ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኤማ ን ገብርሂወት ጸሃየ ከይትህይሶ ክሶሶ ኣብ ቤት ፍርዲ ምውዓል ይሕሸካ ዝሰምዕ ሰብ ኣይኮነን ።
😅😅😅😅😅😅😅
:: dereftna yexeyekelna alo ezi ghebrhiwet zebhal seb
Kkkkkkkkkk😂😂😂😂
ነዞም ስነ ቀንጠብጠብ ሸለል በሎም ኤማ ሓራሙ ክረክቡ ክብሉ ዝኣተዉዎ እዩ ኣይተጀርሶም
ክክክክ ጽቡቅ መልኽቲ 😂
ካብ ኣርእስታ ጀሚርካ ዘጥዓየት ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ጥራይ እንበር ኣብዝኣ ኣይግድን 😢
ንፉዕ ኤማ❤❤❤❤❤ ነቲ ደራፋይ ከኣ ንከይደርፍ ሓብሮ ኢኻ ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ ኣምላኽ
yqure belelna goytay 🙏🙏🙏ngebro aynfeltun ina 😭😭😭
ኦኦኦ.....ጎይታይ ፈሊኻ ውቃዕ,ፈሊኻ ውቃዕ , ፈሊኻ ውቃዕ 🙏 ንበል 12 ግዜ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ 🙏
ጸሎትካ ኣዕሪ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ሕደገሎም ጸሎት ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅተል ኣጥፍእ ዝብል ጸሎት እግዝኣብሄር ኣይቅበሎን እዩ ኣምላኽ ናይ ምሕረትዩ
ናይ ብሓቂ ሃያሲ ኢኻ ንስኻ ኤማ ሓቢቢ በሎም ጥራይ አዚኦም ገል ከምጽልና ኢዮም
ኤማ ኣሽኪዕካ ኣሎ'ምበር ብመሰረቱ'ውን ንፈጣሪ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ስም ፈጣሪ ምንም ኣየልዓለን ብድምድሙ ሰማይ ዝብል ግኡዝ ቃል'ዩ ተጠቂሙ ዘሎ።ብምድግጋም ሰማይ'ዩ ኢሉ ምስ ፈጣሪ ተዝኸውን ኣብ ገለ ካብ ንሰማይ ምድግጋም ንሓንቲ ካብ ብዙሕ ኣስማት ፈጣሪ ምተጠቀመኤማ ሓወይ ግን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይትደንጉየና ከኣ
እዚኣስ ንፈጣሪ ኣይኮነን ኢልካዮ መን ደኣሉ ሞ ኢቲ ወይ ፍረድ ወይ ውረድ ዝበሃል ዘሎ ።ል
@@hawimeda7480 ንሱ ባዕልኻ ፈትሾ ንዓይ ግን ውስጠዘ ኮይና ኢያ ተራእያትኒ ዘላ
Abet defret yeqre belelna🙏😢😢😢😢😢😢😭😭😭
ኣምላክ ይቅረ ይበለልና፡ እዋይይይ ደፍረትና በዙሑ፡፡
Entay aynet dfret yu gn Egzieabhier ykir ybelelna.N Eseyas dea komue elkum zeytderfu meshamush.
እንታይ ሒዙ ዩ ባ ውረድ ዝብል ዘሎ ከለክመናዩ ኣቱም ሰባት ተነስሑ 😂😂😂😂❤❤❤
Kkkkkk
😂 kkk
ምስ ኩሉ ኣባእሶምና ፈጣሪ ተርፍዎም ሕጂ ክኣ ምስ ፈጣሪ ጀምሮም እዞም ደቂ ኮማሮ
Fetari yqre ybelelna
Bravo
ማራ ፈቴካ ኤማ ሓወይ በሎም ጥራይ ቀንጽሎም ነዞም ዝብልዎ ዘይፈልጡ ኣልቦ ሞያ ገጠምቲ ኢና በሃልቲ
Amanuel berhe Eza Gitmi N'merahi Russia Putin eya tegetima. ❤
Amlak Ke Akmi Sele Zey Belu du Zey Awrdela Selam Besmeam Ezi Yenbe Eyu Aye Sehken😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Amlak aboyy yqre belelna hoffff 😭
እዚ ገብርሂወት ዝብሃል ሰብ ግን፡ካብቲ መልክዑ ግብሩ ይኸፍእ።በቃ ይጻወተሎም ኣሎ ነዞም ፓፓጋሎ።ብቋንቁኦም ከጥፍኦም፡ዶስ ድርጉም ናይ ጥበብ ኣይፈልጡን እዮም።ክብረት ይሃብካ ኤማ ጅግና፡በሎም ደኣ እንተ ተመለሱ።
ገብርሂወት ግን ብግጥሚ ድዩ ናይ ኣስቢዝኡ ዝሽድን ኮይኑ ንዓና ዘሕምመና ዘሎ?
