Hani Beletsom - Delay Nebsu l ደላይ ነብሱ - (Part 1) New Eritrean Series Movie 2018

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • Subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
    ''Eritrean Movie'' ''Eritrean Series Movie 2018''
    Jayo l ሃኒ በለጾም - Delay Nebsu l ደላይ ነብሱ - New Eritrean Series Movie (Official)
    Copyright © Jayo Truth 2018
    An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
    © All rights reserved.
    Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
    Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
    - - - - Connect with us - - - - -
    Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
    Twitter: goo.gl/k4ohFM
    Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
    Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
    Website: www.jayotruth.co
    Website: www.jayotruth.c...
    |- - - - - Connect with us - - - - - |
    #JayoTruth #Eritreanmovie

ความคิดเห็น • 634

  • @diyanaabraham1952
    @diyanaabraham1952 5 ปีที่แล้ว +22

    ደራሲ- ሃኒ በለጾም።
    ተዋሳኣይ ጥራይ ትመስለኒ ኔርካ
    ወዮ ንስካ እንኮላይ ደራሲ ምካንካ'ዩ
    Keep going brother.

  • @ኣግኣዛዊወዲከረን-ጐ2ቀ
    @ኣግኣዛዊወዲከረን-ጐ2ቀ 5 ปีที่แล้ว +15

    ሃኒባል በለጾም ካብቶም ተስፋ ዘለዎም፡ናይ ሃገርና ደራሲ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ ።

  • @salihosman6594
    @salihosman6594 5 ปีที่แล้ว +131

    መብረ ያሆ
    መብረ ኣስሊ
    ኣቦ ጥበብ ንኩሉ ከኣሊ
    ካብ ሽሕ ሰባት ንዓካ የ ዘለሊ
    ኣታ እስካስ ንበር
    ዝደከመ ብስራሓትካ ይዛነ ይበራበር
    መብረ ኣንታ ሽኮር
    መስሓቅ እንዲካ መሕረር
    ንበረለይ ኣንታ ኮኮብ ሃገር
    ዋይ ግጥሚ ዋይ ግጥሚ ፐው like እስከ በሉ ደገፍቲ መብሬ ከሎም ተዋሳእቲ ውን ናይስ

  • @medicalquizbank1
    @medicalquizbank1 5 ปีที่แล้ว +14

    *ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ሰሪሕካ ሃኒባል*
    1) ካብቲ dialogue ክላሲካል በዚሑ።
    2) ተወሳኺ ድምጺ ናይ action ኣብ ዘየድሊ ግዜን ቦታን ኣሎ።
    3) ኣበየናይ ትምህርቲ ኢዩ ተመሃራይ ን መምህር ደፊሩ ዝጻረፎ፡ እንዳተጻረፎ ኸ እቲ ካልኣይ መምህር ን ተመሃራይ ክሕግዝ ዲዩ ዝግባእ ዋላስ ብሓንሳብ ኮይኖም ተመሃራይ ክቀጽዑ።
    3) ብትምህርቲ ዝሓለፈሎም ሰባት የለዉን ትብል ዘረባ ሕሰበላ።
    3) ሃኒባል ገሊኡ ዘረባኻ funny ኣይኮነን።
    3) እታ ጓል ሹቅ ጓል ከኣ ኣብዚሓቶ ዶ ሓቀይ?
    *ብዝኾነ ግና ጽቡቕ ስራሕ ኢዩ በርቲዕካ ቀጽል*

    • @fullpower1391
      @fullpower1391 5 ปีที่แล้ว +3

      *ንስኻ ከኣ 1)2)3) ኢልካ ክንዲ ኣርባዕተ ትብል 3 ኢልካ ስለዚ እዚኣ ውን ሕሰበላ ንስካ ክክክክ*

  • @yeabiokesete5194
    @yeabiokesete5194 5 ปีที่แล้ว +70

    ክክክክክክ ኣታ እዞም ኣቦይ መብረ ኢኮ ፉሉይ ክእለት ኢዩ ደለዎም ኣነስ ማራ ኢየ ዘድንቆም ክፈትዎም ማዓት ኢየ ከማይ ተሊኹም ላይክ ጽቅጥ

