Samuel Tesfu "Yhirn" ሳሚኤል ተስፉ "ይሕርን" New Tigrigan Official video Music 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 304

  • @senigaltigray2656
    @senigaltigray2656 ปีที่แล้ว +5

    ሳምዋይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ጀጋኑ ኣሕዋትና ክብሪ ንዓኩም

  • @taferemeles2509
    @taferemeles2509 ปีที่แล้ว +2

    Very nice Tigerigna song I love it Ajukhom jeganu Tegaru ❤💛❤💛❤💛⚘👍🙏

  • @ShamGigi-dp9rf
    @ShamGigi-dp9rf ปีที่แล้ว +5

    ሰሚዐ ምምናይ ኣብያትኒ❤❤❤

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว +19

    ተጋሩ ዱኩማት ኮኤና ነዞም ጀጋኑና ላይክ ሼር ስኪ ንግበሮሎም ❤❤❤❤⛱⛱⛱

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ፅሩይ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋወ ይበል ድምፅ ጀግና ደቂ ህዝቢ ትግራይ ቃላት ስኢነ ክገልፅኩም ኢለስ ትግራይ ትስዓር በደቂን በቲ ቁዱስ ፍቅድ ኣምላክ

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zuzublachuturugn8134
    @zuzublachuturugn8134 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ሳሚ ሓውና ተጋሩ ግን ላይክ ሼር ኣይንሕመቅ

  • @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
    @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ 2 ปีที่แล้ว +20

    ኣቱም ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም 🙏🥰

  • @እኖንወድንሓልዉኒቤዛ
    @እኖንወድንሓልዉኒቤዛ 2 ปีที่แล้ว +18

    ሳሚ ጅግና።ጽቡቅ ስራሕ።ብዓወት ተመለሱና ጉልበትኩም ይጽናዕ።ትግራይ ትዕወት

  • @tititube12
    @tititube12 ปีที่แล้ว +4

    ሳሚየ ስሑል ድምፂ❤️💥❤️

  • @mmmfff9982
    @mmmfff9982 2 ปีที่แล้ว +4

    ትግራይ ትዕወት💛❤

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 2 ปีที่แล้ว +13

    ጥዑም ድምጺ ወዲ ትግራይ ጅግና ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑና 💪💪💪💪

  • @waskan9628
    @waskan9628 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤ጀጋንና ንበርልና❤❤❤❤

  • @gibrimikayel2301
    @gibrimikayel2301 2 ปีที่แล้ว +2

    ክንዲ ሽሕ ሓወይ ብዓወት ተመለስ ምስ ብፀትኻ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅላሉ የዉድቀልኩም 🙏🙏🙏
    ደቂ ምዕራብ ምሳካትኹም እንተሃ ልዮ ምንገሩኒ ደሃይ ሓተይን ደሃይ ሰባአየይን ዝሳአንኩ እየ ሸዊት አስገለ ይባሃል ካብ ስዕዲ ዓረብ ዓደይ ከተማ ቆራሪት እዩ 💪💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊ትብፃሕ ናብ ሜዳ ትግራይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ሰሉጋልዓጋመ
    @ሰሉጋልዓጋመ ปีที่แล้ว +5

    ዋዉ ሳሚ ጂግና ይበል ድምፂ 💘

  • @gwgs147
    @gwgs147 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይ ጀጋኑ ትግራይ ንቅድሚት

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 2 ปีที่แล้ว +22

    ዙ ህዝቢ እዙይ ብምንታይ ይግለፅ ሓፂን ዲካ ወርቂ ❤❤❤❤❤

  • @semutemelso9042
    @semutemelso9042 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ትስዕር ትግራይ ትዕወት !!!

