#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ก.ย. 2024
  • Copyright protected!
    Support us financially
    Zelle/cash app-571-622-8891
    donorbox.org/s...
    gofund.me/6229...
    #Zaramedia #Ethiopia #Eritrea #Reyotnews #EBC #Walta #Ethiopian Movies #Amhara #Tigray #Oromo

ความคิดเห็น • 310

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  10 วันที่ผ่านมา +3

    Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0

  • @berhebestphotokidu5219
    @berhebestphotokidu5219 10 วันที่ผ่านมา +8

    አጀኳ ስታሊን ፅቡቅ ኢዩ ሓቂ ኢዩ ዘዋፅዕ ቀፅለሉ የቅንየልና

  • @Aberamitiku-ls6jq
    @Aberamitiku-ls6jq 10 วันที่ผ่านมา +47

    እሰታሊን አፍቲ ፀልማት ግዜ በይኑ ንናይ ኢትዮጵያ ሚድያታት ድዋዕዋዕ ዘበለ ጀግና እዩ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ እዩ ግለሰብ አይኮነን ተቋም እዩ

    • @MessiNehAlugn
      @MessiNehAlugn 10 วันที่ผ่านมา

      Wusode demoye ewode zekulu wotate lewode sebehatawuya atehasaseba lelewo sebe eyu

    • @birhan9280
      @birhan9280 10 วันที่ผ่านมา

      Exactly

    • @jonah8650
      @jonah8650 10 วันที่ผ่านมา

      እሞ ዝጂ እኮ ጉርጉር ናይ ደብረፅዮን ደጋፊ ኮይኑ:: ወግጠ ፀብሐ ንጌታቸው ምፅራፍ ኮይኑ ስርሑ

  • @eyerusalemgebru6566
    @eyerusalemgebru6566 10 วันที่ผ่านมา +18

    ስታሊን አጆኻ በርትዕ ሐቂ ሕዝና ንቐፅል መቸም ንሕና ምዞም ዝዓብዱ ዘለው ከድዓት ሓቢርና አይንዐብድን

    • @yordanosbeyene2181
      @yordanosbeyene2181 10 วันที่ผ่านมา +1

      እንመን ኢኹም እስኹም በይዛኻ?

  • @temesgentemesgen1310
    @temesgentemesgen1310 10 วันที่ผ่านมา +7

    ለባም ዓይኒ ትግራይ 💪💪💪💪💪💪

  • @MuletaAbebe-v9l
    @MuletaAbebe-v9l 10 วันที่ผ่านมา +9

    ሰላም ህዝቢ ትግራይ ብሓድነት ደቃ እዩ ዝውሰን

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 10 วันที่ผ่านมา +11

    አቦታትና ብጾዓና ጳጳሳትና እግዚአብሔር ጸግኦ የብዛሃልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @freybare5825
    @freybare5825 10 วันที่ผ่านมา +4

    I will be standing up with TPLF❤

  • @TsegayAraya-o3t
    @TsegayAraya-o3t 10 วันที่ผ่านมา +2

    ስታሊን ኣጆካ በርትዕ ጀግና ኢካ ብሓቂ

  • @mearigtadesse7853
    @mearigtadesse7853 10 วันที่ผ่านมา +5

    ኣታ ዕሱብ ሻዕብያ:: TDF ናይ ህዝቢ ትግራይ እምበር ናይ ጉጅለ ኣደመ ተለኣኣኺ ኣይኮነን::

    • @saliem88
      @saliem88 9 วันที่ผ่านมา

      ገልዒ ዕትሮ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 10 วันที่ผ่านมา +3

    ተስፋታት ትግራይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ክቡራት መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ። ንዞም ስሱዓት ፖለቲከኛታት ኣደብ ኣትሕዝዎም ። ህዝቢ ትግራይ እዙይ ኣይግብኦን ። ብቑሸት ኣይመቓቐል ። ህዝቢ ከይእክቡ ከልክሕዎም ኣብ ኩሉ ትግራይ

  • @teklaymekonen2461
    @teklaymekonen2461 10 วันที่ผ่านมา +14

    እስታሊን ጀግና በርትዕ❤❤❤❤❤

  • @zewdiebrhane4221
    @zewdiebrhane4221 10 วันที่ผ่านมา +2

    Balanced and mature analysis ❤ Thank you Stalin!

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 10 วันที่ผ่านมา +2

    ስታሊን ኣይትሳአን ናይ ርሑቅን ቀረባን ዝተዛረብዎ ጸፍ ጭልጥ ክብሉ ተቃልዖም ዘለኻ::ዝሌባ ቁጥሚ ተስፋስዓለም::🙏❤️

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 10 วันที่ผ่านมา +3

    Banda Meles Zenawi surrendered ZELAMBESA to evil eritrea after Tigray People won the wars.