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 ปีที่แล้ว +578

    *ንፍሽኽታ*
    *ለማኒ* ፥ ኣብ ሓደ ገዛ ምእንተ ማርያም ኢሉ ይልምን !
    *ሰበይቲ* ፡ ይርድኣካ !
    *ለማኒ* ፥ ገለ ዝትኮብ እንጀራ የብልክንን?
    *ሰበይቲ* ፥ የብለይን ይብልኦ!
    *ለማኒ* ፥ ቁሩብ ገንዘብ ከ ፧
    *ሰበይቲ* ፡ የብለይን!
    *ለማኒ* ፡ ጨርቀመርቂ ከ?
    *ሰበይቲ* ፡ ኣታ ደቂ የብለይን !
    *ለማኒ* ፡ እሞ ናዓናይ ሓቢርና ንለምን ኢልወን ይብሃል 😆😆😆 like like

    • @snitlove2331
      @snitlove2331 5 ปีที่แล้ว +2

      Ermi love ቤኬ
      Kkkkkkkkkkkkkkk metku sahaq hhhhhh xbuq gebera

    • @tedroseyob5915
      @tedroseyob5915 5 ปีที่แล้ว +1

      eriyyyy esa ke de kulo nebaseka andeka feshaketa

    • @ኣብክላስኣሎኹ
      @ኣብክላስኣሎኹ 5 ปีที่แล้ว +4

      Ermi love ቤኬ kkkkkkkkkkk ኣታ ናዓኻ ኮ አንዳይ ዩትብ ጹቡቅ ገሮም ይፈልጡኻ ይኸኑ።
      so ajoka

    • @sessenme9780
      @sessenme9780 5 ปีที่แล้ว +1

      Ermi love ቤኬ ata wedi nay fetera ko konka haha

    • @mussietn1966
      @mussietn1966 5 ปีที่แล้ว +2

      @Wiz Robi Mashi ms kulu *ሑብ ተመሲገ ህቅ ፍሬንደይ fb add በለኒ ድሕሪ ወርሒ ክምለስ'የ*

  • @ghirmayzerezgi2948
    @ghirmayzerezgi2948 5 ปีที่แล้ว +151

    ትፈልጡ ዶ እዚ ህማቅ ተማሃራይ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ወዲ መብሬ ናይዛ ፊልም ደራሲ፡ዳይረክተር፡ጸሓፊ ዛንታ ናይዛ ፊልም ባዕሉ ምኻኑ ናይ ብሃቂ ንፉዕ ክተባባዕ ዝግብኦ ኢዩ።

    • @michealetsegay3gmail.comts88
      @michealetsegay3gmail.comts88 5 ปีที่แล้ว

      መብሬ ኣይኮነን ሱሙ ሃኒ ኢዪ ስሙ

    • @ghirmayzerezgi2948
      @ghirmayzerezgi2948 5 ปีที่แล้ว +8

      Ewe brukey hani eyu shmu ane zbelku wedi mebrii koynu zserh zelo iye ele.

    • @Ayla-Gundet
      @Ayla-Gundet 5 ปีที่แล้ว

      Mebrahtom solomon(hadush) maletka diu h

    • @ፈቃር.ዩስመይ
      @ፈቃር.ዩስመይ 5 ปีที่แล้ว +7

      ኣታ ክንደይ ዕንክሊል ትብሉ ኢኹም ንመብሬ ወዱ ኮይኑ ዝሰርሕ ዞሎ እዩ ደራሲ ጽሓፊ ኢልኩም

    • @Ayla-Gundet
      @Ayla-Gundet 5 ปีที่แล้ว

      @@ፈቃር.ዩስመይ okay sorry

  • @kokebereket3941
    @kokebereket3941 5 ปีที่แล้ว +68

    መርሓባ ደቂ #ኢረይ #ብርሃን ገጾም
    ኣታ ከምዚ ናተይ ዲኹም ኣነስ
    ነዚ #መብረ ክፈትዋ ጉድ አየ ብፉጹም
    እኮየ ተሪእዮ ትራይ ዘስሕቀኒ🙏❤ ቡሩኽ ሰንበት

