንነብሰይ ክፍትሽ ሓጊዝክኒ
    ጥፍኣተይ ሚሂዝኪ ፈጢርክኒ
    ከመስግነኪ'በር ኣይከሰክን
    ግርህናይ ሪእለይ ኣይኮነልክን
    ልብኺ ድነ ምስ ከበቦ
    ፈሊጠ ብርሃን ዝርከቦ
    ወሪድኪ ከም ማይ ዳ'ሰረበ
    ተሰኒፈ ኢደይ ማዓስ ሂበ
    በሪህለይ ካብ ጸላም ወጺአ
    ረቢሐ'በር ማዓስ ተወጺዐ
    ብጥልመትኪ ከሲበ'የ ምህሮ
    እንኮ ኣይኮንክን ከማኺ ሰብ ኣሎ
    ንነብሰይ ክፍትሽ ሃጊዝክኒ
    ክፍኣተይ ሚሂዝኪ ፈጢርክኒ
    ከመስግነኪ በር ኣይከሰክን
    ግርህናይ ሪእለይ ኣይኮነልክን
    ንስኺ'ሞ ንስኺ'ሞ ንስኺ ንስኺ
    ንነብስኺ ኣይትበሊ ኣነስ ከሲበ'የ
    ንዓኺ ስኢነ ነብሰይ ረኪበ'የ
    የለን እናበልኪ ኖሆ በጺሐ'የ
    ጸቢብዎ ኣይትበሊ ኣነ ኣሳፊሐ'የ
    ፍቕሪ ከሲበ'የ
    ሂወት ረኺበ'የ
    ዓለመይ ፈጢረ'የ ድሕረኺ
    ሕማቕኪ ክምነ ኣይደልን'የ ሕነ
    ከምዚ ዘለክዎ ንዓኺ
    እውይ ትማሊ እካ
    ኣብ ሕቕፎኺ ኮይነ
    ጽልምትምት ኢሉኒ
    ነቢዐ ሓሚመ
    ሎሚ ግዳ ናጻ ኮይነ ከም ድላየይ
    ሕቶ ልበይ ተመሊስለይ
    ረቢሐ'የ ከሲበ'የ ክሳራ የለን
    ደሚቐ'የ እመኒ ኣይትእመኒ
    w*k*

  • @Eri_powermind
    @Eri_powermind 7 ปีที่แล้ว +6

    great.. ንዝበደለካ በደሉ ሓድግካ፡ ጽብቕ ክትትምነይሉ ዝምስገን ዝናኣድ ፡ ትውህብት ናይ ፈጣሪ ኢዩ። ጽቡቕ ስራሕ

    • @drwizy8779
      @drwizy8779 7 ปีที่แล้ว +1

      Asmara Meksebey tomas abi seb azi kemzikemaka abi seb ayu zfelto

  • @abdirahmanisse5939
    @abdirahmanisse5939 7 ปีที่แล้ว +145

    I m somali i love music from eritrean

  • @azmiethiopiawetngnazmietih1374
    @azmiethiopiawetngnazmietih1374 7 ปีที่แล้ว +56

    ወኔ ምን አቤተ ሉሁንልሽ ስወድሽ እኮ ጥሎብኝ ኤረወች ስወዳቹሁ እኮ እውነት i love you emuaaa ♥♥♥

    • @user-ft8zr8kb7g
      @user-ft8zr8kb7g 7 ปีที่แล้ว

      Azmi Mohamd we love you too and Ethio people

    • @starboy3326
      @starboy3326 7 ปีที่แล้ว +3

      Azmi Mohamd Azmi Mohamd shikor 😍eski etxhfyo comment kulu gzie eye zenbbo bzeyka Nay fqri💗🌸 ember hmaq neger xihfki atfeltn so fqri nzhabeka fqri eka tmelselu we love you too Ethiopia ppl One love ERI🇪🇷ETHIO🇪🇹

    • @azmiethiopiawetngnazmietih1374
      @azmiethiopiawetngnazmietih1374 7 ปีที่แล้ว +8

