EMN - ሕክያ ወዲ ከረን ሓዳር እኩብ መሶብ`ዩ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • / officialeritreanmedian...
    ****************************************************************
    EMN - ሕክያ ወዲ ከረን ሓዳር እኩብ መሶብ`ዩ - Eritrean Media Network

ความคิดเห็น • 72

  • @08dawit
    @08dawit 2 ปีที่แล้ว +10

    ልዋም ሽኮር ለባም። ከምቲ ምኽሪ ወዲ ከረን - ጽቡቕን ማሙቕን ሓዳር ይምነየልኪ። የቐኒየልና ወዲ ከረን። ናይ በሓቂ መምህር። ♥️🌹🇪🇷

  • @brhanenega8183
    @brhanenega8183 2 ปีที่แล้ว +5

    መርሓባ ጽብቃተይ ዕድምን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ።ወዲ ከረን ሓወይ ካኣ ኣዝዩ እንዳዛናገዐ ዝምህር ትምህርቲ ህብካና ቀጽሎ ኣጆካ።ጽቡቅ ፍሬ ትፍሪ ኣሎካ።ልዋም ሓብተይ ካኣ ኣቃራርባኪ ኣዝየ ተሓብነልኪ ኩለን ድቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ከማኪ ይኩና ኣብነታዊያን ንጽብቅ መቀይሮ ነጥቢ 👋🏼 ።

  • @amanuelteclemichael2915
    @amanuelteclemichael2915 2 ปีที่แล้ว

    lewmina Shekor ane kefetweke from canada haftey natey many blessings with your families &Hezbenaa

  • @onagaking3543
    @onagaking3543 2 ปีที่แล้ว +4

    What a Brilliant Lesson!!!!
    Thank you 💕💕💕💕💕💕

  • @yosieftesfazgi8993
    @yosieftesfazgi8993 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ አገለልዘ፤

  • @hageriawitgonetse5971
    @hageriawitgonetse5971 2 ปีที่แล้ว

    Edmen tieinan deki erey natey

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 2 ปีที่แล้ว

    Eritrean media network 😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🐪🐪🐪

  • @tsegunor5862
    @tsegunor5862 2 ปีที่แล้ว

    Kereney Memhr hiwet / lewamey kea xebuk akrarba Xexbuku neakum deki Ereyyy Meary 🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷💪✊

  • @medhaniebaire60
    @medhaniebaire60 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome eritrean media network ❤️🙏🙏🙏😘😘😘❤️🙏🙏🤩🤩🤩🤩😘😘

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba naybehaki we’d keren xibuq agelalixa nezom sebhadar admen teanan forever we’d za halali meryet hagerey

  • @amanuelteclemichael2915
    @amanuelteclemichael2915 2 ปีที่แล้ว

    wedekeren Ambesa hawey Yonas mes mesee lwamm gualey ketblo eka eza mekerte gualna..haftenalwaminaa berhann

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 2 ปีที่แล้ว

    ወዱ ከረን ሓቢቢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
    ምስቲ ጡዑም ዕላላካ ኣምላኽ። ንሃገርናን ህዝባን
    ሰላም የውርደልና🇪🇷👍❤💚💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💚❤👍💙💚❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 2 ปีที่แล้ว +2

    EDMEN TIENEN YHBKUM deki eri mearey Amlak❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👍👍👍🌹❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @yirgalemtsegay3881
    @yirgalemtsegay3881 2 ปีที่แล้ว

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷💙❤️🇪🇷💐

  • @ssss-uz4ys
    @ssss-uz4ys 2 ปีที่แล้ว

    Bzuhat Tarik zelewom siwa'at alewom

  • @dubatop7581
    @dubatop7581 2 ปีที่แล้ว +1

    Merhaba we'd keren Ambesa 👍🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

    Thank You Guys. Good Advice. Ketziliwoo.

