This is best eritrean channel by far can please interview the older fighters those who went to field in 60 and 70 they got very very interesting history
Welcome back EMN and Adhanom! Another great interview. Well said Adhanom ✊🏽. Ruhus kineyat nastinet Adhanom mis mulu sidrabetka. Ruhus kineyat nastinet deki erey shikorinatat 🇪🇷. See you next week! Wishing you all the best in your studies Yonas! See you soon.
ኣየ ወዲ ኸረን ጅግና ኣነ ናሃገረይ ዘሎ ክኸፍልየ ዘበልካዮስ ንስኻ ዝኸፈልካዮስ ኣመና ከማን ቡዙሕዩ ካብ ክልተ ዓይንኻን ክልተ እግርኻን ንላዕሊ ምኽፋል ታይሞ ኣልዩ ዝተረፈ! የቀኒየልና ጥራይ ኢና ክንብል እምበር ክንገልጸካሲ ቃላት ይሓጽረናዩ
ኣንበሳ ወዲ ኸረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ረዚን ባዓል ኢዩሞ ። ሱዋትና ብኽብሪ ይዘከሩ።
ዋው ወዲ ከረን እንታይ ዓይነት ንቅሓት እዩ ዘለካ :: ሰሚዒካዮ ዘይምኖ ሐያልን ፍናንን ይስማዓካ እሞ ንበረልና:: ሉዋም ሽኮር ህድእቲ ጋዘጠኛ keep it up 👍
ከቢድን መሪርን ከንደይ ጅግንነትን ቅያን ብደም ስውኣትና ዘተነድቅት ኤርትራና ብኽብሪ ንዓቅባ።ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ። God bless Erena❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
ብጻየይ ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድሓን ዓወት ናህና እዩ ኩሉ ንጥፍኣተን እዩ ንኺድ ጥራይ
I am proud to be Eritrean Awet Nhafash ✊️✊️✊️💖💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏
ወዲ ከረን ጅግና ምስ ሙሉእ ህዝብና ሩሑስ ባዓል ናጽነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሓላለይ።
ናይ ብሓቒ ዓቢ ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷
God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash ✊️✊️✊️💖💖💖🙏🙏🙏
ጅግና ወዲ ከረን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ርሑስ ባዕል ናጽነት፡ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና፡፡
I’m proud to be Eritrea awet nahfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️✊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግና ወዲ ከረን እንካዕ ብሰላም መጻካ ከምኡ ድማ ኣባላት ቲቢ አረይ ብታእሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ ኣጆካ ወዲ ከረን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓቅኻ ወዲ ከረን ህዝቢ ኤርትራ ፡
30 ዓመት ለይቲን መዓልቲን ኣይደቀስን።
ወዲ ከረን ነብሲ ክብረት ይሃበልና።
Tawet tawet wad halal maret jagen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ልዋም ብሓቂ ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ኢኺ፣ ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኪ።
Wellcome my hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትናን ንስለ ሃገር ሂወቶም ዘወፈዩን ውፍያት ደቂ ኤርትራና
Nice to see deki Er🐅🐅🐅🐅👍👍👍🐫🐫 Thank you EMNA🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Happy Independence day ❤️❤️❤️❤️❤️
ክብርን ሞጎሰን ይሰማዕካ ወድ ከረን!!! !!! !!!
ሳላ ንስኩም ብርሃን ስእንኩም ብርሃን ዓድልኩሞ አብ ማሕዩር ንክንደይ ዓመታት አብ አለም ባቅይን ብርሃን ዓድልኩም ወድ ከረን!
አጆካ ኢዞም ሓደ ክልተ ፈላለይት?
ካኣብ ማንትለ ዜልላ ዜልላ ንመሬታ ኢዩ አሞ አጆካ!!! !!! !!!
Enqa dehan Metseakum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Journalist 👍xebuk heto wazatat ka aytrseu ❤🇪🇷
Lewam MENDELAY 💕🇪🇷 keep up the great job 👏
SHABIYAWI WEDKEREN!
SHABIYAWIAN SHABIYAWINET!
