ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ምስ ሕሱም ...

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 มิ.ย. 2020
  • ኣብቲ ረዚን መዓልቲ ሰማእታትና፡ ዕለት 20 ሰነ 2020፡ ገጽና ንኸይድ ኣለና። ትሕዝቶ ኣለና ሚድያ ቲቪ ብፈነወ ሳትላይት ናብ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ኣብ ወጻኢን ንምትሕልላፍ ንዳሎ ኣለና። እዚ ተለቪዥን'ዚ ንብረት ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ንኩሉ ቋንቋታት ኤርትራ ማዕጾና ክፉት ኢዩ። ተኸታተሉና! ርእይቶኹም ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ፍትሒ ኣብ ምምጻእን ንዝዓነወት ሃገርና ኣብ ምህናጽን ዝከኣለና ከነበርክት ኢና። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org, Follow us on social media: rediealena, Instagram, Twitter, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org . Please don't forget to Share, Subscribe & like our channel.
    All the Best,
    ~-~~-~~~-~~-~
    Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
    • እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Al...
    ~-~~-~~~-~~-~

ความคิดเห็น • 88

  • @agostinomicael1047
    @agostinomicael1047 4 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ዝዝከር ጂግና ተጋዳላይ ዘኪርካ፡ ሓቂ እዩ ሓያል ሰብ እዩ ነይሩ ሃብተስላሴ

  • @geryeteklemichael8593
    @geryeteklemichael8593 4 ปีที่แล้ว

    ሐቀኛ ታሪኽ Thank you ኣቶ ረድኢ ።

  • @sabatesfay1801
    @sabatesfay1801 4 ปีที่แล้ว

    Thanks to God you are an eritrean, and also thanks to God you are our father, brother and to have you too. God bless our lovely Eritrea 💞💕💞💕💞💕

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 3 ปีที่แล้ว

    MSLA ABOW .......

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 4 ปีที่แล้ว +26

    እዚ ተምሳል ይሁዳ ዝኾነ ኢሰያስ ኢዱ ዝፍደየላ መዓልቲ የርእየና !

  • @b.t7164
    @b.t7164 4 ปีที่แล้ว +3

    🙏💕💐WELCOME BROTHER 💕💐🙏

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 4 ปีที่แล้ว +2

    Dear Alena, you are one of the individuals digging Isaias crime and exposing it well done keep it up❤️⭐️

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 4 ปีที่แล้ว +10

    ዘይትምኖ

  • @elunakfa3603
    @elunakfa3603 4 ปีที่แล้ว

    Thanks more kubur tegadalay redie mehari eti dekime keybelka keytehalelk tehelfo zeleka melekiti btami eye zednkeka ajoka kexlo Zkrn kbrn nsemaetat eritrea kbrna kmles habirna nkales

  • @beshirsaleh3352
    @beshirsaleh3352 4 ปีที่แล้ว

    Selamtay yekedem Nay izi yuda buzuh Tebahilu Genna ykzel Allo Zellalemawi zikri Neswatna.

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 4 ปีที่แล้ว

    Thanks dear Redie, but I am crying when I hear this historic message , we are bleeding always when will be end this leadership it's happened for long time. 💚🇪🇷💪❤

  • @mulueyohans51
    @mulueyohans51 4 ปีที่แล้ว +2

    Waww thanks alena media nay behaqi tarik aqsimkana

  • @wedihager6567
    @wedihager6567 4 ปีที่แล้ว

    You are very true

  • @beyangaim8691
    @beyangaim8691 4 ปีที่แล้ว +2

    God job Father of the nation .

  • @solomonghebreslassie7667
    @solomonghebreslassie7667 4 ปีที่แล้ว

    Thank you so much Legend Redie Mahari, father of Truth.

  • @fiorytaeme3914
    @fiorytaeme3914 4 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @abdelamohamed313
    @abdelamohamed313 4 ปีที่แล้ว +1

    Wade Ade jegna brother this is harts break ✌️😭😭😂😂😂🌹🌹🌹❤️ our harts is bleeding 🩸 but we have to learn to love 💕 one anther this year 2020 must be liberating Eritrea 🇪🇷 we have work hard in-order to Enjoy 😉 the future thank brother for everything you do

  • @degoldessie1826
    @degoldessie1826 4 ปีที่แล้ว +1

    thank you, zehzin tarik arkanat ertra

  • @marvj5627
    @marvj5627 4 ปีที่แล้ว +2

    as they say, the fox changes his skin but not his habits. now let us not look back in anger, let us forgive ourselves, from this agonizing experience in order to move forward .
    thank you mr redie mehari