እዚ ገብሪሂወት ጽሃየ አንታይ ይከውን ኣሎ ፎ ዋይ ስነ ጥበብ 😢
ደፋር ገጣምን 😂ገርሂ ድምጻውን 😅
ስነ ግጥሚ ኣይተሓወሰን! በይና ስድነት ድንቁርና ዕሽነት ጥራይ እያ። ስነ ዝበሃል የብላን። ኪንዮ ሃይማኖታዊ ዕንጅልናን ስድነትን ወላ ነቲ ስድነቱ ብስጡምን ስነግጥማዊ ይትረፍስ ግጥማዊ ኣገላልጻ ከማን ኣይገበረሉን፡ ነዚኣ ሲ፡ ስቱድዮ+ድምጻዊ+ሙዚቀኛ+ኣወሃኣዲ+ማናጀር+መዋሊ++++++መዓት ገንዘብን ሰብን፡……………ሰባት ዶ ኸ እዮም ኩላቶም ቧዕ! ጠሪሸ ኣለኹ። ኣምላኽ ክውስነሉ ኣለዎ ከም ቃሉ
Ane eka bzhui aflito yebleyein ab gitmi gin kem zmesleni ezi getamay mixotati alem qeribu u maletu u
Amazing critical thinking and analysis skills !!
Keweduna yom eziom
ከምዚኣ ጌራ ዘስሓቀትኒ ህየሳ የላን 😂 ድፍረት ናይቲ ኣግጣሚ ግን 😢
Thanks Ema
14:50 Amen 🙏
ኣብ ዝመጽ ግብሪሂወት (ኣይውረድ ፈጣሪ ) ትብል ክጽሕፍ ኣዘካክሮ።
ኤማ ሳሓቕ ቀቲልካና
ኣነ ዝገርሚኒ ግን እቶም ደረፍቲ'ሲ ካን ድዮም ማሃይምነት ኣጥርዮም ንሓደ ነገር ክትቅበሎ ከለካ ክመምዮ ኣለካ፥ ከምቲ ኣዲታትና ካብ ስርናይ ክርዳድ ፈሊየን ዝኣርያ ኮምኡ ጽቡቁን ሕማቅን ፈላልዩ በጃኩም! ወይ ከኣ ባዕልኩም ክትገጥሙ ፈትኑ ዝግባእ መግለጺ ከኣ ትህብሉ፥ ኣነ ዝተጸበኩ ብዝዕባ ንስሓ ይቅሬታ እሞ ከኣ ውረድ ፍረድ ኢሉ ምሃቡ'ዩ ገሪሙኒ። ኤማ ቀጽሎ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Azie getamie gn beamlak amsielo n esu eyou yeakleka zblo zelo defar getamie lewah derafay🥺🥺
Goyta shelel belena
ወይ ወስን ወይ ክውስን ኢልዎ 😢
🤣🤣🤣🤣🤣ኦኦኦ
Ema xbuk gerka trah axryom ab kexali srhom atekurom khsblu
Derefti:- baelika migtam tezeykieelkum gitmi mimrats temeharu ?? Zban ezni Ema:- thanks
Gebrihiwet debaliqo
ምጾታት ዝምነ ገጣማይ 😂 ኤማ yhaooo ከይ ትወርድ በሎ ወይ ኣነ ከይ ትወርድ ትብል ግጥሚ ክፍትን'የ
Belom ketktom tray ema bulux seb
Eza shalom edo niyo bela ezi lekbat anchewa kilte andel neshnesh eko konka
Nab Amlak Aytexgeayo haswi
Lomi rekibkani ema hawey, kab ariesta jemirka diaxewetini gitmi.
Ema gebrihiwet mecharmtka endyu gtmi ms xehafe neaka zeyeryeka kdmi nabana mbxhu
ኤማ ከም ኩሉ ግዜ ጹቡቅ ግን እዛ ግጥሚ ንዓለምና ንኤርትራ ጥራይ እያ ክትከውን ትክእል
ኣማንኤል በርሀ መትሓዚ ተሳኢንካ ቦታኻ ኣብ ዝተፈላለየ ኮይኑ
አብዛ chanel አለኹ ኩቡር ሓው 🙏🏼::
@@nationalmediadiasporanskas EMA aykonkan yfelto eye xhfetu 😂😂😂😂
ኤማ ነዚ ብህየሳ ጥራይ ክሓልፈሉ ፍትሓዊ ኣይኮነን ክሰሶ ኣብ ቤት ፍርዲ ምሳካ ኣፋጥጦ ወይ ጉድ ክልክመና ዩ እዚ ወዲ ኤእ☝️ኣምላከይ ፈሊካ ዉቃዕ
Kab mejemerya Eza derfi Aytrdakanya n men eu Eti melkti I don't know
Wedi kerin Migtam Telamedi Bealka Tsibuki rika gitemi akimka inberi