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 10 วันที่ผ่านมา +4

    Thank you 🙏 Stalin,

  • @Hile208
    @Hile208 10 วันที่ผ่านมา +5

    አታ ካድረ ኮ ኮይንካ ስታሊን! Tell me the core problem of Intrim Adminstration office? ኣብ ክንዲ ድብረ ዕንክልል ንግዛዊ ምምሕዳር ክድፍ ክድግፍ ዝግበኦ ስልጣንን ስልጣንን ጥራሕ ዘሓስብ ግልገል በግዕ ዘጠፈአቶ ዘይመስል ንሽተይ ዓይኑ ዘይነብዕ! ደረቅ ውድበይ ትፈረስ 'ያ ዝብል ህዝቢ ግን ዘየተሓሳስቦ ጨካን እዩ

  • @tadessegebreegziabeher8045
    @tadessegebreegziabeher8045 10 วันที่ผ่านมา +1

    እሞ ስለፍትሒ እትዛረብ እንተኾይንካስ ንምንታይ ህወሓት እትባሃል ጨቆኒትን ዓፋኒትን ዝኾነት ስለ ህወሓት እትገብሮ ሺበራ ዘይትዛረብ ንምንታ?።

  • @nisarjaan3072
    @nisarjaan3072 10 วันที่ผ่านมา +7

    ትኽክል እዩ ናይ ዓድዋን ኣኽሱም ሽረ ህዝቡን መራሕቱን ካድረ ወያነን ተጠቀምቲ ስርቅን ጉሕለትን ህውሓት እዬም ንስኻ ለኻት ወሲኹ ማለተይ እየ እዙይ ንትግራይ ህዝቢ እንትርፊ ድኽነት ጦርነት ዘምፅኣሉ ለውጢ የለን ያኣኽሎ ህዝቢ ሰላም እዩ ዝደሊ ካብ ጦርነት ተጠቀምቲ ደብረፅዬን ዕውርን ስታሊን ለኻትን እንታይ ገዲስኩም

    • @user-vl6ry5ch9j
      @user-vl6ry5ch9j 9 วันที่ผ่านมา

      ደቂ መአምን ብታኸ ሉቋም ሸኽሚ ዓለም ዓድዋ አይትበሉ ።ስርቂ በአኹም'ዩ ተጀሚሩ።

  • @GrmaBru
    @GrmaBru 9 วันที่ผ่านมา +1

    ስታሊን እስከ ካብዞም ተምልኾም መራህቲ ሀደ ወዲ ክስቶ አብዚ ግምባር ተሰዊኡ ኢልካ ንገረና

  • @bezahigus6043
    @bezahigus6043 9 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን አጆኻ ጎበዝ

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 10 วันที่ผ่านมา +2

    Stalin
    Why don't you talk about Leabu Meles Zenawi Sebhat Nega Arkebe Equbay who killed tens of thousands Tigray People??

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 8 วันที่ผ่านมา

    Thank you Stalin ❤❤❤❤

  • @HTT6892
    @HTT6892 10 วันที่ผ่านมา +1

    ስታሊን ጅግና።
    25:00
    ወግ እ ዝመርሕ ዝነበሩ
    1. ጻድቃን
    2. ወዲ ወረደ
    3. ጌታቸው
    4. ደ/ጽዮን
    5. ሞንጀሪኖ
    6. ...
    7. ....
    - ተስፋለም አብ አዋሽ ዘለዉ ከፍትሕ ተዋሂብዎ አየፍተሐን።

  • @solkel62
    @solkel62 10 วันที่ผ่านมา +2

    ወ/ሮ ብርዛፍ:ህዝቢ ዓዲግራት ተዘይፎትየን ዳኣ ክዛረባ ከለዋ ብተደጋጋሚ ብዝዓንበረ ጣቕዒት ከመይ ገይሩ ክድግፈን ክኢሉ? ፖለቲከኛታት ክትነቅፍ ትኽእል ኢኻ: ውልቀ ሰባት ንዝህብዎ ሪኢቶ ምንቃፍ ግና ስራሕ ኣክቲቪስትነት እምበር ስራሕ ጋዜጠኛነት ኣይመስለንን: ወገንተኝነት ኣይጠቕመካን:ይትረፍካ

  • @WeresFitsum
    @WeresFitsum 10 วันที่ผ่านมา +5

    ንጌታቸዉን ንፃድቃን ባንዳታት እትብል ትግራይ ክተፅልእ ልእሊ ማንም ንትግራይ ዝተኮሸሁ እኮ እዮም ዋይ ዉርደት ደ/ር ደብረፅዮንስ ንሰብ ዝሰኣነ ሰብ 40ሽ እዩ ዝኹፍሎ ነይሩ

