Tv Sened ቃል መሕተት ምስ ጅግና ነባር ተጋ/ ኣቡበከር ዓሊ ዓንተር ካብ ፊናንስ ፖሊስ ንባርካ፡ርብዳ መዓስከር ስውእ ፍጹም 30 ጥሪ 2025 Part 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • Tv Sened ቃል መሕተት ምስ ጅግና ነባር ተጋ/ ኣቡበከር ዓሊ ዓንተር ካብ ፊናንስ ፖሊስ ንባርካ፡ ርብዳ መዓስከር ስውእ ፍጹም 30 ጥሪ 2025 Part 1
    ኣብቲ ነዊሕ ዝተኻየደ ተጋድሎ ንነጻነት ግደን ኣብርክቶን ጀጋኑን ሓደ ኣቡበክር ዓሊ ዓንተር፡
    Tv sened
    Antonio Tesfay

ความคิดเห็น • 27

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 9 วันที่ผ่านมา +3

    ጅግና ተጋዳላይ ኣቡበከር ዓሊ ዓንተር እንቓዕ ብጥዕና ፈጣሪ ዕድመ ሃበካ ነዚ ታሪክ ጅግንነት ናትካን ናይ ካልኦትን ከተዘንቱ በቓዕካ፡ ንዝመጽእ ዘሎ ካልኣይ ክፋል ብሃረርታ ንጽበየካ፡ ንቲቪ ሰነድ ከም ወትሩ ብዙሕ ምስጋና፡
    ሰላም!!!!

  • @hailomg6987
    @hailomg6987 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዓቦና ወዲ ኣሊ ንዚ ታሪክ ንወለዶ ክማሃለፍ ብመፅሃፍ ሰንዶ: እድመን ጥእና ይሃብካ 🙏

  • @MsBories
    @MsBories 9 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you so much Mr Abubakar Ali for your invaluable contributions to our liberation struggle. Could you please tell me a bit more about Gebile Beyene

  • @kidanehagos7457
    @kidanehagos7457 9 วันที่ผ่านมา +4

    ኣብ ናይ ናዝ የማነ ድምጺ ኤርትራ ዝነበረ መደባት ባኣካል ዝፍልጦም ኮይኑ'ዩ ዝስማዓኒ ነዞም ኮሎም ኣርካናት ጀጋኑ ተመሲጠ ድማ ታሪኾምን ጅግንነቶምን ይከታተሎ:ሕጂ ድማ ወዲ ዓሊ ዓንተር ማይ ሞግዶም ሰትየ ዛዓበኹ'የ ምስ በለ..ፉሉይ ስምዒት ማየይ ስትዩ ዛዓበየ ዓቢ ሓወይ ምኻኑ ፈሊጠ

  • @ኩሩዕኤረትራዊ
    @ኩሩዕኤረትራዊ 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ዓንትር ክምዝነበሪ ኣብ ነእስኒቶ እቲ ስእሊ ኣብ ገጹ የራየካ
    ወሎዱ ቅድም ነበይኑኹም እኹም ክማኹም ክድግም ማለት ዝበት ❤👌

  • @tesfasnqey6690
    @tesfasnqey6690 7 วันที่ผ่านมา

    ሳሆ ሰብኡት ናይ ሰብኡት።❤❤❤❤

  • @tesfaldetabraham8592
    @tesfaldetabraham8592 9 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ወዲ ዓሊ ;
    ታሪኽ መስራትን ሰራሕን ስለዘለዎ :ዋናታትን ስራሕትን ሓርበኛዊ ታሪኽ ብህይወት እንከለዉ ? መሰረት ኣይነበርሮም ኣበርክቶ ውጥም ቅልቅል ክብሉ ተዓዛባይ ምኳን ሕልፈት ስለዝኾነ ::
    በሎ ዳሕዳሓዮ'ቲ ሓቅን ውዕሎን መላእ ህዝብናን :ተራ ተ.ሐ..ኤን ካብ ደንካልያ ክሳብ ቃሩራ :ካብ ኦምሓጀር ክሳብ ናኹራ !!!