  • @MabuNatey
    @MabuNatey 5 ปีที่แล้ว +71

    ሜብርየ ወዲ ሹቕ ክክክክክክክ ድሕብዮ እስከ like ኣሕፍስ ኣቢልኩም

    • @aklilutemelso4554
      @aklilutemelso4554 5 ปีที่แล้ว

      ማሚየ ናፊቀኪ kkkk ድሐብዮ ፋራ ምኻንካ ፍሉጥ

    • @abuberaki6959
      @abuberaki6959 5 ปีที่แล้ว

      mebriye meksen

    • @aklilutemelso4554
      @aklilutemelso4554 5 ปีที่แล้ว

      abu beraki ደሓብዪ

  • @ደቂኤረይፈትወኩምእየ
    @ደቂኤረይፈትወኩምእየ 5 ปีที่แล้ว +58

    ንዕለት 18/11/2018 ምስታ ንዓመታት ብፍቕሪ ሓቢራ ዝተኋዕዘት ክብርቲ ኣፍቃሪተይ ክንምርዖ ኢና ስለዚ ላይክ ኮመንት ሩሑስ ጋማ በሉኒ

    • @ኣይሞከር27
      @ኣይሞከር27 5 ปีที่แล้ว

      ላዛ ትግራዎት ይጀመር እዋይ ሓወይ ይትረፍካ ስጅን ክትድክል

    • @samidc9512
      @samidc9512 5 ปีที่แล้ว +1

      @@ኣይሞከር27 kkkkkkk

    • @ደቂኤረይፈትወኩምእየ
      @ደቂኤረይፈትወኩምእየ 5 ปีที่แล้ว

      ،ምስ ሃኒ ድኣ ወላ ሲኦል ይኩን ካብ ልቢ እየ ዘፍቅራ ብዘይ ብኣኣ ሞት ይሕሸኒ

    • @alem2375
      @alem2375 5 ปีที่แล้ว

      ሩሑስ ጋማ

    • @alenawaltaeritrean1367
      @alenawaltaeritrean1367 4 ปีที่แล้ว

      @@ደቂኤረይፈትወኩምእየat Hawy tafthkm Wal alkum

  • @ኣብክላስኣሎኹ
    @ኣብክላስኣሎኹ 5 ปีที่แล้ว +31

    መርሓባ ደቂ ኤረ ብርሃን ገጾም።
    ኣሕ filimi da ኣብ ዓድና ዩ ቦታ ።
    እንታይ ሞ ፋሕ ፋሕ ኣቲና ኦ ፈጣሪ
    ኣብ ዓራትና ምስ ስድራና ኮይናና filim ዓድና ነስተማዕረሉ ሃብና!!!!

    • @ድምጺልቢ
      @ድምጺልቢ 5 ปีที่แล้ว +1

      እዛ ፋሕፋሕ ኣቲና ኣቀንዚያትኒ 😢😭

    • @sssg9010
      @sssg9010 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen nay behaki Egzabhir yekealo eyu..

    • @meadinhabtey4730
      @meadinhabtey4730 5 ปีที่แล้ว +1

      Amen 🇪🇷🇩🇪🇩🇪🇩🇪🇪🇷🇪🇷💋❤

  • @senayteklay3288
    @senayteklay3288 2 ปีที่แล้ว +1

    ከም ሃኒ ጊሩ ከፍ ዘህበኒ ተዋሳይይ የለን ሞ በርት ኣጆካ

  • @ወዲገብሩዘብዘብ
    @ወዲገብሩዘብዘብ 5 ปีที่แล้ว +1

    Kab bteami zfetwen film hanti koyna rekibeya aleku mo like aytbkekuley deki erey

  • @senitsenit4915
    @senitsenit4915 2 ปีที่แล้ว

    Edmen tanen yhabki amlak love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meronteklesnbet5883
    @meronteklesnbet5883 5 ปีที่แล้ว +9

    መብሬ ዘለዎ ፊልም ኩሉ ግዜ ብሉጽ አዩ

  • @hallomaialba8229
    @hallomaialba8229 5 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy Aseyyy diek eriy schkorr l Love you so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ኣቦወንበርወሎዶናይሕማመይ
    @ኣቦወንበርወሎዶናይሕማመይ 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣቱም ሰባት አዛ ፍርቱና ክፍላይ ትብሃል'ሲ ኣባዚሖማ ድዩም ወላስ ሓንቲ'ያ ኣብዚ ዓመት ድተዘርገሐ ፍልምታት ዳርጋ ኣብ ኩሉ ኣካ ተበልኩ ምግናን ኣይኮነን ኣብ ኮሜዲ ኣብ ፊሊም ኣብ ደርፊ ኣብ ሽንግርዋ ኣካያዲት መደብ ኣብ ኩሉ በቃ,