እዚ ገጣማይ ብቤተክርስትን ውን ክትውገዝ ኣለዋ።
Wow ema lomi axelilkani nays qexlo😅😅😅😅😅
Ema ሽኺዕካ ኣለኻ መስለኒ
Emas ms Ghebrihiwet tsahaye wlkawi xilie key haleweka ayterfin eyu
ትግርኛ ኣይርደአካን ድዩ ዋ ጽልኢ ትብል ይእክ
ኤማ ኣንበሳ ፡ፍልጠት ዝዓጠቐ ሃያሲ! በሎም ዳኣ ጨፍጭፎም ገለ እንተ ተሰቆሮም
ክክክክክክክ ኤማ ግደፍ ከብድና እኳ ኣቁስልካና ብጣዕሚ ከምዚ ዓይነት ደፋር ገጣማይ እኯ ርእየን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ደሓር ከኣ ንስኻ እምበር ኣመሓይሽካሉ ኤማ😂😂😂😂 ወሲንካ ወስን ኣይኮነን ዝብል ዘሎ እንታይ ደኣ ወሲን ወይ ክዉስን'ዩ ዝብል ዘሎ እዚ ደፋር ክልክመና ኣብ መእከልና ኮይኑ ከምዚ'ሉ ምስ ፈጣሪ ክዳፈር ኤማ ሓዉና'ዚ ህየሳ ኣይኮነን ዘድልዮ ዘሎ እዚ ናብ መሓቡስ ከኣቱ ኣለዎ እምበር-ከስ ብህየሳ ዝሰምዕ ኮነ ዝምሃር ሰብ ኣይኮነን😂😂😂
Kabti getami eti derafi ygedd tbeb albo
ብማይ ከተጥፉኡና ኢኩም
#ከውታ እንታይ ማለት እዩ፧
ለይቲ
ገብሪሂወት ጸሃየ ኣብ ዒራዒሮ ክእሰር ጥራይ ኢዩ ዘለዎ።
😂😂😂 ዝተኣሰሩ'ዶ ውሒዶም
ዝተኣስሮ ዓመታት'ዶ ውሒዱ፡ መስኪናይ ገብርሂወት ጸሃየ።
ኣታሓሳስባካ ካን ከምዚኣ ድያዋይ ዝሃገር በቃ ሓቃ እንድያ ክትዓኑ ኩላ ናይ ዓማጺ ኢሰያስ ወሲዳ ምቅታል ምእሳር ፍታሕ ዝመስላ
ክሰርሕ ሉ ተጋግዩ እምበር ኣይበደለን ንስኻ ተጋጊዩ እንተ ኢልካዬ ፡ኣይንፍረድ ከይትፍረድ።
Zeasir yieserka anta tay weriduka!!
ቆሲለ ድየ ገለ በቃ ኤማ ኮሜድያን
Kkk Ema enqa tefaterka❤😂
😂😂 እዞም ስነ ጥበባዊያን ኢና ባሃልቲ'ኮ ጭራሽ እዮም ዓቢዶም ዘለው። ኣብርሃም ኣይስማዕ ፈሊካ ውቓዕ ጎይታይ 🙏😫
ኤማ መቕሰን እዚ ሰላም ዘይኮነ ኲናት ኢዩ ደልዩ።😂😂
ነዛ ስራሕ እዚኣ'ስ ሕራይ ገበርካያ ! ክንድ'ዚ ድርቅናን ሕውስውስን ከኣ ኣሎ'ዩ ? ኣብ ጥበብን ጥበብተኛታትን ዝበዝሕዎስ ክንድዚ ጌጋ !
Atum sebat wela methazn mechebetn sienala mnalbat polotika hasibwa keykewn
ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ንምሉእ ህዝቢ ዓለም! ኤማ ጽቡቕ ገልጽካዮ ኢኻ ግን ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኮይነ ፡ ውረድ እንዶ ሰማይ ዝብላ? ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኮይነ እንተ እሉ ንጽቡቕ እዩ ዘስምዕ ፡ እቲ ግጥሚ ሕማቅ ከምዘሎ እዩ ዝነግር። ከም ኣብነት ጸሓይና በርቃ የማነ ባርያ ንወከስካልኣይ ዝዓበየን ዝገዘፈን ጌጋ ውረድ እንዶ ሰማይ? ሰማይ እኮ ቃል ብቃሉ ቤት ኣምላኽ'ዩ እዝኣ ከተምጽኣ ተጸብየካ ነይረ።ከም ኣብነት ከነምጽእ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ሰማይ እዩ ደረተይ ክብል ከሎ ፡ ቤት ኣምላኽ ምዃኑ ስለዝኣመነ እዩ ሰማይ እዩ ደረተይ እሉ ደሪፉ። ብዝኮነ ኣነ እኳ ከምዚ ጽሕፈዮ ዘለኹ ኣብ ደርፊ ወዲ ቀሪን ኣስፍረዮ ኣለኹ። እግዛብሄር ን ኤርትራ ሃገርና ይባሪኽ
ኤማ አዛ ክሊብ ካብ ዩቲብ ክትወርድ ኣለዋ
ኤማ ዘይበጻሕካዮ ካይህሉ ነብስኻ ፈትሽ ጠረው ኣይትኹን ቀዲምካ ብውሽጢ ርኸቦም ንኣብነት ተበርህ ተስፋሁነይ ብፍቅሪ ኣምሲሎም ከምዝተዓመጸት ትደርፎ ኩሉ ህዝቢ ይርደኦ ነይሩ ድዩ ሕጂ ከኣ ገለ ክፋል ሕብረተሰብና ነዚ ዘሎ ገዛኢ ወይ ኣጽናቲ ንስኻ ፈጣሪና ኢኻ ብጀካ ኢየሱስ ኩሩስቶስ ካልእ ዝዋዳደረካ የለን ንበረልና ዝብሉ ሰሚዕካ ኣይትፈልጥን ከም ሰዋስው ክጥቀም ይኽእል ኢዩ ሽግር ህዝብኻ ኣብ ግምት ግበር
