I wrote this on Saba new song . I hope the Tigrian Artists read this & stop helping the Eritrean artists " Why are Isaias’ supporters complaining so much? If I had to guess, they probably listen to and enjoy Tigrayan music in private. They fail to acknowledge why Eritrean artists like Saba and Helen Meles choose to collaborate with Tigrayan writers like Bereket Woldu. The work they produce together is exceptional. Take Saba’s song as an example: without Bereket and the second Tigrayan contributor, the song would have been nothing. In other words, the two Tigrayans made that song. To the Tigrayan contributors: if Eritreans don’t appreciate your work, give it to Tigrayan artists who will. If Saba truly regretted working with you, it’s her loss."
አብ ዓለም ኮንፊደንስ ዘይብሉ ደራፋይ (ኤርትራዊ ጥራሕ እዩ
ብጣዕሚ እዩ ዘሕፍር ዘነውርን ኣብዚ ህዝብና ሰፊኑ ዘሎ ናይ ጽልኢ መንፈስ. ንሰላም ንስኒት ሕሰቡ
ምስተጋሩ፡ስላምኣይኩወነን፡በፍጹም
ኣንቱም፡ምስቁማልኩም፡መርቅፍ፡በሉተጋሩ፡ኢንተኹይንኩም፡ኣተረቦሾና።ኣበር ናይተጋሩከትሽፍን፡ንሽቶናይኤርትራካኣ ትዳሙቁ፡ኤርትራክጽርኮሎ፡ዓገብዘበለ፡ኣሉኩም?ኣንቱምትፍወስኩም፡ተጋሩኢና፡ዘብልሕማምዞሎኩም፡
ብመጀመርታ ኣጸሓሕፋኻ ኣስተኻኽል:: ካልኣይ ካብ ጽልኢ ዝርከብ ቁምነገር ከም ዘየለ ተረዳእ: ኣብ ዘብጽሓካ የብሉን:: ኣይምነወኩምን ድዩ ንጽልኢ ምስባኽ?
@@ابراهيم-ك2فዓቃር ምስ ሱዳን ከ🤪🤪🤪
Tsilie sinku!!!-ك2ف
ነሽነሽ ዓብይ ሰብ ቀፅለሉ🙏 ፈተውትኩም ኣሕዋትኩም ካብ ትግራይ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ 🇪🇷❤💊 ሓደ ህዝቢ
ብጣዕሚ ትግረም ኣቶም ሰነ ጥበብ ሃገርና ናጽነትኩም ኣውጁ ጽባሕግን ክትሓፍሩ ኢኽም ፡ መሕፈራት
😂😂😢
ሳባ ዕደ እቲ ዝገበርክዮ እዩ ቅኑዕ ይቕረታ ኣይመድለየክን
ሳቢ ♥️😘ፈትያ ተቀቢላ ደሪፉታ ግን ኣብ ኤርትራ ስለ ዘላ ክትፈርሕ ግድን ዩ ይቅሬታ ሓቲታ ነብሳ ክተዉጽእ ሓቃ ካብ ሕጂ ተማሂረ ኣለኹ ኢላ:: ደርፊ ደረት ከምዘይ ብሉ ይርዳኣ ኔሩ ዩ:: እዚ ጽልኢ ግን ማዓስ ዩ ክስበር ይገርመካ😢
ብዓረብ ወይ ብእንግሊሽ ወይ ካልእ ቃንቋ እንተ ትደርፍ ነይራ ኣጆኪ ጉል ኤረይ ምበልዋ ነይሮም፡ ጸላኢ ነብሱ ዝኮነ ህዝቢ።
