ሞቃ ፖድካስት - ፃንሒት ምስ በረኸት መኮነን -

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ค. 2024
  • እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Central Square Building 3rd Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com/lazatigrigna
    www.lazatigrigna.com
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 26

  • @yohannesashebir8626
    @yohannesashebir8626 22 วันที่ผ่านมา +1

    ጽብቅ ስራሕ ብጣዕሚ
    ቁሩብ ድምጺ ኣብ ናይ ጫፍ ዘሎ ምስትክኻል የድሊ። to be perfect kikonelkum thank you

  • @shalom5798
    @shalom5798 23 วันที่ผ่านมา +2

    በረኽት ብሩኽ❤❤❤ ሓቦኛ ሕቡን ትግራዋይ።

  • @Yehadaslijtaeme
    @Yehadaslijtaeme 22 วันที่ผ่านมา +1

    በርትዑ ዓህዋት

  • @Hareg675
    @Hareg675 18 วันที่ผ่านมา

    ደስ ባሃሊ ሞቃ ዘይበረሀትለይ ነይራ❤

  • @01tigray
    @01tigray 20 วันที่ผ่านมา +1

    welcome 😍

  • @FaysalKsa-nt8jk
    @FaysalKsa-nt8jk 23 วันที่ผ่านมา +2

    ሳሓቅኩም እዩ ማሪኩኒ😂😂😂 ብጣዕሚ'የ ዝፈትወኩም❤ ቀፅሉሉ😍😍😍

  • @user-yo3ww9hn2k
    @user-yo3ww9hn2k 23 วันที่ผ่านมา

    ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zd2gm6zt6k
    @user-zd2gm6zt6k 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ ቀፅሉሉ ሞቅ ዝበለ ሳሓቅ

  • @yxygx7338
    @yxygx7338 19 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @YesyabsraYabsrayes
    @YesyabsraYabsrayes 20 วันที่ผ่านมา

    ቀፅሉ አሕዋት

  • @Ntime46
    @Ntime46 23 วันที่ผ่านมา

    🔥🔥👏👏

  • @GoogNet
    @GoogNet 23 วันที่ผ่านมา +2

    ጀጋኑ ቃፅሉሉ

  • @temtugesese8620
    @temtugesese8620 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤💛❤️💛❤️💛

  • @kalayujemal-xv8jt
    @kalayujemal-xv8jt 23 วันที่ผ่านมา +1

    Nice progress 👏👏👏
    ደቂኖ

    • @burukgirmay9234
      @burukgirmay9234 23 วันที่ผ่านมา

      ኽበረልና ወድኖ🙏

  • @user-vt6jw7jw3g
    @user-vt6jw7jw3g 23 วันที่ผ่านมา

    ልደልዮ ሰብ ዓዲምኩም የቀንየልና ሰለሙን ይኩኖ ኣምላክ ኣምፅልና ተገደሱ

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 23 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @user-ix2re8lg9y
    @user-ix2re8lg9y 19 วันที่ผ่านมา +1

    ትግርኛ ዘይኮነ ዝፈላለ ላህጃና እዩ ዝፈላለ ቤኽ ሓወይ /// ላህጃ/ ላዛ ትግርኛ ሃፍተም እዩ//

  • @AdhanetGebregzabher
    @AdhanetGebregzabher 23 วันที่ผ่านมา +1

    እንዳ ሞቃ ንበረኸት ጋሻ ምግባርኩም የቀንየለይ በረኸት ማለት ዓንጋሊ ድኻ እዩ። ን ከም ተጋሩ በገዛ ዓድና መፍለኽለኺ አብዝሰአናሉ እዋን ብ ኩናት ምኽንያት ዝተመዛበላ አዴታትን ህፃናትን አብ ከባቢ ደብረዳሞ ቡዙሓት ክፍልታት ዘለዎ ግቢ ሙሉእ ንቡዙሓት አዴታትን ህፃናትን ይዕንግል ኔሩ። እዚ ግን ልገሳን ዕንገላን ቤኪ ብዉሑዱ እዩ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ቤኪ ሐወይ🙏🙏🙏

  • @user-zj6cm7cv6m
    @user-zj6cm7cv6m 20 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑቃፅሉሉ

  • @shalom5798
    @shalom5798 23 วันที่ผ่านมา

    ብቑንቑናና ኣይንዳነን ትግርኛ ትግርኛ ትግርኛ..... ይዘረብ ይዕበ ይዓንብብ ዋጋ ተለፊልዎዩ።

  • @MdAman-kd5il
    @MdAman-kd5il 22 วันที่ผ่านมา

    ከምዚ ፕሮድካስት ክተባባዕ አሎዎ በርትዑ

  • @user-fl8dy2zc2u
    @user-fl8dy2zc2u 23 วันที่ผ่านมา

    ናተይ ሀሳብ
    አዚ ሽው ካልኦትን ህዚ ንተጋሩ ፍልጠት ምዝንጋአ ዘይኮነ ንተጋሩ መድሀኒት ዝውሰድ ፕሮግራም አዩ
    ህዚ አአምሮና ጥምየት ሰደት ምፍንቃል ሞት ስደት መሊኡ አብ መንጎ አይ ህሙም ጥኡይ ኢና ከምዚ ፕሮግራም ክበዝህ አገዳሲ አዩ::
    ምጅማር ጌጋ ክህሉ ይክአል ንክተማህይሹ ምፅአር ምንባብ ልምዲ ሼር አናገበርኩም አናአበየ ዝከድ አዩ ጅማሮኩም ፈትየዮ አድመን ጥአና ይሀብኩም ጎብዙ

    • @burukgirmay9234
      @burukgirmay9234 23 วันที่ผ่านมา

      የቐንየልና ንቐፃሊ እውን ሓሳባት ሃቡና🙏🙏

  • @fhfgtyyyurt8958
    @fhfgtyyyurt8958 23 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