ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Eza film fuad aleamin tray bmhlawa feteya keyreakwa zbl entelyu kemzi kemay like rgex❤❤❤
Yes
Fuad riea atiya aluku❤❤
Jmea ina ❤
Welcome back zefetewo tewasay adneqti fuad Alamein like aynerese
ወገነይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
faedey shikor❤❤❤❤❤
❤❤
😅@@መሰረትሲስ
Embi @@መሰረትሲስ
ብሰንኪ እዛ መልሓሳ ትዓጽፍ እዛ ፊልም ኣሰልችያትኒ ፏኣዲኖ መቐረት ፊልምታት ዓድና ብፍላይ ንዓይ ብሉጽ ተዋስኣይ ኢኻ❤
Fuad Alamin. My favorite actor.
ፋኣደይ ወዲ ኤረይ ሓየት ወልካም ተናፋቂ ወዲ ኤረይ ናተይ ከመይ ዲካ ወዲ ኤረይ ኣስሊ ኣይትጥፋኣና ኢካ ወዲ ኤረይ ኣስሊ 🔥🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😘😘😘💯
ኣዳም ዘለዎ ድራማ ዉፍ ክፎትዮ ኣነስ❤❤❤❤
መን ኣዳም ማለት ዩ
እዛ መልሓሳ ትዓጽፍ ጓል ክተወድኣካብዝኾነ ጽቡቅ ምጅማር❤
😂
ዋላ ናዓይ🙂
ፉኣድ,,,,,,, እንቃዕ..... ዳግማይ... ተመለስካና. ጽቡቅ... ዕድል ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
ዋውውውውው ገለ ዓይነት አይትደንግዮ አሕዋት❤❤❤
እዋይ እዘን ኣዋልድ ክኸፍእ ለሃጅአን : ቃላት ክዓጽፋ ፊልም ኣበላሺኽናኣ::
ጸርፊ ሲ ኣይግድን,ጨናዊ፡ጠቃር ገለ ኣይመድለዩን,ብዝኾነ ጽቡቅ ምጅማር
@@RufaelRafi-vx6so 😀😊😂🤣🤣🤣
@@Wedebey ተገጋየ ድየ
@@RufaelRafi-vx6so haqka ika gn teqlala film aykonetn
Kemu kxhf atye tncx tezaribkaley gohaf kea resiekaya 😅
ፅቡቅ መጅማር ❤❤ግን ኣታ ዶና ክተወደአካ🙀🙀
ብቀዳምነት እንቕዕ ብዳሓን መጻኹም ፍኣድ ሓውና ብሉጽ ተዋሳኣይ እንቓዕ ብሰላም መጻኻ
ፏዓድ አልአሚን ድምጽኻ አተሐባእ መርሐባ ፤መርሐባ፤መርሐባ ።🎉🎉🎉
Basically I am not fun of Tigrigna movies. But can imagine, because of Fauad and Helen, how far I will follow them.
መርሓባ ደቂ ሪመይ ኣጆኩም እስከ በርትዑ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Welcome back guys this already looks interesting keep it up deki erey❤❤
ክርእያ ዓቅሊ ግይረ ሞ ቃንዛ ዝመልኣ ፍልሚ ኢያ ትምስል እቲ ጠቃር ወዲ ከኣ ኣይትላበሶን ከም ዝሃብክሞ ኢዩ ዝንብባ ዘሎ ኣኽሽን ይብሉን ምላእ ምኻኑስ ፍሉጥ
Welcome back ma best fuad alamin ❤❤😘😘
እንዲያሞ በሉ ፉኣድ ኣልኣሚን ሪእና ኢና ጠዊቅናያ ኣጀማምራኣ ሳሓቢት ያ. .
ንፍቃድ ኣልኣሚን ኢለ እየ ዝጅምራ ዘለኩ
Wela ane keytgudeuna
ወላ ኣነ ምስ ራኩዎ ንፋኣድ ኣላጊሰ 😅😅😅
ብ ስም ፋእድ እየ ነዛ ፍሊም ጅሚርያ ምራኣይ ኣይትሕፍረናን ኢዩ ትመስል ኣጅማምራኣ ኣዛ ስራሓ ኩላትና ንሓግዞም ላይክ ስብስክራይብ ሽር ንግበረሎም
በጃኩም መዓል ፍቃድ ክምሎሱና ኩላትና ላይክ ሸር ንበሎም
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ካብ ቲክቶክ ዝመጸ 😅🤎
Dhri newih gize ab sdet zteserhet xbkti film❤
ፋኡድ❤ ሰለ ዝለዋ ተገዲሰ እየ ዝሪእያ ዘለኹ''''''
Chocolate gual kef thbekum abzi like 👍 wala wen azom tewasit aza flim kulom Chocolate bhaqii
ዋው ፋኡድ እንቋዕ ብደሓን መጻካ👍❤🇪🇷🌹 እዛ "ዘይቃረየ "ትብል ግን ዘይቅየር ማለትኩም ድዩ?
ፈኣድ ብምራኣይ ትሓጉሰ
ስደት ግን ቃንዛ ዩ ኣኪልዎ ድዩ ወላ ነብስካ ዘይትኮውን ሎሚ ሎሚ ሲ ደኪምና ኮ ቃንዛ ኮይኑ ይጥዓምካ ኣይጣዕምካ ኩሉ ሰብ ካባካ ይደሊ
Helen ኮይና ትሰርሕ ዘሌ ተሰፋ ዘለዋ ትመስል ክትበኪ ኸላ ሐቂ ናይ ብሐቂ ይሰመዓካ ግን መልሐሳ ምዕጻፋ አርሞ ደራሲ.