ኤርጥሪን ናይ ፍቕሪ ደሪፍካስ ይቅርታ ትሕቲ ሰብ ዝኾነት ፍጥረት
ነሽነሽሓቂ ይሓብካ ሓወይ❤
ቁዱስ ገብሬኤል ገጽ ትፈትውዋ ወላዲትኩም የስዕምኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ 🙏❤
እዞም ኤርትራዉያን ግን ርእሶም ብፅልኢት ትግራዋይ ኮይንዎም ድዮም ተመሪዞም
ባራዪ በሊ
@@Shewit-dw9wv ሰብ ንባዕሉ ከይፎተወ ንካልእ ክፎቱ እይክእልን:: everyone knows that Eritreans suffer ed and suffering with inferiority complex. ማይ ፆሎት ይትሓፀቡ::🤣🤣🤣
ሰላም ነሹ ኣብዘዘለናዮ ቅዱስ ገብርኤል ብስራታዊ ብስራት የስምዕኩም ኩሉኩም ተኸታተልቲ ኣሕዋተይ ቕሳነትን ዕግበትን የውርደልና ልህዝብና
ለባመ ሰብ ጋዘጠኛ ነሽነሸ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከብ ትግራይ❤❤
I wrote this on Saba new song . I hope the Tigrian Artists read this & stop helping the Eritrean artists " Why are Isaias’ supporters complaining so much? If I had to guess, they probably listen to and enjoy Tigrayan music in private. They fail to acknowledge why Eritrean artists like Saba and Helen Meles choose to collaborate with Tigrayan writers like Bereket Woldu. The work they produce together is exceptional. Take Saba’s song as an example: without Bereket and the second Tigrayan contributor, the song would have been nothing. In other words, the two Tigrayans made that song. To the Tigrayan contributors: if Eritreans don’t appreciate your work, give it to Tigrayan artists who will. If Saba truly regretted working with you, it’s her loss."
❤️❤️❤️
ክቡር መጠን ነብሱ የክብር ባራዩ ከአ ናብ ባርያ ይቅይሩካ👍👍
እዞም ስነ-ቐንጠብጠባውያን ሃገርና ትብዓት ዘይብሎም ወነንቲ ነብሶም ኣብ ክንዲ ዝኮኑ ብሽም ጥበብ ዝሽቅጡ ምህላዎም"ዩ። እቲ ዘሕዝን ክኣ ስነ-ጥበብ ሃገርና ኣብዚኦም ምውዳቑ"ዩ😢😢።
ኣብ ክንዲ ፈተውቲ ዘብዝሑ፡ ጸላእቲ የብዝሑ!!😢
ኤህ። ኣነስ ብጣዕሚ የሕዚናተኒ። ክንድምንታይ ፈሪሓ ከም ዘላ ካብ ቃላታን ኣዘራርባኣን ብቐሊሉ ይረአ።
ሓቂ እንተ ኣሊይዋ እስከ ካብ TH-cam ትእለያ እስከ።
