ምስ አደካ አብ ዳመስተ ትጋነ ተለካ😭ስሚዕቱ 😱ሓኒቀ ቀቲለያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @ሊሊይቱብሊሊይቱብ
    @ሊሊይቱብሊሊይቱብ 3 วันที่ผ่านมา +675

    ማኣዛ ኩሉ ጊዜ ትምፃእ ትቡሉ👍ረጊፁኩሙኒ ሕለፉ😂😂❤

  • @mesturamamye7026
    @mesturamamye7026 3 วันที่ผ่านมา +307

    ማእዚየ ፅቅቲ ፕራንክ ቀፅልሉ ናይባዕላ ዩቱብ ትክፈት ትብሉ ላይክ ❤❤❤❤

  • @SalamaSalama-c5m
    @SalamaSalama-c5m 3 วันที่ผ่านมา +371

    ካብ ወፅኻ ምትርፍ ይሰወርኹም
    አነ ዘገጠመን ለማዕት ንግሆ ትለዕል ገፀይ ትሓፅበ ካብኡ ኣብነ ዘሰማያት ደገመ ጀዋለይ ሕዘ መበለ 2ይ ፍቅ እዩ መደቀሰአይ ቅዱምኡ ግና ሕቀአይ ይቅንዝወኑ ነየሩ ካብኡ ታኾይነ ሕቀአይ ይብል ልከ ሕቀአይ ከም ዝሰበረ ነብሰይ ነግሪኒ 😭😭ካብእ መዕጾ ኻፍት ኣብ ደረጅ ክወሪድ ሸተተ እለ ይወድቅ ሕቀአይ ትገንየ ንድሕሪት አየ ወድቀ ካብኡ እዉ😭😭😭 አንበልኹ ልበይ ጠልምኒ ልበይ ዝህርህ ኣብልኒ ኣጋጣሚ ዓመአይ ኣብ ሰሎን ነብርም ሰመዖምን እንታይ እዩ እዝ ድምፅ እናበሉ ወፀም ዕሞራ ዝሰሪሑ አለዉ ኣብ ትሕተና ኣነ ኣይመሰሎመይ ጀዋለይ ጫመአይ ናበይ ሃም ዝወደቁ ኣይፈልጠይ ድሕረኡ ሰላማ ሰላማ ድብል ድምፅ ይሰምዕ ካብ ምንጋር ስአነ ኣብየት ምብል ሰአነ ኣብ ኣፍ ሞት ትድሕዝ ምትንፍስ ሰእነ በቃ በይነ ደጋፊ ሰእነ ጋዓሪዓሪ እናበልኩ ዓሞታት ውን ኣይረኦይኒ እቶም ዕሞራ ዝሰሪሑ እዩ ዝሞሰሎም እት ድምፅ ካብኡ ድሕሪ ደቃይቅ ትልዕል ውነአይ ፈልጠ ጀዋል ጫመአይ ሕዘ ናብ ትሕት ፍቅ ይወሪደ ልበይ ደገፈ ካብኡ ኣብ ሰሎን ይረኽቦም ዓመታት ይ ካብኡ ታይ እዩ እዝ ድምፅ ይብልኒ ኣነ እየ ወደቀ ኣብ ደረጆ አለዮም ብጣዕሚ እዮም ደንጊፆም ካብኡ ድሕና ደኺ ይብልኒ ሕቀአይ ወደቀ ይብለም ሕኪሚና ኽዲ ሰዋገ ፀዉዕ ይብለኒ እናትቃዘዉኹ ዳሕና እየ አለዮም ካብኡ ከይትሰሪሕ ንለማዕት ፀገም የብለይ ይብልኒ ካብኡ ኣዕሪፍ ይብልኒ ትመልሰ ናብ መደቀሰአይ ኸይደ ይድቅስ ላመፁ ሐሽኪ ዶ ይብልኒ ህንዳኣፈይ ንሰም ጭንቅቅ እልዎም ሕቀኺ ትሰብርኺ ከይትኾኒ ይብልኒ ብተለይ ኣፍት መጀመሪያ ልበይ ድሕሪ ድቃይቅ አየ ህይወትይ ዝፈለጥኹ ደጋፍ ሰአነ ሕቀአይ ልበይ ባሓደ ሰንጥቆም ሕዝምኒ ምትንፍስ ሰእነ 😭😭ማርያም እንድዕ ዝብሎ ጠፍእኒ ሐዚ ልበይ ሕቀአይ ሰንጥቆም ሕዝኒ ብጣዕሚ ይቅንዝወኒ አሎ ኣሕዋተይ ኣብ ፀሎትኹም ዘከሪኒ ሓፍትኹም ካብ ወፀኻ ምትርፍ ይሰዉርኹም አግዚአብሔር አምላክ ሰደትና ይሕፅረልና እስት ልማዕት ገብረ መንፈስ ቅዱስ ካብ ሞት ዝዳሓኑኹሉ ይኡዋ አመሰግንለይ ምልአ ምሕረት ከገብረለይ ኩብራተይ ❤🙏😢