AWET N'SERAWIT ERITREA
GREAT JOB LUWAM GUAL HADAS ERINA
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amen Amen Amen 🙏
ወዲ ከረን ጂግና ናይ በዓል ናጽነት ተዘክሮ ነቲ ልቺ ክሪኦ ይሃርፍ ምስ በልካ ኣንቢዕካኒ ልክዕ ከምዚ ጎይታ ኣብ መስቀል ተሰቂሉ ዘድሓነና ንስኩም ከኣ ዓይንኩም ኣጸልሚትኩም ኣካልኩም ኣጉዲልኩን ልዕሊ ኩሉ ከኣ እታ ዘይትድገም ሂወትኩም ከፊልኩምልና ነዓና ደቅኩም ኣብ ካሕሳኩም የውዕለና ናብ ዓድና ተመሊስና ጎኒ ክንኮነኩም
Kbrn mogosen n SemaEtatna!
Amlakhey n hagerey hzbeyn halweley!
❣🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷❣🇪🇷❣
Happy Independence season.
Great explanation and expression.
God bless you.
Merihaba denash werika deban❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Edimen tsienan yihabka abi seb
በኣኹም ይሕበን ደቅ ኤሬ🇪🇷❤️🌹
ዓሕ መጽሓፍ ኢኻ !!!!!
Welcome EMN enqe dihan mexakum kexlwo medbatkum xebuk alo
i really admire Eritrean Tegadelti. Long live
ወፈዩ
ክብሪ ዝግብኦም ንስለ ሃገር ንእስነቶም ዘወፈዩ ጀጋኑ ካብ 1950ታት ክሳብ 1990ታት ዘለዉ ጀጋኑ ዘልኣለማዊ ክብሪ ንዕኦም
Selme wede Keren Merhaba Selme nkulkum 💯💯💯💯🇪🇷 🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ወዲ ከረን ጅግና ሓርበኛና ኩሉ ታሪኽካ ዕላልካ ነቲ ድቁስ መትንታት ደበራብርን ሕድሪ ደጽንዕን ዩ ዕድመ ይሃብካ ኣብ ልቢ ኹሉ የሕድሮ ልዋም ጓልና ድማ ወራሲት ሕድሪ ንፍዕቲ ብሓፈሻ EMN ብልቢ ነመስግነኩምን ነኽብረኩምን ኣናብስ ኣጆኹም ኣለና ✊🇪🇷💪
ወድ ጋንፉር ጂግና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ። ጆክ ጊን ተውሕደልና ኣለካ ቑሩብ።
ርሑስ ቅንያት ብዓል ናጽነት ደቂ ሓላል መሬት ብርግጽ ብልጽግቲ ብርሃናዊትን ሰላማዊትን ርግእትን ልዕሊ ኩሉን እትከውን ሃገር ኣላትና ኣጆና ቅሰኑ ጀጋኑና።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏
ብሓቅይ ገልጽካዮ.
ኣብ ደገ ግን ቅልውላው መንነት ዘርእይ ተጋሩ ግን ነዝይ መልእሰይ ማለት ዝተሃመለ ምግጋይ ጽዕሮም እዮም ግን ፈሺሎም ኣጀንዳ ወያነ ወይ ናትግራይ ሒዞም ዕንክልል ዝብሉ ኣለዉ. ጽሩይ ኤርትራዊ ጹቡቕ ገሩ የፍሺሎም ይርከብ.