      እሺ የኔ ቆንጆ በጣም አመሰግናለሁ ዶም ጥሎብኝ ኤረወች ስወዳቹሁ በኡነት i love you people erteran emuaaa

    • @selammezgebo7224
      @selammezgebo7224 7 ปีที่แล้ว +2

      Azmi Mohamd. egnam enwedshalen wudie enkan yemiweden sew yemitelan sew enwedalen

    • @user-tc9sj1fo4l
      @user-tc9sj1fo4l 5 ปีที่แล้ว

      Hyuhg

  • @user-qh8wo6ge2t
    @user-qh8wo6ge2t 7 ปีที่แล้ว +14

    ኤርትራዊት ሪሓና መፀለል ገለ ዓይነት ደረፊ ምስ ጡዑም ድምጺ 💝💝

  • @abrhamhabtu6259
    @abrhamhabtu6259 7 ปีที่แล้ว +2

    ንህምያ ጥዕምቲ ደርፊ።ድምጽኪ ከም ልሕትት እሉ ደስ ኪብለኒ ማዓት'ዩ belive me.ኣብ ሳዋ ከመይ ድኪ ተጸልልኒ ነርኪ ባንከር ከለኪ።ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ገለ ኣለካ እልኪ እንዳ ደርፍኪ።ችላ ሓልፉ ምስ ብዓል ንምያ ኣብ ሳዋ።ኣጆኪ ጽቡቅ ትስጉሚ ኣለኪ።ኣለናኪ ትፍዞ ከኣ።

  • @sunduscabdi7098
    @sunduscabdi7098 7 ปีที่แล้ว +11

    I don't know what she said but I like this music, from Somalia East Africa. WOOW!

  • @sovereignmoh9707
    @sovereignmoh9707 6 ปีที่แล้ว +7

    love from your Djiboutian 🇩🇯🇩🇯🇩🇯 brother and neighbor, 🇪🇷 music 🎶🔥🔥🔥👌👌❤️💙💚💛

  • @somalidhalad3483
    @somalidhalad3483 6 ปีที่แล้ว +6

    Peace and love my brother's and sister's Eritrea really love you so much Greetings from Somalia ♥

  • @AdulisKing
    @AdulisKing 7 ปีที่แล้ว +7

    Grew up in USA. Honestly, I'd rather listen to Nehmia than Rihanna aka bad gal "RiRi". Love you much Eri Girl 👍🏽🇪🇷♥️

  • @shaamdarajoshaamdarajo9896
    @shaamdarajoshaamdarajo9896 7 ปีที่แล้ว +5

    wow I am from Somalia but I like eritean song 😍😍

  • @galgueshgalguesh3278
    @galgueshgalguesh3278 6 ปีที่แล้ว +2

    ደጌግምካ ስመዓካ ዘይትሚኖ ደርፈ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት እያ

  • @user-ml4rh7gr5m
    @user-ml4rh7gr5m 7 ปีที่แล้ว +2

    ንሂምያ ሽኮር ብፍቅርኺ እኮ የዕቢድክኒ ኣጸሊልክኒ ምናልባት ኣይፍለጥን እዩ ዓርኪ እንተዘይብልክስ ፨፨፨፨። ጽብቅቲ ደርፊ ከኣ ቀጽልዮ ኣጆኪ ብቁጸዮም ለኹስሶም ሕረዶም ኣጽድፎም እዝንና ጸሚሙ እዩ

  • @wiilkaiskadhaleenlaboqabii5220
    @wiilkaiskadhaleenlaboqabii5220 7 ปีที่แล้ว +20

    i like some song from Eritrea great Somalia

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 7 ปีที่แล้ว +11

    ዋው ናይ ባሓቂ ኣዚያ ብልጽቲ ደርፊ ደስ ተብል በርትዒ ኣጆዂ ኣምበሲት ብኩሉ እንትናኺ ብቅዕቲ ኢኺ ስለዚ ዓብቢ ቅጭን

  • @asmeromweldegebriel7577
    @asmeromweldegebriel7577 7 ปีที่แล้ว +10

    im from Ethiopia nhmie she is really nic singer she have full confidence I hope she won't star singer l love y nhmeeee♡♥♡♥♡♥♡party girl

  • @selamweldetensae597
    @selamweldetensae597 7 ปีที่แล้ว +1

    ናህቢ ሽኾር ጋል ኤሪ!!ይበል ህርመትን ግጥምን !ናይብሓቂ ወዲ ተባዕታይ ብጋል ኣንስተይቲ ምስዝንደቅ'ዩ ሰብኣይ!!ኣይመስሎን ግን ሄዋን የጋፍዕ!!!