  • @loosemon4410
    @loosemon4410 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ትስዕር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጀጋኑ 💊💊🙏🙏❤ኣጀኩም

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግናዋይ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛

  • @magitigraweyti579
    @magitigraweyti579 2 ปีที่แล้ว +32

    ትግራዋይ ኮይንኻ ምፍጣር እኮ ናይ እግዝኣብሔር ዓብዪ ውህብቶን ፀጋን እዩ💛❤🙏 ንበሩለይ ታጋርዋኒ ብዘይ ብኣኹምስ ኣይትውጋሕ 💛❤🙏✊ብቅልፅምና

  • @titititi4973
    @titititi4973 2 ปีที่แล้ว +4

    ይበል ድምፂ ደቂ ሃገር ትግራይ

  • @yaebsera3865
    @yaebsera3865 2 ปีที่แล้ว +3

    ድምፅ ይበል አዪ ጀግና ናና ❤❤❤❤❤🇻🇳

  • @ksaks2420
    @ksaks2420 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰይ ሰይ ጀጋኑና ብሰላም ይምለስኩም🙏💊💊💊💊

  • @aeeacc5627
    @aeeacc5627 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰይ ዝሓወይ ❤💛❤💛🙏🙏ጀግና ትግራዋይ 💛❤💛👌👌👌👌ብዓወት ተመለሱ🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍

  • @ፈቃርእምበርኣይኮንኩንጠላ
    @ፈቃርእምበርኣይኮንኩንጠላ 2 ปีที่แล้ว +8

    ሳሚየ ወዲ ዓደይ እስከ ኣምላኽ 🙏♥️ ምሳኻ ይኹን ብዓወት ተመለስ

    • @gibrimikayel2301
      @gibrimikayel2301 ปีที่แล้ว

      አብዝኦም አንተሃልይኪ / ካ ተሓባበረኒ ሓወይ እንሀ አብኡ ብከመይ ክረክቦ ይክእል 💊💊🥰🥰

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ
    @ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +11

    ጅግና ሓውይ 💖💖💕ትግራዋይነት

  • @ኣቢጋልትግራይ-ቈ6ኀ
    @ኣቢጋልትግራይ-ቈ6ኀ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ጀጋኑና

  • @senittsegay8987
    @senittsegay8987 2 ปีที่แล้ว +3

    ጀጓኑና ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን😘😘😘😘❤❤❤

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ካባካትኩም ምፍጣርና ውህብቶ እግዝኣብሄር እዩ ተመስገን ንዓካ ዝሃበና ፈጣሪ ህዝበይ ሱረይ ትግራይ ደመይ ትንሳኤኩም የርእየኒ ህዝበይ ትግራይ ትስዕር ኣጆኩም💓💛💓💛💓💛💓💊💊💊💊💊💞💞💞💞💞💕💕💕💕💋💋💋💙💙💙💜💜💜💝💝💜💜💛💛💛💜💜💛💓💓💓💓💊💊💊💊

  • @melat3221
    @melat3221 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓጎስ ይምለስኩም ኣሕዋተይ ብዘለኩምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ ማርያም ፅዮን ትሓልውኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Letish190
    @Letish190 วันที่ผ่านมา

    I love this guy. Thank you ወዲ ህዝቢ.. ናይና

  • @ሰላምንትግራይዓደይ-ቐ8ተ
    @ሰላምንትግራይዓደይ-ቐ8ተ 2 ปีที่แล้ว +7

    ፑሉጻት ስነ ጥበባዊያን 👉ሃገርና እንኳዕ ብዳሓን መጻአኩምልና ናይና ⛱✍️🙏♥️

  • @sarahsarah2003
    @sarahsarah2003 2 ปีที่แล้ว +4

    ማርያም ፅዮን ታሓሊኹም ጀጋኑ ደቂ ሪመይ ትግራይ ትስዕር

  • @ጓልራያትግራይ-ቐ8ኸ
    @ጓልራያትግራይ-ቐ8ኸ 2 ปีที่แล้ว +2

    መን አሎ ከማይ ካብ ራኪ ዝመፀ ይበል ዲምፅ ጀግና ሓዉና 🎸🎤🌷❤️💛🥰🥰😘😘💗💗

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +1

    ስነ ጥበብ ተጋሩ ጀጋኑ አብታ ፀበባ አብ ጉድኒ ህዝብኩም ዝኾንኩም❤💛🐅💪love you my people 💋💪

  • @safy9717
    @safy9717 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ትስዕር💪💪💪💪