ውረድ እኮ በዚሑ ኣየ ኤማ 😅😅
Kkkkkk bezika xehihkani 😂😂😂🤦🏻
ኣብ መበል 13፥14 ስሓቕ ሞይተ ክክክክክክክምስ ኣማኑኤል በርሀ እንዳ ሰሓቕካ ምመሃር።
ኤማ ወዲ እዚኣ ከኣ ካታ ጻድቅ መንዝራ ዝገደደት ክክክክክ
እዚ ወዲ ቀሪን ደንቆሮ እዩ ኩሉ ደርፉ ስቅ እልካ እዩ ትዕቢት ጥራይ ባኮ ዝኮነ ሰብ
ናይ ወዲ ቀሪን ዝደርፎም ሕደማታት ዝተበታተኸ ፍሕሶ ኢዩ
ባዶ ጥየሳ
እዚ ወዲ ንባዕሉ ህያሳ የድልዮ ኣሎ
ሃይስካያ ማለት ድዩ ክልተ መስመር ጥራይ በቃ። ህየሳ ኣይኮነን እዚ ኩሉ ክትህይሶ ኣለካ፡ፊት ንፊት ክትራኸቡ ኣለኩም ምስ ገብረሂወት
ናይ ወዲ ቀሪን ትዕቢት ኣይዉዳእን እዩ ስደነት ዝተሓወሶ ግጥሚ እዛ ደርፊ ኽትስማዕ የብላን ድሁላት
Za guday kem nay Lucifer do koyna.🤔 Kemey Seb Amlak mukan ymne?
ክትነቅፍ ከለኻ ሲ እቲ ጸርፊ ዝመስል ቃላትካ ይጸልኦ ነይረ ነዚኣ ግን ኣውሒድካላ ብጣዕሚ ኩሉ ዘለካ ቃላት ኣብዚኣ ክትውድኦ ከፍቅደልካ ኢየ ግን ምናልባት ፖሎቲካ ዶ ሓሲብዋ ይኾውን
ኦ ጎይታ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ ይቕረ በለልና 😂😂😂😂😂
Kkkkkkkk so funny
ብዓንደ ርእሱ እቲ ኩርናዕ ውን መሳጢ ኣይኮነን😂
Ezia gtmi politica eya mesleni neay kemu koyna tsmeani. I don't think so nab amlak
Krkrkr...meyte😢 eko..😂
Kkkkkkkkk
Ezas N isyays eyu seltan gedfley kbelo naru
Niseyas eu derflu belun inber eza da mis fetar basi eya
ንባባ ኢሱ ኢዩ ዝዛረቦ ዘሎ ኤማዊ 😂😂
ብዓይኒ ፈጣሪ ሪኢኻዩ ንስኻ ግን ህግደፍ መንደፍ ስለ ዝኾንኩም ነቲ ኣብ ኤረትራ ኮይኑ ዘባላሹ ዘሎ እዩ ዉረድ ዝብሎ ዘሎ
ya kemau aytbel ab msrah eyu zelo lewti maletu eyu nfetari aykonen nab diletka ayttergumo anber do aflto aleka eyu
ፈጣሪ እዛ ዘርፊ ኽትወጽእ ከላ ሄድፎን ጌሩ ናይ 2pac ደርፊ ይሰምዕ ኔሩ 😅😂😂
😂😂😂😂😂 ema mahgol
Gebrehiwet 😂
እዚኣስ ኒኢሰያስ ከይከውን ክክክክ🤣👌
ን እሰያስ እዩ ደሪፍሉ ቦሉኒ
ንበርጌድ ንሓመዱ እዩ ዉረዱ ዝብሎም ዶሎ ነቲ ኣርማ ድክነት ኢሰያስ እዪ እለይዎ ይብሎም ኣሎ
አማ 😂😂😂 ነዚ ደኣ ኣጸባቢቅካ ተሳሂልካዮ
kemey zeygermeka barayu kemau sale zkonkmn Ahbay esayas seabtu eiyom Anabas kea Atiom teasirom zelewu G15 hazban eiyo naxanet eritrean hazabi sale zemaxa esayas n beynu Aykonen Amxiawa hayasay😂😂 tgraway key tbaleni Awel saed keman gedifwo😅😅😅😅😅 hgdef hahay
ኣንታ ብጋህዲ ኢሰያስ ውረድ ዘይበሎ ዲኻ ደሊኻ። ኣይረኣኹዋን ኔረ እዛ ህየሳ። እዚኣ ንኢሰያስ ተምቤናይ ኢያ ትገልጽ። ወዲ ቀሪን እንድዕልካ። ኣንታ በዓል ሓምራ ላመይ ናይ እንጂነር ኣይሰማዕካን ዲኻ። ግን ኣብሪህካሉ ንኢሰያስ ተምቤናይ።
Hahahahahahhahaahahhahaha kunie zereba tkkl zereba ke yeshk diu kosile eko bshak