Welcome deki erey ❤ fuadey habibi Gbu blbi zednikeka hawey legend artist❤❤
Wellcame wedi erey❤❤❤❤iki bselam mexakana ❤❤❤fad alamin zfetu like
ፋእደይ ጅግና ብሰላም መጻኻ
ብልጽቲ ፍሊም ኣይትደንጉዩ'ና
❤❤my favorite artists ❤🇪🇷
Mnalo kemsi Kemay nfad msreaye zmexe 😃👍
Fuad alamin bmhlawu tray jemireya welcom ❤❤
me too
Wela ane
Welcome Fuadino, Are nafiqnaka ayttiefana
እንቃዕ ብሰላም ተመልስካ ፋይድ ቲቦ ዘይእተክሞ ድኣ ምጠዓመት
Well come ahwat fuad zednqeka tewasaay ab dmtsi gn mmhyash zedlyo koinu tesemiuni❤❤❤
Fuad alamin enkae bdehan mexaeka ❤❤❤❤❤❤❤
Helu Great actor! Nohama as well
❤ፉኣድ ዎዲ ኤረይ ❤🙏💪❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Fadey ❤❤❤ nfad ms reaku eye mexye welcome my brother ❤❤
Zeftwo artis fuad welcom ♥️
Nayta banker gals dmxa zeysmae melhasa axifa tzareb ala hagzna eba bela fuadey blux tewaseay ❤❤❤
Wellcome back guys 🎉
ዘይቀረየ ድኣ እንታይ ማለትዩ፡ናይትግራይ ቓንቃ ዩ መስለኒ፡ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ
Zeyterefe malet eu
Wela ab eritera etomabeyti sdrana ytqemulu eyom
Enquae bselam temeleskana Faedey shikorrr❤❤❤
Welcam deki erey xbuk mjmar❤❤❤❤
ቐሪጫ ፈሊጥካኒ ክትኸውን ተስፋ ይገብር ብሉጽ ስራሕ።
ዝኸበርኩም ኣዳለውትን ኣለይትን ነዚ ርእይቶ`ዚ ከቕርብ ዘገደደኒ ቀንዲ ምኽንያት ድሕሪ ነዊሕ እዋን ናይ`ታ ህብብትን ፍቕሪ ስነጥበብ ኣብ ማህጸን እንከላ ዝተዓደለቶ ናጽነት ተስፋሚካኤል ፊልም ክትቀርብ`ያ ዝብል ምልክታ ምስ ረኣኹ እትወጸላ መዓልቲ ብሃቀውታ ብምጽባየይን እቲ እንርዮ ዘሎና ግን ሰማይን ምድርን ኮይኑ ብምርካበይን እዩ።ወትሩ እዋን ጽሑፍ ናጽነት ካብ ኣመራርጻን ኣሰዃዂዓን ቃላት ኣትሒዙ ርዝነቱ ዝሓለወን ዋሕዙ ከም ዘየቋርጽ ሩባ ዝዛርን ምዃኑ ኩላትና ጥበባ እንከታተል እንምስክሮ ሓቂ`ዩ። እዚ ክብል እንከለኹ ግን ሕጂ`ዉን ኣብ ኣጸሓሕፋ ጉድለት ስለዝረኣኹ ኣይኮንኩን እንታይ ድኣ እቲ ኣብ ኣተኣላልያ፡ ኣመራርጻ ተዋሳእትን ኣሰኣእላን ንዘሎ ኣሉታዊ ርእይቶይ ንምግላጽ`ዩ። ምኽንያቱ ንሓደ ፊልም ህያው ዝገብሮ እዞም ዝጠቐስክዎም ረቛሒታት ብምዃኖም። እዚ ድማ ሓላፍነት ናይ ኣላይ ወይ ዳይረክተር እዩ።1. ኣመራርጻ ተዋሳእቲ ተዋሳኣይ ገለን ብተፈጥሮ ዝተዓደለ ክኸውን እንከሎ ገለን ድማ ብሓቂ ፍቕሪ ስነ-ጥበብ ዝሓደሮ ኮይኑ ቅድሚ ኣብ መድረኽ ምድያቡ ወይ ኣብ ካሜራ ምቕራቡ ነቲ ዋና ታሪኽ መሲሉ ዝዋሳኣሉ ዘሎ ገጽን ባህርይን ብዝግባእ ክላበሶ የድሊ። እዚ ድማ ብሃታታን ሓዞን ኣርክቦን ዝግበር ዘይኮነ ግዜ ወሲድካ ብዑቱብ ኣስተብህሎትን ካብ ልቢ ብዝነቐለ ድሌትን ክግበር ይግብኦ። እቲ ምንታይ`ሲ እቲ እተቕርቦ ትሕዝቶ ንተዓዘብቲ ብምዃኑ ሓቅነት ዘንጸባርቕን ኣብ ልብን ኣእምሮን ረኣይቲ ዘሕከኽ ማሕተም ኣንቢሩ ክዝከር።