  • @teslagereb369
    @teslagereb369 7 ปีที่แล้ว +2

    ሓጻርን፥ ጽብቅትን፥ ጽፍፍትን ዘይትምኖ ደርፊ ቀጽልዮ ነህምያ ቀጽልዮ። Good Job!

  • @user-gx6ri7fo6e
    @user-gx6ri7fo6e 7 ปีที่แล้ว +16

    ኒሃም ሽኮር ቆንጆ ደርፊ ኣጆኺ ቀፅልሉ

  • @Massawino0722
    @Massawino0722 7 ปีที่แล้ว +4

    I'm Sudan i love Eritrea music 👌👌👌💐

  • @habtabasefaw5874
    @habtabasefaw5874 7 ปีที่แล้ว

    ዋዋዋው ንህምያ ሽኮር ደርፊ ካብ ትጅምሪ ኣድናቂ ናትኪ ኢየ so ኣጆኪ ካብዚ ንልዕሊ ውን ክንጽበ ኢና ምክንያቱ ሓንቲ ካብተን ንምካሓለን ሞደል ደራፊት ኢኺ:: i love U more and bless U

  • @SaraSara-py9es
    @SaraSara-py9es 6 ปีที่แล้ว +2

    በጣም እወድሻለው ግን ምን እንደምትይ ባላውቅም ሁሌ እሰማዋለው ትንሽ በ አማርኛ ዝፈኚ . ትግረኛ ብለምድ ደስ ባለኝ . ውድድ ነው ማደርጋችሁ የኤርትራን ህዝብ .ፍሬ ከ ናዝሬት

  • @yonatan602
    @yonatan602 7 ปีที่แล้ว +366

    ቀዳማይ ኮመንቲ ባዕለይ ፒእ ዋይ ደርፊ ምዉት ዘተንስእ ደርፊ እስከ like ንሃባ ነዛ ጂግና ሓፍተይ።

    • @user-kh4ng2zb6y
      @user-kh4ng2zb6y 7 ปีที่แล้ว +1

      Tesfit pawlos ይሕሶ ተበልኩምስ ቀስ ኢልኩም ሓስዉ ዝመተስ ክትስእስ ኣይርኣኩን ክክክ

    • @user-mx5lw3bm3w
      @user-mx5lw3bm3w 7 ปีที่แล้ว

      Tesfit pawlos. ኣቤት ክትሕሱ

    • @user-kh4ng2zb6y
      @user-kh4ng2zb6y 7 ปีที่แล้ว

      ንግስቲ እታ ፈቃር ሄዋን /ናይ ያቆብ ዳዊት ኣድናቂት ይገርመካ ኢዩ በቃ ሎቆታ ጥሕኒ

    • @yonatan602
      @yonatan602 7 ปีที่แล้ว +2

      ኢሪ ወዲ ኢረይ ክክክክክክ

    • @yonatan602
      @yonatan602 7 ปีที่แล้ว +5

      ንግስቲ እታ ፈቃር ሄዋን /ናይ ያቆብ ዳዊት ኣድናቂት እሞ ለሚዱኒ እንድዩ ክክክክክ

  • @mydreamistoflyfly9942
    @mydreamistoflyfly9942 5 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ጥራይ የሕዋተይ ኮንኩም i love all ertrean from mekelle Tigray

  • @fithawieden8632
    @fithawieden8632 7 ปีที่แล้ว +15

    ኒሀማ ሽኮር
    ንሕና ወን ንዓኪ
    ከስብና so nic song

  • @martachaklu181
    @martachaklu181 7 ปีที่แล้ว +21

    I am from ethiopia but i Love u all eritrean peopel 😍😘😘😘

    • @semeretesfahiwet2125
      @semeretesfahiwet2125 ปีที่แล้ว

      👍👍🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷

  • @efremvseffort1668
    @efremvseffort1668 7 ปีที่แล้ว +87

    ገሌኹም ሲ ንነብሱኹም ዲኹም ከተተባብዑ ወላ ነቲ በዓል ሞያ ኣይርድኣንን ዩ። ብዝኾነ ከም rihanna ዓይነት ዝነኣድ ስራሕ ፡ go a head