  • @robelzerabruk267
    @robelzerabruk267 2 ปีที่แล้ว

    Btaemi adenaki elal edmen tnan yhabkum deki ereyy

  • @ssss-uz4ys
    @ssss-uz4ys 2 ปีที่แล้ว

    Btami sbuk

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai9237 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እና ንፈትዎኹም አጆኹም ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኹም ።

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray6130 2 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ወዲ ከረን ጻዕዳ ብር ክትብል ታሓጎስ ኣቦ ፍቕሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ we love you so much💝

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 2 ปีที่แล้ว +1

    🐪🇪🇷💖✊✊

  • @medhanieyemane1611
    @medhanieyemane1611 2 ปีที่แล้ว +1

    Antum sebat yonas Amxulna eba bejakum.

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ኸረን ዓርከይ ሰውራ ኤርትራ ሰባት ይሰርሕ ነይሩ ኣባና በጺሑ ኢዱ የሐጺሩ ንስኻ ትዛረቦ ዘበለ ኩሉ ጊዜ ኢና ንሕበነልካ ኣጆኻ ቀጽሎ ።

    • @yohnasballs829
      @yohnasballs829 2 ปีที่แล้ว

      ኣዎ በጣም ትክክል ነው የተናገርከው ኣይዞህ በርታ ( በርትሽ )

  • @hagoshiyabuhappy9955
    @hagoshiyabuhappy9955 2 ปีที่แล้ว +2

    I love you 😍 liwumay shikari

  • @yohnasballs829
    @yohnasballs829 2 ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ዓሊ ቢጣዝ ንሱዩ እቲ ሓቂ ጽቡቅ ትምህር ኣለኻ ቀጽሎ ።

  • @yohannestekleab3226
    @yohannestekleab3226 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba deqi erey ❤❤ selamkum💚💚 Ybzah!!!

  • @tedrostekleab5490
    @tedrostekleab5490 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ከረን ጻዕዷ የቀንየልና ስለቲ ምኽርኻ

  • @Bilu689
    @Bilu689 2 ปีที่แล้ว

    Merihaba denash werika deban
    Xibuq meglexi eyu Edimen tsienan yihabka wed Keren xaeda.❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @unknown_levitati0n224
    @unknown_levitati0n224 2 ปีที่แล้ว

    waw eritrean hero

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 2 ปีที่แล้ว

    ልዋም ዋዕሮ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ኢኺ ኣጆኺ ቀጽልዮ ኩሉ ጽቡቕ ኢዩ መደብኪ፣ ወዲ ከረን ጅግና መምህር ሂወት ኢኻ፣ ኣብ ሂወትካ ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልካ።

  • @fnangebrezghi9706
    @fnangebrezghi9706 2 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ወዲ ከረን ጻዕዳ and ልዋም ሽኮር

  • @zaidworqi5871
    @zaidworqi5871 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaqi Bsul zeraba
    Wede keran
    Bzaba hadar

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 2 ปีที่แล้ว +1

    GOD BLESS ERITREA ❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @semereasmelash3517
    @semereasmelash3517 2 ปีที่แล้ว

    Keep it up 👍

  • @hiritytsegay
    @hiritytsegay 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👍🙏🙏🙏

  • @elsahaile4357
    @elsahaile4357 2 ปีที่แล้ว

    💯

  • @asterzekaryas5534
    @asterzekaryas5534 2 ปีที่แล้ว

    mejerya nezi bedeb zseraekum nemesgnekum,nwedi keren kemaka ybzhu belley. lebewaka ab lbna yehdro

  • @godaiftv8319
    @godaiftv8319 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 2 ปีที่แล้ว

    Nice

  • @yemaneghebremariam2826
    @yemaneghebremariam2826 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ከረን እንታይ ዓይነት ሐንግል እዩ ዝውንን: ብጣዕሚ ንቁሕ በሊሕ ስነ ሓሳብ ዝውንን ፍጡር: I appreciate u and you give us a good lesson.