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 3 วันที่ผ่านมา +20

      ዛሓፍተይ ፈጣርይ ምስኪ ይኩን ግን ሕክምና ክዲ ሕቆኪ ተገሚኪ ከይትኮኒ ላተቀንዘኪ አይትስርሒ ኪዲ ሕክምና በይዛኪ😢

    • @AszZsa-lt6mk
      @AszZsa-lt6mk 3 วันที่ผ่านมา +6

      ዋይ ማዕረይ እጀኪ ኣምላክ ምሳኪ ይክን❤🙏

    • @እልሻዳይእካአምላከይ
      @እልሻዳይእካአምላከይ 3 วันที่ผ่านมา +9

      አይ ሰደት ፆሎት ቁዱሳን ኣይፈለይኪ ዝሓፍተይ 😢❤❤

    • @rozibirhanu9233
      @rozibirhanu9233 3 วันที่ผ่านมา +7

      ተመስጌን እንኳዕ ተረፍክ ግን ሕቆኽ ኣጋጣሚ ንድሓር ችግር ከየምፀልክ ሕክምና ከይድኽ ቸክ ግበር እዛ ሓፍተይ😢🙏🙏🙏❤❤❤

    • @rozibirhanu9233
      @rozibirhanu9233 3 วันที่ผ่านมา +4

      ተመስጌን እንኳዕ ተረፍክ ግን ሕቆኽ ኣጋጣሚ ንድሓር ችግር ከየምፀልክ ሕክምና ከይድኽ ቸክ ግበር እዛ ሓፍተይ😢🙏🙏🙏❤❤❤

  • @MediGalTesfay
    @MediGalTesfay 3 วันที่ผ่านมา +131

    አድነቅቲ ያርያድ ዝኮንኩም ዶሞ ዝወለድክ ንክትወልዳ ውላድ ዘለና ውን ገረ መንፈስ ቁድስ ይጋንየና አሜን ❤❤❤❤❤

  • @MdKarim-el9dm
    @MdKarim-el9dm 3 วันที่ผ่านมา +53

    ኣረ ማማዋይ ብስሩ የትኻኣልክይ ማርያምን ምስ መዳመይ ተባኢሰስ ፈታሕ ኣብልክኒ ማማዋይ ፅሪቲ ❤😂❤❤❤❤❤

  • @سلطانسلطان-ت8ص9ت
    @سلطانسلطان-ت8ص9ت 3 วันที่ผ่านมา +43

    ማኣዛዋይ ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኪ ቡኡነት ደስ ክትብሊ❤❤❤❤❤❤

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 3 วันที่ผ่านมา +82

    ኣጥዒሙልኪ ማኣዛ ሽኮር😂😂😂

  • @tube-de8eq
    @tube-de8eq 3 วันที่ผ่านมา +40

    ፍቅር የሆንሽ እናት የኔ ልዩ❤❤❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 3 วันที่ผ่านมา +13

    ያሬድ ግን ከምኡ ኢልካ ዓምቅ ኣይትበላ ዋይ ወዲ ኣይእዘዘይ ድዩ እና ቆልዓ ምሰል ዋእ መልሓስካ ልስለስ ኣብሎ ውለድሉ ቆልዓ ከጥዕመልኪ ስረ በእውነት መኣዛዋይ ❤❤❤

  • @ጓልኣሉላyoutube-r7u
    @ጓልኣሉላyoutube-r7u 3 วันที่ผ่านมา +53

    ማኣዛዎይ ናባዕላ ይቱብ ይከፈታ ልትብሉ ላይክ ግጨዩ❤

  • @KusuHaftiyshukor
    @KusuHaftiyshukor 3 วันที่ผ่านมา +20

    ክክክክክ 😅😅😅 ሞይተ እየ ማኣዛዋይ ማዓረይ ግን ይመችክይ እናለ ኣይትጥፍእና ማሚተይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤

  • @JbBb-l8o
    @JbBb-l8o 3 วันที่ผ่านมา +34

    ሃለዉ በል ሃለዉለዉ ኣይ ትበሊ ኣይ ትበላ ዱሁል ወሊዳትካ እያ ያሬድ ቆርማድ ኣፅለአ

    • @HMm-u8i
      @HMm-u8i 3 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