ናይ ህግደፍ ድንቁሩና መወዳእታ የብሉን በጃኩም ልቡና ተጋሩ ረኣዩ ፍቅሪ ዘምሩ የሕዋት💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
💙💙
እቶም ሰነ ጥበባውያን እዮምኮ ዘገርሙ😂😂
ሳይሞን ሽኮር ወዲዓበይቲ👍👍👍🙏🙏🙏❤❤❤
ፈለማ ውቅያኖስ ኣብ ፌስቡክ ፖስት ኢልዋ ምስ ራእኩ፡ ህግደፋውያን ከምዘዕገርግሩን ንሳ ወጽያ ይቅርታ ከም ትሓትትን ኣቀዲመ ተረዲአ ነይረ፡ ሕጂ ምስ ኮነ ከኣ ስሒቀ😂
😂😂😂❤️
ዋላ ኣነ ገሚተ ኔረ 😂😂😂
ነዞም ቀጥቃጣትስት ዓርሰ እምነት ዘይብሎም ንምንታይ እዮም ዝወሃቡ
ነቶም ነፃ ዝኮኑ ተባዓት ስነጥበባውያን ብቻ ምውህሃብ እንዳሃለው ብነፃነትሲ ዋይ
yes💙💙💙
ፖለቲከና ዶ ኣይኮነን ሕጂ ተጋሩ ብኣወል ሲዕድ ዝተደርሰ ማህሌት ተትደርፍ ይቅበልዎ ይምካሕ ዶ ኣይነበረን ኤረትራዊ ድበሃል መንነት የለን ክብል ከሎ ደኣ ዘይትምልሰሉ ለከብጥ
ከይ ፈተየት ከም ትናገርና አብ ገፃ ይፍለጥ ሳባ ዒንዱ😅😂 ግጥምና መልስልና በል ጨለ ግርም ሪኢና ዋ ሓፈርና ወ ተሰከፍና በለ ጋዜጠኛ ነሽነሽ ዘፍርቂ ለይቲ ናይ መፃኢ ባዓል ቤተይ❤😂
ሳባ ግጥምና ዜማናን መልስልና😮😮😮
😂😂
እንታይ ዝጠቅም ግጥምን፡ ዜማን ሂብኩም ኢኹም ደኣ ምለሱልና እንዳ ለለ ክልል
😅😅
Zeimana eyu wae
@@Brokethebeas lele yikun nimleselom , dihar kie menint zeyblu shim yeblka
ሓዲና እቲ ቃንቃና ምወናናዮ ከም ባቢሎን ቃንቋና ተዝጠፍእ ሩኹስ ህዝቢ ዘልአለም አብ ደምነት ፅልኢ ንነብር
ናይ ነሽነሽ ቤተሰብ ሓዳሽ እየ እሞ አታባብዕኒ አሓዋት 1000አእትውኒ 🙏
ሳባ ዓንደማርያም ሕጅ ድያ ዜማ ወስዳ ልዕሊ 5 ደርፊ ምስ በረከት ወልዱ ሰርሓ አላ ግን ዝገርመኒ ንምታይ እያ ቱሑሱ እዛ ደርፊ ውግእ እናሃለወ እዩ ተሰርሑ ንምታይ እየ ናብ 2019 ወስዳቶ ሕጅ እዩ ተሰርሑ ሳባ ትዘረቦ ዘላ ኩሉ ሓሶት እዩ ካብ ስራሓት በረከት ከላሌኩም ናአብነት ;ሃረምረም _ሸነን _ንበይነይ ዩ _አያኒ _ሃርረይ ይቅጽል
ባርያ ባርያ እዪ
Emo keteser dea please ab eritrea eya zela
ማዕበል ሓውና ዐይኒ ጸላኢካ ይደፈን
ኣይ ህዝቢ ትግርኛ ብድንቁርናን ብዝርኝነት አብ ድምና አቲዩ
ትግርኛ ግን ተጋሩ ሓዊስኺ ትበለኺ ከይትኾኒ?
ምኽንያቱ ትግራዋ ከምዚኦም ዘወረደ ኣታሓሳስባ የብሉን ሐዚ እንዳም ንሕና ኢና ክንቃዎም ዝነበረና ልውቅያኖስ ንሕና ተበዲልና ኢና ስለምንታይ ትህብ ኣይበልናን እንጀርኡ ስለ ዝኾነ ስቕልና ንዕዘብለና እዞም ጎሮቤትና ግን ሃምዛ ትሪእያ እዮም😅
ነሹ ተበቓ ሓቂ❤❤🎉🎉
Neshu shekore original man ❤❤❤❤❤❤❤
ካላኣይ ግዘየ የቅረታ ከምትብል ሪግፀኛ ኢየ ኩሉ ንግዘየ ይኪን
Eway gud artist nay Eritrea maletey Eritrea zelekum entay eyu werdikum aye Saba 😂😝🤔🫣😉
ነብሰ ተኣማንነት ይሃልኹም ስነጥበባዊያን ሃገርና እዚ ወንጀል ኣይኮነን ሙዚቃ ድማ ዓለምለኻዊ እዩ