  • @dkmedia8577
    @dkmedia8577 4 ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል ኣቅርቦትዩ ኣቦና ረድኢ

  • @essayasberhane7698
    @essayasberhane7698 4 ปีที่แล้ว

    ወዬ ሐክሊ ዱሙስ ን ሳላሳ ዓመት ዝበላዕካየን አናጹ ስመን ንገረና ተበልዎ ወዬ ደማሙስ ሐቢርና ዶ አይኮናን በሎም ይባሃል።

  • @natsennetnagasi9115
    @natsennetnagasi9115 4 ปีที่แล้ว +10

    Nay behaki chekan aremen zikone gebati aremen megletsi zeyblu gezaie

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 4 ปีที่แล้ว +4

    እዛ ዓወት ንሓፋሽ፣ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ ተትቕየር ጽቡቕ ኔሩ።

  • @tewoldeyohannesstaff5095
    @tewoldeyohannesstaff5095 4 ปีที่แล้ว +2

    The commands name was "Desta Misgun "

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 4 ปีที่แล้ว

    Nberelna Wedy Eritrea ❤️ Isaias ab Dkamna Eu Znebre zelo.

  • @yoseftsehay6862
    @yoseftsehay6862 4 ปีที่แล้ว +7

    አወ አዚ ሃክሊ ድሙ አምበር ሃክሊ ድሙ፥ ኣርካናት ሰልፊ ነጻነት ብብሃደ ክስንቶምን ካብ ብጾቱ ፍንተት አናበለ ተንኮላት ክኣልምን አዚ ሳዲስት ኢሳያስ ብህዝብን ተጋደልትን ደም አናሰተየ ዝሰወደ ተኩላ ናይ መጀመርያ ግዳይ ኣብራሃም ተወልድ፥ ቀጺሉ ሃብተስላስ፥ አዮብ ተወልደ፥ ሰለሙን ወልደማርያም፥ ሙሰ፥ ኣፍወርቂ ተክሉ( ኣምሃራይ)የውሃንስ(ጆን ዘብረን)ገብረሚካኣል(ወዲ ኣርባአተ)ብጻይ ጎይትኦም ወዘተ አዚኦም ሌአሊ 48 ተጋደልቲ ብሺም መንካአ ተባሂሎም ብትአዛዝ ኢሳያስ ብህሱም ብጪካነ ብፋስን ብገዞሞን ብኣድራጋ ጥይትን ዝተቀትሉ የዋሃት ተጋደልቲ አዮም፥ መቅተሊኦም ድማ ኣብዚ ውድብ ብዘይ ህጊ ተጋደልቲ ጃሱሳት አናተባህሉ ይቅተሉ ኣለዉ፥ መሪህነት ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ብምርጫ ክምረጹ ኣለዎም፥ አዚ ዘሎ መሪሂነት ብህርያ ውልቀ ሰብ ስለዝኮነ ነፍሲ ወከፍ መሪሂነት ብዲሞክራሲ ኣገባብ ክምረጽ ኣለዎ፥ ዝብል ከምዝነበረ ብዙሃት ናይቲ አዋን ዝነበሩ ተጋደልቲ የዘንትውሉን ይዛረብሉን ከምዝነበሩ ይግለጽ፥ ይኩን አምበር ሳዲስት ኢሳያስ ብህርያ ዝመረጾም ክቃወምዎ ዘይክአሉ አቶም ኣብ ካልኣይ ህዝባዊ ሃይልታት ዝነበሩ ተወላዶ ሰምሃር ዝኮኑ አዮም፥ አቶም ቅተሉ አሊዎም ካብ ምቅታል ድህር ዘይብሉ ሳዲስት ኢሳያስ ብኣሽሙር ዝጽዎኦም ዝነበረ ጨጋር ዳንጋ ምሰንኪ ዝነበሮም ናይ ምሃይምነት ጸገም ፥ ደቂ ሃረስቶት ቀንዲ መሳሪኪ ማይዚ ሰላይ ኢትዮፕያ ዝኮነ ኣረመናዊ ውልቀ ሰብ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ግዳያት ዝኮኑ ኣአላፍ ክቃለሱ ኢሎም ንመዳ ዝወረዱ፥ በዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ዝተቀትሉን ዝጠፍኡን ኣሺሃት ተጋደልቲ ኣዲኦም ትቅጾሮ፥ ናይ ህጂ መራሂ ጉጂለ ህግደፍ ኣብ ኣሪትራ ዘይፈጾሞ ገበን ቆጺርካ ዝውዳአ ኣይኮነን ፥ ክሳብ ህጂ ድማ ብባጫን ጸርፍን ብደኣን ከም ድላዩ ቃህ ዝበሎ አናገበረ፥ ሃገርን ህዝብን አናጽነተ ዝነብር ዘሎ ናይ ዘበና መካቨሊ አዩ፥ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማአታት ኣሪትራ፥