ምስ ብዙሕ ይቕሬታ ኣብዛ `ዘይቃረየ ፍቕሪ` እንዕዘቦም ተዋሳእቲ ግና ካብ ኣመራርጻን ኣትሒዝካ ክሳብ ኣተኣላልያ እኹል ትኹረት ዝተዋህቦም ኣይኮኑን ክብል እደፍር። ምኽንያቱ ጽሑፍ ናይ`ታ ካብ መዓሙቕ ልባ ኣንቂላ ምስ ህልውነት ኣዋሃሂዳ ጽሟቕ ሓንጎላ ዝወፈየት ስነ-ጥበባዊት ናጽነንት ትሕዝቶ ከም ዘለዎ ወይ`ውን ብጌጋ የንብብዎ`ምበር ይዋስእዎ ብዘይምህላዎም። ብፍላይ ኣብ ገለ ገለ ቦታታት ናይ`ታ ፊልም ክትርእዮ ይኹን ክትሰምዖ ብሓቂ`ዩ ዝኹርኩሓካን የሰክፈካን። ናጽነት ትከታተላ እንተላስ ክንደይ`ኮን ትሓዝን ትህሉ የብለካን።ኣብ መብዛሕትኡ እዋናት ድማ እቶም ተዋሳእቲ ነቲ ቃላት ከውጸዎ ይጋደሉ ምህላዎም ተስተብህል። ነቲ ብገጽካ ይኹን ብኻልእ ክፍሊ ኣካላትካ ክትዋስኦ ዝግባእ ቦታታት ብንባብ ስለ ዝግለጽ ዘሎ ክኣ ነታ ፊልም ፈጺሙ ቀቲልዋ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ተልሜደን ገዛ ገዛ ጌርዋ። ስለዚ ኣላይ ወ ዳይረከተር እዛ ፊልም ሕቶይ ንዓኻ`ዩ ሸለልትነት ድዩ ወይስ ክእለት ዘይ ምህላው? ? ?ርግጸኛ`የ ጥራሕ ትውጻእ`ሞ ናይ ዩትዩብ ገንዘበይ ይእክብ ዝብል ሕልና`ዩ እምበር ነዚ`ኣ ከም ፊልም ንምውጻእ ካብ ምጉያይ`ሲ ወይ ጊዜ ወሲድካ ብጉቡእ ምስራሕ ወይ ክእለት ንዘለዎም ምሃብ ምሓሸካ ካብ ጽሟቕ ኣእሙሮ ደረስቲ ምቕታል። ተዋሳእቲ`ውን ነዚ ተፈንዩ ዘሎ እናረኣኹም ብኻ`ባ ዘይሰራሕክዎ ትብሉ ከምዘለኹም ኣይጠራጠርን ድሕሪ ምይ ናብ በዓቲ ኮይኑ`ምበር ቅድሚ ኣብ ካሜራ ምቕራብኩም ወይ ባህሪ`ቲ በዓል ታሪኽ ምልባስ እንተዘይኮይኑ ግና ምሕዳግ ምሓሸኩም ኔሩ እብል። ምኽንያቱ ዘጥፋእኩምዎ ግዜን ዝተዋጠርኩሙሉ እዋናት ዉሑድ ዘይምዃኑ ብግልጺ ስለዝረእ።2. ስእልን ውህደትንኣቀራርጻ ናይ`ታ ፊልም ብሓደ ካሜራ ዝተሳእለ ምዃኑ ግሁድ`ዩ ምኽንያቱ ኣብ ሓደ ምርኢት ፍሉይ ማእዝን ስለዘየሎ ስለዚ ሕጽረት ካሜራ እተኾይኑ እቲ ጸገም ብዝተፈላለየ ማእዘናት ካት ሾትስን ክሎዝ ኣፕን ብምውሳድ ብውህደት ወይ ኤዲትን ክመዓራረ ምኸኣለ ኔሩ ስራሕ ሃታ ሃታን ሸለልትነትን ግና ውጽኢቱ እዚ እንርእዮ ዘሎና`ዩ። እዚ ድማ እንታይ`ዩ ዝስዕብ ኢልካ ክትሃርፍን ክትጽበን ኣይዕድመካን ኣማተር ሰእልን ኤዲትንን ስለዝተደማመረ ምቐረታ ባታ ዘቢጡ። 3. ኣብ ድምጺ ዘሎ ኣታውን ወጻእን ዘይተደለየ መቓልሓት ክኣትው እንከሎ እቲ ዳይረክተር ኣበይ ኔሩ`ዩ ዘብለካ።4. ኢንተርቫል ወይ ኤክስፕሬሺን ዝበሃል ፈጺሙ ኣይረኣይን ተዋሳኣይ እናተዛረበ ገጹ ዘይረኣየሉ ክፍልታትን እዉን ኣሎ እዚ ድማ ሓቅነት እቲ ፊልም የጉድሎ ከምኡ`ውን እታ ፊልም ብኾፍ ትወዳእ ዝተባህለ ይመስል 90% ብኾፍ`ዩ ተሰሪሑ እዚ ድማ ስሕበቱ ቀቲልዎ። ኣብ 3ይቲ ክፋል ካብ ዝተዓዘብክዎ ገለ ንኣብነት ክጠቅስ `ወዲ ሰብ`ሲ ንምንታይ`ዩ ዝነብር ንፍቕሪ ከፍቅራ ኣብ ዝብል ሕጡብ ዘሎ ናይ ስንባደ ወይ ዘተተሓሓዘ ናይ ቃላት ምልውዋጥን ብፍጹም ዘይተሓሓዘን ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ናይ ኣተሓዛዝናን ኣገላልጻ ስምዒት ዘንበቦ`ምበር ዝተዋስኦ ሰብ ኣይነበረን።5. እቲ ካብ ዝሓለፈ ተባሂሉ እተቕርቦ ዘሎኻ ምርኢታት`ውን ፈጺሙ ስሕበት ዘየብሉን ዘይተሓሓዘን`ዩ።