    • @rawdarawda7106
      @rawdarawda7106 2 วันที่ผ่านมา

      Etay geru haku eber 🙄

  • @Лфото
    @Лфото 3 วันที่ผ่านมา +52

    ያሬድ ግን ጅም የህስሰካ አሎ ጂም ሕማቅ እዩ ብደረትካ ከምትሓስብ እዩ ዝገብረካ !! ማአዚየ❤🎉😊 ማዓረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ምስ ደቅኪ ዛምበይተይ ውቅብትን ውርዝይትን አዶ ሓፍቲ ደቅኪ ሓፍትና ኢኪ እና ጎበዝ አለኺ አብ ፕራክ አፀቢቅኪ ንኩሎም በልዮም

  • @HadshTesfay-d8g
    @HadshTesfay-d8g 3 วันที่ผ่านมา +31

    ማዓዛዋይ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዋ ግን እቲ ዓብዪ መንእሰይ ግን ሓውኪ ድዩ ወድኪ ያሩ ካዓ በደካ ኣይሕፈርን እዩ እና ናበይ ክትወፅእ ወ ህድእ ኢልካ ኣረደአያ እካ ❤❤❤❤

    • @AzimeraKahaSi
      @AzimeraKahaSi 3 วันที่ผ่านมา +1

      ሓዋ ይኡ

    • @ፋድሻፋሚሊ
      @ፋድሻፋሚሊ 3 วันที่ผ่านมา

      ሓዋ እዩ መስለኒ

    • @DONATentertainment
      @DONATentertainment 3 วันที่ผ่านมา +1

      ሓዋ አዩ መዓረይ ብሸሞም ለ ደምሩኒ ዋ

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 3 วันที่ผ่านมา

      ​@@AzimeraKahaSi ደምርኒ🎉❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 3 วันที่ผ่านมา

      ​@@ፋድሻፋሚሊ ደምርኒ🎉❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 3 วันที่ผ่านมา +47

    ማኣዛየ ንያሬ እና ንኤፌ ምስ ሰሉ ኮንክን ሓዳር ክገብረ እየ ኣለኪ ፕራንክ ግበረዮም ሰሉ ለ
    ንማኣዛ ደገፍት ኮንክን ትፅዋተሎም😄ናይ ለሚዕንቲ ብራንክ ማኣዛየይ👌

    • @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
      @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን 3 วันที่ผ่านมา

      ደምሩኒ🎉🎉

    • @Jayed-he3bf
      @Jayed-he3bf 3 วันที่ผ่านมา +6

      እሞ ያሬድ ይሪኦ ኣሎ ኮአዩ ዝፅሑፍ ክክ😮😅😅😂😂😂

    • @gene6075
      @gene6075 3 วันที่ผ่านมา +3

      ክክክ 😂 በዚ ፅሒፍኽዮ ብመሰንጀር ናይ ባዕላ meaza ABreha ዝብል ኣለዎ ብእኡ ኢኹም ክትፅሕፋ ዝግባእ ::

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm 3 วันที่ผ่านมา

      @@Jayed-he3bf ኣይ ሰቀ ኣሰቲ🤣

    • @GhDh-x9x
      @GhDh-x9x 3 วันที่ผ่านมา

      ደጋፊትኪ እየ😂😂

  • @SaraaNajai
    @SaraaNajai 3 วันที่ผ่านมา +9

    ኣረ ፅብቅ እዩ ሓደ ሓደ ግዘ ብከምዚ ንዑ ደቢረኒ😘 ፀኒሑስ ምስ ሪአኩዋስ ኩሉ ነገረ ረሲዓዮ😅🥰🥰

  • @ዓቃልስደተኛ-ሰ9ዘ
    @ዓቃልስደተኛ-ሰ9ዘ 3 วันที่ผ่านมา +19

    ማዓዛዋይ ፅርይት ፍጥረት አረ ስረ ከጥዕመልኪ ኩሉ ግዜ ስረ ግበር ❤❤❤❤❤

    • @TsegaTsega-k1o
      @TsegaTsega-k1o 3 วันที่ผ่านมา

      አረ😠😠😠

    • @مريم-غ1م4ظ
      @مريم-غ1م4ظ 3 วันที่ผ่านมา +2

      ዋይ እኒኤካ ምኽሪ ንሰንስ ንስኪ ስለ ዝመከርኽየን ኣይገብራይዋ እንተንስኪ ግን ኣይከምኡይ ኣሽካንዶ እዚአን ዓባይ ባዓልቲ ማዓርግስ ኣንሕና ኣናእሽቶን እውን ስረ ክንገብር የብልናን 🥹🥹🥹