    • @gzieumemhrey3381
      @gzieumemhrey3381 7 ปีที่แล้ว +1

      ኤፍሬም copy ናይ ቦብማርለ ezgi afleteka arku eta hadas derfka ba zergahalna bhankewta nxbeyeka alena kab rekebkukas

    • @efremvseffort1668
      @efremvseffort1668 7 ปีที่แล้ว +1

      gzie u memhrey
      oh mg where are u & how's going, ናይ ቀደም ዓርከኒ ኣሎኻ ዲኻ, i come soon time but i change, not by previously channel.
      so my pleasure.

    • @gzieumemhrey3381
      @gzieumemhrey3381 7 ปีที่แล้ว +1

      ኤፍሬም copy ናይ ቦብማርለ ok I well expect u

  • @senaysemere7717
    @senaysemere7717 7 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራዊት ሪሃና ሽኮር ልዕሊ ካልአ መዓልቲ ሎሚ ዝያዳ ኣድኒቐኪ ንሄምያ ዓይነይ ።

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 6 ปีที่แล้ว +1

    Best female Eritrean singer of the year! just like everything of her, especially her full confidence...

  • @frexama8816
    @frexama8816 7 ปีที่แล้ว +5

    nihmya haftey bravo tiamti derfi kulu mulu 100% ajoki kexlyo ayttfana my loveley siater

  • @user-kz8wk4ux5w
    @user-kz8wk4ux5w 7 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይ ንህምያ ሽኮር እንቋዕ ብድሓን መጻእኪ
    ብተስፋ ብ ናፍቅትን ክጽበየኪ ኢየ ጸኒሐ ሕጂ ግን ደበክ ኢልኪ ማራ ኬፍ ኣለዋ እዛ ደርፍኪ ካ በዛ ደርፍኪ ክጽለል ኢየ ደልየ ዘለኩ ኣነስ በነብሰይ like ካኣ ደስ ኢየ ዝብለኒ ሞ # like like ንዓይን ን ንህምያን ኣይተውሑድልና የሕዋት ።

  • @yacobtesfalem5117
    @yacobtesfalem5117 7 ปีที่แล้ว

    ነሕምያ ሽኮር ወናኒት ጥዕም ድምጺ ደስ ዝብል ደርፊ" ኩሉ ከምቲ ዝድለ ኣሎ ፖው ኣጣቃቅማ እስታይል ሞ ፍሉይ እዩ" ግምጽጽ ዕምጽጽ ጥውይውይ" ኣይ ተኻኣልክን ምቅርቲ ኬፍ ኣለኪ ጽብቅ ደርፍን ክሊፕ ውን ጽብቅ ኣላ። እቲ Like እንዳ ሃብና ምትብባዕ ናባና ጊደፍዎ።

  • @jelansemir489
    @jelansemir489 7 ปีที่แล้ว

    ንህምያ ሽኮር እዛ ደርፊ ኣብ ማዓልቲ 10 ጊዜ ኢየ ዝሰምዓ ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ኩሉ ደርፊኪ ኢዪ ዝስሕበኒ ኣፍቂረኪ ዳኣ ከይከውን ይስተረኒ

  • @yasso6164
    @yasso6164 7 ปีที่แล้ว +5

    From Somalia I like music Eritrea

  • @issackmhtsntu1066
    @issackmhtsntu1066 7 ปีที่แล้ว +5

    ቀደም ኣብ ክላስ ድበዝህ ግዜ 37 እየ ዝወጽ ነይረ ሎሚ ከአ መበል 37 ኮመንት ክጽህፍ ገሪምኒ
    any way Good job (ንህምያ ሽኮር) let,s go ahead continio

  • @rahwaabdella15
    @rahwaabdella15 7 ปีที่แล้ว +1

    Tnx nehmia, eza derfi nay ztederfet koynu eu zesmani nay lebey rekibkeya mesganay yebtsaheki💋

  • @khaldsulemanabdallahkhalud5400
    @khaldsulemanabdallahkhalud5400 7 ปีที่แล้ว

    Wooooo ንሃምያ ብጣዕሚ ንፍዕትን ምኩርትን ደራፊት፡ ኣጆኺ ቐጽልዮ!