    • @kokikoki8862
      @kokikoki8862 10 วันที่ผ่านมา

      ንምንታይ ካብ ደብረ ብርሃን ተመሊሶም አብ ቀረባ ክርዳኣካ እዩ።ደቅ ባንዳ።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 10 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ጅግና ድሑር ባህሊ ብድግስ መንግስተ ሰማያት ኣይአቱን ጥሙይ ጎረቤትኩም መግቡ::😮😊

  • @tsehayemehari1590
    @tsehayemehari1590 10 วันที่ผ่านมา +9

    ስታሊን ወሪድካ ንጌታቸው ዘለካ ጽልኣት ንጉጅለ ደብረጽዮን ዘለካ ሕሽክርና ዝገልጽ እዩ ጋዜጠኛ እውን አይኮንካን ናይ ኩሉ ሓሳብ ኣየስተኣናገድካን እታ ሚድያስ ናይ ውልቅኻ ስሜትን አቋምን መግለጺ ጌርካያ እንድዒ አወዳድቃኻ አይጥዑምን ሕሰብ!!

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat7043 10 วันที่ผ่านมา +6

    Stalin : ህዝቢ ትግራይ ክሳበ ክንድዚ ዝታለል አይመስለን'ን ነይሩ : ክሳብ ክንድዚ ኮራኹር ዘለዋ ሸየጢ ህዝቦም አለዉ : ባዕሎም ንዝብኢ ማዕጾ ከፊቶምሉ::

  • @GrmayGebreslasea
    @GrmayGebreslasea 10 วันที่ผ่านมา +2

    ስታሊን ከምዚ ዓይነት ሰብ ክተቕርብ ን ግዜኻ ክተባኽን የብልካን ብዛዕባ ወፍሪ ኣሉላ አባ ነጋ ዝርስዕ ከካዕ ሕዝካ ኣይትቕረብ

  • @tdf-ng2bj
    @tdf-ng2bj 10 วันที่ผ่านมา +1

    ብእውነት ይብለኩም..ተስፋፀልማት ዋላ ሓንቲ ነገር ዝፈልጣ ፖለቲካዊ ጉዳይ የላን።

  • @HayeleHadush
    @HayeleHadush 9 วันที่ผ่านมา

    ቀፅለሉ ነዞም ከዳዐት ከምዚ ገይርካ አጋልፆም ሰታሊን ሐዎይ ናካዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @haileashebir9443
    @haileashebir9443 10 วันที่ผ่านมา +2

    እንታይ እዩ ዘሕመካ ዘሎ ናይ ሰረቅቲ ትላዓል ተሎ ለነገሩ ሓቅኻ ኢኻ አያታትኻ አብስርቂ ተዋፊሮም ስለዘለው እዩ። ስለዘለ

  • @woldemirach5669
    @woldemirach5669 10 วันที่ผ่านมา +1

    You said peace but peace is only when one party rules indefinitely. That is what peace means from TPLF cadres.

  • @muezaregawi5147
    @muezaregawi5147 10 วันที่ผ่านมา +3

    ስታሊን ፋኖ ካድረ ደብረ-ጻጸ!

  • @wendwesenadamu1541
    @wendwesenadamu1541 10 วันที่ผ่านมา +2

    Sorry but you are talking what you wish to hear. You know TPLF determined that they have strategic leadership problem. Are you short memory?

  • @MehariHailu-qt6xm
    @MehariHailu-qt6xm 10 วันที่ผ่านมา +4

    ትግራይ ተዛረቢ
    ስታሊን
    ብዛዕባ ተሰፋአለም ድሕሪኡ ናይ ትግራይ ፍትሒ ዝኾነ ኣይተ ልኡል ሕተቶ

    • @SeyoumBerhe-q5l
      @SeyoumBerhe-q5l 10 วันที่ผ่านมา

      መሓሪ ሃይሉ አቃጣሪ

  • @GetachewGebre-jm6bp
    @GetachewGebre-jm6bp 10 วันที่ผ่านมา

    እስታልን እታ እዝእን ሰበይት ዋላኳ ከምት ዝበልካይን እንተኾና ከምት ዝበሎኦ ቡዙሓት ኣዴታት ትግራይ ከም ዘለዋ ግን ክትርዳእ አለካ ግን ብግልፅነት ሓሳቡ ዝገልፅ ግለሰብ ንክሽቁረርን ንክስኮንን ዝግበር ሐዝ ዉን ካብ ስሕተቱ ዘይማሃር ዓፍን ስርዓት ክትወፅእ ኣለካ

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 10 วันที่ผ่านมา +1

    Stalin, debrestiol Getachew Reda Fetlworq did not lead the wars were saved by Tigray People and TDF Army.