ኤማ ን ገብርሂወት ጸሃየ ከይትህይሶ ክሶሶ ኣብ ቤት ፍርዲ ምውዓል ይሕሸካ ዝሰምዕ ሰብ ኣይኮነን ።
😅😅😅😅😅😅😅
:: dereftna yexeyekelna alo ezi ghebrhiwet zebhal seb
Kkkkkkkkkk😂😂😂😂
ነዞም ስነ ቀንጠብጠብ ሸለል በሎም ኤማ ሓራሙ ክረክቡ ክብሉ ዝኣተዉዎ እዩ ኣይተጀርሶም
ክክክክ ጽቡቅ መልኽቲ 😂
ካብ ኣርእስታ ጀሚርካ ዘጥዓየት ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ጥራይ እንበር ኣብዝኣ ኣይግድን 😢
ንፉዕ ኤማ❤❤❤❤❤
ነቲ ደራፋይ ከኣ ንከይደርፍ ሓብሮ ኢኻ
ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ ኣምላኽ
yqure belelna goytay 🙏🙏🙏ngebro aynfeltun ina 😭😭😭
ኦኦኦ.....ጎይታይ ፈሊኻ ውቃዕ,ፈሊኻ ውቃዕ , ፈሊኻ ውቃዕ 🙏 ንበል 12 ግዜ እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ 🙏
ጸሎትካ ኣዕሪ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ሕደገሎም ጸሎት ናይ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅተል ኣጥፍእ ዝብል ጸሎት እግዝኣብሄር ኣይቅበሎን እዩ ኣምላኽ ናይ ምሕረትዩ
ናይ ብሓቂ ሃያሲ ኢኻ ንስኻ ኤማ ሓቢቢ በሎም ጥራይ አዚኦም ገል ከምጽልና ኢዮም
ኤማ ኣሽኪዕካ ኣሎ'ምበር ብመሰረቱ'ውን ንፈጣሪ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ስም ፈጣሪ ምንም ኣየልዓለን ብድምድሙ ሰማይ ዝብል ግኡዝ ቃል'ዩ ተጠቂሙ ዘሎ።ብምድግጋም ሰማይ'ዩ ኢሉ ምስ ፈጣሪ ተዝኸውን ኣብ ገለ ካብ ንሰማይ ምድግጋም ንሓንቲ ካብ ብዙሕ ኣስማት ፈጣሪ ምተጠቀመ
ኤማ ሓወይ ግን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይትደንጉየና ከኣ
እዚኣስ ንፈጣሪ ኣይኮነን ኢልካዮ መን ደኣሉ ሞ ኢቲ ወይ ፍረድ ወይ ውረድ ዝበሃል ዘሎ ።ል
@@hawimeda7480 ንሱ ባዕልኻ ፈትሾ ንዓይ ግን ውስጠዘ ኮይና ኢያ ተራእያትኒ ዘላ
Abet defret yeqre belelna🙏😢😢😢😢😢😢😭😭😭
ኣምላክ ይቅረ ይበለልና፡ እዋይይይ ደፍረትና በዙሑ፡፡
Entay aynet dfret yu gn Egzieabhier ykir ybelelna.
N Eseyas dea komue elkum zeytderfu meshamush.
እንታይ ሒዙ ዩ ባ ውረድ ዝብል ዘሎ ከለክመናዩ ኣቱም ሰባት ተነስሑ 😂😂😂😂❤❤❤
Kkkkkk
😂 kkk
ምስ ኩሉ ኣባእሶምና ፈጣሪ ተርፍዎም ሕጂ ክኣ ምስ ፈጣሪ ጀምሮም እዞም ደቂ ኮማሮ
Fetari yqre ybelelna
Bravo
ማራ ፈቴካ ኤማ ሓወይ በሎም ጥራይ ቀንጽሎም ነዞም ዝብልዎ ዘይፈልጡ ኣልቦ ሞያ ገጠምቲ ኢና በሃልቲ
Amanuel berhe Eza Gitmi N'merahi Russia Putin eya tegetima. ❤
Amlak Ke Akmi Sele Zey Belu du Zey Awrdela Selam Besmeam Ezi Yenbe Eyu Aye Sehken😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Amlak aboyy yqre belelna hoffff 😭
እዚ ገብርሂወት ዝብሃል ሰብ ግን፡ካብቲ መልክዑ ግብሩ ይኸፍእ።በቃ ይጻወተሎም ኣሎ ነዞም ፓፓጋሎ።ብቋንቁኦም ከጥፍኦም፡ዶስ ድርጉም ናይ ጥበብ ኣይፈልጡን እዮም።ክብረት ይሃብካ ኤማ ጅግና፡በሎም ደኣ እንተ ተመለሱ።
ገብርሂወት ግን ብግጥሚ ድዩ ናይ ኣስቢዝኡ ዝሽድን ኮይኑ ንዓና ዘሕምመና ዘሎ?