    • @ShaSha-eo6ci
      @ShaSha-eo6ci 3 วันที่ผ่านมา

      ዋኝኝኝ ምስ ሽፎን መነኡ ማዕረግ እንሀዎ 🤔

  • @HffFfy-y9p
    @HffFfy-y9p 3 วันที่ผ่านมา +6

    ማርያምን ኣጥዒሙልኪ ማሚተይ ደስ ክብል ማዓት ሰረ ገይርኪ ፀጉርኪ ኣትሒዝኪ ትምፃ ትቡሉ👍 ግበሩ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ShaSha-eo6ci
      @ShaSha-eo6ci 3 วันที่ผ่านมา

      ማርያምን 🤔🤔ሃለውለው

  • @Netsiyoutube-m8o
    @Netsiyoutube-m8o 3 วันที่ผ่านมา +16

    ኣሲርካ መጨለታ ትወስዳ መይተ እየ ማርያምን ባይ ዘወይ ከጥዕመላ ማዓት እዩ ማማ ማኣዛ❤

  • @MULER1423
    @MULER1423 3 วันที่ผ่านมา +24

    አረ ማዙዋይ ይመችኺ🤣🤣 ያዳዋይ ናይ ባዕላ ቻናል ክፈቱላ ብናይ ባዕላ ትምፃእ❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Museslomon
      @Museslomon 3 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ክብረተይ

    • @MULER1423
      @MULER1423 3 วันที่ผ่านมา

      @Museslomon እሺ ነዓይ ውን ደምርኒ

  • @yfdiok4452
    @yfdiok4452 3 วันที่ผ่านมา +9

    ኹሉ እዩ ደጥዕመልኽንዋ ማማዋይ ፍልይት ፍጥረት❤❤❤❤❤🎉

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 2 วันที่ผ่านมา +2

    ማማ ማኣዛየይ ይመችክን😂❤❤❤❤
    ናይ ወድክን ምክሪ ለ ብጣዕሚ ፅቡቅ ለባም እዩ❤❤❤🥰🥰🥰

  • @TytTyt-v9i
    @TytTyt-v9i 3 วันที่ผ่านมา +21

    ሽፎንዩ ዘጥዕመልኪ ምጥዓምስ ዋ ግን ይሞችኺ ማአዛዋይ ሞይተ😂😂😂😂❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @liyatTigraweyti
    @liyatTigraweyti 2 วันที่ผ่านมา +2

    ማኣዛዋይ ማዓረይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ናይ ባዕልኪ ይቱብ ክፈቲ❤👏

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 3 วันที่ผ่านมา +33

    ኣንሽቲ ውቅሮ ኣይተካኣላይ ፕራክ ማማ ኣባዲለ ልዓደ ፕራክ ልወደን ማኣዛ ልወዳ ይመቸክን😂

    • @HabeshaFx-d4h
      @HabeshaFx-d4h 3 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂 ይሞቸየን 😂😂

  • @menkemegziabihar8699
    @menkemegziabihar8699 3 วันที่ผ่านมา +23

    ማዓዛዋይ ማዓረይ ኣስሕቅክኒ እሰይይይ ከጥዕመልኪ እካ ፅርተይ ፍሽክክ ኣብልክኒ❤❤❤😂

  • @Tiji-R8
    @Tiji-R8 3 วันที่ผ่านมา +55

    ገብረመንፈስ ቅዱስ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ደምሩኒይ ኣሕዋተይ ማዓረይ❤ኣይክፈሎን ዋ 🤲🙏

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 3 วันที่ผ่านมา +18

    ዋይ ማዓዛ ሽኮር ዘይፈልጠኪ ሰብ ዝወለድኪ ኣይመስሎን 😂😂😂😂😂😂 edmen tenan yhabkum ❤❤❤ketebkelki maazaway shkor

  • @SfgGgh-h3k
    @SfgGgh-h3k 3 วันที่ผ่านมา +17

    ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኪ ማአዛየይ ፅሪቲ❤❤❤❤

  • @MaMa-h9t6p
    @MaMa-h9t6p 3 วันที่ผ่านมา +14

    ኩሉ እዩ ዘጥዕመልክን ማኣዛየይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤ማሚተይ❤

    • @ሸዊትጋልሽረ
      @ሸዊትጋልሽረ 3 วันที่ผ่านมา

      ደምሩኒ መዓረይ

    • @MaMa-h9t6p
      @MaMa-h9t6p 3 วันที่ผ่านมา

      @ሸዊትጋልሽረ ደሚረኪ ፀኒሐ እና ማዓረይ

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 3 วันที่ผ่านมา

      ​@MaMa-h9t6pደምርኒ🎉❤❤

  • @udyhdt6106
    @udyhdt6106 3 วันที่ผ่านมา +18

    አር ይመችኽን ፂሓይ ገፂ ለባም ረዶ በኡነት❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawitYodahe
    @MerhawitYodahe 3 วันที่ผ่านมา +7