6. ኣብ`ዚ ከይጠቐስክዎም ክሓልፍ ዘይደሊ ቶማስን ሄለንን ናይ ምውሳእ ትውህቦ ከምዘለዎም ብንጹር የርእዩ ኣለው ስለዚ ግቡእ ኣተሓሕዛን እንተዝረኽቡ ካብ`ዚ ዝተዓዘብናዮ ንላዕሊ ንመዕገቡና ኔሮም`ሞ መጻኢኹም ብሩህ ምዃኑ ርኢናዮ ኣሎናሞ በርትዑ።7. ካብ ናብ ክስገር እንከሎ ዝርእ ምርኢታት ውላሓደ ምትሕዛዝ ዘየብሉን ዝደጋገም ነገራት ኣዝዩ ኣስልቻዊ`ዩ፡ እቲ ኣብ ሞንጎ እታ ፊልም ዘሎ ሙዚቃ`ውን ምስት`ቲ ዛንታ ኣይከይድን`ዩ እታ ደርፊ ኣዝያ ጥዕምትን ምስ`ታ ዛንታ ትኸይድ ስለዝኾነት እቲ ናታ ሙዚቃ እንተትጥቀሙ ነታ ፊልም ሓይሊ ምሃባ።ብቕንዕና ክዛረበካ ንስኻ ብሓቂ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢኻ እንተኾነ ባዛ ፊልም ክመዝነካ እንተኾይነ ግን ምእላይ ናትካ ኣይኮነን`ሞ ናይ ሰብ ጽሑፍ ኣይትቕተል ንተዓዘብቲ ድማ ይቕሬታ ሕትተ ወ እዛ ፊልም ኣቋሪጽካ ኣመሓይሽካ ኣምጽኣልና።እዝን ካልእን ተደማሚሩ ነታ ፊልም ምርኣያ ንኸቋርጽ ስለዝገበረኒ ብጣዕሚ`የ ሓዚነ። ድርሰት ውላድ ሓደ ደራሲ ስለዝኾነ ድማ ንናጽነት ብጣዕሚ ሓዚነላ። እንተኾነ ግና በዚ ዘይትሰናበድ ጅግና ጸሓፊት ብምዃና ንመጻኢ ንእተቕርቦም ጽሑፋታ ምኩራትን ትጉሃትን ዳይረክተራት ክትመርጽን እንተተኻኢሉ ኣብ ኣመራርጻ ተዋሳእቲ ክትሳተፍን ቅድሚ ናብ ህዝቢ ምውጽኡ ፍረ ረሃጻ ርእያ ክትዓግበሉን እላበዋ። ዕድመን ጥዕናን እናተመነኹ ድማ ኣጆኺ በርትዒ ክብላ እፈቱ።
Waww xebqeti mesxebuqat tewasaeti aytednguyuna deqi eray
Välkomna deki eri xeda dongikomna ❤❤❤❤❤❤❤
Fuad Habibi ana king 🤴🏻 🎉🎉🎉❤❤ welcome Bro 🎉🎉🎉
Fead aleamin yaki
Helu ❤She has a wonderful accent, and she's so cute. l love you, Shkorrna gaul adey 😍
ኣከማን ብሰንኪ ሃይስኩል ዘይወጸ ፍቂ ፍኣድ እዩ እንበር ፊልሚ ብዙሕ ረኤ ኣየፈልጥን ኣብ ስደት
Welcome back🎉❤❤❤❤❤❤
Well come fuad alamin zfetu like rgexu
ደራሲ ናይዛ ፊልም በጃኻ መልሓስ ድረሰለን ነዘን ኣዋልድ😢
ዘይቃረየ ፍቕሪ አንታይ ማለት ዪ ጋይስ
Fuad zelwa mera eya kef tehbeni ❤❤❤❤
Welll come deki Erey shikorinatatttttttttttttttttt
fuadey habibi nafikinaka❤❤❤
Natsi good job keep it up.
ቃንዛ ሙኻኑ'ዩ😢
Fada nay lbey❤❤❤
Fahdey ❤❤❤❤kokob hagerna
welcome back haeud to film
Wellcam ane ka feadn adamn bmhlawa fetya eza film
asyyyy jemra berki mejemar xbikaty🥰🥰🥰
Faidey ma 🌟
Willkommen 🙏
Fuad welcome back ❤❤❤
እዛ ቢራስ ኣብ ኩሉ ዘው ኮይና 😞 እንታይ ተሕልፉ ኣይትፈልጡን ዲኩም..ኣጀማምራኣ ዘይጠዓየት ክንደየናይ ከይትጠቅም ።
3 ደቒቕ ንናይ ኢንትሮ ደርፍን ጽሕፈትን? ሓደ ኣፊቱ ደኣ'ሞ ገንዘብ ዘይትልምኑና? ጥበብ ዘይብልኩም ሙዃንኩም ቅድሚ እዛ ፊልም ምጅማራ ኣረጋጊጽኩምልና😢
Part 2, please
እዛ ባንከር ጓል ክንደይ ክትጽብቕ እያ፣ እቲ ሕብሪ ጾግራ ግን ደዊንዋ...