  • @meseretyebio9390
    @meseretyebio9390 10 วันที่ผ่านมา +6

    TPLF be strong don't worry about those idiots

  • @meskeremhenning2937
    @meskeremhenning2937 10 วันที่ผ่านมา +1

    Stalin jegna wedi tigray 👌✅️

  • @mebrahtomteklay1152
    @mebrahtomteklay1152 10 วันที่ผ่านมา +6

    ስታሊን ቂም ምስ ዓጋመ ከም ዘለካ በሪሁልና ኣሎ።መን እዬ ሾርት ሚሞረ ክንሪኢ ኢና።ፀርፈካ ከይተቋርፅ ደብረፅየን ደሞወዝካ ከይቶርፀካ።

  • @fesehadeseta7438
    @fesehadeseta7438 10 วันที่ผ่านมา

    አሀን እነዚህ አባት ናቸው አሁን ዘመን ምንም አባት የለም ሁሉም ፓለቲከኞች ናቸው።

  • @girmayyohannes
    @girmayyohannes 10 วันที่ผ่านมา +1

    በምሓርኛ ዘይኾነስ በእንግዘኛ እውን ክደግማያ ይኽእል እዩ።

  • @Wahismai
    @Wahismai 10 วันที่ผ่านมา +4

    ኔትወርክኻ ተበጢሱ እዩ ምንም ተምፅኦ ነገር የለን

  • @user-zd6ob6ex9y
    @user-zd6ob6ex9y 7 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ዕስታልን ሃዉና አጆካ ሃቅ ዘሃዘ ኩሉ ግዘ ተዓዋታይ እዩ !! ዘሃሞሙ ግለሰባት ጌታቸዉ ረዳ ህሙም ተበላፃይ ሰብስቡ የጉሩዑ አሎዉ ናዎፁ ብማህጎማ ክሁጎሙ አለዎም ???

  • @GetachewTsegay-c6i
    @GetachewTsegay-c6i 10 วันที่ผ่านมา +3

    እሰታሊን ወዲ ዓብይቲ ብዛዕባ ተሰፋአለም ይሕደጎ ካብ ምዕራብ ትግራይ ጀሚሩ እሰካብ ብሮ ፍትሒ ክልልትግራ ብዝሕ ዝዝረፍ ብዝሕ ገብን ዝፈፅመ ሰብ እየ።ብውሽጢመሰመር ደውለለይ መረዳእታ ክህብካእየ። ብዛዕባ አብ ብራከ ሸው ናይ መድህን ሚድያ እና እብሆራይዘን ሚድያ እና ወፅ ንብዕሉ ምንም ገብን ከም ዘይብሉ ገይሩ ፡ካብ አህውድግ ጀሚሩ እስካብ ሕዚ ግዚና ወቅት ብስልጣን ምድላይን ብጥቅሚ ብምድላል ሰልጣን ንምርካብ ኢሉ ናይ ውድብን ህዝብንዕላማ ዝካሕደ ጠላም ማ/ቴውድብ ዝነብረ ሰብ እዪ።ናይ ግዜ ጉዳይ ይክውን እምበር ብሕጊ ምሕታቱ አይቀርን።

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv 10 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ ብውሽጢ ተራኸቡ

  • @haderagidey
    @haderagidey 10 วันที่ผ่านมา +1

    ንስካከ አበይ ነይርካ ከብድካ ገቲርካ 27ዓመት ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ አጥፍእካ ዝበለዐሉ ድስቲ ዝሰብር ኮዳም አብ ጉያ ፀኒሕካስ ትዛረብ

  • @haileashebir9443
    @haileashebir9443 10 วันที่ผ่านมา +2

    ስታሊን ዘርባቢ ንስኻውንኮ ህዝቢ ዓጋመ ሚሞሪ ሾርት አዩ እልኻኮ ህዝቢ ፀሪፍኻ ኢኻ በየናይ ሃንደበትኻ እዩ ትዛረብ ዘለኻ ጨናዊ በድባድ

  • @AassgAsshbf
    @AassgAsshbf 9 วันที่ผ่านมา

    Thank. Stelin g❤

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 9 วันที่ผ่านมา

    እስታሊን ሰባት መሰሎም ተጠቒሞም ሓሳቦም ስለዝገለጹ ሓቂ ይኹን ሓሶት ድሕሪ ባይትኦም እንዳምጽእካ ተጋሩ ምሽምቓቕ ዓቢይ ጌጋ እዩ። እሞ ድማ ኣብ ሚድያ እንዳሰራሕካን ኣብ ስልጡን ሃገር መሰልካ ተኸቢሩልካ እንዳነበርካ ንኣሕዋትካ ኣብ ዓፈና ንኽነብሩ ምፍራድ ድንቁርና እዩ።

  • @AregawiYemane-h9s
    @AregawiYemane-h9s 10 วันที่ผ่านมา +1

    ተሠ ፈለም ለባ ሐሣዊ ህዝቢ ሠበያ ይመሥከር

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 10 วันที่ผ่านมา +2

    Hashker Shabia Meles Zenawi Arkebe Equbay Sebhat Nega Samora Yunis Bereket Simon destroyed TPLF and Tigray People.