    አረ ከጥዕመልኪ ማዓዛዋይ😂😂😂 ግን ከምታ ዝበልክያ ንፕራንክ እምበር ቀምሽካ ሰናይ❤❤❤

  • @Tigeraweyti
    @Tigeraweyti 3 วันที่ผ่านมา +2

    ማኣዛዋይ ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኪ ይሞቺኺ❤️ሞይተ እየ ስሓቅ ፈታ ኣቢልክና😂😂😂

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 3 วันที่ผ่านมา +1

    እረ ማዓዛዋይ አሰሕቅክን እሰይይይይ ከጥዕመልኪ እካ ፅርተይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሊቀመላእክትቅዱስገብ-ቈ4ሐ
    @ሊቀመላእክትቅዱስገብ-ቈ4ሐ 3 วันที่ผ่านมา +18

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክብራተይ❤❤❤

  • @Ahfromawti
    @Ahfromawti 2 วันที่ผ่านมา

    ኣረ ይመችዋ ደሰ ክትብል ማርያምን ከጥዕመልኪ ማኣዛዋይ ክተንብብያ ተሰፋ ይገብር እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃበን ነደታትና❤ናኣናለ ሰደትና ኣሕፂሩ ምሰ ወለድና የራክበና🥰🙏

  • @ጓልትግራይመቐለ
    @ጓልትግራይመቐለ 3 วันที่ผ่านมา +3

    ማዓዛዋይ ይሞችይኪ ኣሰይ ክደይ እካ የጥዕመልኪ ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @Asgjh2
    @Asgjh2 3 วันที่ผ่านมา +2

    ማኣዛዋይ ኩሉ ግዘ ምፅእና ኣጥዕሙልኪ ናዓልኪ ይትብ ክፈቲ ❤❤❤

  • @Geni-p9s
    @Geni-p9s 3 วันที่ผ่านมา +74

    አረ ማዘር ይመችሺ❤❤❤❤🎉🎉

    • @ሸዊትጋልሽረ
      @ሸዊትጋልሽረ 3 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ መዓረይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@ሸዊትጋልሽረ ደምረን ወለላይ😊🎉❤

  • @Aiden-sr9lj
    @Aiden-sr9lj 3 วันที่ผ่านมา +1

    አረ ማኣዛዋይ ፅሪቲ ይመቸኪ ፀሓይ ገፃ ኩሉ ዘጥዕመላ ፍሊቲ ፍጥረት❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FiGi-d3p
    @FiGi-d3p 3 วันที่ผ่านมา +27

    ማኣዛየይ ክንደይ እካ ይፅብቅ ከጥዕመልኪ❤❤❤❤❤❤

  • @KhanKhan-y6p5h
    @KhanKhan-y6p5h 2 วันที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ጥዕምቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ♥️♥️🎉🎉 ደም የኔ ማሮች♥️🎉🎉

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r 3 วันที่ผ่านมา +6

    ኣሰይ ማኣዛዋይ ፅቡቅ ገርኪ ኘራክ ገርክዮ ሳሓቅ ሞይተ 😂😂😂😂❤❤❤❤

    • @ngstiabrha2500
      @ngstiabrha2500 3 วันที่ผ่านมา

      ዶሞሩኒ❤❤❤

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 2 วันที่ผ่านมา

    ብኡነት ናይ በሓቂ ብጣዕሚ እና ንዛናጋዕ ደቂ መዳም ባኣኪ ይኹን ብኹሉኹም ማዓዛየ ምስ ስድራኪ

  • @UgWf
    @UgWf 3 วันที่ผ่านมา +4

    አረ ይመቸኪ ማኣዛዋይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🤲🫶🫶✍️

    • @NgstKahsu
      @NgstKahsu 3 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @ተመስገንእዩቃለይ
    @ተመስገንእዩቃለይ 2 วันที่ผ่านมา +1