Njmra alena tewedouna
Bienvenu
Fuadey enqae bselam mexaekum ❤❤❤❤❤❤❤❤
Egrey keyateku feteya za film sm dmxawi men ybhal guys
ቅድም ዝተሰርሐት ፊልሚ ትመስል ሱዳን ብጥዕይታ😢
Welcome deki eray 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Foad alamin adnakika ye vravoo
Fuad abo Tebeb ...❤
Fuad nay hmamey 😘
ታ ባንከር ኣዛራርባኣ ከምገለ ናዓል ጀበርቲ ቀርናዕ ሰያሕ።
ጸርፊ ግደፍ ንቀየር እባ
ንፉኣድ ክብል ክጅምራ እየ ድምጺ ግን recorded መሲሉ ዓጃቢ ክላሲክ ድምጺ ግን ፈትዮዮ
ዋኣው
የሕዋት ዘይቃረየ እንታይ ማለትዩ?????
Beqele nahom debsai Goodlucky
Nice movie but bjaki melhaski attexefi 😢effff mara akfieilki
Ya leke fuad sele zelewa jemirnaya alena xebuk mejmar mes xebuk afexaxma nexbe
እንታይ ማለት ኢዩ ዘይቃየረ ማለት ከ
Pls Don't be late 2 part
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Good job kisun
Eza film fuad aleamin tray bmhlawa feteya keyreakwa zbl entelyu kemzi kemay like rgex❤❤❤
Yes
Fuad riea atiya aluku❤❤
Jmea ina ❤
Welcome back zefetewo tewasay adneqti fuad Alamein like aynerese
ወገነይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
faedey shikor❤❤❤❤❤
❤❤
😅@@መሰረትሲስ
Embi @@መሰረትሲስ
ብሰንኪ እዛ መልሓሳ ትዓጽፍ እዛ ፊልም ኣሰልችያትኒ ፏኣዲኖ መቐረት ፊልምታት ዓድና ብፍላይ ንዓይ ብሉጽ ተዋስኣይ ኢኻ❤
Fuad Alamin. My favorite actor.
ፋኣደይ ወዲ ኤረይ ሓየት ወልካም ተናፋቂ ወዲ ኤረይ ናተይ ከመይ ዲካ ወዲ ኤረይ ኣስሊ ኣይትጥፋኣና ኢካ ወዲ ኤረይ ኣስሊ 🔥🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😘😘😘💯
ኣዳም ዘለዎ ድራማ ዉፍ ክፎትዮ ኣነስ❤❤❤❤
መን ኣዳም ማለት ዩ
እዛ መልሓሳ ትዓጽፍ ጓል ክተወድኣካ
ብዝኾነ ጽቡቅ ምጅማር❤
😂
ዋላ ናዓይ🙂
ፉኣድ,,,,,,, እንቃዕ..... ዳግማይ... ተመለስካና. ጽቡቅ... ዕድል ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
ዋውውውውው ገለ ዓይነት አይትደንግዮ አሕዋት❤❤❤
እዋይ እዘን ኣዋልድ ክኸፍእ ለሃጅአን : ቃላት ክዓጽፋ ፊልም ኣበላሺኽናኣ::
ጸርፊ ሲ ኣይግድን,ጨናዊ፡ጠቃር ገለ ኣይመድለዩን,ብዝኾነ ጽቡቅ ምጅማር
@@RufaelRafi-vx6so 😀😊😂🤣🤣🤣
@@Wedebey ተገጋየ ድየ
@@RufaelRafi-vx6so haqka ika gn teqlala film aykonetn
Kemu kxhf atye tncx tezaribkaley gohaf kea resiekaya 😅
ፅቡቅ መጅማር ❤❤ግን ኣታ ዶና ክተወደአካ🙀🙀
ብቀዳምነት እንቕዕ ብዳሓን መጻኹም
ፍኣድ ሓውና ብሉጽ ተዋሳኣይ እንቓዕ ብሰላም መጻኻ
ፏዓድ አልአሚን ድምጽኻ አተሐባእ መርሐባ ፤መርሐባ፤መርሐባ ።🎉🎉🎉
Basically I am not fun of Tigrigna movies. But can imagine, because of Fauad and Helen, how far I will follow them.
መርሓባ ደቂ ሪመይ ኣጆኩም እስከ በርትዑ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Welcome back guys this already looks interesting keep it up deki erey❤❤
ክርእያ ዓቅሊ ግይረ ሞ ቃንዛ ዝመልኣ ፍልሚ ኢያ ትምስል እቲ ጠቃር ወዲ ከኣ ኣይትላበሶን ከም ዝሃብክሞ ኢዩ ዝንብባ ዘሎ ኣኽሽን ይብሉን ምላእ ምኻኑስ ፍሉጥ
Welcome back ma best fuad alamin ❤❤😘😘
እንዲያሞ በሉ ፉኣድ ኣልኣሚን ሪእና ኢና ጠዊቅናያ ኣጀማምራኣ ሳሓቢት ያ. .