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 5 ปีที่แล้ว +19

    *ንሓዱሽን* *ንኤርሚለን* *ዝፈቱ* *እስከ* *like*

  • @amiratv5508
    @amiratv5508 5 ปีที่แล้ว +54

    እንኳዕ ብ ዳሓን መጻእኩም ሳንዲያጎ ስንዲሽ ሓዲሽ ዓመት ዳኣ ኣብ ስደት ዓዲ ጋና ንሕልፎ ኣለና ኣብ ሃገርና ከይንሕልፌ ካኣ ክስታይ ኮይኑ ኢሳያስ ክኩሪ ኢዩ ጹቡቅ ስሪሕ ኢዩ ን ኤርሚለ መብሬ ሳንዲያጎ ዝፍቱ ላይክ ጽቅጥ ኣብሉዎ

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 5 ปีที่แล้ว +1

    እዋእ ፊሊም ጽቡቅ ግና ኣየናይ ተመሃራይ ምስ መምህር ከምዚ ዓይነት ምልልስ እንታይ ኮይኖም ተመሃሮ ዘይረኣዩ --------

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 ปีที่แล้ว +37

    *ጽብቅቲ ፊልም ያ ትመስል ኣይትደንጉያና ጥራይ ጃዮ ትሩዝ*

    • @mussietn1966
      @mussietn1966 5 ปีที่แล้ว

      ኣታ ኮመንተይ ምስራሕ ኣብዩ ኣሕሕሕ

    • @sabugoitom1549
      @sabugoitom1549 5 ปีที่แล้ว +1

      Habibi yehlfeley eske ezakomenti😍😍😍😍😍😍😍

    • @ermilove685
      @ermilove685 5 ปีที่แล้ว

      *ድይብ ስከ ኢልኩም like ሃቡና ሕክያ ኣላ ሮቢ ፍሬንደይ*

    • @robi-gu3gu
      @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว

      ኣታ ድሩዝ ቆልዓ ኣይትመዉትን ድካ ኣብ ዝኮነ ኮሜ ወቅጥካ እንዳጸናሕካ ጸሊኤካ ናይ ጾም ጤል.

    • @ermilove685
      @ermilove685 5 ปีที่แล้ว

      @@qwerygcxrfsw2570 ታይ ድኣ ገዲፍካዮ ንስካ ከ

  • @angishteti1872
    @angishteti1872 5 ปีที่แล้ว +1

    ፅብቅቲ ፊልሚ

  • @ፋኒጋልትግራይ
    @ፋኒጋልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +8

    ፓውውውው ገፅ ንፈትዎም ተዋሳአቲ አካ ሪኢና ኣጆኩም አስከ በሉ ቡሩክ ቅንያት ካዓ ኣሕዋት

  • @kbrinegzabherykun8396
    @kbrinegzabherykun8396 5 ปีที่แล้ว +3

    Hani Bravo Qexlo eka
    Edmen tienan yhabka zemenka ybarkh goita ☝☝☝
    Jakoba wn yeqenyelna Tebarekh zhawey ☝

  • @tesfatsbahmetantsbahkhaysh3673
    @tesfatsbahmetantsbahkhaysh3673 5 ปีที่แล้ว +35

    ብሕጊ ተፈጥሮ ክልተ እዝኒ ክልተ ዓይኒ ወኒንና ግን ሓንቲ ኣፍ ጥራይ ተዓዲልና ፡እዚ ማለት ብዙሕ ክንሰምዕን ብዙሕ ክንርእይን ውሑድ ክንዛረብን ኢዩ።
    >ሶቅራጦስ
    Slez qedamay kalay gedfna rato nhab wegenatey nay bhaqi mesatn aznagaytn Film part 2 ka aytdengyna ✍🏻🤝🏻👈🏻

    • @gottistliebeichglaubeanlie3437
      @gottistliebeichglaubeanlie3437 5 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki

    • @raskeisar4049
      @raskeisar4049 5 ปีที่แล้ว

      መን ኢሉ? ካብ ሓንቲ አፍ ዝወጽእ ድምጺ መዘነአ ብኽልተ እዝኒ ምስዝስማእዩ

  • @Azitylove4416
    @Azitylove4416 ปีที่แล้ว

    Hani My Favourite artist men Breka Ysesin

  • @Herimon514
    @Herimon514 5 ปีที่แล้ว +1

    መብርየ ናይ ሕማመይ

  • @tsegieredafesshaie9031
    @tsegieredafesshaie9031 3 ปีที่แล้ว

    Ohhh Santa shikor my high school and gezawtey nafike

  • @Eyesus2727
    @Eyesus2727 5 ปีที่แล้ว +28

    መብርዬ ኮርዒዳ ንመብርዬ ዝፈቱ ይመስክረለይ

  • @successproduction38
    @successproduction38 5 ปีที่แล้ว +26

    *ደላይ ነብሱ ብልክዕ ናብሰይ ነብሲ ኣፍቃሪተይን ኣብዛ ሰሙን እየ ረኪበየን እሞ like ሳብስክራይብ ሃቡኒ ንዓይ ከኣ*

  • @robelkibrab6946
    @robelkibrab6946 5 ปีที่แล้ว

    Betami xbkti Gen Eto aleni ane behakum jama Thababerni eta Klasekal Eta mezka zfelta Telo zsedeley bhankwta kobe ey👍👍👍

  • @siemsiem6883
    @siemsiem6883 5 ปีที่แล้ว +9

    N mebrye dfetu abza natey like

  • @yoseferitrean7065
    @yoseferitrean7065 5 ปีที่แล้ว +2

    Santa Ana one of the best schools we have.

  • @semerabmahari6140
    @semerabmahari6140 5 ปีที่แล้ว +4

    Herzlichen Willkommen❤️ deki 🇪🇷🇪🇷

  • @frezgirussom6052
    @frezgirussom6052 5 ปีที่แล้ว

    wel come. deki eri. xada. dehaykum. aythaba. gbu. thanks. Jay. truth. azya. ndhrit. atmelse. huluf. hiwet. life. school.

  • @habenberhe3175
    @habenberhe3175 5 ปีที่แล้ว +1

    Complete movie 🎥 keep going hani and others good 😊 job

  • @yonitomorrow8225
    @yonitomorrow8225 5 ปีที่แล้ว +1

    Ohhhhh amazing movie so GBU

  • @wayalwaysmemygod6464
    @wayalwaysmemygod6464 5 ปีที่แล้ว +1

    mercifully Ogmore

  • @ሶሊታፈቃርሂዋን
    @ሶሊታፈቃርሂዋን 5 ปีที่แล้ว +1

    Well come 👋👋😍
    ጽብቅቲ እያ ትመስል ሶ ኣጀሚርኩም ኣወድኡና ፕሊስ ☝ከይትጠልሙና በጃኩም ቅቅቅ😀
    ካባና ኩሉ ዝድለ ድማ ኣቦትኡ እዩ : :👍👍

  • @mikimikiruta7574
    @mikimikiruta7574 5 ปีที่แล้ว +1

    ሃኒ ሃኒ ጽቡቕ ስራሕ,,,,

  • @heleneri425
    @heleneri425 5 ปีที่แล้ว +7

    Fetewti mebrie alekum do like eske habuni

  • @ኣዝማሪኖግራንደ
    @ኣዝማሪኖግራንደ 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣነ ደላላይ እንታይ በሃላይ ሊላይ ሊላይ
    ቱፍ ኢለካ ኣለኹ ቱፍ
    ኪድ ወዲ ሕንግድ ክክክ
    ኤርሚ ሽኮር ንኤርሚ ዝፈቱ #like በጃኹም