    • @gulomakida6340
      @gulomakida6340 8 วันที่ผ่านมา

      ሓሳብ ሃብ እንተልዩካ ወይ ሱቕ!

    • @tigrayarmy2293
      @tigrayarmy2293 8 วันที่ผ่านมา

      @@gulomakida6340 shut your mouth Chenawi Meles Zenawi cadre who surrendered BADMA ZELAMBESA to evil eritrea after the Tigray People won the wars .

    • @gulomakida6340
      @gulomakida6340 7 วันที่ผ่านมา

      @@tigrayarmy2293 ምሕረት የውርደልካ ከምቲ ፅሑፍካ ደንቆሮ ምበልኩኻ ግን እንታይ ይዓብስ?!
      ዝበልካዮ ጉዳይ መሬት ንምግላፅ ምፅራፍ ኣየድልን እሞ ዋሕዲ ፍልጠት ከምዘለካ ይግምት!

  • @KidanuFkadu
    @KidanuFkadu 7 วันที่ผ่านมา

    ቀጽለሉ

  • @alemtesfay-g3t
    @alemtesfay-g3t 10 วันที่ผ่านมา

    እንዴት እድሜ ልኬ ልግዛ ይባላል?የኣዲግራት ነዋሪዎች

  • @tadessegebreegziabeher8045
    @tadessegebreegziabeher8045 10 วันที่ผ่านมา

    ኡዙይ ናይ ህወሓት መፀለምታ ኢዩ።ቀደም እንታይ ጌይረን ዘይኮነስ እቲ ዝተዘረበኡ ትኽክል ዲዩ ወይስ ኣይኮነን እቲ ሕቶ ክኸዉን ዝግበኦ እንበት እቲ ሓደ ንብልፅግና ብዕራይ ሓሪዳስ ኣብሊዓ ዝባሃል ፀለም ምንም ማይ ኣይቋፅርን።

  • @yikunoabraha5888
    @yikunoabraha5888 10 วันที่ผ่านมา

    ሰታሊን ናይቲ ውድብ ቀል መቀበሊ እንተሰሚዓኻዮ ብናይ መደብ ቃልሲ ጀሚሩ ብመደብ ቃልሲ ወዲእዋ።ካብቲ ዝገርም ግን ንየናይ መደብ ከምዝቃለሰ ሓንቲ ቃል ግን ኣይገለጸን። ብዙሓት ተጋሩ ውድብና ኮሚንሰት እዩ እናበሉ ክዛረቡ ከለዉ ኣይቅበሎን ነይረ። አብዚ ዘለናዮ ዓለም መደብ መሰረት ዝገበረ ቃልሲ ሰሚዓ ኣይፈልጥን።

  • @EmonMak-h1l
    @EmonMak-h1l 9 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ባዓል ዉሎታና ኢኻሞ ኣይንርስዐካን ዘመኑ ዘመነ ኣካሒዳ እዩ ህዝቢ ትግራይ ድምፂ ስኢኑ ድምፂ ኣብዝኮንካሉ ኣብቲ ፀልማት ጊዜ እቶም ንዓካ ክፀርፉ ዝዉዕሉ ዘለዉ ኣብ ቀምሽ ኣዲኦም ተሓቢኦም ዝነበሩን ንኣዲስ ኣበባ ዝሃደሙን ሰላም ምስኮነ መፂኦም ነቲ ኣብ ቃልሲ ዘነበረ ዘንቋሹሹ እዮም እሞ ኣይትገደሰሎም

  • @meseretyebio9390
    @meseretyebio9390 10 วันที่ผ่านมา

    Thank you stalien

  • @RigatGebrewahed
    @RigatGebrewahed 9 วันที่ผ่านมา +1

    ስታሊን ጀግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ አዞኻ ቀፅለሉ አብ ጎኒ ህወሐት ኢና

  • @zerayaflegne3557
    @zerayaflegne3557 10 วันที่ผ่านมา

    ናይሕወሓት መራሕቲ ደሪቆም ማለት እንታይ ሓዱሽ ነገር ኮይኑ እዩ? ትኽኽል ክምዕንጨይቲ ዝደረቑባ!