ንፍቃድ ኣልኣሚን ኢለ እየ ዝጅምራ ዘለኩ
Wela ane keytgudeuna
ወላ ኣነ ምስ ራኩዎ ንፋኣድ ኣላጊሰ 😅😅😅
ብ ስም ፋእድ እየ ነዛ ፍሊም ጅሚርያ ምራኣይ ኣይትሕፍረናን ኢዩ ትመስል ኣጅማምራኣ ኣዛ ስራሓ ኩላትና ንሓግዞም ላይክ ስብስክራይብ ሽር ንግበረሎም
በጃኩም መዓል ፍቃድ ክምሎሱና ኩላትና ላይክ ሸር ንበሎም
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ካብ ቲክቶክ ዝመጸ 😅🤎
Dhri newih gize ab sdet zteserhet xbkti film❤
ፋኡድ❤ ሰለ ዝለዋ ተገዲሰ እየ ዝሪእያ ዘለኹ''''''
Chocolate gual kef thbekum abzi like 👍 wala wen azom tewasit aza flim kulom Chocolate bhaqii
ዋው ፋኡድ እንቋዕ ብደሓን መጻካ👍❤🇪🇷🌹
እዛ "ዘይቃረየ "ትብል ግን ዘይቅየር ማለትኩም ድዩ?
ፈኣድ ብምራኣይ ትሓጉሰ
ስደት ግን ቃንዛ ዩ ኣኪልዎ ድዩ ወላ ነብስካ ዘይትኮውን ሎሚ ሎሚ ሲ ደኪምና ኮ ቃንዛ ኮይኑ ይጥዓምካ ኣይጣዕምካ ኩሉ ሰብ ካባካ ይደሊ
Helen ኮይና ትሰርሕ ዘሌ ተሰፋ ዘለዋ ትመስል ክትበኪ ኸላ ሐቂ ናይ ብሐቂ ይሰመዓካ ግን መልሐሳ ምዕጻፋ አርሞ ደራሲ.
Welcome deki erey ❤ fuadey habibi Gbu blbi zednikeka hawey legend artist❤❤
Wellcame wedi erey❤❤❤❤iki bselam mexakana ❤❤❤fad alamin zfetu like
ፋእደይ ጅግና ብሰላም መጻኻ
ብልጽቲ ፍሊም ኣይትደንጉዩ'ና
❤❤my favorite artists ❤🇪🇷
Mnalo kemsi Kemay nfad msreaye zmexe 😃👍
Fuad alamin bmhlawu tray jemireya welcom ❤❤
me too
Wela ane
Welcome Fuadino, Are nafiqnaka ayttiefana
እንቃዕ ብሰላም ተመልስካ ፋይድ ቲቦ ዘይእተክሞ ድኣ ምጠዓመት
Well come ahwat fuad zednqeka tewasaay ab dmtsi gn mmhyash zedlyo koinu tesemiuni❤❤❤
Fuad alamin enkae bdehan mexaeka ❤❤❤❤❤❤❤
Helu Great actor! Nohama as well
❤ፉኣድ ዎዲ ኤረይ ❤🙏💪❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Fadey ❤❤❤ nfad ms reaku eye mexye welcome my brother ❤❤
Zeftwo artis fuad welcom ♥️
Nayta banker gals dmxa zeysmae melhasa axifa tzareb ala hagzna eba bela fuadey blux tewaseay ❤❤❤
Wellcome back guys 🎉
ዘይቀረየ ድኣ እንታይ ማለትዩ፡ናይትግራይ ቓንቃ ዩ መስለኒ፡ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ
Zeyterefe malet eu
Wela ab eritera etomabeyti sdrana ytqemulu eyom
Enquae bselam temeleskana Faedey shikorrr❤❤❤
Welcam deki erey xbuk mjmar❤❤❤❤
ቐሪጫ ፈሊጥካኒ ክትኸውን ተስፋ ይገብር ብሉጽ ስራሕ።
ዝኸበርኩም ኣዳለውትን ኣለይትን ነዚ ርእይቶ`ዚ ከቕርብ ዘገደደኒ ቀንዲ ምኽንያት ድሕሪ ነዊሕ እዋን ናይ`ታ ህብብትን ፍቕሪ ስነጥበብ ኣብ ማህጸን እንከላ ዝተዓደለቶ ናጽነት ተስፋሚካኤል ፊልም ክትቀርብ`ያ ዝብል ምልክታ ምስ ረኣኹ እትወጸላ መዓልቲ ብሃቀውታ ብምጽባየይን እቲ እንርዮ ዘሎና ግን ሰማይን ምድርን ኮይኑ ብምርካበይን እዩ።