  • @samueltsehaye930
    @samueltsehaye930 4 ปีที่แล้ว +3

    እበር ሓኽሊ ድሙ የቀኒየልና ባባ ረዲኢ

  • @simonberhane6450
    @simonberhane6450 4 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ሓክሊ ድሙ

  • @berhanetesfay9782
    @berhanetesfay9782 4 ปีที่แล้ว +3

    Please nay wedi George kulu tarikun srhun aqtatiliun zerrzirka ngrena so thank you

  • @yosiefghebreselassie6936
    @yosiefghebreselassie6936 4 ปีที่แล้ว +1

    Take care! Redie. There may be somebody out there! who must do what he is told otherwise suffer the consequence

  • @eritreanforfreedom1827
    @eritreanforfreedom1827 4 ปีที่แล้ว

    Thanks Tegadalay Redie
    Thanks for this an amazing Dictator Isseyas story.( Aynika yibrah)

  • @sabela7451
    @sabela7451 4 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷👍

  • @andesereke2041
    @andesereke2041 4 ปีที่แล้ว

    Nice thanx

  • @efremogbamicael729
    @efremogbamicael729 4 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ክጸልእ ኣይቐትልን ምኽሪዩ ዝሓብእ ከምዝበሃል እዞም ናይ በለጽ ደገፍቲ ህግደፍ እዚ እናሰምዑ ናይ ጋዜጠኛ ፍስሃየ (ጀስዋ) ናይ ሓባር ስእሊ እናረኣየዃ ዝኸሓደ!!!እምበር ሓኽሊ ድሙ።

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰለዚ ምስ ከመዚ ዛኣመስለ ሰብ ኮነ ወዱብ ወይ ስርዓት ጥራይ መጋለገል ጥራይ ኢካ ተናድ ማለት ኢዩ!?

  • @abdullaadem9039
    @abdullaadem9039 4 ปีที่แล้ว

    Tigrigna literature is, yet, in its place and goes parallel with our culture and history.

  • @idrisosman7315
    @idrisosman7315 4 ปีที่แล้ว

    Well done

  • @girmayghebreab6446
    @girmayghebreab6446 4 ปีที่แล้ว +1

    Haki b haki

  • @yohannesdesta5829
    @yohannesdesta5829 4 ปีที่แล้ว

    Thanks again

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว +3

    መጀመርያ ተሰኮሞ ይብለካ!?ተመልሱ ቦሩኩቶ ኢብለካ!? ተመሉሱ ካኣ ኢንታይ እዋን ተወዱኡ ይብለካ ማለት ኢዩ!!?

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 4 ปีที่แล้ว

    ስውኣትና ንዘልኣለም ኣብ ልብና።

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 4 ปีที่แล้ว +1

    ኢሰያስ ዕላሙኡ እዩ ዝገብር ዘሎ
    ንምንታይ ውርፊሩ ትብል ሕቶ ክትምለስ ይግባእ
    ጅግና ረድኢ ማሓሪ ጹቡቕ ስራሕ

  • @dex._bibbbaby3865
    @dex._bibbbaby3865 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ኣብ ሓላፍለት አአአአኣመጻጽኡኡን ከከካብ ማዓስ ክሳብ መዓስ ከምዝነበረ ምገለጽካልና ዶ?

  • @eyasuteklay9009
    @eyasuteklay9009 4 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ተዂሲ ርሒቕካ ምስኣል ይፈትዋ ወዲሓራም ።

  • @kemelaerimuss3300
    @kemelaerimuss3300 4 ปีที่แล้ว +1

    I never seen your videos on Erisat. I don't know how ...........??