  • @408waterman11
    @408waterman11 9 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ዓሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃካ

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 7 วันที่ผ่านมา

    Thank you TV senad very educational programme.

  • @mahmoudismail1443
    @mahmoudismail1443 10 วันที่ผ่านมา +2

    فرق كبير بين جيلكم وهذا الجيل الذي يترك إرتريا لقمة سهلة للهقدف،
    حلقة مميزة من التاريخ والكفاح لهؤلاء الٱباء الأبطال.

  • @ابوهاشم-ت1غ
    @ابوهاشم-ت1غ 9 วันที่ผ่านมา +1

    دائما تستضيف قامات في التاريخ شكرا لهذه القناه الفريق العامل

  • @stefanostewolde9440
    @stefanostewolde9440 9 วันที่ผ่านมา +3

    ታሪኻዊ ጉድለት ኣብ ጉዕዞ ቓልስና ቐልጢፍና ስለ ዘይተዘራረብናሉ ዘሕዝን እዩ ኮይኑ የመስግን ግን ሕጂ እውን መደብ ናይ ተ ሓ ኤ ህዝባዊ ዕላማ ተቐባልነት ስለ ዘለዎ ንቐጽል

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 9 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኣንቶንዮ ናይ ከተማ ስራሕ ከይወደኣ ናብ ሜዳ ትወስዶ፡ ወዲ ዓንተር ንንጉስ ሃይለስላሴ ንንቅታል ኣብ ኤክስፖ ብዛዕባ ዝነበረ ስርሒት ክዛረብ ዕድል ዘይትህቦ፡ ኣይትተሃወክ፡ ብዙሕ ዝዛረቦ ኣለዎ።

  • @alisaleh9869
    @alisaleh9869 9 วันที่ผ่านมา +1

    Wedi Ali Anter

  • @BisheleIbrahim-k9x
    @BisheleIbrahim-k9x 10 วันที่ผ่านมา +1

    Wedi haweboy jegna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadishanan695
    @hadishanan695 9 วันที่ผ่านมา +2

    ali anter aba tergk engan koynu bedmxika neshtey temesleni nerka

  • @debaywa5216
    @debaywa5216 10 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ዓሊ ዓንተር ያሆ

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 9 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤

  • @gebrehiwottesfandrias1028
    @gebrehiwottesfandrias1028 8 วันที่ผ่านมา

    Interestining story

  • @osmanali3776
    @osmanali3776 9 วันที่ผ่านมา

  • @misghinakidane4097
    @misghinakidane4097 8 วันที่ผ่านมา

    Ab rabk dma ms dekika ztebaesu sebat ane aslamay bmkwaney eyom zbeasuni delewu elka ab enda police kesiska. Genzebna wen zserahnayo beliekana eka.

  • @misghinakidane4097
    @misghinakidane4097 8 วันที่ผ่านมา

    Wedi ali nerka hji gn yelekan. Ezi mbaley dma ab kexali kgelxo eye

  • @abrahamtekle7090
    @abrahamtekle7090 9 วันที่ผ่านมา +1

    Wedi ali anter jigna

  • @YewuhansHaile-g1d
    @YewuhansHaile-g1d 9 วันที่ผ่านมา

    69

  • @misghinakidane4097
    @misghinakidane4097 8 วันที่ผ่านมา

    1 ab jebha ktkales koleka bzuhat krstian emnet zelewom tketl nerka . Meregagexi dma tekalesti nay jebha neber ab saudia arebia ydelyuka sle zneberu tegbarka beliuka eritrawyan zeyfeltwo ab rabk zbehal hadimkan tesewirkan nerka

    • @ኩሩዕኤረትራዊ
      @ኩሩዕኤረትራዊ 7 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂
      ከማኻ ጃሱሳት ነይሩም የኹኑ እቶም ትቅቲሎም ትብሎም ዝለኻ

    • @tesfasnqey6690
      @tesfasnqey6690 7 วันที่ผ่านมา

      ጃሱስ ደኣ ክቕንጸል ኣለዎ።እንታይ ዋጋ ኣለዎ።