  • @teklebarey5922
    @teklebarey5922 2 ปีที่แล้ว

    💯💯💯💯💟💟💟💟💟💟

  • @adesades8236
    @adesades8236 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @yoditasfaha3561
    @yoditasfaha3561 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @teklzghinguse7695
    @teklzghinguse7695 2 ปีที่แล้ว

    ክብረት ይሃበልና

  • @bahtaleake5969
    @bahtaleake5969 2 ปีที่แล้ว +1

    Journalist Luwam shikor akerarba programme nay bahaki znead u kexlwo ajokum Bertieu

  • @merryrussom5338
    @merryrussom5338 2 ปีที่แล้ว +1

    luwiteyy meqrti mara eya ane zeftwke meqrti

  • @habtom7889
    @habtom7889 2 ปีที่แล้ว

    መጀመሪያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም፣ንወዲ ኣዳም ሰላም ከንብሮ ዝኽእል ድማ ፍቕርን ምጽውዋርን እዩ እሞ ንከባበርን ንተሓላለን።ብዛዕባ አብ ወጻኢ ዝበልካያ ግን ክንፋታሕ ይደልዩ እዮም ግን ረቂቕ ሜላ እዩ ኣብ ቀረባ ዝጸንሐ ክኣ ግዳይ ይኸውን።

  • @ssss-uz4ys
    @ssss-uz4ys 2 ปีที่แล้ว

    Nkalo'ot dma kemnatu edil habwom please ab hade seb gize aytwsedu

  • @fsahaesak892
    @fsahaesak892 2 ปีที่แล้ว

    ብመጀመርታ ኩቡር ሰላምታ ንአቅረብት መደብ ብምቅጻል ወድ ከረን ኩቡር መጽሐፍ ዩ። ስለ ኩሉ ልቦናካ ብልብ ነመስጊን። ቀጽሎ;:::::::

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ኸረን ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ከምዚ ዐይነት ዘረባ ረዚን ዘረባ ንኹልና አብ ልብና ይንበር amazing

  • @elsahaile4357
    @elsahaile4357 2 ปีที่แล้ว

    edmen tinan tray wedy keren hawey nay behaqi gelaxi qalatin libonan zeleka seb yrdani u bzuhat alikayom alka bezi natka zeleka fiqrin sinitin mis deqkan kibrty bealty betkan Tirhas shikor lili kulu deqkum des tibiu sdrea bfqry mamiqom ziabu zelw nisom ewin kemty natka nayTtirhasin abnet eyom hadrom zigbru miknyatu kabakum zwereswo sele zkone

  • @helenbeyene1939
    @helenbeyene1939 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ከረን ምስ ልዋም ክልተ በላሕቲን ሰሓብቲን በቲ ዚሃብኩምና ትምህርቲ የቀንየልና ኣብ ልብና ይሕድሮ ናይ ቐደም ግጥምታት ከምዝነበሮ ይንገር እዩ እሞ ልዋም ሕተትልና ።

  • @mehrtumahari4217
    @mehrtumahari4217 2 ปีที่แล้ว

    በቃ መግለጺ ይብልይን ልዋም ሓፍተይ ባባ ወዲ ክረን ጽቡቕ ትምህርቲ።

  • @wedebchannel6217
    @wedebchannel6217 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሰላም ኩቡራት ይሕዋት ኣብ ዘለኩሞ ዓወት ምስ ሙሉኡ ጥዕና ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ገጽ ወለድኩም የርየኩም ወፊርኩም እተዉ የቀኔለይ ኣብዛ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ ይሕዋተይ ናተይ።

  • @recipesforyou1984
    @recipesforyou1984 2 ปีที่แล้ว

    ነዘን ንደገ ንክወጻ ጥራሕ አበይቲ ሰብኡት ተመርእየን ዝፋታሓን ቆልኡ ገዲፈን ዝኸዳን አገብ በሉወን። ከምኡውም ካብዚ እንዳከዱ ዝጽይቁን ሰብኡት ከማን ምክሪ ሀቡልና። ወዲ ከረን መጽሓፍ ኢኻ።

  • @rchannel8106
    @rchannel8106 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሰላም ኩልኩም ብሓበራ ሶሪ ከም ዝበዛሓና ይርዳኒ እዩ ለመንቲ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ኢደይ ኢድካ ንበል ሳብስክራይብ የቀኔለይ,