Jigna eritrawi fetariy edmen tanan yhabka
Eza gal Des kitbleka Hdietii tsbktii
Peace and love groupe iam mentale peace for all iam going to eritrea on e Day thankyou you teache as all worlde
Nice jegna
መርሓብ ሓበን ኤሬና
Asey wedkeren jgna bbayey marey
ብጣዕሚ ወርቂ ዝኾነ ዘረባ ወዲ ከረን ከምዚ ናትካ ኣትሓሳስባ ዘለዎም የብዝሓልና
Deki halal meret
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷=♥️🙏🙏🙏
Amen 🙏🙏🙏
ትኽክል ኣለኻ ጅግና ወዲ ከረን፣ ናትና ንቡር ኣይኮነን ሓንቲ ስድራ ሸውዓተ ሸሞንተ ከተሰውእ ከላ መወዳድርቲ ዘይብሉ ታሪኽ ኢዩ ዘለና እስከ ክንዕቅባ ክንሕብሕባ ምስ ነብስና ቃል ንእቶ ደቂ ኤረይ።
ኤርትራ ብጭቃን ብእምንን ኣይኮነትን ተሰሪሓ ዶ በልካ ወዲ ከረን ሓላል ቃላትካ ቃል ታ ክብር ''ቲ ስነጥበባዊት ርጋኣት ተኽለ ክሰምዕ ከልኹ ካብ ውሽጠ' የ ዝነብዕ ሞ ካባኹም ትርጉም ርዝነትን ናጽነት ክንምገብ ምእንቲ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💯💯💯😘😘😘😘
ወዲ ከረን ጅግና እዲመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሰብ ብዞሕ ተማሂርና ከባካ ኣቦላት ቲቭ ኤሪ ካኣ ሰስንልና ጽቡቂ መደብ
This is best eritrean channel by far can please interview the older fighters those who went to field in 60 and 70 they got very very interesting history
Like.
God job Keep it up
ጅግና ኣድሓንኖም ወዲ ከረን ክልተ ዓይንኻ ከፊልካ ብርሃን ሰእንካ ብርሃን ሂብካና ሳላኻን ሳላ ኣሽሓት ጀጋኑ ከምዚ ከማኻን ኮሪዕና ንነብር ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
We will look nice
Ankae dahan mexakum
Happy Independence Day may 24th
Tena yhabeleyyyyy
🐪💖🇪🇷✊✊
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹🌹
🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
እዋይ ወዲ ኸረን ዳሓደረካ ከም ዋይን ትምቅር በስምኣም ከማኻስ ይብዙሑ
መርሓባ ወዲ ከረን
Woww Woww you well come..
💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ጽቡቕ መደብ እምብር ወዲ ከረን ምስ ጋዘጠኛ ልዋም ተፈታዊት ጋል ኤረይ !
🙏🙏🙏🇪🇷❤️🙏🙏🙏
Ajokum deqi eri..
ክጽበያ ዝጸንሓኩ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome back EMN and Adhanom! Another great interview. Well said Adhanom ✊🏽. Ruhus kineyat nastinet Adhanom mis mulu sidrabetka. Ruhus kineyat nastinet deki erey shikorinatat 🇪🇷. See you next week!
Wishing you all the best in your studies Yonas! See you soon.
Bravoooo luwam 👏👏👏
Edemen tenann yehabka buruk keneyat naxenet yugberlena wede keren haweyyy
I was in keren eritrea i.n May 24 1991 i was dancing in eritrea i remembrement
Edemn tina yhabk
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክቡር ዘረባ ካብ ክቡር ሰብ ሓርበኛ፣ ወዲ ከረነይጻዕዳ እቲ ኩሉ ሰብ ወይ ኤርትራዊ ድሕረ ባይትኡ ገንጺሉ ክኾኖ ዝግባእ ሰፍ ዘይብል ፍጹም ዘይስገር ዘረባ ወይ መልእኽቲ ኢኻ ኣማሓላሊፍካ ምስ ክቡራት ሓርበኛታት ብጾትካ ክበር ንበር፣ ኩሉ ዝተመነኻዮ ንብዛዕባ ኤርትራ ከኣ ትንቢትናን ሃንቀውታናን ከም ናትካ እዩ።
ሓቒ ብሓቒ! መርየት ኤርትራ እንተዝሕተት ነፍሲ ወከፍ ስድሪ መርየት ደም ኤርትራዊ ዳርጋ ዘይብላ የለን። ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ነገር ድማ ኢዩ። ወዲ ኸረን ጽቡቕ ገላጺ።
አንታ ወዲ ከረን እዚ እተሕልፎ መልእኽቲሰ እንዳሐደረ ይምቅረካ አይጽገብን እዩ
Ya wadei kereney xada xana yahabka asli
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷
Luwam tsubuk hito hatita tsin ela tewedom mkana bflay ab tarik azyu yshbeka
Ab buzuh zihalefe medebat teketatileya aloku ketsilyo Luli
ሰላም የሕዋት ሩሑስ ቅንያት ናጽነት 🇪🇷
ሕቶ ብዛዕባ ኤርትራ ! መጻኢት ኤርትራ ድዩ ዝብሃል
ወይ ብልጽግቲ ኤርትራ መነን ያ ቅንዕቲ ? 💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
jgna of jgna ።
።
ልዋም ተኽለ ንፍዕቲ ቀጽልዮ
Kibri ne semetatna
Wetru ab libena
Ewayyyyy eti zgermeka abzi keqanxbwo ktseme ? Enasemaekayom ktamno ykebdeka
ሰላም ሰላም ብመጀመርያ ኣዚየ እየ ዝመስግን በቲ ተታባብዑኒ ጹቡቅ መልስኩም ሕጂ ከኣ ቀረበ እየ ኣብ ፑሮፋለይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ የቀኔለይ.
ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ'ሲ ናጽነት ረኪቡ ኣይትበል ድኣ እቶም ኣብ ስልጣን ዘለዉ ረኪቦም ይኮኑ ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ረኪቡ ክትብል ግን ኣይካኣልን እዩ።
ኣይ ንሱ እንድዩ ዘብከየኒ ዝበለት ሰበይቲ, ን 30 ተቓሊስና, ተሰዊእና, ተቆርጽና, ኣዊርና ን ሓዲሽ ወለዶ ንክርህወሎም ግን በንጻሩ ኮይኑ ቶኽላ ኣደናጊሩና እንሆ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ህዝብናን ብጥሜትን ስቓይን መናእሰያትና ግዳይ ኩሉ ኮይኖም ይርከቡ ሕሉፍ ሓሊፉዎም እዞም ሕልሞም ብመናእሰይ eritrea ጌሮም ከተግብሩ ሓርኮት ዝብሉ ዕላማ ኣልቦ መራሕቲ ማፍያ ህግድፍ ብምስምስ ኢትዮጵያ መናእሰይና ኣብዘይ ውራዮም የሕልቁዎም ብምህላዎም ኢዩ ነዚ ሕጂ ዝገብሩዎ ዘለዉ ሾርሞጥሞጥ ንኸተግብሩ ኢዩ ድማ ኣኽራናት መራሕትና ኣቐዲሞን ዝኣሰሩዎም ንቓሕ ኣንታ ህዝቢ ኮይኑካ ኣብዝደለዩዎ ክጠዋውዩኻ እዞም ዕላማ ኣልቦ ብዘይካ ኩናት ኣብ ኣእምርኦም ንጹር ዕላማ ዘይብሎም ዘሕዝን ኢዩ ኣብ ክንዲ ንዕብየትን ምዕባለን ንድሕሪት 200 ዓመት ዝሓስብ ኣእምሮ ወኒኖም ሃገር ከመሓድሩ ዕድል ምርካቦም ዋላ እቲ ህዝቢ ዕድል ይህቦም ኣሎ ብቐጥታ ድዩ ብተዘዋዋሪ,,, ምጥቃዕ ጥራይ ኮይኑ ኣመል ኤርትራውያን 😪😪
ኣይ ናይነገር ድሓን ይግበራ አምበር ዮናስ ሲ ወይ ስግረዶብ ከይዱ ኣሎ ወይ ድማ ህደፍ ኣሲርዎ ኣሎ
Kkkk ካብ ክልቲኡ ሓዲኡሎ
ብዙሕ እባ ኣብ ከብድኩም ኣይተእትዉዎ ከኩፉኡ ጽቡቅ ደኣ ተመነይሉ
@ዮዳሄ ዮዳሄ -ኣሰይ ኮቲ:ሕማቕ ናይ ኤርትራን ደቂ ኤርትራን ጥራይ ክትምነዩ:መሬት ከም ሰፍኢ ተገምጢላትኩም።ስለዚ ናይ ዮናስ ኣምሲልካ:ፖለቲካ ምስራሕ።GAME OVER!!!