  • @yonaskahsay8689
    @yonaskahsay8689 5 ปีที่แล้ว +6

    Welcome back deqi erey like eske yehwat 👈❤️🤘

  • @Sami.Gebremedhin
    @Sami.Gebremedhin 4 ปีที่แล้ว

    *በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን*
    *ሰላም ከመይ ኣለኩም ስድራ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላም ክትህልዉ ተስፋ እንዳ ገበርኩ ሰላማዊ ኢየሱስ ክርስቶስ ሰላሙ ይሃበና*
    ***ሐራይ ኣነ ክብሎ ደልየ ዘለኩ ኣብዚ *ፊልሚ ትሰርሑ ዘለኩም ናይብሓቂ ደስ ዘብል እዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናብ ዝልዓለ የብጻሕኩም ምክንያቱ አቲ ስብ ዝነብሮ ዘሎ ሂወት ብግብሪ ሰሪሕኩም ጽዒርኩም ናብ ህዝቢ ብቅምራብኩም**
    * *ናይብሓቂ ኣነ ዘሕጉስ ስራሕ አዩ አየ ዝብሎ ምክንያቱ እዛ ፊልሚ እዚኣ ክምተን ካልኦት ፊልም ኣይኮነትን ፍሊይቲ እያ አቲ ፍሊይቲ***
    *** ዝገብራ ካኣ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመንን* *ኣብዚ ዓለምን ብ ( ኣብ ደገን)* *( ውሽጥን )ሙሉእ ኩሉ ሰብ ሞይኡ* ***ጠፊእዎ ዘሎ ኣብ ዝረከቦ ሰራሕ እዩ ዝሰርሕ ኣብቲ ትኽኽል ናቱ ሞያ ኣይስርሕን ዘሎ ገንዘብ ብከመይ ይመጽእ ጥራይ አዩ ዝሓስብ ግን ኮሙ ኣይኮነን እቲ ትክክል ዝኮነ ወይካኣ ሓቀይኛ ሂወት ትነብሮ ብሞያካ ተማሂርካ ዕጋበትን ገንዘብን ትረክበሉ አዩ አቲ ዝበለጸ ስራሕ ወይውን ሙሉእ ሰብ ዝገብረካ እዙይ አዩ እቲ ሓቀኛ***
    **** ሂወት እንተኮነ ግን እዛ ፍልሚ ኣይተወደትን ዘላ ብታይ ምክንያት እያ ጠጠው ኢላ ዘላ ኣነ ብወገነይ ኣይፈለጥኩን ዘለኩ ብምክንያት ባጀት ድያ ወይስ ብምክንያት ካልእ ዝተፋላለየ ምክንያት አያ ጠጠው ኢላ ዘላ ሕጽር ዝበለ መግለጺ እንተ ትህቡና ጽቡቅ ነሩ ምክንያቱ ዋላካ ብገንዘብ ኣይንሓግዝኩም ***ዳኣ እምበር እቲ ዝበለጸ ምክሪ * ***ሓሳብ ሰለ ዝኮነ ሓሳብና ክነካፍለኩም ድልዋት ኢና ወድሰብ ዓቅሙ ሰለ ዝሕግዝ***
    ***ብፍላይ ነቲ ደራሲኣ ዘሎ ሰብ እንታይ ክብሎ ይደሊ ኣብዚ ኮመን ዝጽሓፍ ክተንብብዎ ኣለኩም ምክንያቱ ካብ ብዙሕ ሰብ ብዙሕ ሓሳብን ሃናጺ ዝኮነ ሪኢቶን ሰለ ዘሎ **
    *ብዝተረፈ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ፡ቅሳነት ፡ራህዋ ፡ሓጎስ ፡ይምነየልኩም ***

  • @gunners7250
    @gunners7250 5 ปีที่แล้ว

    Tnx jayo xibqti sirah tmesil

  • @michalebereket778
    @michalebereket778 5 ปีที่แล้ว +8

    Kab tzarebwos Ati classical bezihu

  • @semeregirmay1990
    @semeregirmay1990 5 ปีที่แล้ว +13

    እንካዕ ብደሓን መጻእኩም ጥበብኩም የብዘሓዮ። Like ሃብሎይ እስከ

  • @johnizaki6904
    @johnizaki6904 5 ปีที่แล้ว +7

    Btami xbkti film deki erey😘😘😍😍💞👍

  • @wedieyob3479
    @wedieyob3479 5 ปีที่แล้ว +8

    Wawwwwww Welcome enqa bselam mexakum tewasati Eritrea herzlich willkommen.

  • @merikemsebey8639
    @merikemsebey8639 5 ปีที่แล้ว +2

    Thanks jayo truth gin meliekum xidequ sudedulna bejakum

  • @lieberkampfendsterbenalskn8480
    @lieberkampfendsterbenalskn8480 5 ปีที่แล้ว +3

    ሎሚ ዓጊበ በቃ ዝብለኩም ጠፊኡኒ (((((( እንቋዕ ኻባኹም ተፈጠርኩ)))))))) love you for ever

  • @ወዲተስፋንዕርበቱ
    @ወዲተስፋንዕርበቱ 5 ปีที่แล้ว

    ጽብቅ ፍልሚ ኣነ ዘናድደኒ እዛ ጀምርኩም ምግዳፍ part 2 ኣይትደንጉይና

  • @wedihappyybhalkemedmennkdm6447
    @wedihappyybhalkemedmennkdm6447 5 ปีที่แล้ว +1