  • @ayu5264
    @ayu5264 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ትግራይ ጀግና ትግራይ ትዕወት❤️💛💊💊💪💪💪

  • @hntsahailay7904
    @hntsahailay7904 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ሪመይ good job🥰🥰🥰🥰🥰

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ብዓል ፁቡቅ ድምፂ እግዚአቢሔር ብሰላም የምልስክም TDFይ መድሕን ህዝቡ🥰❤️❤️💛💛😘

  • @amanweditgray9253
    @amanweditgray9253 2 ปีที่แล้ว +3

    ሳሚ ዓርከይ ብሉፅ ሓይልኩም ይፅናዕ መድሕን ህዝብና

  • @monaa1226
    @monaa1226 ปีที่แล้ว +1

    King👑💊

  • @kinfewelu4851
    @kinfewelu4851 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳሚ መዓብይቲ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ፈውሲ ናፍቆት መሕረኒት ዝኾነት ዜማ ዘይምካልና እኻ እሞ ክብሪ ንዓኻን ብፆትካን

  • @hshhhdh2734
    @hshhhdh2734 2 ปีที่แล้ว +4

    ሕብንቲ እየ ባአካ ሳሚየይ ማዓረይ ብሰላም ተመለሰለይ ምስ ብፆትካ ወዲ ሓወይ

  • @safy9717
    @safy9717 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ትግራይ ጀግና🙏🙏🙏

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 2 ปีที่แล้ว +1

    ጸላኢኩም ዓይኑ ይጥፋእ ጀገኑና. ይበል ጥዑም ድምጺ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽለሉ 🙏😍😍💪

  • @ተመስገንኣምላኬ-ጰ5ኘ
    @ተመስገንኣምላኬ-ጰ5ኘ 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ሳምየ ጥዑም ድምጹ ዕድመ ንዓኹም ጀጋኑና 💪🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሉፅ ስራሕ ወዳ ሪመይ ኣምበሳ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @fgifhf5243
    @fgifhf5243 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይ ፅሩይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና❤❤🥀

  • @fetlworkaraya7300
    @fetlworkaraya7300 2 ปีที่แล้ว +1

    Eziy zmesl muzikas zsemo sieinu ygerm!!!
    Bejakum afaltlu.
    Jeganu amlak haylun blhatun yhabkum🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tenafakit9136
    @tenafakit9136 2 ปีที่แล้ว +4

    We'll come ተጋደላይ ሳሚ 😍💛❤

  • @mimochahin1335
    @mimochahin1335 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይይይይ ትስዓር

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +6

    ትግራይ ዓደይ ክብረተይ❤💛😍🙏

  • @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
    @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 2 ปีที่แล้ว +18

    እዚ ወለዶ እዚ ህይወት ትግራይ ዝተውሓሰን ገና ዘውሕስ ዘሎን'ዩ። ኩሉ ዓይነት ፀገም ፀይሮም ኣብ ገፆም ዝንበብ ፍሽኽታ ፍሉይ'ዩ። ኣብ ክባን ዕፅዋን ኮይኖም ጥዑም ዜና ዲያስፖራ ትግራይ ክሰምዑ ይህነጠዩ። እንተሓቢርና ኢና ንዕወት። ኣጆና!!

  • @brihdngebrmdrydm3479
    @brihdngebrmdrydm3479 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፅዮን ማርያም ትሓልኩም🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @frtt7762
    @frtt7762 2 ปีที่แล้ว +4

    አስይ ደስ ክብል ደርፊ ብዓወት ተመለሰ ጀጋኑ ወዲ ትግራይ

    • @سلامس-ش3ر
      @سلامس-ش3ر 2 ปีที่แล้ว

      በዓወት ተመለሰ ሳሚ ሓወይ

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይይይይ ዓወትን ሰላምን ንዓኩም💛❤💛❤💛❤😘😘😘😘✊✊💊💊💊💊💊

