HDMONA - ንነብስኻ ምትላል ብ ዓ/ረዛቅ ዓብደላ Nnebska Mtlal by A/Rezak Abdela - New Eritrean Comedy 2018
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ย. 2024
- HDMONA - ንነብስኻ ምትላል ብ ዓ/ረዛቅ ዓብደላ Nnebska Mtlal by A/Rezak Abdela - New Eritrean Comedy 2018
Best Eritrea comedy 2018 at Hdmona Nebarit
Enjoy and Subscribe now at / hdmonanebarit at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
TH-cam : / hdmonanebarit
Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
Twitter / hdmonanebarit
Website hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT 2018. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #eritreacomedy
እወ ሓቅኹም ንነብስካ ምምሳል እዩ ጽቡቅ ሰኣን ነብሱ ምምሳል እንድዩ እንድዩ እዚ ኩሉ ሰብ ኣብ ዘይተደለየ ሽግር ዝኣቱ ዘሎ የቀንየልና እንዳ በልና ኢና
wow geleaynet comedy , beruk senuye selus yegberelna yehwat
like kia ayteresewom ekum
ንፍዓት ኣጆኩም ጥራይ ስራሕ ዩ ክብራትካ ቀጽልዎ ሓንቲ ማዓልቲ ከምትምኒትኻ ክምዝሰምረልካ ኣይትጣራጠር 👍
Like habuni bejakum kedamay aleku
Wae hahahhayyyyy hazi eske beli
Awet Merhawi tkikil elkayo aleka yotube fucker tetblo were mhashe. Lemani!
YONAS BRHANE wela nay unit zeytkewn aynhbn
Congura nebsey kedamay Comment like bitte 😍
Btamiy sbquq Srah
Kab Canada Toronto
*_ጽቡቅ ስራሕ ግን ተደጋጋሚ ከይኑ ከምዝ ዓይነት comedy_*
wawwww deki eri enkae dehan mexakum btaemi nfuat kexlwo
Hamona nefuat xebku tezngena alkumu thnkas👍 like eska habuna
ኣንታ like ሃቡኒ ማራ ሰዓል ሓሚመ ኣለኹ በጃኹም
nHaqi nqales ክክክክክክክክክ ላይክ ፈውሲ ሰዓል ድዩ
ኣንቲ ኣበባየ ኢሎሞ ኣብዚ ዩቱብ ክክ
nHaqi nqales ክክክክክ አብ ይቱብ ሰዓል ይሕዘካ ድዩ
ኣይ እንተ ተመሰለለይ ብምባል እየ
ሽፋ ይኩንካ ክብረተይ 1000 like ሂበካ ኣለኩ
Za wedi adnqiye kunetawi film yserh bravo
Bravo nezi wedi hfs zbele like habuley mtbbae
Btami xbuk sirah u ajokum tiray deki erey shikorrtt
Kief alekum qexlwo
Waww mara xebuk serah ajokum metabite akreyawian
Eka bselam metsakum deki arey selam ksanet yewrdelna egzeabihar amlak
አዋይ፡ ክትዛረብዎ ፡ነአና ፡የሐፍርና ፡በጃኩም፡ ንነብስኩም፡ምሰሉ።ኣብ መጻኢ፡የራክበና፡ጽቡቅ፡ዕድል
nefate yhawetey edman tienane yhabkam fetari
Tesfa alekum qetslwo muqurat ahwat
ኬፋ ኣለኩም ቀጽሉዎ❤😍
Bravotat ajokum
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የሕዋተይ ኣብ ዘለኹሞ ነዚኣ ኣምቢብካ ሱቒልካ ምሕላፍ ጌጋ ሳብስክራይብ ብምግባር ክትተሓባበሩኒ ሓድሽ ቻነል ንምክትታል ብኽብሪ ይሓትት ብር ክትብል ተሓጎስ/ሲ ካብ ሓፍትኻ /ኺ ሜሪ
Ik Kom Uit Eritrea ሓድሽ ስቱድዮ ኣብ ምድላው ይርከብ ኣለኹ
I subscribed You
ኣበይ ኣሎ ናይ ቀደም ኤርትራዊ habesha Thank you
ናይ ባሓቂ ሳሕ
Kkkkkkkkk keyrakuwa xihfe nere
Nice video
Lomi kedamay like habuni single tray
Wawww kkkk gele aynet 👍👍👍
ያያያያያ እቲ ባዓል ክራር ባዕሉ ኮምኡ ክገብር መኺርዎስ ዳሕራይ ይገንሖ
kkkk
Ame arky ajokum nafuat 😘😘😘😘😍😍😍😍
ያ ኬፍ ኣለኩም
ዋውውውውውውውውው wellcam diqi eire nay bhaqi zey nska mmsal kakkkk
Ajokum belu eska alna abgonkum dayyy dayy Likeeeeeee
gelayenet kexelewo teray metabiti
anka bselam mexakum
Thanks
Willkommen
Eski keytesekefkum nhlnakum eilkum comemt habu ezias comedi ya malet dyu?