    Aygetn hemak flim

  • @samueltekeste4173
    @samueltekeste4173 5 ปีที่แล้ว +2

    Hani meksen kemey dka wdue wedi shuk like like mgibar kaa aynhmek deki eriii

  • @yared_mg4465
    @yared_mg4465 5 ปีที่แล้ว +6

    Well come deki eri ኣኣስከ ንመብርየ ዝፈቱ #like ኣግርጭው

  • @sweetlifewithgod6758
    @sweetlifewithgod6758 5 ปีที่แล้ว

    Btaimi xbuq Job qexlwo absrhakum awetn asalton ymneyelkum nice Job qexlwo

  • @Blue_2024
    @Blue_2024 5 ปีที่แล้ว +1

    Das beste Movie das ich je gesehen habe

  • @siemsiemalex1767
    @siemsiemalex1767 3 ปีที่แล้ว +1

    Love you 😍

  • @dngleywahsey5061
    @dngleywahsey5061 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ መብሬ የዓኽ ኣታ ናይ በሓቂ ድዩ ጸፊዕዎ

  • @shamatshama
    @shamatshama 5 ปีที่แล้ว

    btami des zbl srah

  • @selamandom5862
    @selamandom5862 5 ปีที่แล้ว

    Xbuk serah gn eti temharay n memhr zelewo kbri ab Eritrea abalashikumo

  • @nahershow5113
    @nahershow5113 5 ปีที่แล้ว

    Nice movie

  • @likeliketray6553
    @likeliketray6553 5 ปีที่แล้ว +13

    Lomi eye teawite Like. Yes Yes Akeyifuni eske b sim SENBET.

  • @yeruskidane8465
    @yeruskidane8465 5 ปีที่แล้ว

    my favorite artists

  • @namikbre8341
    @namikbre8341 5 ปีที่แล้ว +24

    Neza comenti Tenbiba Zeleka Edmen Tinan yehaba Melsi Nixbe Kemti Lumud da Aytresine deqi Eri

    • @robitesfa4207
      @robitesfa4207 5 ปีที่แล้ว

      Even delayi selam amen ziarkey

  • @Kebi_10
    @Kebi_10 5 ปีที่แล้ว

    Hani belexom best artist

  • @WediShFta
    @WediShFta 7 หลายเดือนก่อน

    Merhab 💖 👈🏽

  • @ዉላድሳሕል
    @ዉላድሳሕል 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ክትረአ ዘለዋ ፍልም ሁንቃዕ ዳሓን መጻኩም ኣብዝ እሮፓ ዳኣ ኣሕርሮምና ጽንሖም ክክክ

    • @ቲጂየዉቅሮልጅ
      @ቲጂየዉቅሮልጅ 5 ปีที่แล้ว

      እንካዕ ብሰላም መፃኩም ንፋዓት ተዋሰእቲ ካአ አለዉ እሰከ በሉ ንሪአ

  • @tediteklat3496
    @tediteklat3496 5 ปีที่แล้ว

    Frtuna zelewo filim kulu gzye zbuk nfrti zfetu #like yhab❤

  • @Robial-v7w
    @Robial-v7w 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ kef zelwa felim

  • @ዛንታድርሰትዓለምዘይውዳእ
    @ዛንታድርሰትዓለምዘይውዳእ 5 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው ኬፍ ዘለዋ ኢያ ትመስለ ግን ገለ ገለ ጸገማት ኣለኩም ኣተን ዘረባ ሲ ነነጥርካ ኮይነን so ኣብዝመጽእ ክፋል ካብዚ ንለዓሊ ሰብቃ ንኽትመጽእ ትጽቢትና ኢዩ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ክሳብ ትምለሱና ሰናይ ቅነ......... I Love you deki eri

  • @theer5130
    @theer5130 5 ปีที่แล้ว

    Ash yahoo baba Mhre asli. Enqae selam mexaeka

  • @ኤርትራዊዜጋ
    @ኤርትራዊዜጋ 5 ปีที่แล้ว +3

    Deki Er👍👍👍❤❤❤

  • @iameritreanmilitary6655
    @iameritreanmilitary6655 5 ปีที่แล้ว

    waw mar kef zelwa abay film thanks

  • @robelgerezgiher4742
    @robelgerezgiher4742 ปีที่แล้ว

    Hani the great Author.