  • @germaytesfay5252
    @germaytesfay5252 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ከረን ኩሉ እቲ ትዛረቦን ተሰርጾ ዘለኻ ልምድን አዝዩ ወሳኒ እዩ እሞ በጃኻ ቀጽሎ ምሰኩሎም መሳርሕትኻ ምኽንያቱ ንሳቶም አካል ናትካ እዮም ስላ ዘቅረቡኻ ክንማሃርነ ክንጥቀምን ገጂፍባይታ ሲለ ዝፈጠሩ አዝየ የመስግኖም ናፊቅናኩም ቀኒና መደብኩም አይተዝሕልዎ ሐደራኹም ካብ ልቢ የቀንየልና ንፈትወኩም ኢና

  • @dayday7683
    @dayday7683 2 ปีที่แล้ว

    ደሃይ ጀበሊ ናበይ ኣበለ

  • @elulifestyle
    @elulifestyle 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቓዕ ብሰላም መጻኩም ደቒ ኤረይ መዓረይ ኣብዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነኹ , መደበይ ሪኢኩም ኣብዛ ቻነለይ subscribe ክትገበሩለይ ብትሕትናን ብፍቕሪን ይሓተኩም 🙏! 1000 ከብጽትሓ ተሓባበሩኒ የቐንየለይ 🙏😍😍!!

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ወድከረን ከምዘለዎ፡ኮይኑ ወድጀበሊ ናይ ድሓን ድዩ ልዋም ድሃዩ ግበሪ ወይስ ዮናስ ሒዝዎ ኮይዱ ንተወሳኺ ኮርስ ኣይፍለጥን ኢለ'የ?