  • @SaraHuluf
    @SaraHuluf 9 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ጅግና ፀረ ባንዳ ቀፅለሉ ኣብሽር

  • @jobrook3995
    @jobrook3995 10 วันที่ผ่านมา +1

    Why you don’t focus on idea rather personal criticism bla bla

  • @ዩናኤልወልዳይ
    @ዩናኤልወልዳይ 10 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ካብ ገዛ 3 ቖልዑ ክስእን ከሎ ንስኻ 3 ቖልዑ ኣምፂእኻ ወረኛ ኢለካ ኣለኹ

  • @Wahismai
    @Wahismai 10 วันที่ผ่านมา +4

    አይትብከ !!¡!!!

    • @yashenfalgena6247
      @yashenfalgena6247 10 วันที่ผ่านมา

      ደም ብኸ ድንባር!😮

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 7 วันที่ผ่านมา

    central command እወ ወደይ ኣምፅኻያ .... ጌታቸው ከዳ ከምታሰበይቲ ዝበለቶ ከይትሽውደና ክሽውድ ፈሱ ቆሊፉ ኣብ ስብሰባ ህዝቢ የደናግር ኣሎ።

  • @feralmtesfay1571
    @feralmtesfay1571 10 วันที่ผ่านมา

    ከሙኡ ናበሉ 27 ዓመት ደቂ ዓድዋ ሰለ ዝሸዎድዋን እዩ ስታሊን 😂😂😊

  • @HaftomTadese-wb8wj
    @HaftomTadese-wb8wj 10 วันที่ผ่านมา +3

    ዉይ ሐዝስ ወርዲኻ ወርዲኻ ምስ ሰበይት ምብአስ ጀምርኻ
    ነገሩ ሓቅኻ ካብቶም ዘመዳትኻ ጉጅለ አደመ ንዓኻ ንመሰላትኻን ዝኸዉን ዜና የብሎምን ስለዝ አይፍረደልኹምን
    ዝደረቀ ርእስ ሓደ ናትኻን ናይ ጉጅለ አደመ

  • @ErmiasAtakilt
    @ErmiasAtakilt 9 วันที่ผ่านมา

    አብዝይ አቲኻ ንስታሊን ምፅራፍ ዝቕይሮ ነገር የለን እንተስ ትዕዝብቲ

  • @FisahasaromSarom
    @FisahasaromSarom 7 วันที่ผ่านมา

    ተስፋኣለም ሰበይትካ ዓፅያትካ ክትከይድ ዶ ተሰታውስ ኣብ ዩኤን እንዳሃለወት ሰበይትካ ዘይ ሓለካስ ዝኩሉ ሃተውተው

  • @user-ez2rm4th4n
    @user-ez2rm4th4n 9 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ሎሚ ለዕለዋይ ካድረ ከምዚ ንዓመታ ሐላፊ ቤት ፅሕፈት ህወሐት ኢካ።

  • @geregere-gx8wc
    @geregere-gx8wc 10 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ንፁህ ሰብ ሓደ ነገር ክነግረካ ኩይናት ትግራ ካብ ዉልቀ ሰብ ጀሚሩ እስካብ ጣብያ ወረዳ ዞባ ክልል ሃገር ኣህጉር ዓለም መንነቱ ኣቃሊዑ እዩ ።

  • @machilove
    @machilove 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Ankeretaywedi
    @Ankeretaywedi 9 วันที่ผ่านมา

    Stalin Hero

  • @tesfuamah566
    @tesfuamah566 10 วันที่ผ่านมา +9

    ወገንተኛ አይትኩን

  • @meharihagos4764
    @meharihagos4764 10 วันที่ผ่านมา

    እስታልን ኩሉነገርካ ይፎትዎሞ ግን አብ ጌታቸው ጎን ኩን ንልዕል 36 ዓመት አሕምሞምና እዬም;;

  • @elizabethgebremedhin9819
    @elizabethgebremedhin9819 10 วันที่ผ่านมา

    ክልተ ነገራት ከብል፣ መጀመሪያ እዘን ብዕራይ ሓሪደን ንቫዕቢያ ጋቢዛ እትባሃል ሓፍትና እቲ ሀዝቢ ንምንታይ ብዛዕባ ባዕላ ክሓታ ዘይካኣለ?
    ካልእ ጌታቸው ረዳ ህወሓት ደሪቓ እያ ሓሳብ የብላን ዘበሉ ሙሉእ ኣረፍተ ነገር እንተተቕርቦ እንተዘየለ ንህዝቢ ገዱፍካ ንሓደን ነሓደን ምድጋፍ የድልይ ድዩ?