እዚ ገብሪሂወት ጽሃየ አንታይ ይከውን ኣሎ ፎ ዋይ ስነ ጥበብ 😢
ደፋር ገጣምን 😂ገርሂ ድምጻውን 😅
ስነ ግጥሚ ኣይተሓወሰን! በይና ስድነት ድንቁርና ዕሽነት ጥራይ እያ። ስነ ዝበሃል የብላን። ኪንዮ ሃይማኖታዊ ዕንጅልናን ስድነትን ወላ ነቲ ስድነቱ ብስጡምን ስነግጥማዊ ይትረፍስ ግጥማዊ ኣገላልጻ ከማን ኣይገበረሉን፡ ነዚኣ ሲ፡ ስቱድዮ+ድምጻዊ+ሙዚቀኛ+ኣወሃኣዲ+ማናጀር+መዋሊ++++++መዓት ገንዘብን ሰብን፡……………ሰባት ዶ ኸ እዮም ኩላቶም ቧዕ! ጠሪሸ ኣለኹ። ኣምላኽ ክውስነሉ ኣለዎ ከም ቃሉ
Ane eka bzhui aflito yebleyein ab gitmi gin kem zmesleni ezi getamay mixotati alem qeribu u maletu u
Amazing critical thinking and analysis skills !!
Keweduna yom eziom
ከምዚኣ ጌራ ዘስሓቀትኒ ህየሳ የላን 😂 ድፍረት ናይቲ ኣግጣሚ ግን 😢
Thanks Ema
14:50 Amen 🙏
ኣብ ዝመጽ ግብሪሂወት (ኣይውረድ ፈጣሪ ) ትብል ክጽሕፍ ኣዘካክሮ።
ኤማ ሳሓቕ ቀቲልካና
ኣነ ዝገርሚኒ ግን እቶም ደረፍቲ'ሲ ካን ድዮም ማሃይምነት ኣጥርዮም ንሓደ ነገር ክትቅበሎ ከለካ ክመምዮ ኣለካ፥ ከምቲ ኣዲታትና ካብ ስርናይ ክርዳድ ፈሊየን ዝኣርያ ኮምኡ ጽቡቁን ሕማቅን ፈላልዩ በጃኩም! ወይ ከኣ ባዕልኩም ክትገጥሙ ፈትኑ ዝግባእ መግለጺ ከኣ ትህብሉ፥ ኣነ ዝተጸበኩ ብዝዕባ ንስሓ ይቅሬታ እሞ ከኣ ውረድ ፍረድ ኢሉ ምሃቡ'ዩ ገሪሙኒ። ኤማ ቀጽሎ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Azie getamie gn beamlak amsielo n esu eyou yeakleka zblo zelo defar getamie lewah derafay🥺🥺
Goyta shelel belena
ወይ ወስን ወይ ክውስን ኢልዎ 😢
🤣🤣🤣🤣🤣ኦኦኦ
Ema xbuk gerka trah axryom ab kexali srhom atekurom khsblu
Derefti:- baelika migtam tezeykieelkum gitmi mimrats temeharu ?? Zban ezni
Ema:- thanks
Gebrihiwet debaliqo
ምጾታት ዝምነ ገጣማይ 😂 ኤማ yhaooo ከይ ትወርድ በሎ ወይ ኣነ ከይ ትወርድ ትብል ግጥሚ ክፍትን'የ
Belom ketktom tray ema bulux seb
Eza shalom edo niyo bela ezi lekbat anchewa kilte andel neshnesh eko konka
Nab Amlak Aytexgeayo haswi
Lomi rekibkani ema hawey, kab ariesta jemirka diaxewetini gitmi.
Ema gebrihiwet mecharmtka endyu gtmi ms xehafe neaka zeyeryeka kdmi nabana mbxhu
ኤማ ከም ኩሉ ግዜ ጹቡቅ ግን እዛ ግጥሚ ንዓለምና ንኤርትራ ጥራይ እያ ክትከውን ትክእል
ኣማንኤል በርሀ መትሓዚ ተሳኢንካ ቦታኻ ኣብ ዝተፈላለየ ኮይኑ
አብዛ chanel አለኹ ኩቡር ሓው 🙏🏼::
@@nationalmediadiasporanskas EMA aykonkan yfelto eye xhfetu 😂😂😂😂