    ያሬድ ግን ረጊድ ልዕሊ መጠን❤❤

  • @rimon1238
    @rimon1238 3 วันที่ผ่านมา +13

    ኣሰይ ከጸብቀልኪ ማሚተይ

  • @tdflove3582
    @tdflove3582 2 วันที่ผ่านมา +1

    ህራሰይ ተቐንጥጡ ንዓኪ ርኤ ማኣዛየይ❤
    ይመችኪ

  • @selammebrhatom1669
    @selammebrhatom1669 3 วันที่ผ่านมา +15

    ይሞችኪ ጓል ዓደይ ❤😂ማሚ ሽኮር 😂😂🎉

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 3 วันที่ผ่านมา +2

    ማዓዛዋይ የተክኣልኪ ይመቸኪ❤❤❤ኣዕርክተይ እኘዉ ደገያ መስሓቅ ክኮን በለ😂😂😂😂😂😂

  • @BriAdoMahlet
    @BriAdoMahlet 3 วันที่ผ่านมา +5

    መኣዛዋይ ለመዓቲ ኣስሕቅክኒ ይመችኩም❤❤❤❤❤❤❤❤ደሞ ኩሉ አዩ ዘጥዕመልኪ❤❤❤❤

  • @brhanekahsay9293
    @brhanekahsay9293 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማማ ማኣዛ ብጣዕሚ እዩ ዘጸብቐልኪ 💙ይመችኺ

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 วันที่ผ่านมา +11

    አረ ማኣዛ ይመችይኪ ብጣዓሚ ደብርኒ ነይሩስ ኣስሕቅኩምን 😁ግን ኣጥዕመልኪ

  • @BrhanMengstu-h1n
    @BrhanMengstu-h1n 3 วันที่ผ่านมา

    እውይ ማኣዛዋይ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ መግለፂ የብለይ ምስ ዓሞይ ተናዲደ ነይረ ሐዝ ብስሓቅ ቆሲለ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኻልአይታ
    @ኻልአይታ 3 วันที่ผ่านมา +11

    ዲማዓዛ ደፎተይ👍

  • @LemlemGEREZIHAR-g7q
    @LemlemGEREZIHAR-g7q วันที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ኩሉ እዩ ዘጥዕመልኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Halifley
    @Halifley 3 วันที่ผ่านมา +11

    Ken lemi ayseakum mkrti ade alarkum mesheallahi des. Ktbli 🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @hiwetdesta9048
    @hiwetdesta9048 3 วันที่ผ่านมา +14

    ይመቸክን መማየይ❤❤❤❤❤

  • @ጓልዕፎይቲ
    @ጓልዕፎይቲ 3 วันที่ผ่านมา +1

    ማማዋይ ደክምኒ ዉዕለ ናብ ድቃሰይ መፅእኒ ነይሩስ ድሓርስ ናበይ ከም ዝከደ😂😂😂

  • @GeeynrKyxoufpu
    @GeeynrKyxoufpu 3 วันที่ผ่านมา +7

    ይመችኽ ማዓዛዋይ ሓላለይ💋💋💗💗💘💘

  • @youstinaTube
    @youstinaTube 3 วันที่ผ่านมา

    ያሬደይ እንኮዕ ተወለድካ ጅግና መኣዛይ ብሽፎን ዘለኪ መዓርግ

  • @Stdyyd-e7h
    @Stdyyd-e7h 3 วันที่ผ่านมา +4

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ማኣዛዋይ ሽኮር ኩሉ እዩ ለጥዕመልኪ ቀፅሉሉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ ግን ሳሓቅ ሞይተ እየ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @BrhanGebreslasye
    @BrhanGebreslasye 3 วันที่ผ่านมา +1

    መዓዛዋይ ከመይ ተዓዲልኩም ፅሪቲ ዝኮነት ኣዶ❤ ኣሜን፫ክብርቲ ኣዶ❤

  • @ሩፍታሰልጣን
    @ሩፍታሰልጣን 3 วันที่ผ่านมา +10

    ይመችኪ ማኣዛዋይ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰😂😂😂

  • @برهانبرهان-م7ح
    @برهانبرهان-م7ح 3 วันที่ผ่านมา

    ሸፎን ጥዑም ዛቤተይ ብዝኮነ ልሰራሕ እዩ ይሞቸኪ❤❤❤❤❤❤

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 3 วันที่ผ่านมา +3

    ማኣዛዋይ ኣፀብቅልክ❤❤🎉🎉ኩሉ ግዘ ንዕ❤❤

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ วันที่ผ่านมา

    ማአዛዋይ ፅብቅተይ❤ሀዝሰ ንያሬድ ትጸርፍዎ ዘለኩም ሰባት ታይ ኢሉ ደማ አደዉኡ ከምዙይ ኢላ ክትወፅእ ደሰሰ ይብል ኮይና ዱዩ አደዋኹም ከምዙይ ኢለን ናብ ውራይ ክክዳ ሱቅ ምበልኩም!ዶ ምምሳል ግደፉ!!