  • @barotech4015
    @barotech4015 7 ปีที่แล้ว +4

    Eritran Music Top Walhy Nic Song Love You Oll Eritrean Music

  • @user-pp4jh6my1v
    @user-pp4jh6my1v 7 ปีที่แล้ว +6

    ተመችቶኛል 👌👂

  • @jeselengard5928
    @jeselengard5928 7 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ኒህምያ ሃብተይ ኣጆኪ ቀጽልዮ

  • @mblovergym6917
    @mblovergym6917 7 ปีที่แล้ว +1

    Anta ana bezay libey hadar kegbrala eya ,wa anti keme zekmakse wala 1000% , so fantastic video and absolutely good voice also keep it going you are my favourite singer 😍❤️

  • @moses3400
    @moses3400 7 ปีที่แล้ว +3

    what a gooooooooooood music. Well done!!!!

  • @yewhanabanie1420
    @yewhanabanie1420 7 ปีที่แล้ว +73

    nehmia shkor alo dmxi alo confidens kemaki derefti whudat eyen abzi alem kexlyo mkrti anhna kea like aynhamkn ina 💋💋💋💋❤❤👌100%

    • @samrifkrr374
      @samrifkrr374 7 ปีที่แล้ว

      yewhana banie ewaeee mish kemaney natey dmxi ke hubi

    • @yewhanabanie1420
      @yewhanabanie1420 7 ปีที่แล้ว

      Samri Fkrr diki tbhali kndey ke tdefri 😂😂

    • @samrifkrr374
      @samrifkrr374 7 ปีที่แล้ว

      yewhana banie uyyyyyy beka ata kahadi 😂😂😂

    • @gebreabfkadu475
      @gebreabfkadu475 7 ปีที่แล้ว +1

      Samri Fkrr entay Afeletki eu xihfeki shattt zeytibeli

    • @yewhanabanie1420
      @yewhanabanie1420 7 ปีที่แล้ว

      Gere Fuqadu samri shikorrr eko temti dmxi eya gn samri n mili eya koyna tsmeaka dmxa😜😜😂😂

  • @ttbetibetitt4460
    @ttbetibetitt4460 6 ปีที่แล้ว

    ንሕናውን ረቢሕናና ካናሪ ዝኮነ ድምጺ ናይብሓቂ ብልጽቲ ከፋሎኪ።

  • @jullietteeddie9166
    @jullietteeddie9166 4 ปีที่แล้ว +2

    Stay at home Conrona virus
    Listening music ..God God bless 🌍

  • @user-rm8gg2zw1i
    @user-rm8gg2zw1i 7 ปีที่แล้ว +9

    ምሪጥ ሰው በጣም ያምሪብሻል፡ሁሌ በልቤ ውስጥ ነሽ ቆንጅት፡ሙዝቃሽ ሁሉ በጣም ይስማማኛል፡i am from ethiopia

  • @asmeracity8784
    @asmeracity8784 7 ปีที่แล้ว +3

    I am from China 🇨🇳 nice song 💕

    • @elleni6379
      @elleni6379 7 ปีที่แล้ว +2

      Medhanie Berhane hahaha if you are Chinese, how come your name is Eritrean?

  • @amanithoney145
    @amanithoney145 7 ปีที่แล้ว

    Yesss kesibe tray ..kmzi zelekwo nakawe 😇😇Girlspower#nehu shickor 😍

  • @merhawiestifanos4650
    @merhawiestifanos4650 7 ปีที่แล้ว

    ብታዕሚ ኩሉንትንኣ ደስ ተብል ደርፊ ካብ ኣርእስታ ጀሚርካ soo ቀጽልዮ you well be wein

  • @nab9856
    @nab9856 7 ปีที่แล้ว +12

    ወየ ሃዙለይ ዚበልኪዮስ አምበኣር ኣይተትሃዘን ፡ ከምዚ ገርኪ ቅብጽ ከይተቢሊዮ ሲ ሃዙለይ ሃዙለይ አንዳበልኪ ሰብ በጽቢጽኪያ any way nice song wid amazing voice

    • @judyme5682
      @judyme5682 7 ปีที่แล้ว +2

      Nab 😆😃

  • @loveever9975
    @loveever9975 7 ปีที่แล้ว +3

    Nohomya, you have really very nice action with clips, I would like to say , you should just keep going on as much as you can.