  • @aronyonas2951
    @aronyonas2951 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰብ ንሕናን ንሱን ገልዳማት ግደፎም ዳኣ ይኽፈሉ: ኣብ ክንዲ ደኻታት ዉጹዓት ስድርኦም ምእላይ: ንሓደ ሰራቒ ንብረት ሃገር ገጸ በረከት ምሃብ ብላሽ ምዃኑ ዘይርድኦም :ከዉሒ ርእሶም'ዮም::
    ገንዘብ ሓራም!

  • @esaiasyeibiyoyeibiyo2009
    @esaiasyeibiyoyeibiyo2009 4 ปีที่แล้ว +1

    እንበር ሓክሊ ድሙ፡!!!!

  • @unity5113
    @unity5113 4 ปีที่แล้ว

    Meas dea yrakeb ms Saba or ms deku

  • @yonaseyob3962
    @yonaseyob3962 4 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 4 ปีที่แล้ว +2

    ይሕጸር ይንዋሕ ናይኢዱ ከም ዝኽፈል እንተ ብኣምላኽ እንተ ኢምላኽ ሰብ ልኢኹ ዘይተርፍ ኣይትጠራጠር ክቡር ሓው

  • @Eri-ht9rd
    @Eri-ht9rd 4 ปีที่แล้ว

    hii

  • @berhaneelias7292
    @berhaneelias7292 4 ปีที่แล้ว

    Dest.. musgun. Ebehel

  • @girmayghebreab6446
    @girmayghebreab6446 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba Merhaba ABO AKI

  • @user-di1bp5gf6b
    @user-di1bp5gf6b 4 ปีที่แล้ว

    መአረምታ:-( ስእሎም ሒዞም እዮም ከይዶም ኔሮም።ኣይፈለጥክዎን ምስ በሎም ስእሊ ኣውጺኦም እዚ ኣይትፈልጦን ምስ በልዎ፡እህህ እዚ ድኣ ቀደም ብስራሕ ምስተፈላለና ብድሕሪኡ ኣይተራከብናን ኢሉ ኣሉ ኢልዎም።

  • @japiwedigolij2503
    @japiwedigolij2503 4 ปีที่แล้ว +3

    Wellcom
    ክብራት የሕዋት ኣብዛ ናተይ ቻነል ካኣ ሳብስክራይብ ኣግርጭው ኣብልለይ ።

  • @mussiearaia5956
    @mussiearaia5956 4 ปีที่แล้ว +1

    ኩቡር እቦ ረድኢ ናይ ኢሳያስ ዘይ ሰብኣዊ ባህርያት ይግለጸልና ኣሎ ናይ ዝሓለፈ ጸሊም ታሪኹ ኣብ ገድሊ ሓሊፉ እዩ እዚ ዝቐጽል ዘሎ ውን ክሓልፍ እዩ ግን ኣይንርስዖን ኢና ክጸሓፍ ኣለዎ ንወለዶ ወልዶ ንክመሓላለፍ ደጊም ዝግራህ ሰብ ክህልወና የብሉን ፡ ሕጂ ውን ንህዝቢ ከጠንቅቖ ዝደሊ እቶም " ኢሳያስ ወይ ሞት" " ንሕና ንሱ" " ኢሳያስ ዘይበለ ካባና ይፈለ" በሃልቲ ናይ ኢሳያስ ባህርያት ዘለዎም ኣብ እታ ትመጽእ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ስልጣን ደይቦም ከም ኣቦኦም ከይ የሳቕዩና ንደቂ ዓደይ ሓላላት ክንጥንቀቕ እላበው።
    ❤️🇪🇷🤝👍

  • @bokarbokar6134
    @bokarbokar6134 4 ปีที่แล้ว

    Wellcome...hawnan ayanan tegadalay Redie.medebatka tarik slezkone kof ele eye zmahar.nhji gn 1 hto alatni,lomi kne gn Erisat nixbeyeka gn???Alena media tv slembtay ab Erisat zeytimexie zela...ezia mebrhi mdelekula.10q

  • @SB-zk5su
    @SB-zk5su 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ኢዱ አይሰአን ኢሳያስ እርጉም

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you alena media TV he's a criminal from one day i wonder why he's still a life ?

