ህየሳ-ደርፊ ብአማኑኤል በርሀ::ኤርትራ ትግርኛ ደርፊ ብድምጻዊ-ኢሳቅ ዑቕባይ "ጽንዕለይ"::BY AMANUEAL BERHE.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 35

  • @HabenHabu-zc8mi
    @HabenHabu-zc8mi 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቀጽሎ ኤሜ ሽኮር ከም ርሳስ ተጸሪብና ጽቡቅ ስራሕ ክጻሓፍ ንቀጻሊ🎉🎉🎉🎉❤

  • @SHa-hx8fw
    @SHa-hx8fw 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ema hawina xibuk srah netom tewasaeti kea Azur yelan eka ❤❤❤❤❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 3 หลายเดือนก่อน +1

    Well sead thats ema bhadush Channel 😍😍😍

  • @temporary995
    @temporary995 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣማኒኤል ብዘይ ሻርባ(ስካርፍ) ደስ ትብል keep it up brother

  • @binibini7484
    @binibini7484 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @SHa-hx8fw
    @SHa-hx8fw 3 หลายเดือนก่อน +1

    Anesi btaemi sile zfetwo wurde mesleni medeb dongiu ymetseni ❤❤❤❤❤❤❤

  • @aman7077
    @aman7077 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ ኤማ

  • @fil_Po
    @fil_Po 3 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome back

  • @semeremebrahtom9509
    @semeremebrahtom9509 4 หลายเดือนก่อน +5

    ንስለ ደርፊ ድዮም ዝደርፉ እንተ ገደፍዎ እንታይ ፀገም ኣለዎ ዲዪ

  • @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
    @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኣማኑኤል በርሀ እንኳዕ ድሓን መጻኻ ፡ ደረፍቲ ድምጻውያን ሃገርና ፡ ቅድሚ ምድራፍኩም ግጥሚ እንታይ እዩ መልእክቱ ተረድእዎ ፡ ተዘይተረድእኩም ን ኣማኑኤል በርሀ ሃይሶ ዘይትብልዎ ቅድሚ ናብ መድያ ምዝርጋሕኹም። ገንዘብኩም ጫሕ ኣብኩም ዶ ኣይኮንኩምን ትገዝእዎ ዘለኹም ፡ ህየሳ ክገብረሉ ኣይደልን እየ ዝብል ገጣማይ ተኮይኑ ማይ ሓምዝኹ ከም ዘሎ ተገንዘቡ። ምሳኻ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ኣይትግበርዎ

  • @AbielKifletsion-of3po
    @AbielKifletsion-of3po 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ambasajerbrhane4370
    @ambasajerbrhane4370 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሻሎም ኤማ ህየሳ ቤላ እንድዩ ዘሎ ግን ሓደሓደ ግዜ ኣብ ግምት ክኣቱ ዘለዎ ቃላት ኣለዉ ቃል ብቃል ምቁፃር ትገብሮ ኣለኻ ዶስ ግድን ገለዩ ክትብል ዘለካ ዳሓር ኣይትሕረቅ ነቶም ግጥሚ ክጅምሩ ዝደልዩ ተስፋ ኣይተቁርጽ ህውከት

  • @banarahwa5346
    @banarahwa5346 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኤማ እንቆዕ ብደሓን መጻካ ጠፊእካና ቀኒካ ምጥፋእካ ግን በዚ ዝወጽእ ዘሎ ደርፍታት ዓጊቡ ን ተሓጉሱን'ዶ ይከውን ኢለ ኤማ ግን ኣለኩ ዝጠፋእኩ ከይመስለኩም ደረፍቲ ኢሉ ደበክ😂 ኣይትጥፈኣና ደኣ

  • @TomiTomi-sz9xr
    @TomiTomi-sz9xr 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Manche-FTB
    @Manche-FTB 4 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome bro

  • @beyenehaileweldu4226
    @beyenehaileweldu4226 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጻ ዕዳ ግብረሪ እዩ እቲ ገላጺ ቑንቋ