  • @robelgafre6150
    @robelgafre6150 7 ปีที่แล้ว

    ዋው ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ነህምያ ሽኮር ቀጽልዮ አዶኪ

  • @user-pk2vv3th5k
    @user-pk2vv3th5k 7 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ኣስሊ nic ዝወጸኪ የብልክን ሙዝቃ ክሊፕ ኩሉ ብጣዓሚ ገለ ዓይነት ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጸ ሒዝኪ ክትመጽና ንጽበ።

  • @SaraSara-py9es
    @SaraSara-py9es 7 ปีที่แล้ว +11

    ቆይ ግን ነይማዬ በጣም እኮ ነው ምወድሽ ምና በአማርኛ አንድ ክሊፕ ብሰሪ የኔ ልዩ ♥♥♥♥♥ በቃ ወድሻለው በጣም ያንችን ክሊፕ ሁሌም ባዳምጠው አይሰለቸኝ ፍሬ ከናዝሬት # ♥ የኔ ልዩ

    • @ariamtareke6297
      @ariamtareke6297 5 ปีที่แล้ว

      Amarina hn yze gedel giba tig yet hedo new ye haya konka mitzefnew eritrea fo eritreans only etio fuck u don't make us 2 hate u more...!!

  • @shimelistamirat3750
    @shimelistamirat3750 7 ปีที่แล้ว +4

    ነሂሚያየየ!!!!!!!!!!!!!!!
    ድምጽሽ ይባረክ !!!!!!!!!!!!!!!
    ከኢትዮጵያ ከደቡብ

    • @hainsschawlit1886
      @hainsschawlit1886 7 ปีที่แล้ว

      Aselay kebratey

    • @hainsschawlit1886
      @hainsschawlit1886 7 ปีที่แล้ว

      👉👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👄👣❤❤❤❤❤❤❤❤👋

  • @yoditfisshaye8843
    @yoditfisshaye8843 7 ปีที่แล้ว +1

    Wow nice song
    Thank uuuuu I feel like you sing this song for me thank u so much again

  • @chakurwedieri9331
    @chakurwedieri9331 7 ปีที่แล้ว

    Rahenna shikor yeake ተዓምጸጺ ተጎምጸጺ አስኪ👍👍👍👍👍👍👍🎤🎸🎵🎤🎸🎤🎵🎸🎤🎸🎵🎤🎧🎸🎷🎺🎸🎷🎹🎻🎶🎶🎶🎶🎶📀📀📀🎼🎹🎷🎺🎸🎵🎤🎧🎹

  • @yuditgebrab6111
    @yuditgebrab6111 7 ปีที่แล้ว +4

    Power in your song....
    Go for It Eritrean women.....
    Your right girl..
    Take it back!!!!!

  • @natplayz5759
    @natplayz5759 7 ปีที่แล้ว +5

    Well done! I don't have to explain, keep up it sweet dreams!
    Sorry nehmia hanti hato alatni entay dea meateb zey bilki wey gid ember fitw abulya

  • @filmongmichael219
    @filmongmichael219 7 ปีที่แล้ว

    ertrawit Rihanna, kokob dekemhare... i am so proud of you nihmiya haftey..

  • @haftommehari6677
    @haftommehari6677 3 ปีที่แล้ว

    ይበል ግትሚኪ ድምጽኪ ሰኒ ጥዕምቲ ደርፊ ነህምያ ዓይነይ 100/100 ኣጀል ሺዋ ኣግዲዕክኒ ኣብ ቀጻሊ ማሺ

  • @user-wy3he7pq6u
    @user-wy3he7pq6u 7 ปีที่แล้ว +39

    ኣነስ ዛይ ኮነለይ ቀዳማይ ክወጽ ኢለ ከይደቀስኩ አንዳ ሓደርኩስ ኣዚንጊዖምኒ ከለ ክገብርስ ኣለኒ

  • @merhawihabteslasie6040
    @merhawihabteslasie6040 7 ปีที่แล้ว +4

    Nihmia (Rihana) aytereayen tebae gal. Gtsmi&Zema zwexo yeblu mis kanari dmxi.