  • @ተዋህዶእዩሃይማነተይ
    @ተዋህዶእዩሃይማነተይ 3 วันที่ผ่านมา +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ👏🥰

  • @abrshaabrshakeshi272
    @abrshaabrshakeshi272 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዜ ምዓዛ ንቅድሚት ይመችኪ ማማ ምዓዛ

  • @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
    @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ 3 วันที่ผ่านมา +7

    ያሬድስ ብዘይ ፕራንክ ውን ሓያል እዩ ብስሩ ግን ዝጅም ግዲ እዩ ብልቡ ገዲፉ ብግልቦቱ ከም ዝሓስብ ጌርዎ ቀስ ኢሉ ዘረባ ዘይክእል😮

    • @ማኪጋልኤልሻዳይ
      @ማኪጋልኤልሻዳይ 3 วันที่ผ่านมา +3

      ከዚ ያሬድ ሓቁ እዩ አደውኡ ዘይአመላ ስለዝኮነ ስርዓት ዘለዋ እድብቲ አዶ ንድሕሪት ከትምለስ ንማለት እዩ ግድን እዩ ድማ ትጋገ አለኪ ሽፎንኪ ግበሪ ባዕለይ ሒዘኪ ክከይድ ድማ ኢልዋ ወላዲ ጥራሕ ትጋገ አለካ ክብል ዘይኮነስ ውላድ እውን ትጋገ አለካ ክብል ግብኡ እዩ እሞ ከምዚላ ዘይባህራ ሒዛ ክትወፅእ ፍቃደኛ አይኮነን ጌጋ ዘለዎ አይመስለንን

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 3 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤​@@ማኪጋልኤልሻዳይ

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 3 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂ይመስል

  • @RgatGebrekurstes
    @RgatGebrekurstes 2 วันที่ผ่านมา

    ፅብቅ ጌርኪ ማዘር ክንደይ ማዓልቲ ማ ❤❤❤❤❤

  • @hayeee5187
    @hayeee5187 3 วันที่ผ่านมา +7

    ዋይ ከም ለማዓንቲ የሰሓቅኩን ምቅርተይ😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh 3 วันที่ผ่านมา

      አወ በሓቂ

  • @HddgehSheytgf
    @HddgehSheytgf 3 วันที่ผ่านมา +2

    😂😂😂😂🎉🎉❤❤❤❤የኔ ዉድ ማኣዛየዮ ካማኪ ይግበረለይ ካብ ስደት ተመልሰ ምስ ጋለይ❤

  • @AlematMezgbo
    @AlematMezgbo 3 วันที่ผ่านมา +3

    ኩሉ የጥዕመልኪ ማኣዛየይ❤❤ ኣድነቅቲ ማኣዛ ደሙሩኒ

    • @AlmazGrmay-b8r
      @AlmazGrmay-b8r 3 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምርኒ❤

  • @WebBb-t4h
    @WebBb-t4h 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማማየይ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @ሱቅጥዑሙ
    @ሱቅጥዑሙ 3 วันที่ผ่านมา +7

    አጥዕምልኪ ማአዛየ❤❤❤❤🎉🎉

  • @محمدمحمد-غ2ض
    @محمدمحمد-غ2ض 2 วันที่ผ่านมา

    ብስሓቅ እፍፍ 😂😂😂አረ ይመችኽን ማማየ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @AsFf-od1fm
    @AsFf-od1fm 3 วันที่ผ่านมา +4

    ጠቅላላ ሞይተ😂😂😂 ማኣዛዋይ❤❤❤❤

  • @MebrhitTeklay-z1z
    @MebrhitTeklay-z1z 2 วันที่ผ่านมา

    ማዓዛዋይ ኩሉ ዘጥዕመልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DggdFbfbhfgffbf
    @DggdFbfbhfgffbf 3 วันที่ผ่านมา +5

    ማኣዛዋይ ክጥዕመልኪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MebiAbadi
    @MebiAbadi 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይመችኪ ማኣዛዋይ ሸኮር❤