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว +1

    ሕጂ ንርዮ ዘለና ሓዳር.. ዋላ አብ ኤርትራ ከተማታት አብ ቤተሰብ ዝረኣኽዎ.. ሓዳር ዘይኮነስ ብኣስ ምክብባር ዜይብሉ.. ሰብኣይ ን ሰበይትን ውላድን ዘይትፈልየሉ እየ ዝርኢ. አብ ስደት ዝኸፍኤ እታ ሰበይቲ ናይ ሰብኣይ ቦታ እቲ ሰብኣይ ብፍርሒ እቲ ሕጊ ናይ ሰብይቲ ቦታ.. እቶም ቆልዑ ኣብኦም ዘእዘዙ.. ዝእዝዙ ናይ weledom ቦታ ዝሓዘ ስርዓት ዜይብሉ. ፍቅሪ እሞ አብ ዝኾነ ስድራ ኣቲኻ ኣይትረክባን.. እቲ ዝገደደ ኣብቶም church ንኸይድ ጴንጠ ዝኸፍኤ እዩ.. እታ ሰበይቲ እያ ነቲ ሰብኣይ ጉድለታቱ ክትምህሮ ዝርኢ. ንባዕላ ብዙሕ ጉድለታት ድፍረት ስድነት ኣፍልጦ ክርስትና ዘይብላትኮጻጸሮ.. እቲ ዝገርም ስነ ምግባር ዜይብሉ ክርስትያን ሱቅ እዩ ዝብል ከም ወለድና ኣይሰብክን
    አነ ክዓቢ ኮለኹ ኣቦ ከም አምላክ ኩልና ንዘዞ ዋላ ኣደይ. ንኣደይ ምዕባየይ ኣሕዋት ሱል ኢልና ንዘዝ ዓበይቲ ስለዝኾኑ ተሞክሮ ስለዘለዎም. ጸርፉካ ሓርሞሙካ ኣይትምልስን.. እዚ ዛበኩሉ ስርዓት ቤተ ሰብ ሕጂ የለን
    ፋሉል ወለዶ እዩ
    አብ ሓዳር ፍቅሪ እንተዘየለ ጽጋታት አምላክ ንሰብኣይን ሰበይትን ዝሃቦ ኣይትፈልጥ ኣይትከባበር
    ሰብኣይን ሰበይትን ዓቢ ፍልልይ ኣለዎም ሓደ ኣይኮኑን.
    ሰበይቲ ብ ስምዒት ስለ ትኸይድ.. ጉድለታት ናይ ሰብ ትፈልጥ እያ.. ጉድለታ ግን ኣይትፈልጥን በዚ እያ ቁሩብ.. ብስምዒት ጌጋ ትዛረብ.. ሰብኣይ ሱቅ በሊ ኢሉ ትጋገይ ኣለኺ ሱቅ ዘየብልዋ ብዙሕ ናይ ጽልእ ዘርባ ትዛረብ.. እዚ ስሚ እያ ንውሽጣ ትሰቲ ዘላ
    ሰብኣይ ናይ facts ጭብጢ ርዩ ዝዛረብ እዩ.. እታ ሰበይቲ ትርይኦ ጉድለታት ብስምዒት ኣበይ ርያቶ ክብል የብሉን ናታ ጸጋ እዩ
    ሰብኣይ ደቁ ሰበይቱ ክገንሕ ጸጋ ኣለዎ.. ሰበይቲ እዚ ጸጋ ስከዘይብላ እዩ.. ሰበይቲ ተዕብዮ ቆልዓ ዝብሃል
    ስለዚ ጸጸጋታትኻ ፈሊጥካ ሰብኣይን ሰበይትን ትኸባብርካ.. ብፍቅሪ እንተዘይነይርካ ሓዳር.. ብኣስ እዩ.. እዚ ክአ መዓልታዊ ስሚ እንዳነበርካ ምንባር ማለት እዩ
    ፍቅሪ ሂወት ኢዪ.. ቅድሚ መርዓ ብፍቅሪ ምስ ሰባት ዘይከዱ ሰብኣይን ሰበይትን ስነ ምግባር ዘይብሎም ድሕሪ ሓዳር ክክጽል ናይ ግድን እዩ
    ፍቅሪ ኹሉ ሕጊ አምላክ እያ ትገብር.. ፍቅሪ ዘለዎ ኣይሓምም ኣይፈርሕ ኣይጭነኽ ኣይጻረፍን እዩ
    ፍቅሪ ዜይብሉ ሰብ ዋላ ናይ ዓለም ሃብታም ይኹን ናይ ዓለም ህቡብ ይኹን ናይ ዓለም መራሕን ካህንን ቀሺ
    So called ፓስቶር.. Etc.. ሂወት የብሎምን
    ብጽልእ መዓልታዊ ስሚ እንዳስተየ ዝነብር ሰብ እዩ
    ክሓምም. ግድን, ክጭነኽ ግድን, ክጻረፍ ክብኣስ ክሕሱ ክሓም kserk ክዝሙ ግድን እዩ.. ኹሉ ናይ ስይጣን ባሕሪ ይሓዝ
    ፍቅሪ ዜይብሉ ሓዳር.. ሓዳር ዘይኮነ.. ሕማም ሕዳር እዩ

    • @lililili2195
      @lililili2195 2 ปีที่แล้ว +1

      ዋላ እኳ ሓዳር ዘይገበርኩ ተኾንኩ እቲ ጌጋ ግን ኣብ ፈለጥኻ ትርእዮ ኢኻ። ግን ናይ መን እዩ እቲ ጌጋ? ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ
      1ይ ቆረንቶስ 11
      3፤ ግናኸ ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ፡ ርእሲ ሰበይቲ ኸኣ ሰብኣይ፡ ርእሲ ክርስቶስውን ኣምላኽ ከም ዝዀነ፡ ክትፈልጡ እፈቱ ኣሎኹ።
      ይብለና። ብተወሳኺ ውን ኤፌሶን 5
      28፤ ሰብኡትውን ከምኡ፡ ነተን ኣንስቶም ከም ስጋኦም ገይሮም ኬፍቅርወን ይግባኦም እዩ።
      እቶም ሰብኡት ድዮም ዝፈርሑ ዘለዉ እሞ እቲ ክኾንዎ ዝግብኦም ሓላፍነት ዘይወስዱ ዘለዉ ዋላስ እተን ኣንስቲ እየን ገቢለን። እሱ እዩ ከኣ ንዝበዝሕ ሰብ ኣብ ሓዳር ንኸያቱ ዘፍርሖ ምኽንያት።