ወትሩ እዋን ጽሑፍ ናጽነት ካብ ኣመራርጻን ኣሰዃዂዓን ቃላት ኣትሒዙ ርዝነቱ ዝሓለወን ዋሕዙ ከም ዘየቋርጽ ሩባ ዝዛርን ምዃኑ ኩላትና ጥበባ እንከታተል እንምስክሮ ሓቂ`ዩ። እዚ ክብል እንከለኹ ግን ሕጂ`ዉን ኣብ ኣጸሓሕፋ ጉድለት ስለዝረኣኹ ኣይኮንኩን እንታይ ድኣ እቲ ኣብ ኣተኣላልያ፡ ኣመራርጻ ተዋሳእትን ኣሰኣእላን ንዘሎ ኣሉታዊ ርእይቶይ ንምግላጽ`ዩ። ምኽንያቱ ንሓደ ፊልም ህያው ዝገብሮ እዞም ዝጠቐስክዎም ረቛሒታት ብምዃኖም። እዚ ድማ ሓላፍነት ናይ ኣላይ ወይ ዳይረክተር እዩ።
1. ኣመራርጻ ተዋሳእቲ
ተዋሳኣይ ገለን ብተፈጥሮ ዝተዓደለ ክኸውን እንከሎ ገለን ድማ ብሓቂ ፍቕሪ ስነ-ጥበብ ዝሓደሮ ኮይኑ ቅድሚ ኣብ መድረኽ ምድያቡ ወይ ኣብ ካሜራ ምቕራቡ ነቲ ዋና ታሪኽ መሲሉ ዝዋሳኣሉ ዘሎ ገጽን ባህርይን ብዝግባእ ክላበሶ የድሊ። እዚ ድማ ብሃታታን ሓዞን ኣርክቦን ዝግበር ዘይኮነ ግዜ ወሲድካ ብዑቱብ ኣስተብህሎትን ካብ ልቢ ብዝነቐለ ድሌትን ክግበር ይግብኦ። እቲ ምንታይ`ሲ እቲ እተቕርቦ ትሕዝቶ ንተዓዘብቲ ብምዃኑ ሓቅነት ዘንጸባርቕን ኣብ ልብን ኣእምሮን ረኣይቲ ዘሕከኽ ማሕተም ኣንቢሩ ክዝከር።
ምስ ብዙሕ ይቕሬታ ኣብዛ `ዘይቃረየ ፍቕሪ` እንዕዘቦም ተዋሳእቲ ግና ካብ ኣመራርጻን ኣትሒዝካ ክሳብ ኣተኣላልያ እኹል ትኹረት ዝተዋህቦም ኣይኮኑን ክብል እደፍር። ምኽንያቱ ጽሑፍ ናይ`ታ ካብ መዓሙቕ ልባ ኣንቂላ ምስ ህልውነት ኣዋሃሂዳ ጽሟቕ ሓንጎላ ዝወፈየት ስነ-ጥበባዊት ናጽነንት ትሕዝቶ ከም ዘለዎ ወይ`ውን ብጌጋ የንብብዎ`ምበር ይዋስእዎ ብዘይምህላዎም። ብፍላይ ኣብ ገለ ገለ ቦታታት ናይ`ታ ፊልም ክትርእዮ ይኹን ክትሰምዖ ብሓቂ`ዩ ዝኹርኩሓካን የሰክፈካን። ናጽነት ትከታተላ እንተላስ ክንደይ`ኮን ትሓዝን ትህሉ የብለካን።
ኣብ መብዛሕትኡ እዋናት ድማ እቶም ተዋሳእቲ ነቲ ቃላት ከውጸዎ ይጋደሉ ምህላዎም ተስተብህል። ነቲ ብገጽካ ይኹን ብኻልእ ክፍሊ ኣካላትካ ክትዋስኦ ዝግባእ ቦታታት ብንባብ ስለ ዝግለጽ ዘሎ ክኣ ነታ ፊልም ፈጺሙ ቀቲልዋ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ተልሜደን ገዛ ገዛ ጌርዋ። ስለዚ ኣላይ ወ ዳይረከተር እዛ ፊልም ሕቶይ ንዓኻ`ዩ ሸለልትነት ድዩ ወይስ ክእለት ዘይ ምህላው? ? ?ርግጸኛ`የ ጥራሕ ትውጻእ`ሞ ናይ ዩትዩብ ገንዘበይ ይእክብ ዝብል ሕልና`ዩ እምበር ነዚ`ኣ ከም ፊልም ንምውጻእ ካብ ምጉያይ`ሲ ወይ ጊዜ ወሲድካ ብጉቡእ ምስራሕ ወይ ክእለት ንዘለዎም ምሃብ ምሓሸካ ካብ ጽሟቕ ኣእሙሮ ደረስቲ ምቕታል።
ተዋሳእቲ`ውን ነዚ ተፈንዩ ዘሎ እናረኣኹም ብኻ`ባ ዘይሰራሕክዎ ትብሉ ከምዘለኹም ኣይጠራጠርን ድሕሪ ምይ ናብ በዓቲ ኮይኑ`ምበር ቅድሚ ኣብ ካሜራ ምቕራብኩም ወይ ባህሪ`ቲ በዓል ታሪኽ ምልባስ እንተዘይኮይኑ ግና ምሕዳግ ምሓሸኩም ኔሩ እብል። ምኽንያቱ ዘጥፋእኩምዎ ግዜን ዝተዋጠርኩሙሉ እዋናት ዉሑድ ዘይምዃኑ ብግልጺ ስለዝረእ።
2. ስእልን ውህደትን
ኣቀራርጻ ናይ`ታ ፊልም ብሓደ ካሜራ ዝተሳእለ ምዃኑ ግሁድ`ዩ ምኽንያቱ ኣብ ሓደ ምርኢት ፍሉይ ማእዝን ስለዘየሎ ስለዚ ሕጽረት ካሜራ እተኾይኑ እቲ ጸገም ብዝተፈላለየ ማእዘናት ካት ሾትስን ክሎዝ ኣፕን ብምውሳድ ብውህደት ወይ ኤዲትን ክመዓራረ ምኸኣለ ኔሩ ስራሕ ሃታ ሃታን ሸለልትነትን ግና ውጽኢቱ እዚ እንርእዮ ዘሎና`ዩ። እዚ ድማ እንታይ`ዩ ዝስዕብ ኢልካ ክትሃርፍን ክትጽበን ኣይዕድመካን ኣማተር ሰእልን ኤዲትንን ስለዝተደማመረ ምቐረታ ባታ ዘቢጡ።