  • @ትንሳኤኺየሪአናትግራይሃገ
    @ትንሳኤኺየሪአናትግራይሃገ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፅላል ይኹንኹም ጀጋኑና ብሰላም ብዓወት ይምለስኹም TDfy🙏🙏🙏👏👏👏🌺🌺🌺🌻🌻🌻💐💐💐🌹🌹🌹💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤😍😍

  • @tigrignamotivation3106
    @tigrignamotivation3106 2 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑናናናናናናናናና 💪💪💪💪ኣርማና 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️ብዓወት ይምለስኩም ፈጣሪ 🙏🕊

  • @ሃገረይክብረተይ-ገ2ኀ
    @ሃገረይክብረተይ-ገ2ኀ 2 ปีที่แล้ว +6

    ብጥዓሚ ደስ ዝብል ሙዝቃ ኣምላክ ሰላም ይምፀእልና

  • @hiwetyeman8706
    @hiwetyeman8706 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑና

  • @gggfugf3384
    @gggfugf3384 2 ปีที่แล้ว +2

    አጆና ተጋሩ አሕዋተይ ክንዕወት ኢና ❤❤❤❤❤❤

  • @jyy7434
    @jyy7434 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራዉነት ጀግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ✊✊✊❤💛❤💛❤

  • @mebrhitgebretsadk5285
    @mebrhitgebretsadk5285 2 ปีที่แล้ว +2

    ወው ይበል ድምፂ ግጥሚ ዜማ ዝወፆ የብሉን ጅግና ወድትግራይ ቀፅለሉ፣💋💪💪💪💊💊💊💊🌹💯✅

  • @luwamhayle7256
    @luwamhayle7256 2 ปีที่แล้ว +3

    ትግራዋይ ዝበሃልየ ❤💛❤ ቓላት ውን የብለይን ትግራውነት ዝገልፅ። ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየና😍❤💛❤🙏💪💪

  • @regbeberhe9015
    @regbeberhe9015 ปีที่แล้ว +3

    This music has become my everymorning routine its my motivation to start my day❤❤❤❤

  • @fevenbeyene9449
    @fevenbeyene9449 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank all God bless all Tigray forces God bless all 🙏❤🙏❤🙏❤❤💛❤💛❤💛

  • @fresemayhahayleadey3439
    @fresemayhahayleadey3439 2 ปีที่แล้ว

    Kab ayni hasadd yedhinkum fetari jeganu deki adey abeyet kfetwokum men kem tigrawai. Seyyy zom ahiwtey. Love you more deki adey

  • @ጓልእንዳባጉና
    @ጓልእንዳባጉና 2 ปีที่แล้ว

    የዒስ ከየንቲ ተጋሩ❤💛❤💛❤💛❤

  • @jonmarry7587
    @jonmarry7587 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላምና ይመልሰልና ተጋሩዋይ ደቂቱ ፅኑዕ መትኸል

  • @kebari9238
    @kebari9238 2 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ዓወት ድራሮም እንኮዕ ትግራዋይ ኮንኩ ካባኩም ምፍጣረይ ወትሩ ሕጉስ እየ ትግራይ ትዕወት

  • @trhasss7328
    @trhasss7328 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ትግራይ ጅግና ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑና ትግራይ ሃገር እያ ❤❤❤❤❤

  • @ccccf2259
    @ccccf2259 2 ปีที่แล้ว +2

    ሳሚ ሓዉና ግጥሚ ዜሜ 👍💊💪

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ
    @ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +5

    ተጋሩ ላይክ ሳክበራብ ንግበር በጅኻም አሕዋትና ንሕግዝም

  • @Gal_Tegadalay_Gere
    @Gal_Tegadalay_Gere 2 ปีที่แล้ว +1

    wawww tagrway marey kaxlewo dass zebeli serh eyu Tigray adey 💊❤🥀😘😘😘

  • @ShSb-ut5km
    @ShSb-ut5km 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉዉዉዉ ይበል ድምፂ ሳሚተይ ናተይ ወዲ ዓደይ ሽኮርርር ♥♥♥