ደስባሃልትደርፍ
ሳያሞን ሓውና
አጆካ❤❤❤❤❤
ሳባ ነፋጥ በልዋ!!!!!! ድንቁርና ናይ ሳባ ብጣዕሚ የቅናኣካ !!!! ሓደ ሙዚቃ ኣድማሳዊ ኢዩ ዶብ ቦታ የብሉን !!!" በዓል ወዲ ተሻገር (ጸሎሎ ሜድያ) ተዛሪቦም ኢልኪ!!! ካብ ሓቂ ምህዳምኪ።
እንታይ ዘይገበረት ደፊሩ ዝተዛረበ እንታይ ተፈድዩ ነብሳ እያ ኣውፂኣ
ዋይ ግሪምቢጥ ንሕና እኮ ኢና ንውቅያኖስ ይኹን ንበረከት ወልዱ ክንፀርፎም ዝግበአና ንምንታይ ንፀላኢትና ሰሪሕኩምላ ክንብሎም ነይርና ድሓር እቶም ናትና እዮም ይቅርታ ክሓቱና ዝግበኦም ቅድሚ ኩናት ኢና ሰሪሕናላ ኢሎም😂
@@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ ንኣቶም እማ እንኻዕ እሰይ እናተፀረፉ መሊሶም ናፀላኢ ኢድ ዝልሕሱ ካብ ኤርትራውያን ፅቡቕ ትረክብ ማለት ዘበት እዩ:: እዚኦም ዓርሰ እምነት ዘይብሎም ርካሻት ካልእ ሰብ ከኽብሩ ማለት አይካኣልን
ዋይ ሳባ ብጣዕም ወርድኽ ታይ ስለ ዝገበርኽ እኽ ይቅርታ ትሓት እሞ ካብ ዩቱብ እለይዮ እት ደርፊ ድሕርት ዝኾንኽ ፊጥረት 🙄😏 ፅቡቅ መልአኽት እኻ ኣማሓላልፊኻ ነሹ ዓይነይ 🥰❤️🙏
✅
@@neshnesh_show
Abraham mis Gush
Ziwadaderu aykonun
Bizaba Hizbi Eritrea Enteyayyublu Awadadir
Kiltyom Tegaru
ABRAHAM🎉
ሳባ ገልጣም ንፍቅሪ ግዳ ዘይትሰርሒ ብደሪፉ ናይ ዓጋመ እንዳሳሳዕካስ መን ክሓፍረልኩም እዩ ደቂ ዓድናስ
ኣብየት ሕፍረት ናይ ደቂ ዓድና ስነጥበባውያን:ጽንሕ ኢልናስ እዝንና ገለ ክሰምዕ እዩ:ኣብ መርዓታትኩም:ይኩን ጥምቀት ደቅኩም ብደርፍታት ስነጥበባውያን ናይ ተጋሩ ከም ብዓል ኣብርሃም ገ/ድህን ዝኣመሰሉ እንዳ ተጠቀምኩምስ ኣብየት ሕፍረት:ሕጂ ተሪፋትኩም ዘላ ናብ ተጋሩ ደርፍታትና ከይትሰምዑ ኢልኩም መልእክቲ ኣሕልፉ ውርደተኛታት ዋእ ኩሉ ግዜ በዞም ህግደፍ ክንሓፍር!
አየ ንሕና ነሽነሽ ሓዉና ንባዓል ከማካ እንዳረአና እኮ እዩ ዝኩሉ በደል አብ ልዕሌና ወሪድና ተሎ ሱቅ መሪፅና።
Neshnesh you are a positive thinker .i appreciate to you.we love you tegaru keep it up!!!!!︎
❤️
nehinesh hawey eza derifi tgerim ya lizu derafi thank you belelina wshitika linekie derifi yu tigiraweyt ye❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️
ኤርጥሪን ብደዐ እምበር ዓርሰ እምነት ጠፊአትኩም አላ ድለዩዋ
Abrham ma favorite 😍
ንምንታዪ ዪቅረታ ከምዝበለት እስኪ ሕተትዋ
ደናቑር ህግደፍ ድንቁርኖኦም መጨረሽታ የብሉም።
ሃቂ ይሃብካ🎉🎉
ነሹ ሓቢቢ ❤❤❤
ሳባ ዓንደማርያም እንታይ ገጋ ገርኪ ይቅረታ ትብሉ ለኽባት ኢኺ!