  • @lulaentertainment8592
    @lulaentertainment8592 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣታ እዞም ተዋሳእቲ ሃገርና እንበር ኣስናኖም ተወዲኦም ፣ ባኒ ምሸላ ዶ ይከውን ከምዚ ጌርዎም??

  • @bahlbisbhatu2368
    @bahlbisbhatu2368 5 ปีที่แล้ว +1

    ቀጽልዮ ብጣዕሚ ጹቡቅ

  • @nahomgbremariam268
    @nahomgbremariam268 5 ปีที่แล้ว

    Great job Hani hawna ka ajoka kexlo bravo

  • @fourasmara5201
    @fourasmara5201 5 ปีที่แล้ว

    Sandiago legend we love you

  • @yohannesgebrehannes6787
    @yohannesgebrehannes6787 5 ปีที่แล้ว

    I like this classic

  • @Meley-y6u
    @Meley-y6u ปีที่แล้ว

    Nay selam 2018 ❤❤❤

  • @minbaraydgemnu3347
    @minbaraydgemnu3347 5 ปีที่แล้ว

    wwwwwwww gele aynet movi deki erey kemakumus kndi 10000000000 bzukene 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏💪👌💞deki erey frtu shkor

  • @amentube4610
    @amentube4610 5 ปีที่แล้ว

    Entay dea Edaga Ekli tray koyna ezi Film

  • @debasmekerenai1156
    @debasmekerenai1156 5 ปีที่แล้ว +5

    ደኬ ኤረ መጺኩም ዶ እንካዕ ብሰላም መጻኩም

  • @jossientertainment2585
    @jossientertainment2585 5 ปีที่แล้ว +2

    Tmhrti mesiluna enber ab Eritrean tkmi zeyblu enber the world 🌎 with out knowledge is nothing have the way of life

  • @እማዬናፈቅሽኝ
    @እማዬናፈቅሽኝ 5 ปีที่แล้ว

    የኤርትራ ድራማ ስወድ ዋዉ

  • @bebzelenayo3717
    @bebzelenayo3717 5 ปีที่แล้ว

    Waw really nice movie n thank you guys

  • @ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና
    @ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና 5 ปีที่แล้ว +10

    መብርየ ኣስሊ ክክክክክክክክክ like Mebrye

  • @saketikumnayeskumsaketzeko9152
    @saketikumnayeskumsaketzeko9152 5 ปีที่แล้ว

    Owwwweeeee nice job nei mudey zekonu really acteres

  • @merhawitesfagergsh5871
    @merhawitesfagergsh5871 5 ปีที่แล้ว +1

    Wellcam shikorinatat

  • @newthinkwithsami.8865
    @newthinkwithsami.8865 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 4 ปีที่แล้ว

    ደቂ ኤረይ ሽኮራት መን ከማኩም ❤️❤️

  • @onehour7690
    @onehour7690 5 ปีที่แล้ว

    Mebre nay mudey mehegos like mebre zfetu

  • @meronteklesnbet5883
    @meronteklesnbet5883 5 ปีที่แล้ว

    ሰማአታት ኣዘኪርኩሙና

  • @muluedawit2287
    @muluedawit2287 5 ปีที่แล้ว

    Kef zelewa deqi Eritrean

  • @bereketftwie4050
    @bereketftwie4050 5 ปีที่แล้ว +6

    እንታይ ኮይንካ ኢካ ኣይማህርን ትብል ዘለካ
    እንታይ ኮይነ ኢየ ከ ክማሃሪ ከብል
    ትርጉም ኣብዘይ ብሉ ግዜይ ክጥፍእ ኣይደልን። ህግድፍ ትምህርቲ ክሳብ ንጸልእ ጌርና!!

  • @salihmehamed120
    @salihmehamed120 5 ปีที่แล้ว

    Nice film deki Erey

  • @tesfadawit2280
    @tesfadawit2280 5 ปีที่แล้ว

    Gerami film abo kexlwo

  • @filiteylove5602
    @filiteylove5602 5 ปีที่แล้ว

    Wow Enqae Bdehan mtsakum Gele Aynet film mebrye Asli😍😚

  • @tsegaberhanegoitom9792
    @tsegaberhanegoitom9792 5 ปีที่แล้ว

    Nice movie baba mebre love you