  • @ጡሉልሚድያ
    @ጡሉልሚድያ 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ብልፅቲ ደርፊ💊💊💊💊💊💊🙏

  • @mmmfff9982
    @mmmfff9982 2 ปีที่แล้ว +1

    እመ ብርሃን ምሳኣኻትኹም ትኹን ጀጋና ❤💛

  • @kingmessi8101
    @kingmessi8101 11 หลายเดือนก่อน

    I’m Eritrea 💙 hade malti keakeb ena hgdef atfina 👏💊💙

  • @wxzlli
    @wxzlli 2 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ አሰይ ሳሚ ጅግና ጥዑም ደርፊ 👏👏👏😘😘😘😍😍😍💛💛❤❤💪💪💪💪💪💪💪

  • @medhinkido2170
    @medhinkido2170 2 ปีที่แล้ว +1

    Thankyoutdf.jeganu💖💛💚

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳሚኤል ብሉፅ ወዲ ትግራይ ጥዑም ድምፂ💉💊

  • @brihaftikusu4115
    @brihaftikusu4115 2 ปีที่แล้ว

    ሳሚ ጅግና ኣጀኻ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ 2 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ትግራይ ጀጋኑ🥰💊❤️💛💪

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep 11 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑ ተጋሩ አሕዊተይ 🙏🙏🙏😘😘🥰🥰🥰💝💝😍😍😘😘💝💝🧡💋👈🧡🌹⛱⛱💪💪

  • @selamlove3408
    @selamlove3408 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍፍፍ አዛ ሙዚቃ አዚኣ ክሰምዕ ከለኩ ሱክ ኢለ ይነበዕ ዓክ ህዝብይ የዋህ😢😢😢

  • @ትግራይእያዓለመይ-ጨ4ፀ
    @ትግራይእያዓለመይ-ጨ4ፀ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋዋዋ ገለዓይነት ድምፂ ካብ Tiktokእየ መፂአ ኣበይ ነይረ ዘይፈልጠካ ቀፅለሎ ወዲ ትግራይ

  • @abize_bhieretigray
    @abize_bhieretigray 2 ปีที่แล้ว

    ዞም ዋሕስና ኣምላክ ተይ ኣጉደለ ተያቁሰለ ብሰላም ይኣካክበና ከም ላሕብን ምራክን የጋኒየና ዞም ናተይ

  • @hayluxaqqe6851
    @hayluxaqqe6851 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላምኪ ያምፀኤዬ ትግረይ

  • @tdftdf5811
    @tdftdf5811 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ስራሕ ወዲ ትግራይ 💛❤✊

  • @ghgg3692
    @ghgg3692 2 ปีที่แล้ว +1

    አወየአቲጀግን🙏🙏🙏❤❤❤ትግራይትሰዐረ🙏🙏🙏

  • @ሓበንደናይት
    @ሓበንደናይት 2 ปีที่แล้ว

    ብዓወት ተመለሱና ጀጋኑዋይ 🥰🥰❤️💛💊💊⛱️⛱️⛱️

  • @senaytberhe4604
    @senaytberhe4604 2 ปีที่แล้ว +1

    Tigray tiser men kem TDFy❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @awetmahari1630
    @awetmahari1630 ปีที่แล้ว +1

    1:40 🔥🔥🔥

  • @gibrimikayel2301
    @gibrimikayel2301 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ትዕወት 💪💪💪✊✊

  • @አስኪዩቱብ
    @አስኪዩቱብ 2 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ትግራይ ሽኮር😘😘😘😘😘😘😘

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว +20

    ውውውው ይብል ድምፂ ትግራይና ትዕወት ፡❤💛💊✊

  • @ሸረኒ
    @ሸረኒ 2 ปีที่แล้ว

    እወ ይሕር እምበር ወዲቅካ ምትሳእ ናሃትና እዩ ናይ ተጋሩ💊🌺💐🌺💐🙏

  • @MebrhitadisuGbresmial
    @MebrhitadisuGbresmial 10 หลายเดือนก่อน +1

    ድምፂ ምስ ጅግንነት💯💯💯👈👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