ኣቢነር ጹቡቅ ስራሕ እንድዩ ግን ትህወኽ ኣለካ ቀጽሎ ኢኪ
haxira einberyyyyyyy xebehqti eiya ajokum nefuat
good
Go ahead
ንፉዓት ቀጽልዎ
Kkkkkk eitay eiwankum tefakeru alekum ewa kemey diyu konu ?
enta Belo endo welayo wedi kunaza
well come
Wellcome
Yikreta please hasot ayti tekemo please ezom nay asmara
13 dekik b ksara yehlifkumley enda hdmona embbbbbuuuuuuae. Tsubuk medebkum ybezih koynu ember eziasiiiii
😍😍😍😍😍😍😍
ክበዝሕ የብሉን እንበር ሰብ ኮይኑ ዘይልቃሕ የለን። ኽክክክክክክክ ወይ ተለቃሓይ ይመውት ወይ ኣለቃሓይ ይመውት ዝብል ኣምር ግን ጌጋ ዩ። ስለዚ ኣብ ዓለም ዝከፍአ ድማ ሓሶትን ስርቅን ዩ።
Ajokum eske berteu nfuat
😜
nuzom mesati menaseyatn netebabayom eske
Beliaka mdfa ewe
Xbuq srah
xbuk srah metabiti kexlwo kabakum bzuh ena nxbe
ያ'ዛ ወዲ ክተደንግጸካ ሰምብረ ሓደ ዓይነት ካራክተር ሒዛ'ያ ትዋሳእ ወይ ዘይንስካ ምምሳል ወይ ዳተጸፈዐት ጥራሕ ትሰርጅ
Tigrina key axrekum areb kitfitinu jemirkum
ውትራን መይተ
Ewa antay awnu da alekwo
ማኩ ናይ ኣስመራ አዛ ወዲ ዘመዱ ደአ ክይቲከዉን አዛ ወዲ ክትክዝብ ማኩ ዋሒድ
Eta damsta eski astebhl abulula
Lemane feqre
Waw kef alekum
Neskom tehshow kabzom nay daga
ኡይይይይይ ኡይይይይይይ ኡይይይይ ዋይ ድርማ ሓወይ Rip
ኣቱም ሰብኣይ kabzom nay dege esom yihishu moralka batika moral seb aytibtek.
stop ignorant yhshu dika zbelka ata sne tbeb kubur manm seb kem dletu geiru zserho aykonen ya bejakum zban ጥበብ
ኣቱም ሰብኣይ ata akndi mtbbaekas R,i ,p gele tbl kabzi zbele ke entay delika nsom eti zegatm hiwet ygelxu alowu kef yebulun hmak mzrab
ኣቱም ሰብኣይ uyyyyygedifa tehaneq. Halay kulu seb kab nueshtoy eyu zibges tir elu ab laeli aybexhn eyu.
Halefa Kulu Mekseb ya nay bhaki xbuk aleka eti seb ka hede kedamay hmak ente xihifu kulom eyom dedhrieu hmak dxhfu
Xebkti drama ruhus Kenyat eid nekhulna
ቢኒ ኣስሊ አቲ ጎልፎ ካኣ ከተምጽዮ ኢኪ
Like
1
2
ነብስካ ኮይንካ፡ምቅራብ ማዓረ ክንደይ ሰናይ እዩ።
xbuq geberka. N gual beti nsa etdelyo mesilka mqrab ember
Nnebska mesilka ktqerba ktkesra mkanka ktfelt aleka
😴😴😰
ኣታ ኣላማምና ኣኽፊኢካ ሸተት ኢላትካ
First