  • @azebeawete4680
    @azebeawete4680 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሉባልተኛ

  • @azebeawete4680
    @azebeawete4680 10 วันที่ผ่านมา +3

    ኣታ ሽም መጥፍኤ ካባኻካ ንላእሊ ገንዘብ ፈታዊ የለን::_ተስፋኣለም ኣብ ርዕዬት ብዛኣባ ኣብይ ዝተዛረቦ 100% ዘይድግፎ ትኸክል ዘረባ ዘይኮነ ንህዝቢ ትግራይ ቁስሉ ዝትንክፍ እዩ::_: ኣብ ፌደራል እንዳሰርኸ ሰለዘሎ ንነብሱ ክፈርህ ይኸክእል እዩ ስቕ ክብል ይኸክእል ነይሩ ::ምሙጋስዉን ምንቃፍዉን ከይ ተዛረበ ::ገንዘብ ካብዘመደይ ዝበልካዬ ሀሶት ::ሃሳዊ ገንዘብ ፈታዊ ንሰኻካ ብሚዲያ እንዳሳበብካ ::ተሰፋ ኣለም ተማሂሩ እምበሪ ህዉሃት ብስጦታ ዝሃበቶ ኣይኮነን ::ናይባእሉ ገዛ ዘይብሉ ኣብክራይ ዝከራተት ሰብ እዩ ::ታደሞዙ ንቆሉኡ እካ ኣየታኣኸከሎን '':መነወሪ ኢኻካ ገን

    • @RigatTesfay-nq7wi
      @RigatTesfay-nq7wi 10 วันที่ผ่านมา

      ሽም መጥፍኢ ተኮይኑ ታይ ኢልካዬ ትስምዖ? ለያቡ ትብልዋ ጠፊኢኩም ?

  • @tesfayberhane6716
    @tesfayberhane6716 10 วันที่ผ่านมา +8

    ስታሊን ሕደግ ተነቂሑካ እዮ

    • @betiiberii1698
      @betiiberii1698 10 วันที่ผ่านมา

      shabia wita denkoro

    • @kidanetesfay7123
      @kidanetesfay7123 10 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ሰለዝበለ እዮ ተነቂህዎ ንቁሁ እባ

  • @user-wz4hy5hp7q
    @user-wz4hy5hp7q 10 วันที่ผ่านมา +4

    ብዛዕባ ብርዛፍ ክትዛረብ ሞራል የብልካን ኣንታ ኩርኩ ካድረ ህዝብካን ዓድካን ኣቀድም

  • @desumeku6967
    @desumeku6967 9 วันที่ผ่านมา

    ሓቁ እዩ ዝሓስብ የለን ምክንያቱ ዝሓስብ እንተዝህሉ ጌታቸው ኣብ ውሽጢ ህውሓት ኮይኑ TDF ከይስዕር ፀላኢ ክስዕር ንፀላኢ ዝጠቅም ዘረባ ብምዝራብ ኢትዮጵያውያን ንዓብይ ሓጊዞም ክስለፉን ሸክሚ ትግራይ ክውስክን ዝገበረ ፀላኢ ዘብዝሐ ፈታዊ ዝቀነሰ የኛ ሰው በመቀሌ ዝተብሃለ ክኮውን ከም ዝክእል ክሓስብ ኔርዎ

  • @RedaeAlemat
    @RedaeAlemat 7 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ስታሊን እካብ ክንድዚ ክትወርድ ኢለ ሓሲበ ኣይፈልጥን ነይረ ግን ናይ ሓደ ወገን ኮንካ መፂእካ መሕዚኒ ብቻ ግን ሎሚ ህዝቢ ነቂሑ እዩ ሽማሽም እናሃብካ ምሹቁራር ፈሽኑ ሓሊፉ እዩ ኣትድከም

  • @endalk6203
    @endalk6203 10 วันที่ผ่านมา

    That is the truth tell them Joseph stalin

  • @tolesaebsa4261
    @tolesaebsa4261 10 วันที่ผ่านมา +1

    አየ ስታሊን! ደብረጽዮን ለይበላ ድዩ? እምባአርከስ ትግራይስ ካብኩሉ ከባቢ ሰብ ወሊዳ እያ እሞስ ካብ ሓደ ከባቢ ዝተወፃፃእኩም ጥቅሚ ዝጎድለኩም ዝመሰለኩም ተፀዋዊእኩም እቱገብርዎ አውያት መተአዛዘቢ እዩ:: ከባብያዊነት ሕማም እዩሞ ንባዕልካ ኢልካ ተፈወስ:: ከምኡውን ንግዜ ዝጠልብ ስራሕ ስራሕ:: እወ እቶት ትደሊ ኢኻ - ዩቱበር እስታሊን!!!