ኤማ ነዚ ብህየሳ ጥራይ ክሓልፈሉ ፍትሓዊ ኣይኮነን ክሰሶ ኣብ ቤት ፍርዲ ምሳካ ኣፋጥጦ ወይ ጉድ ክልክመና ዩ እዚ ወዲ ኤእ☝️ኣምላከይ ፈሊካ ዉቃዕ
Kab mejemerya Eza derfi Aytrdakanya n men eu Eti melkti I don't know
Wedi kerin Migtam Telamedi Bealka Tsibuki rika gitemi akimka inberi
እዚ ገጣማይ ብቤተክርስትን ውን ክትውገዝ ኣለዋ።
Wow ema lomi axelilkani nays qexlo😅😅😅😅😅
Ema ሽኺዕካ ኣለኻ መስለኒ
Emas ms Ghebrihiwet tsahaye wlkawi xilie key haleweka ayterfin eyu
ትግርኛ ኣይርደአካን ድዩ ዋ ጽልኢ ትብል ይእክ
ኤማ ኣንበሳ ፡ፍልጠት ዝዓጠቐ ሃያሲ! በሎም ዳኣ ጨፍጭፎም ገለ እንተ ተሰቆሮም
ክክክክክክክ ኤማ ግደፍ ከብድና እኳ ኣቁስልካና ብጣዕሚ ከምዚ ዓይነት ደፋር ገጣማይ እኯ ርእየን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ደሓር ከኣ ንስኻ እምበር ኣመሓይሽካሉ ኤማ😂😂😂😂 ወሲንካ ወስን ኣይኮነን ዝብል ዘሎ እንታይ ደኣ ወሲን ወይ ክዉስን'ዩ ዝብል ዘሎ እዚ ደፋር ክልክመና ኣብ መእከልና ኮይኑ ከምዚ'ሉ ምስ ፈጣሪ ክዳፈር ኤማ ሓዉና'ዚ ህየሳ ኣይኮነን ዘድልዮ ዘሎ እዚ ናብ መሓቡስ ከኣቱ ኣለዎ እምበር-ከስ ብህየሳ ዝሰምዕ ኮነ ዝምሃር ሰብ ኣይኮነን😂😂😂
Kabti getami eti derafi ygedd tbeb albo
ብማይ ከተጥፉኡና ኢኩም
#ከውታ እንታይ ማለት እዩ፧
ለይቲ
ገብሪሂወት ጸሃየ ኣብ ዒራዒሮ ክእሰር ጥራይ ኢዩ ዘለዎ።
😂😂😂 ዝተኣሰሩ'ዶ ውሒዶም
ዝተኣስሮ ዓመታት'ዶ ውሒዱ፡ መስኪናይ ገብርሂወት ጸሃየ።
ኣታሓሳስባካ ካን ከምዚኣ ድያ
ዋይ ዝሃገር በቃ ሓቃ እንድያ ክትዓኑ
ኩላ ናይ ዓማጺ ኢሰያስ ወሲዳ ምቅታል ምእሳር ፍታሕ ዝመስላ
ክሰርሕ ሉ ተጋግዩ እምበር ኣይበደለን ንስኻ ተጋጊዩ እንተ ኢልካዬ ፡ኣይንፍረድ ከይትፍረድ።
Zeasir yieserka anta tay weriduka!!
ቆሲለ ድየ ገለ በቃ ኤማ ኮሜድያን
Kkk Ema enqa tefaterka❤😂
😂😂 እዞም ስነ ጥበባዊያን ኢና ባሃልቲ'ኮ ጭራሽ እዮም ዓቢዶም ዘለው። ኣብርሃም ኣይስማዕ ፈሊካ ውቓዕ ጎይታይ 🙏😫
ኤማ መቕሰን እዚ ሰላም ዘይኮነ ኲናት ኢዩ ደልዩ።😂😂
ነዛ ስራሕ እዚኣ'ስ ሕራይ ገበርካያ ! ክንድ'ዚ ድርቅናን ሕውስውስን ከኣ ኣሎ'ዩ ? ኣብ ጥበብን ጥበብተኛታትን ዝበዝሕዎስ ክንድዚ ጌጋ !
Atum sebat wela methazn mechebetn sienala mnalbat polotika hasibwa keykewn
ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ንምሉእ ህዝቢ ዓለም!
ኤማ ጽቡቕ ገልጽካዮ ኢኻ ግን ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኮይነ ፡ ውረድ እንዶ ሰማይ ዝብላ?
ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ኮይነ እንተ እሉ ንጽቡቕ እዩ ዘስምዕ ፡ እቲ ግጥሚ ሕማቅ ከምዘሎ እዩ ዝነግር። ከም ኣብነት ጸሓይና በርቃ የማነ ባርያ ንወከስ
ካልኣይ ዝዓበየን ዝገዘፈን ጌጋ ውረድ እንዶ ሰማይ?