3. ኣብ ድምጺ ዘሎ ኣታውን ወጻእን ዘይተደለየ መቓልሓት ክኣትው እንከሎ እቲ ዳይረክተር ኣበይ ኔሩ`ዩ ዘብለካ።
4. ኢንተርቫል ወይ ኤክስፕሬሺን ዝበሃል ፈጺሙ ኣይረኣይን ተዋሳኣይ እናተዛረበ ገጹ ዘይረኣየሉ ክፍልታትን እዉን ኣሎ እዚ ድማ ሓቅነት እቲ ፊልም የጉድሎ ከምኡ`ውን እታ ፊልም ብኾፍ ትወዳእ ዝተባህለ ይመስል 90% ብኾፍ`ዩ ተሰሪሑ እዚ ድማ ስሕበቱ ቀቲልዎ። ኣብ 3ይቲ ክፋል ካብ ዝተዓዘብክዎ ገለ ንኣብነት ክጠቅስ `ወዲ ሰብ`ሲ ንምንታይ`ዩ ዝነብር ንፍቕሪ ከፍቅራ ኣብ ዝብል ሕጡብ ዘሎ ናይ ስንባደ ወይ ዘተተሓሓዘ ናይ ቃላት ምልውዋጥን ብፍጹም ዘይተሓሓዘን ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ናይ ኣተሓዛዝናን ኣገላልጻ ስምዒት ዘንበቦ`ምበር ዝተዋስኦ ሰብ ኣይነበረን።
5. እቲ ካብ ዝሓለፈ ተባሂሉ እተቕርቦ ዘሎኻ ምርኢታት`ውን ፈጺሙ ስሕበት ዘየብሉን ዘይተሓሓዘን`ዩ።
6. ኣብ`ዚ ከይጠቐስክዎም ክሓልፍ ዘይደሊ ቶማስን ሄለንን ናይ ምውሳእ ትውህቦ ከምዘለዎም ብንጹር የርእዩ ኣለው ስለዚ ግቡእ ኣተሓሕዛን እንተዝረኽቡ ካብ`ዚ ዝተዓዘብናዮ ንላዕሊ ንመዕገቡና ኔሮም`ሞ መጻኢኹም ብሩህ ምዃኑ ርኢናዮ ኣሎናሞ በርትዑ።
7. ካብ ናብ ክስገር እንከሎ ዝርእ ምርኢታት ውላሓደ ምትሕዛዝ ዘየብሉን ዝደጋገም ነገራት ኣዝዩ ኣስልቻዊ`ዩ፡ እቲ ኣብ ሞንጎ እታ ፊልም ዘሎ ሙዚቃ`ውን ምስት`ቲ ዛንታ ኣይከይድን`ዩ እታ ደርፊ ኣዝያ ጥዕምትን ምስ`ታ ዛንታ ትኸይድ ስለዝኾነት እቲ ናታ ሙዚቃ እንተትጥቀሙ ነታ ፊልም ሓይሊ ምሃባ።
ብቕንዕና ክዛረበካ ንስኻ ብሓቂ ንፉዕ ተዋሳኣይ ኢኻ እንተኾነ ባዛ ፊልም ክመዝነካ እንተኾይነ ግን ምእላይ ናትካ ኣይኮነን`ሞ ናይ ሰብ ጽሑፍ ኣይትቕተል ንተዓዘብቲ ድማ ይቕሬታ ሕትተ ወ እዛ ፊልም ኣቋሪጽካ ኣመሓይሽካ ኣምጽኣልና።
እዝን ካልእን ተደማሚሩ ነታ ፊልም ምርኣያ ንኸቋርጽ ስለዝገበረኒ ብጣዕሚ`የ ሓዚነ። ድርሰት ውላድ ሓደ ደራሲ ስለዝኾነ ድማ ንናጽነት ብጣዕሚ ሓዚነላ። እንተኾነ ግና በዚ ዘይትሰናበድ ጅግና ጸሓፊት ብምዃና ንመጻኢ ንእተቕርቦም ጽሑፋታ ምኩራትን ትጉሃትን ዳይረክተራት ክትመርጽን እንተተኻኢሉ ኣብ ኣመራርጻ ተዋሳእቲ ክትሳተፍን ቅድሚ ናብ ህዝቢ ምውጽኡ ፍረ ረሃጻ ርእያ ክትዓግበሉን እላበዋ። ዕድመን ጥዕናን እናተመነኹ ድማ ኣጆኺ በርትዒ ክብላ እፈቱ።
Waww xebqeti mesxebuqat tewasaeti aytednguyuna deqi eray
Välkomna deki eri xeda dongikomna ❤❤❤❤❤❤❤
Fuad Habibi ana king 🤴🏻 🎉🎉🎉❤❤ welcome Bro 🎉🎉🎉
Fead aleamin yaki
Helu ❤She has a wonderful accent, and she's so cute. l love you, Shkorrna gaul adey 😍
ኣከማን ብሰንኪ ሃይስኩል ዘይወጸ ፍቂ ፍኣድ እዩ እንበር ፊልሚ ብዙሕ ረኤ ኣየፈልጥን ኣብ ስደት
Welcome back🎉❤❤❤❤❤❤
Well come fuad alamin zfetu like rgexu
ደራሲ ናይዛ ፊልም በጃኻ መልሓስ ድረሰለን ነዘን ኣዋልድ😢
ዘይቃረየ ፍቕሪ አንታይ ማለት ዪ ጋይስ
Fuad zelwa mera eya kef tehbeni ❤❤❤❤
Welll come deki Erey shikorinatatttttttttttttttttt
fuadey habibi nafikinaka
❤❤❤