  • @user-nt7ey7fd5e
    @user-nt7ey7fd5e 4 ปีที่แล้ว +1

    ኢሰያስ ክሃድም ወይ ክመዉት የብሉን ብህዝቢ ክማረኽ ኣለዎ ,,,ህዝቢ ኤርትራ ስቓዩ ክንሪኦ ኣለና ከይሞተ,,,ከይትሓጎሰ ይሕለፋ እዛ ምድሪ ወዲ ማእምን

  • @amuhagos389
    @amuhagos389 4 ปีที่แล้ว

    Ah Eritrawi hanty endya koyna libina wedy Tenben. Issayas kea 10 libi hizu medanagery

  • @abraabra2591
    @abraabra2591 4 ปีที่แล้ว

    Netfayo bejakatkum nezi zelim hakli dumu hidiri sematatna nkkebru knzkrom

  • @selamweldetensae9972
    @selamweldetensae9972 4 ปีที่แล้ว

    Hizibina hiji nekihu eyu..

  • @hawitedi9810
    @hawitedi9810 4 ปีที่แล้ว

    ... ግን ዝሓከለ ሓኪሉ ተረፈ ማለት ዘበት። ኣብ መጻኢት ናይ ደቀባት ሕጋዊት ኤርትራ ግድን ካብ ዝእረሙ ነጥብታት ሓደ 'ሕቶ ሃገራውነትዩ!' ። እዚ ማለት ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ኤርትራውነቱ ክረጋገጽ ክግባእዩ። እዚ'ድማ ብመሰረት ተነጺፉ ዘሎ ቅዋም ናይ ሃገረ-ኤርትራ ናይ 1997 ተማሓይሹ ዝትግበር ክኸውንዩ። ብኸምዚ ዓይነት ኣገባብ ጥራዩ' ድማ ብምስሊ ሃገራውያን ዝተፈጸመ ገበንን ሰፍ ዘይብል ክሳራታቱን ንሓንሳእን ንሓዋሩን ዘብቅዕ። መርሃዊ /ጀርመን

  • @ghirmaihaile4419
    @ghirmaihaile4419 4 ปีที่แล้ว

    ኣቦ ሃብተስላሴ ገብረመድህን ኣብ ኣስመራ እዮም ዝነብሩ ኔሮም:ሰታንታኦቶ 78

  • @WAYNEMB00GY
    @WAYNEMB00GY 4 ปีที่แล้ว

    all for no thing zero.

  • @yonastesfamichael941
    @yonastesfamichael941 4 ปีที่แล้ว

    Nay bihaki "hachli Dimu" itom ibelkayom Abo girim teazibom nerom gin kem itom kibur abo semai zeyrechebu item nezi mendeat biiwanu zifeletiwo semai zeyrechebu koynu inehale "Hachli dimu" ni chalahna yehelilu kab Hagerna Gidam asfiruna!!! Keribna ina, asalitu tiina niakan nimesarihtikan

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 ปีที่แล้ว

    PERNANTE BELE TALYAN.....

  • @tecleabtewolde5766
    @tecleabtewolde5766 4 ปีที่แล้ว

    ኣያ ምስ "ዓማጺ ኣይትሓውስ ስንቅኻ፣ ኣብ መንገዲ ተሰከመን ይብለካ፣ ኣብ ቦታኻ ምስበጻሕካ ኣብታ ልዕሊ ድኻምካ በርኲተን ይብለካ" ተባሂላ ትተኣረም።

  • @user-mb2vr9hn5j
    @user-mb2vr9hn5j 4 ปีที่แล้ว

    ዘይሓፍር ዘይሓንኽ 'ወዲ ኣፍጸይቂ'. .."በበርኪትኩም ብርኩታ ኣብልዑኒ ንህዝቢ ኤርትራ ይብል ኣሎ...." ብጣዕሚ ብትኽክል ኣቦና ረድኢ ገሊጽካዮ ተግባራት ናይዚ በላዕ ሰብ፡ ጉሒላ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ብሓደ ኲንካ
    "ይኣክል በሎ፡
    ከምቶም ዝሓለፉ ቅድሚኡ መክቶ በቲ ገደል ድፍኣዮ፡
    ክሳዱ ሕነቖ ትንፋስ 'ውን ክልኣዮ፡
    ሓንሳብን ንሓዋሩን ትሕቲ መሬት ቅበሮ።"

  • @amanueladhanom1084
    @amanueladhanom1084 4 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂😂

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 4 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ጀሽዋ ዝበሃል ፍሉጥ ጋዜጠኛ ሓደ ናይ ወጻኢ ጋዜጠኛ ንኢሳያስ ምስ ሓተቶ ማለት ጀሹዋ ኣብይ ኣሎ ኢሉ ምስሓተቶ
    ጀሽዋ ዝበሃል ጋዜጠኛ ኣይፈልጥንየ ኢሉ ከምዝመለሰሉ ዝዝከርዩ።

  • @debishgrimay683
    @debishgrimay683 4 ปีที่แล้ว

    Ayani enke dhan mexakana eti tmhalalefo delka kubl u zalo kulu xerwo xenhun alon ksabe heje entkona absluwo amerarhkum nhena wen zazemti tazezeti koyena knerkabe bejakuim jegena aya redi .