ሰማይ እኮ ቃል ብቃሉ ቤት ኣምላኽ'ዩ እዝኣ ከተምጽኣ ተጸብየካ ነይረ።
ከም ኣብነት ከነምጽእ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ሰማይ እዩ ደረተይ ክብል ከሎ ፡ ቤት ኣምላኽ ምዃኑ ስለዝኣመነ እዩ ሰማይ እዩ ደረተይ እሉ ደሪፉ። ብዝኮነ ኣነ እኳ ከምዚ ጽሕፈዮ ዘለኹ ኣብ ደርፊ ወዲ ቀሪን ኣስፍረዮ ኣለኹ። እግዛብሄር ን ኤርትራ ሃገርና ይባሪኽ
ኤማ አዛ ክሊብ ካብ ዩቲብ ክትወርድ ኣለዋ
ኤማ ዘይበጻሕካዮ ካይህሉ ነብስኻ ፈትሽ ጠረው ኣይትኹን ቀዲምካ ብውሽጢ ርኸቦም ንኣብነት ተበርህ ተስፋሁነይ ብፍቅሪ ኣምሲሎም ከምዝተዓመጸት ትደርፎ ኩሉ ህዝቢ ይርደኦ ነይሩ ድዩ ሕጂ ከኣ ገለ ክፋል ሕብረተሰብና ነዚ ዘሎ ገዛኢ ወይ ኣጽናቲ ንስኻ ፈጣሪና ኢኻ ብጀካ ኢየሱስ ኩሩስቶስ ካልእ ዝዋዳደረካ የለን ንበረልና ዝብሉ ሰሚዕካ ኣይትፈልጥን ከም ሰዋስው ክጥቀም ይኽእል ኢዩ ሽግር ህዝብኻ ኣብ ግምት ግበር
ውረድ እኮ በዚሑ ኣየ ኤማ 😅😅
Kkkkkk bezika xehihkani 😂😂😂🤦🏻
ኣብ መበል 13፥14 ስሓቕ ሞይተ ክክክክክክክ
ምስ ኣማኑኤል በርሀ እንዳ ሰሓቕካ ምመሃር።
ኤማ ወዲ እዚኣ ከኣ ካታ ጻድቅ መንዝራ ዝገደደት ክክክክክ
እዚ ወዲ ቀሪን ደንቆሮ እዩ ኩሉ ደርፉ ስቅ እልካ እዩ ትዕቢት ጥራይ ባኮ ዝኮነ ሰብ
ናይ ወዲ ቀሪን ዝደርፎም ሕደማታት ዝተበታተኸ ፍሕሶ ኢዩ
ባዶ ጥየሳ
እዚ ወዲ ንባዕሉ ህያሳ የድልዮ ኣሎ
ሃይስካያ ማለት ድዩ ክልተ መስመር ጥራይ በቃ። ህየሳ ኣይኮነን እዚ ኩሉ ክትህይሶ ኣለካ፡
ፊት ንፊት ክትራኸቡ ኣለኩም ምስ ገብረሂወት
ናይ ወዲ ቀሪን ትዕቢት ኣይዉዳእን እዩ
ስደነት ዝተሓወሶ ግጥሚ እዛ ደርፊ ኽትስማዕ የብላን ድሁላት
Za guday kem nay Lucifer do koyna.🤔 Kemey Seb Amlak mukan ymne?
ክትነቅፍ ከለኻ ሲ እቲ ጸርፊ ዝመስል ቃላትካ ይጸልኦ ነይረ ነዚኣ ግን ኣውሒድካላ ብጣዕሚ ኩሉ ዘለካ ቃላት ኣብዚኣ ክትውድኦ ከፍቅደልካ ኢየ ግን ምናልባት ፖሎቲካ ዶ ሓሲብዋ ይኾውን
ኦ ጎይታ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ ይቕረ በለልና 😂😂😂😂😂
Kkkkkkkk so funny
ብዓንደ ርእሱ እቲ ኩርናዕ ውን መሳጢ ኣይኮነን😂
Ezia gtmi politica eya mesleni neay kemu koyna tsmeani. I don't think so nab amlak
Krkrkr...meyte😢 eko..😂
Kkkkkkkkk
Ezas N isyays eyu seltan gedfley kbelo naru
Niseyas eu derflu belun inber eza da mis fetar basi eya
ንባባ ኢሱ ኢዩ ዝዛረቦ ዘሎ ኤማዊ 😂😂
ብዓይኒ ፈጣሪ ሪኢኻዩ ንስኻ ግን ህግደፍ መንደፍ ስለ ዝኾንኩም ነቲ ኣብ ኤረትራ ኮይኑ ዘባላሹ ዘሎ እዩ ዉረድ ዝብሎ ዘሎ
ya kemau aytbel ab msrah eyu zelo lewti maletu eyu nfetari aykonen nab diletka ayttergumo anber do aflto aleka eyu
ፈጣሪ እዛ ዘርፊ ኽትወጽእ ከላ ሄድፎን ጌሩ ናይ 2pac ደርፊ ይሰምዕ ኔሩ 😅😂😂
😂😂😂😂😂 ema mahgol
Gebrehiwet 😂
እዚኣስ ኒኢሰያስ ከይከውን ክክክክ🤣👌
ን እሰያስ እዩ ደሪፍሉ ቦሉኒ
ንበርጌድ ንሓመዱ እዩ ዉረዱ ዝብሎም ዶሎ ነቲ ኣርማ ድክነት ኢሰያስ እዪ እለይዎ ይብሎም ኣሎ
አማ 😂😂😂 ነዚ ደኣ ኣጸባቢቅካ ተሳሂልካዮ
kemey zeygermeka barayu kemau sale zkonkmn Ahbay esayas seabtu eiyom Anabas kea Atiom teasirom zelewu G15 hazban eiyo naxanet eritrean hazabi sale zemaxa esayas n beynu Aykonen Amxiawa hayasay😂😂 tgraway key tbaleni Awel saed keman gedifwo😅😅😅😅😅 hgdef hahay
ኣንታ ብጋህዲ ኢሰያስ ውረድ ዘይበሎ ዲኻ ደሊኻ። ኣይረኣኹዋን ኔረ እዛ ህየሳ።
እዚኣ ንኢሰያስ ተምቤናይ ኢያ ትገልጽ። ወዲ ቀሪን እንድዕልካ። ኣንታ በዓል ሓምራ ላመይ ናይ እንጂነር ኣይሰማዕካን ዲኻ።
ግን ኣብሪህካሉ ንኢሰያስ ተምቤናይ።