  • @johngherie9696
    @johngherie9696 4 หลายเดือนก่อน +4

    Ema nebsi yeakk aythrek teray kale kulu kexlo 😂😂😂

  • @filmontesfay2570
    @filmontesfay2570 4 หลายเดือนก่อน +1

    Enka dhan mexaka👍nzi mainass zbhal ka haysoo

  • @Kabamla842
    @Kabamla842 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ama beal Issaq kulom etom jemerti derefti hagerna wey qetemti aytdahalom mkniatu qes b qes kmeblu eiom

  • @ግዜእምበርፈቃርዩልባ
    @ግዜእምበርፈቃርዩልባ 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናይ ሎሚ ደርፍታይ'ሲ ኣይኮነን ኒሕና ባዕሎም ደጊሞም ክደርፍዎ ይክእሉ ዶ እዞም ደረፍቲ 😏😏😒😒

  • @sennywood3884
    @sennywood3884 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ema qexlo kab mdmay ezni adhnena k’eremu alewom

  • @Ezu-o1j
    @Ezu-o1j 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ygermeka u gtmi moyta ewayyy😢

  • @beyenehaileweldu4226
    @beyenehaileweldu4226 3 หลายเดือนก่อน

    አማኔል በርሀ አፈራሪህካ'ምበር አይሃየስካን

  • @hagereyalemey
    @hagereyalemey 4 หลายเดือนก่อน +1

    Kgermeka ema eza derfi beti zieman hasab nayti gtmn azye'ye zfetwa ab gtmi gn btaEmi'yu hrkrk zbleni

  • @Yonas-s8d
    @Yonas-s8d หลายเดือนก่อน

    ኣይ ትሐረቅ ጥራይ እበሪ ተባሎሹ እንድዩ !

  • @filmontesfay2570
    @filmontesfay2570 4 หลายเดือนก่อน +1

    Bolom da tetemharu

  • @henokbrown8991
    @henokbrown8991 4 หลายเดือนก่อน

    ነቲ ዓርካ/ድዩ ሰብኣያ ናበይ'ዩ ከይዱ፧ ንምንታይ'ዩ ናብ ርሑቕ ሃገር ከይዱ፧ ክንደይ ጌሩ ካብ ዝኸይድ፧ ኣይተነግረናን 'ውን ረሲዕካ 'ለኻ ኣንታ ሰነፍ ጢኖ ካድር! ሓደ ልሕቲት ደኣ ኰንካ እምበር፥ ኣብ ዘይብሎም ገበን ዝፈላለዮም እቲ ተውደኽድኸሉ ዘለኻ ጨቋኒ ስርዓት ምዃኑ ጠፊእካ ኣይኰነን።

    • @hannasemere3128
      @hannasemere3128 4 หลายเดือนก่อน +3

      Ata hienok dika tbhal nefat ezi geza nay poletica geza aykonen tekieilka temahar dsemei ezni yeblkan enber

    • @haniyo2210
      @haniyo2210 4 หลายเดือนก่อน

      Senef dea nska ember trgum critical review zeytfelt kndi hxab egru aytmexen eka. You better watch your words loser 😤

    • @henokbrown8991
      @henokbrown8991 4 หลายเดือนก่อน

      @@hannasemere3128 ኣዲኻ ርዋእ ወዲ'ታ ጋዕጋዕ! ናይ ምንታይ ገዛ ምዃኑ ንዓይ ኣይትነግረንን ኢኻ!

    • @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
      @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@hannasemere3128
      ሃና ኣይትሓዚሉ ናይ ርድእት መንፈሱ ተቐብራ እያ።

  • @SHa-hx8fw
    @SHa-hx8fw 3 หลายเดือนก่อน +1

    Anesi btaemi sile zfetwo wurde mesleni medeb dongiu ymetseni ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawiDestalem-jr3uw
    @MerhawiDestalem-jr3uw 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @tesfaykabyesuseyu9351
    @tesfaykabyesuseyu9351 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