  • @berekhetsanto3071
    @berekhetsanto3071 4 ปีที่แล้ว

    Nibhki meare kendzi tarik zeleka aymeselenn neru

  • @hailemariamjoinhayness5725
    @hailemariamjoinhayness5725 4 ปีที่แล้ว

    Kbrn mogosn nswatna

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +1

    Kemzi aynet kahdam c yelen . Nimintay gin eritrawian kulu gizie nitalel ?
    1. Ras yohannes , and Ras Alula ni Ras weldenimichael solomon atalilom atfiomo
    2. Hailesilase ni tedla bayrun bayto Eritrea atalilom betatinemon
    3. Hailesilase ni B/ General Tedla Oqbit atfiemom
    4. Derg ni Aman andom atalilom atifomo
    5. Isaias Afewerki kia nikulom bixayna ilom aminomo zidekesu nixuhat ahkikiwom, nihzbi eritrea kia kem nigus kemzeyehenkeko ....,,, betatiniwo terifu

  • @gamerashyt6128
    @gamerashyt6128 4 ปีที่แล้ว

    ፎእ ህግደፍሲ

  • @bereketabghebreab9169
    @bereketabghebreab9169 4 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሐው ብዛዕባ ዶክተር ኢዮብ ገለ ዶ ምበልካና?

  • @adluswoaksum1306
    @adluswoaksum1306 4 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ኣያማሓሪ ንእሰያስ በቲ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ምረትካ ግለጽ ፡ ተዘይኮይኑ ሓሶት ታሪዝኽ ኣይትምሃረናናናናና ።

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 ปีที่แล้ว +2

      እዛ ሃገርናስ ክንደይ ወያላት ኣለውዋ እዚ ሓርበኛ ሓውና ወይ ኣያና ምረቱ ጥራይ ዘይኮነ ዝገልጽ ዘሎ ብዘይ ቅንጣብ ረብሓ ንህዝቡ ከንቅሕን ካብ ተሞክርኡ ከካፍለና ናይኢሰያስ ኣረሜንነት እከይ መጋብር እንተዘይ ኣጉዲሉሉ ኣይወሰኸሉን እዚ ካብ ባሔሪ ብጭልፋ እዩ ሓስዩ ኣይፈልን ግን ንስኻትኩም ትኽ እንተ በልኩም ከም ማዕጺድ ኢኹም እንተመሪሩኩም ተኣለዩ ካብዛ ሚድያ ኣይተራኽስዋ ቲቢ ዕረ ማለት ቲቢ ኢሰያስ እዩ ዝሳማማዓኩም ንዕኡ ረኣዩ ።

    • @mussiearaia5956
      @mussiearaia5956 4 ปีที่แล้ว +2

      እቲ ጽሊም ታሪኹ ከ ክስረዝ ማለትካ ዲኻ ወይስ ታሪኹ ብጻዕዳ ሕብሪ ክቅይረልካ እቲ ኣብ ኢሳያስ ዘለና ምረረት ዘይ ይጥዕመና ምኽንያት እንታይ ኣሎ እዚ ኩሉ ግፍዕታት ኣብ ደቀባት ዝወርድ ዘሎ ቅንጽላን ምእሳርን ህዝቢ ምብታንን ስርሐይ ኢሉ ተዓጢቑ ዘሎ ከም በረከትን መዓርን ክጥዕመና ደሊኻዮ ማለት ዱዩ ?! ዓገብ!! ዝ ሓወይ ማስቃ እቶም ዝተበደሉ ከይወርደካ ኣብ ዚ ዓለም ወይ ኣብ ቅድሚ አምላኽ ምስ ትቕርብ ።

  • @milashugain6362
    @milashugain6362 4 ปีที่แล้ว

    Anes kehatekum kulukhum nehadekhum besimi nigelekhum betiyit nigelekum dema besebat hade seb niu zeqetel tesainu entayu tixegem