  • @AhmedAkadir-m6o
    @AhmedAkadir-m6o 10 วันที่ผ่านมา +4

    ፀረ ሙሰሊም ምኻንካ ንፊልጠካ ኢና ደጋፊ ናይ ሙፋቲ እንዲኻ ናይ ጀነሳይድ

  • @tadessegebreegziabeher8045
    @tadessegebreegziabeher8045 10 วันที่ผ่านมา

    ዝኾነ ኮይኑ ህወሓት ሕጋዊ ኣይኮነትን ስቕ ኢልካ ኣይትድከም።

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 9 วันที่ผ่านมา

    እሰታሊን ጉጅለ ፃድቃን ሰማዒ አይረክብን እምበር ንጆን መዲድ እዉን ክእግድ አይሐድግን ቂመኛ ጉጅለ ሰቢል በዓል ሰልጣን የውሩዱ አለዉ ዓገብ ይበሃሉ

  • @Daniel-df8mb
    @Daniel-df8mb 9 วันที่ผ่านมา

    ስታሊን ወሪዱ ተራ ናይህወሓት ካድሬ ኾይኑ የሕዝን ።

  • @user-gn4rh8te1d
    @user-gn4rh8te1d 10 วันที่ผ่านมา +3

    አይ ስታልን ታይ እኻ ትብለኻ ንምንታይ ህዝቢ ትስብስቡ ደኻ ትብለኻ

  • @AbaGebremedhin
    @AbaGebremedhin 10 วันที่ผ่านมา +1

    ከመይገሪኻ ኢኻ ዘይትሓስብ በሎልደብረጽዮን ልዘመድኻ ወየካዓ እትገንዘብ ዝሙይለልኻ ደብረጽዮን እሰታሊን ተፈሊጥኻ ኢኻ ለይባ ምኾንኻ የኣኽለካ ህዝብትግራይ ልሸወድኻዮ የኣክል ኣፈታቀበልየኻ ተሽጎጥ ኪድ

  • @ዩናኤልወልዳይ
    @ዩናኤልወልዳይ 10 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ብስምምዕ ክንፈጥር እዩ ዝብሎ ብኪናት ኣይበለን

  • @tadessegebreegziabeher8045
    @tadessegebreegziabeher8045 10 วันที่ผ่านมา

    እሞ ሓቂን እንዲዩ።

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb 7 วันที่ผ่านมา

    Please Focus On the idea of soceity not on the perainality of others

  • @user-vl6ry5ch9j
    @user-vl6ry5ch9j 9 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ነገር እንተሎ ሓሳዊን መምሰልን ብህጊ ዘይሕተተሉ ዓዲ ኢትዮጵያ ከይኮነት አይትተርፍን።ሓሰውቲ ሰብ ስቅ እንተበለ ዝዕዘቦም ከምዘሎ አይፈልጡን።

  • @bereketgebreyohannes843
    @bereketgebreyohannes843 10 วันที่ผ่านมา +2

    ኣንታ ፀማምን ዕውርን ዲኻ ወይስ እናዘለልካ ኢኻ ተንብብ? እንታይ ማለት እዩ ደብረፅንተት እንታይ ተብሂሉ እንታይ መሊሱ እንታይ ግበር ተብሂሉ እንታይ ኣይገብርን ኢሉ? ኣለም መንጀሪኖ ሓዊስካ እዚኦም ተተኽኢሉ ክስቀሉ ነይርዎም። ትግራይ ኮይኑ እምበር☝

  • @redwanmohammed3775
    @redwanmohammed3775 9 วันที่ผ่านมา +1

    I recommend you as your tigraway brother to make some change by inviting people who need to talk and inform the people (such as Getachew Reda or Debretsion) instead of you uploading lots of videos and talking shit. You only speak from your emotions and miss your threads in your speech. Pick up ideas from yourself that can benefit you and tigray instead of you wasting your time and ours. Or tell openly if you get anything from TPLF that favors you so we all know.

  • @tesfaygebregiorgis4960
    @tesfaygebregiorgis4960 10 วันที่ผ่านมา +4

    ስታሊን ሓፃቢ ሞዓኮር ስብሓት ነጋ ሓሻዊ ከባብያዊ ወዲ ዓድዋ ወዲ ተረዋኢት ሰለ ዓጋመ ዝምልከተካ ኣይኮነን

    • @yared-jg3pz
      @yared-jg3pz 10 วันที่ผ่านมา

      🏊🏽‍♀️🏊🏽‍♀️🏊🏽‍♀️🏊🏽‍♀️🦈🦈🦈🤫

  • @Manjuse252
    @Manjuse252 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዋና ጉቦኛ እሱብ

  • @user-eu9gk5tt2e
    @user-eu9gk5tt2e 9 วันที่ผ่านมา

    ኦስታሊን ጌታቸውን ፃድቃንን ሓሳብ የብሎምን ፃድቃንን ስልጣን እዩ ዝሓስብ ጌታቸው ድማ ቨድኳ ሓተላ አረቂ እዩ ዝሓስብ እምበር ባንዳ እንታይ ሓሳብ አለዋ።