  • @michealguesh691
    @michealguesh691 7 ปีที่แล้ว

    ናህምያ ሽኮር ናይ በሓቂ ዳበርታዕኪ ትመጺ ኣለኪ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ ብኩሉ ዝተዋሃሃደት ኣንበሳ ቀጽልዮ ሃየ በሉ አቲ ሞራል አቲ ላይክ ኣይትብቀቅዎ ኣብዙሑላ

  • @robelhaile8617
    @robelhaile8617 4 ปีที่แล้ว

    This song tells that a different situation crate a successful and strong personality! BRAVO NIHIMIA! KEEP ON GROWING!

  • @babamambre8004
    @babamambre8004 7 ปีที่แล้ว +4

    aseyyy nehmya sehkor des tebil derfi so ajoki kexlyo

  • @akakinostsegay6984
    @akakinostsegay6984 7 ปีที่แล้ว +14

    ቻው ኣይቀሰናን ሕጅ ከ ኣብ face book .instegram. ቁርብ ዘይትጸንሒ።

    • @yesyou9322
      @yesyou9322 7 ปีที่แล้ว +2

      akakinos Tsegay kkkkkkkkkk habibi ana ajoka asekhenaka do ezen kolu ay tefeakan yiken kemui geren gize ente zey ketilen dea emo kemey geru khalfelen tsegemen teredealen

    • @addisuademekassa
      @addisuademekassa 7 ปีที่แล้ว

      akakinos hakika eka bezen hinbirten shokarat terebishina ina instagram facebookn

  • @mbentertainment7196
    @mbentertainment7196 7 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwww Nhmyia yaho gororo da men mo Brhin keman btaemi nfieka gtmi zema kemu.❤️❤️❤️❤️Ajokum kulatkum

  • @helenmelesart8067
    @helenmelesart8067 7 ปีที่แล้ว

    wawawww ገለ ዓይነት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ keep it up GBU

  • @user-mx5lw3bm3w
    @user-mx5lw3bm3w 7 ปีที่แล้ว +12

    ከመይ ድየ ዝፈትወኪ መክሰብ ዓለም Nic song

    • @emnettrayyufetarifqri9061
      @emnettrayyufetarifqri9061 7 ปีที่แล้ว +4

      ንግስቲ እታ ፈቃር ሄዋን /ናይ ያቆብ ዳዊት ኣድናቂት anes neaki yfetweki endye

    • @user-mx5lw3bm3w
      @user-mx5lw3bm3w 7 ปีที่แล้ว

      ክክክክክ ምሽ ዶ ዋላ ኣነ ይፈትወካ የ ኣጆካ

    • @samrawitwelday243
      @samrawitwelday243 6 ปีที่แล้ว

      Nemai shker ajeki kexluyo

    • @samrawitwelday243
      @samrawitwelday243 6 ปีที่แล้ว

      Nay eki ymesleni derifkley

  • @filmonbeyene1172
    @filmonbeyene1172 7 ปีที่แล้ว +10

    Nehmia shikor

  • @erulove9887
    @erulove9887 7 ปีที่แล้ว +2

    wowow ma favorit song sweeite 😍😘🇪🇷

  • @kingshadal3899
    @kingshadal3899 5 ปีที่แล้ว +2

    Love this song....hope they did put lyric translation...anyway loving the music..nehima

  • @menubedali6521
    @menubedali6521 7 ปีที่แล้ว +6

    Nahmiya konjo Neibesey kifetish hagizikani beahiki

  • @alembefkiriazebaselawit8980
    @alembefkiriazebaselawit8980 7 ปีที่แล้ว +4

    wooooo nehmy sekor xebuq serh eu demxiki ka emo woooo

  • @musicfirst1003
    @musicfirst1003 7 ปีที่แล้ว +1

    wow I like ur voice color Yene konjo u gar it ur lyrics and melodi. betam ewedewalew serawochshn b/c kedemetsesh GA mehedu zemawochne new meteseriw yeha malet ye ande artiset weyem sentebebegha bekat new shkore konjo berechi berchi u know ur voice type bass I like it

  • @user-sz1lu2rf9c
    @user-sz1lu2rf9c 7 ปีที่แล้ว

    ኒህምያ ሽኮር ናይ በሓቂ ጥዑም ድምጺ ምስ ክሊባ

  • @selamg6047
    @selamg6047 7 ปีที่แล้ว +7

    abzi alku aykesbku ay kesrku

    • @elleni6379
      @elleni6379 7 ปีที่แล้ว

      selam G, LOLs 😁😁😁😁

    • @asmaraeritrea2973
      @asmaraeritrea2973 7 ปีที่แล้ว +2

      selam G funny 😁😁😁😁 ane alekuki selamino keksbeki eye.