  • @makbelgereziher
    @makbelgereziher 3 วันที่ผ่านมา +3

    አረ ትፍለይይ ኢኪ ምቅርተይ አነ ክፈትወኪ❤❤❤

  • @GrmamitHese
    @GrmamitHese 3 วันที่ผ่านมา +2

    አረ ይመቺኪ ማኣዛዋይ ፅሪቲ ክሉ ዝጥዕመላ❤❤

  • @FhfFhf-ks8qh
    @FhfFhf-ks8qh 3 วันที่ผ่านมา +4

    አረ ይመችኪ ማኣዛዋይ ቃፅልሉ❤

  • @okubayburu4186
    @okubayburu4186 3 วันที่ผ่านมา

    ደስ በሃሊት ኣደ ❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ የረድ እውን ምስ ወላዲትካ ሻሂ ምስቲይ ደገ ወጺኻ ምድራር ዕድል እዩ ነዞም 15 ዓመቲት ልዕሊኡ ትሕቲኡ ዘራኣና ወለድናከኣ ከምዚናትኩም ብሓስብ ምጽዋት ምስሓቅ የምጽኣልና ያረድ ግን ቁጭዕ ቁጥዕ ኣትበል ከመንእሰይ ስረስኩን

  • @SabiyaLasedd
    @SabiyaLasedd 3 วันที่ผ่านมา +7

    አረ ይመችክን ማማ መኣዛ ❤❤❤❤❤🎉

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara502 3 วันที่ผ่านมา +6

    ይሞችኺ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md 3 วันที่ผ่านมา

    ፅብቅ እዩ ቀፅላሉ ማሚተይ መዓር አፋ💖💖❤❤🥰

  • @MeyryMeyry
    @MeyryMeyry 3 วันที่ผ่านมา +6

    ማኣዛ ዋይ የኔማር❤❤❤❤❤❤

  • @GsZh-l5q
    @GsZh-l5q 3 วันที่ผ่านมา

    ማኣዛዋይ ንእሹተይ ቆልዓ መስሊኪ ስረ ምስ ገብርክስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Slam-vy5sj
    @Slam-vy5sj 3 วันที่ผ่านมา +3

    ማአዛዎ ክፈትዎኪ🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Vtgugjffkgdgu
    @Vtgugjffkgdgu 2 วันที่ผ่านมา

    አረ ይመችክን ፀሓይ ገፃ ማማዋይ ለባም ብእነት❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @AkhoSara
    @AkhoSara 3 วันที่ผ่านมา +4

    ማኣዛዋይ ሓሪፍ ያዓኺ ይመቸኺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @GdgHs-w5s
    @GdgHs-w5s 3 วันที่ผ่านมา

    ማራ እዩ ዘመልኪዕልኪ ማኣዛ ሓፍተይብጣዕሚ ካኣእንበር❤❤❤የመልኪዕልኪ

  • @gebrugebru1018
    @gebrugebru1018 3 วันที่ผ่านมา +4

    ይመችኪ መዓዛዋይ❤❤❤❤😂😂

  • @AsAs-f9u2m
    @AsAs-f9u2m 3 วันที่ผ่านมา +1

    ዋውውው😂 ማማ ፅሪቲይ አጀክን ቃፅላ ብጣዕሚይ እየ ፍትውውውው ዘብለክን ማሚየይ💖💖💖💖💐💐💐💐💗💗

  • @SGfu
    @SGfu 3 วันที่ผ่านมา +3

    ማኣዛየ የኔ ቆንጀ ደሓወኽ ገበረይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-mi7ik3en7gF
    @user-mi7ik3en7gF 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ 👌ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማኣዛየይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Tiji-R8
    @Tiji-R8 3 วันที่ผ่านมา +34

    ማማ ማኣዛ ውድእቲ ራፐር እኮ መሲልክን 😂 ደምሩኒይ ባ ብሩካተይ🤲🙏

    • @ፅጌ-ዩቱብ
      @ፅጌ-ዩቱብ 3 วันที่ผ่านมา

      መልሲ

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 3 วันที่ผ่านมา

      ​@ፅጌ-ዩቱብ ደምርኒ🎉❤❤

    • @ፅጌ-ዩቱብ
      @ፅጌ-ዩቱብ 3 วันที่ผ่านมา

      @ሶሲናግሬስ እሺ

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 3 วันที่ผ่านมา

      ደምራኒ 3 ክድምር❤❤

    • @Tiji-R8
      @Tiji-R8 3 วันที่ผ่านมา

      ልኩለክን ደሚረክን

  • @ዝማምጓልሽሕማናአወጣሽ
    @ዝማምጓልሽሕማናአወጣሽ 3 วันที่ผ่านมา

    ያርየደይ ንእሽተን ሓወይ አለኒ ንዑኡ መሲልካ ትስመዐኒ❤❤❤❤❤