ኣብ ዓለም ድካ ኣተሓሳስባ እንበር ድካ ሰብ የለን። ስለዚ ድካ ኮንካ ምውላድ ንቡር ዩ፡ ድካ ኮንካ ምማት ግን ክልተ ሞት ዩ። ስለዚ ስራሕ ክብረት ካብ ኮነ ብዘየገድስ ምስራሕ ሂወትካ ምቅያር። ኣብ ኤርትራ ከለኩ ከምዚ ዝጽረፍ ዘሎ ድካ ግን ካብ ሰብ ለሚኑ ዘይሓድር የ ነይረ። ብዝኮነ ኣብ ሃይስኩል ከም ኩሉ መንእሰይ ተላልየ ፈትየ ይሓተልኩሞ ንስካ ደኣ ኣበይ ዘለካ ድካ እካ ከማካ ሽሕ ኣወዳት ክረክብ ይክእል የ ትብለኒ ሞ። ካብቶም ሽሕ እኮ ሓደ እኪ ክትውንኒ እንበር ብሽሖም ድኪ ክትሕዝዮም በልኪዋ። ምሓዝ ሓደ የ ክሕዝ ዝደሊ ከምዚ ከማካ ግን ብሽሖም ክሕዞም ዓቅምታት ኣሎ ትብለኒ። ንዓኪ ዝመስል በሊ ድለዩ በልኪዋ፡ ካብ ሽዑ ንድሓር ከይማላለሳ ምሓልኩ። ብዙሕ ከይጸናሕኩ ድማ ንስደት ኣምራሕኩ። ንሳ ከኣ ኣብ ኤርትራ ካብ ሓደ ወሊዳ ገዲፍዋ ንስደት ኣምሪሑ። ሎሚ ትበኪ ያ ኣብ ፌስ ብክ ክንራከብ ከለና። ዘይምፍቃርና ዘይኮነ በቲ ዝበላትኒ ቃላት። ስለዚ ንደቃ ሰባት ብጠባዮም ደኣ ጽልኣዮም ወይ ፍተዎም እንበር ብዘለዎም ሃፍቲ ምፍቃር ጌጋ ዩ። ስለዚ ቃላት ሓይሊ ከም ዘለዎም ኣሚና ድማ ንደቂ ሰባት ብብኮታቶም ኣይንጽረፎም።
Bahta Grmay እዛ ጥቅሲ ኣብ ገለ ኣጋጣሚ ኣንቢበያ ነይረ ኣብ ገለ ውን ይሰማማዓላ ኢየ *ድኻ ኣተሓሳስባ እንበር ድኻ ሰብ የለን*እዚ ቅቡል ኢዩ።"ድኻ ኮይንዃ ምውላድ ንቡር ኢዩ ፡ድኻ ኮይንካ ክትመውት ግን ክልተ ሞት ኢዩ"ኣብ ዝብል ግን ኣይሰመመዓሉን ኢየ።በዚ ኣበሃህላ ገነት ናይ ሃብታማት ጥራይ ኢያ ማለት ኢዩ።
ጌጋ ኣበሃህላ ኮይኑ ኢዩ ዝስመዓኒ ሰበይ!!
ንሰብ ብጠባዩ እንበር ብ ሃብቱ ኣይተፍቅሮ/ኣይትጽለኣዮ *ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ።!!!
Mera bro ደቂ ሰባት ከምቲ መልክዕና ዝተፈላለየ ዝኮነ ኣረዳድኣና ወይ ድማ ኣተሓሳስባና ውን ዝተፈላለየ ክከውን ንቡር ዩ። ስለዚ ኣበሃህለይ ኣይተረዳእካንን መስለኒ። ኣነ ዝበልኩ ካብ ሰብ ተጸቢካ ክሳብ ዘይሓደርካ ድካ ከብለካ ዝክእል መክንያት ኣይክህሉን ዩ። ስለዚ የ ድማ ድካ ኣተሓሳስባ እንበር ድካ ሰብ የለን ዝበልኩካ። ወዲ ሰብ ኣብ ዓለም ክነብር እንተኮይኑ ጽዒሩ ክነብር ከም ዘለዎ ኩሉና ንሰማምዓሉ ሓቂ ዩ። ስለዚ ስለምንታይ ደኣ ንደቂ ሰባት ብሃብቶም ተፍቅሮ ብድክነቶም ትጸልኦም ንምባል የ።
Bahta Grmay እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣነ ውን ይሰማማዓሉ ኢየ ።ጽሑፈይ ግን ነቲ "ድዃ ኮንኳ ምውላድ ንቡር ኢዩ ፡ድዃ ኮንኳ ምማት ግን *ክልተ ሞት* ኢዩ " ዝብል ኢየ ዝቃወም ደለኩ ።
ቅድሚ ብድክነት ምዝራብና ድካ ሰብ ትብሎ ንስካ ከመይ ዝበለ ዩ፧
ማለት ኣነ ዝበልኩ ፍቅሪ ብመልክእ ድክነትን ሃብትን ክንርእዮ እንተፈቲና። ከምቲ ሓንቲ ባር ከፊትካ እንተከሲብካ ትቅጽሎ እንተከሲርካ ኪኣ ትገድፎ ዩ። እዚ ፍቅሪ ዘይኮነ በለጽ ምክሰብ ዩ። ብካሊእ ኣዘራርባ ድማ ቢዝነስ ዝብል ቅጽል ንሃቦ። ፍቅሪ ግን መልክዕን ሕብርን ድክነት ሃብትን ከይፈለ ንደቂ ሰባት ክልተ ክንሶም ሓደ ዝገብር ሂወት ዩ። ሓቀኛ ፍቅሪ ወይ ድማ ኣፍቃሪት ድማ ኣብ ሽግርካን ሓጎስካን ምሳካ ተካፋሊት ምስ ትከውን ጥራይ ዩ። ክኒዮ እዚ ኣፍቃሪ ት ምባል ግን ካብ ኣፋዊ ሓሊፉ ትርጉም የብሉን። ካብ ኣፋዊ ፍቅሪ ድማ ብሓቂ ክትፋላለ ይበልጽ ዝብል ርድኢት ኣሎኒ።
Kla ata antay ikum fokiskum lomus antay aynet comedi iyu nay kalu 0%
Wawww kkkk gele aynet 👍👍👍
Bravotat ajokum kexlwo
Willkommen
Herzliche willkommen deki Eri Shikornatat yehwatey 🐆😭😭😭😭👍👍👍👍💋💘🌺🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
1