    • @selamg6047
      @selamg6047 7 ปีที่แล้ว +2

      Asmara Eritrea kkkkkk xebuk neru

    • @barotech4015
      @barotech4015 7 ปีที่แล้ว

      hhhhhhhhh You Are FUNNY I Am From Somali

    • @selamg6047
      @selamg6047 7 ปีที่แล้ว

      lol tigrina zesme somal

  • @dejuwedieri4842
    @dejuwedieri4842 7 ปีที่แล้ว +35

    asey nahmiya shikor des tibel derfi sorry yehwat ezia gal abzi tiwase zela abtia nay semhar yowhanns tiwase zinebert diya wela tegagiye eye gen ketixarefu nikale ele aykonkun sile zifetwa eye. like kea habuni kifetu meat eye bejakum regixkumni keytihalfu

    • @habeshagirl7651
      @habeshagirl7651 7 ปีที่แล้ว +1

      Deju Wedi Eri Swedenawi ewe nsa eya

    • @dejuwedieri4842
      @dejuwedieri4842 7 ปีที่แล้ว +1

      thank hani shikor. bitami eye zemesgneki

    • @abinegasi3566
      @abinegasi3566 7 ปีที่แล้ว +1

      Aykoneten

    • @dejuwedieri4842
      @dejuwedieri4842 7 ปีที่แล้ว +1

      Abraham Negasi ኣብርሃም ሓወይ ንሳ ኢያ።

    • @samicosta1953
      @samicosta1953 7 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ዝበደልኩዎ እንተሎ ኮይኑ ይቅረታ kkkkkkkk like hibeka aleku bediaka

  • @Malakai1336
    @Malakai1336 7 ปีที่แล้ว +1

    Good job nehmia keep it up proud of you

  • @begenaentertamnet7818
    @begenaentertamnet7818 7 ปีที่แล้ว

    እውይ እዚ ዜማ ክጥዕም ኣብ ኢንትሮ ምስ ጀመረት ኣብ ልበይ ኣትያትኒ። እቲ ድምጽኺ ከኣ ቀጢኑ ክምቅር ኮይኑ፡
    ንሔምያ ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ

  • @messimeseretethopiawit2737
    @messimeseretethopiawit2737 7 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤

  • @mhretabkifle4386
    @mhretabkifle4386 7 ปีที่แล้ว +7

    ata anes comment ktshf rebribe nay shahi elemuni ayfetun

    • @erifunny8042
      @erifunny8042 7 ปีที่แล้ว

      Mhretab Kifle Kakakaka

    • @mhretabkifle4386
      @mhretabkifle4386 7 ปีที่แล้ว

      Fye Natey kkk really ane kab lomi gedifeyo aleku

    • @abrahamaram6491
      @abrahamaram6491 7 ปีที่แล้ว +3

      wwwwww alihamey shikorrrrr gele aynet dmxi kexlyu

    • @mhretabkifle4386
      @mhretabkifle4386 7 ปีที่แล้ว +2

      Abraham Aram ata like zeythbeni teno

    • @Vegas_91
      @Vegas_91 6 ปีที่แล้ว

      Mhretab Kifle ajoka nay shahi kabay abey eka emo zeleka zarkey

  • @melesgoblel7902
    @melesgoblel7902 7 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww Enqae dehan mesaki mera kefi Alek beli Eske Aytitfiena Nehemya Shikorrr 🍸🍸🍸🍸

  • @fiyorinatey2200
    @fiyorinatey2200 7 ปีที่แล้ว

    wawwwwww Nehmia shekorrr kulu derftki aseli temti demxi I lave you habibti 😍❤💕💕👍👍