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว +1

    ን ሰብኣያ ዘትዘዝ ሰበይቲ ስዲ ደፋር እያ.. እዚ ዓይነት ሓዳር.. ሓዳር ኣይኮነን
    ሰብኣይ መራሒ ሓዳር.. እዩ

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว

    ቀንዲ ህዝቢ ኤርትራ. ካብ ጠንቆልቲ ክርሕቅ ኣለዎ
    ሓደሽቲ ጠንቆልቲ ውን.. ኣቅሽት ፓስተር ነቢ በሃልቲ.. አምላክ ኢሉኒ.. እንዳ በሉ facts ዜይብሉ ዙዛረቡ ኣለዉ ጠንቆልቲ እዮም
    አምላክ ኢሉኒ ጭብጢ ዜብሉ ዘርባ እዩ.
    ሎሚ ብዙሕ እዩ.. ብግምት ብ ስምዒት ዙዛረብ ብሕልፊ ኣንስቲ.. ጭብጢ ዜይብሉ እዚ ውን ጥንቆላ ኢዪ
    አምላክ ኢሉኒ ዝብሉን ብ ስምዒት ብ ግምት.. ጭብጢ ዜይብሉ ኩሎም ዙዛረቡ ጥንቆላ ኢዪ
    ብሕልፊ ን ደቁ ኣንስትዮ. ብስምዒት ጩብጥ ከይሓዘት ትዛረብ ዝሰምዕ ሰብኣይ.. ሰበይቱ ትኹን ሃብቱ ካልእ. ብሕልፊ እኩል ጭብጢ.. ዜይብሉ (Beyond resonable daubt..).. ን ጠንቆል ት እዩ ዝሰምዕ ዘሎ.. ጠንቆላ እዩ ይበላ.. ገስጻ ካልኣይ ግዜ ከይትዛረበካ
    ሕጂ ኹሉ እዩ ጠንቆል ኮይኑ ዘሎ ብዘይ ጭብጢ ዝዛረብ በዝሑ.. እዚ ዘለናዮ ናይ መውዳታ ዘመን እዩ
    ካብ ጠንቆልቲ ን ሓሰውቲ መማህራን ሰብ ክትንቀክ ኣለዎ.. ጴንጠ ናይ ከምዚኦም መከብ እዩ

  • @SebNkun
    @SebNkun 2 ปีที่แล้ว +2

    *ወዲ ጀበሊስ መማዕበሊ ቻነልኩም ጥራይ ተጠቂምኩም ኣጥፊእክሞ ዘይንሕና ደኣ ንዕኡ ክንብል ኢና ኣብዛ ቻነልኩም ንኣቱ ኔርና'ምበር፡ከላ በሉ ካብ ኣጥፋእክሞስ ቻው subscribe ተሳሒባ ኣል*

    • @ebetesfahiwet9658
      @ebetesfahiwet9658 2 ปีที่แล้ว +2

      ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ወዲ ከረን ሓዉና ልብኻ ዝትንክፍ መዓዳ እዩ ስደት መሪርና ግን ከምቲ ዝበልካዮ ዓቅሊ የድሊ እዩ እንበር ስድራኻ ሓዉኻ ዘየብሉ መሪር እዩ ብዝኾነ ጸሎት ይበርሉና ባአላም ክንምለስ ናብ ሃገርና

    • @lililili2195
      @lililili2195 2 ปีที่แล้ว +1

      ኩሎም ጠፊኦም እዮም ቀንዮም። ተዘይተጋግየ ዮናስ ስለ ዘየለ እዩ መስለኒ።

  • @rimon7297
    @rimon7297 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕዋት ነዛ ሓዳሽ ቻነል ( ሳብስክራይብ) ግበሩለይ ጽቡቅ ቪዲዮታት ምስ እትደልዩ thank you 🥰mm