eritrean orthodox mezmur ካበይ ኮነለይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 6

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ።

  • @ማርያመይእያዋሕሰይ-ጨ6ሐ
    @ማርያመይእያዋሕሰይ-ጨ6ሐ ปีที่แล้ว

    ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስመዓልና ብሩካት የሕዋት ናይ ኣገልግለት ዘመንኩም ይባረክ ኣሜን!!!❤❤❤❤

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kuburat yehwatey xegeu yebzhalkum nay zemen agelgulotkum ybarkelkum ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahwayeshelu1499
    @rahwayeshelu1499 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @yonassebi5888
    @yonassebi5888 ปีที่แล้ว

    Zemare melaekti yesmalna Egzebiher amlak xegue yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbiNatey-hb1ih
    @AbiNatey-hb1ih ปีที่แล้ว +2

    ካበይ ኮነለይ
    ካበይ ኮነለይ ኣደ ጎይታ(2)
    ክትመጺ ናባይ ኣደ ጎይታ ካበይ ኮንለይ
    ኣብቲ ጎባ ኤፍረም ኣብ ጽምዋ ቤተይ
    ንበይነይ ተኪዘ ረዳኢ ዘይብላይ
    ብፍጥነት መጻኪ ተሎ ንምርደኣይ
    መንፈሰይ መሊኣን ተሪረን ኣዕጽምተይ
    ገፊሒ ውራይ ገረ ሰባት ምስ ዓደምኩ
    ወይነይ ተወዲኡ ዘርምም ኮንኩ
    ዓቅለይ ጸቢብኒ እንቅዓ ከተንፍስ
    ጎዶሎይ መላእኪ ፍርሓተይ ዝቅንጥጥ
    ብሰባት ተናዒቀ ከምዝትሰብረ ገንኢ
    ኢሎም ይሓሚኒ ኣይኮነን ናይ ሰብ ዘርኢ
    ኣእምርይ ብምሕዳስ ክሰስተይ ኣገሪምኪ
    ኣርጋኖት ሳዓታት ኣብጻሓኩ ንክብርኪ
    ብጻእቲ ክብለኪ ወገን ናትኪ ኮይነ
    ውዳሴኪ ደግም ኣብ መቅደስኪ ቆይመ
    ኣማላዲት ኣደ ዋሕሰይ ንስኪ
    ክብርኪ ክነግር የ ንዓለም ልዕልናኪ።
    ዝማረ መላክቲ ይስምዓልና ናይ ኣግልግሎት ዕድምኩም ይድርከልኩም።