Hi Tedy press I think you going in a wrong direction You gave so many times to the other Media to criticisms. Why you very concerned about this Midia than other goals to find
I don't think it is bad to bring the current situation to discussion. As community we need to learn how to understand each other and how to organize our community. We have been failing for decades because we have been naive without proper working conditions.
Great job, Tedy press.
Bere is great! Very mature and knowledgeable person. I enjoy his analysis and decent analytical skills.
❤ it
ስራ ከምፈታ ልጄን ላፋታ ይብሉ ኣምሓራ
Dr Sara has stolen our doneted money to ERISAT. We need it back.
እናንተ ኢትዮጵያዉያን አይደላችሁም ስለ ኢትዮጵያን አትጻፉ አትናገሩ!!!
Oh Teddy Press,you are campaigning for ERISAT to fall
Hi Tedy press I think you going in a wrong direction
You gave so many times to the other Media to criticisms.
Why you very concerned about this Midia than other goals to find
I don't think it is bad to bring the current situation to discussion. As community we need to learn how to understand each other and how to organize our community. We have been failing for decades because we have been naive without proper working conditions.
💙🩵💙🩵❤️💛
ንሃይለ ሳምኤል ቻይና ጅግና እንተደኣ ኢሎሞ ጽባሕ ኤሰያስ ጅግናዩ ክብሉና ስለዝኽእሉ ሳባሳትን ግሩባን ምግዳፎም ይምረጽ
💙💙💙🌿🌿💙💙
ኣብዛ ክንዲ መሽረፈት ዘይትኣክል ሰለስተ ሚልዮን ህዝቢ ጥራይ ዘለዋ ኤርትራ ፥ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ፡ እስላማዊ ጂሃድ ሓሪዶሞም ፡ ብዓረብ በደዊን ራሻይዳ ተጨውዮም ፡ ኣዋልድ ኤርትራ ንባርነት ወሲብ ተጨውየን ፡ ኣብ ኬንያ ቀላይ ቱርካና 15 ኤርትራውያን ጥሒሎም ሞይቶም ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትግራይ ክልል ኣምሓራ ኤርትራውያን ተጨውዮም ፡ ሓኻይም ዓረብ ኩሊት ናይ ኤርትራውያን መመዝሕቖም ይሸጥዎ ኣለዉ ወዘተ ዝብል ዜና ክትሰምዕ ንቡር ውርደትን ሕስረትን ናይ ኤርትራውያን እዩ። ካልእ ፥ ኤርትራውያን ሰኺሮም ተባኢሶም ተቓቲሎም ፡ ሓደ ኤርትራዊ ሰበይቱ ቀቲልዋ ፡ ሓደ ኤርትራዊ ኣሸሓት ዶላር ገንዘብ ናይ ኤርትራውያን ሒዝዎ ጠፊኡ ፡ ኣብ ኤርትራ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኣብ ልዕሊ 300 ኣብያተ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ ፡ ኣብ ገደብ ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝበሃል ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ኣሸሓት ኤርትራውያን ከም ባሮት ይግፍዑ ኣለዉ ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብቲ ድሕሪ ያኢ ሰላሳ ዓመት ዘቑጸረ "ናጽነት" ዝበሃል ዝስተ ማይ ፣ ሓይሊ ኤለትሪክ ፣ ኣገልግሎት ኢንተርነት ፣ ኣገልግሎት ሕክምና ... ኣብ ኣስመራ ከተማ ፈጺሙ የለን። ብሓጺሩ ፡ እዚኣ እያ እታ "ተጋዲልና ሓራ ኣውጺናኣያ" ዝብልዋ ኤርትራ ሎሚ ናብ -- "ናይ ኣፍሪቃ ገሃነም" -- ዝቐየርዋ።
ስላም በሬ፡ ስለቲ ኩሉ ግዜ ትህቦ ፍትሓውን፡ ሕልናውን ትዕዝብትኻን ትንታነኻን ልዑል ምስጋና። ኣብ ልዕሊ ጸላእ ዘሎ ተወላዋሊ መትኸል ናይ ደለይቲ ፍትሒ ግን ክሳብ ሓዱሽ ተጻባኢ ዝረክቡ እሞ ናብ ህግደፍ ዘምልሶም ሕቶ ኮይኑኒ።
ብትወደ ድ ተአሰር እተለሞ ዝእሰ ተፈታሕእተለሞዝፈታሕ ሕጅውን ተአሰር እተሎሚኒኪእሰርየ ዝብል ሻዓብያ አብሲሩኡ ዘሸነቶ,ተጋዳላይ ዩ::
ከምዚ ዝተባህለ ፥ ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ እቲ ዘጕህይን ዘፍርህን እቶም ኣብ ኩሉ ውዳበን ምንቅስቓስን ኣብ ጁባታቶም ኣንጭዋታት ወይ ኣናጹ ፣ ብፍላጥ ፣ ተሸኪሞም ዝመጹ ሰባት እዮም። ቅድም ነዚ ኣብቶም ናይ ጀብሃ ሻዕብያ ተረፍመረፍ ከም ቅቡል ይውሰድ ኔሩ ፡ ሎሚ ግና ኣብ መንእሰያት ናይዚ ወለዶ ውን ይስዕርር ኣሎ።
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
በዓል ዶክተር ሳባ ንኣቶ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፡ ኣይንደልየካን ኢና ተኣለየልና ፡ ትብላ። ሕራይ ግርም ፡ ንኣባላት ቦርድ ኤሪሳት "ኣይንደልየኩምን ኢና ፡ ንብረት ህዝብን ገንዘብ ህዝብን ብጸብጻብ ኣረኪብኩም ፡ ተኣለዩልና ፤ ህዝቢ ዝመረጾ ሓድሽ ቦርድ የድልየና እዩ" ፡ ህዝቢ እንተበለ ፤ ከም ዝኸነበት በቕሊ ወይ ከም ውልቀመላኺ ኢሳያስ እንታይ ዕጥይጥይ ትብሉ። ሎሚ ውን ካብ ዝባን ኤሪሳት ብኽብረትኩም ተኣለዩ ።
እቲ ዘገርም ኢሳያስ ሃገርና ሒዙ ኵድም ፡ በዓል ሳባ ኸኣ ንብረትን ገንዘብን ኤሪሳት ሒዘን ኵድጭ። ንስኻትኩም ኣብ ኤርትራ እተምጽእዎ ሰላምን ደሞክራስን የለን ፡ ብኽብረትኩም ተኣለዩ ።
ሰላም ሰላም ቴዲ ምስ ኩቡር ጋሻኻ በሬ😍😍😍
ሰላም አሕዋተይ ተመስገን አምላክ ለባማት ከማኩም ዝሃበና እቲ ሓሳብ ጽቡቅ ኢዩ እቲ ሽግር ፈጣሪ ለባም መካሪ አይፈቱን ኢዩ ማዐረ ማዕረ ምስኡ ሕጊ ይሃሉ ይመሰለኒ
Tedi tsbuk medeb Biko hawna tesfana kab kemakatkum abeyti sebat u💙 tedi hitoy niaka nab satellite ziatu tekoynu nmntay kemtom mkniyat gierom haremrem zblu hagez zeyhatetka hakegna kalsi zkales kemaka u tebarek gn kea aytiwetsae hitetena ok
💙💙💙💙💙💙💙💙