😅
ፈሪሓ ዶ ትከውን ኣብ ኤርትራ ስለ ዘላ? ስቅ ኢልካ ዩ ናይ ህዝብና ነገር
@@neshnesh_showኣንታ ነሹ ብነብሳ ለኽባጥ ኮይና እምበር ስቅ ተትብል ወላሓንቲ ኣይምበልዋን ወሪድዎም ህግደፍ።
She should’ve ignored them, it’ll eventually go away. This shows how she isn’t a person of integrity.
ንስዑዲ ናመፃና የመን ምግቢ ይህቡና ነይሮም እቶም ናይ በረካ ሸፋቱ ገዲፍካ ክጥዕዩ ማዓት እንተዝክእል መደረፍኩሎም
❤️
Art ms Politics entay mtessar alwo just amazing so sad !😥
ድንዝዝቲ ! ከምዚኤን ዝበላ ጥረታት ዘይበሰላ ትኹረት አይትሃቡለን ፅባሕ ተገልቢጣ ይቅርታ ክተሓትትያ ሸዑ ውን ሓንቲ ካብ ዓርሰ ምትእምማን ባዶ ዝኾት ስልብቲ ሰነ ልቦና ሰለ ዝኾነት ትኹረት አይተሃቡዎ።
ነዛ ሳባ ጸሪፍካስ መንግስተ ሰማያት ትኣቱ ትከዉን ጉሓፍ ክንደዲኣ ትሓምቅ
Aytxarf entay gera xekti koynwa
ነሹ ሽኮርር ኣብዛ 3 ማዓልቲ 300K ካኣቱ ኣሎዎ ፎርሳ ንቅድሚት ናይ መጻኢ ጋዘጠና ነሽነሽ ወዲ ህዝቢ🎉
Thank you 🙏
ሓቅኺ ህግደፍ ከየጥፈአኪ አባኺ ጥራሕ አይኮነን አብ ኩሉ እዩ ስቅይቅይ እና አጆኺ ዝገርም !!!!!!!
ነሹ የፍቅረካ እየ🎉😮😊😊
Azerariba fililiy reayu deki gorobet temaharu niselam ember nitsilie aytisrihu!!!!
ኣብርሸይ ብሉፅ ከም እስኻ ዝበሉ ለ ኤርትራዊን ትፈትው እሳቶም ለ ንዓኹም ይፀልእኹም 😥
Good analysis Neshu 👍.
❤️❤️❤️❤️
ዋእ እዛ ጒል ጥዕቲ ድያ ከይተረ ድኣ ድያ ሰርሓታ
ሳባ ሐፍትና ተጋግያ
ሳባ ዓ/እጆኪ እቶም ጽቅቲ ዝፈጠሩልኪ አቲ ሓቀኛ ውሽጦም ካልእ እዩ ሓለፋ መሲልካ ምንባር አቲ ቀንርዲ መከወልን መሽፈንን መንነቶም እዩ እዝ ኮነ ተባሂሉ ዝተሃነጸ መንደቅ ጽልኢ ምስ ፈረስ ክትኮሩዕሉ ኢኪ
Sba shkor mkrti feriha mskin ❤❤❤
ነሹ ሓወይ ን ስነ ጥበባዊ ምስጉን ኣብርሃ እናተከታተልኩዎ ነይረ ኣምፂእካ በዚ ኣሕልፎ ሰብ ኣይለመዶን ኣይከታተሎን
ሳባ ሽኮር❤
ሳባ ፈራሕ ዶ😂😂
ከም ሳይምን ለ ህዝብ ንህዝብ ከቃራርብ ይፅዕሩ ከም ህግደፍ ለ ናይ ፍቅር ዝተደረፈ ደረፍ ይቃወሙ ይግረም እዩ ክልተ ጫፍ
ሕጂ እዲኺ ድኣ የሕሪቅና ኣብ ዓዲ ምህላውኪ ከምሻምኡ
ስነጥበብ እንታይ ምኻኑ ብስሚዕት ጥራይ ይኣትዉዎ ።ዉጽኢቱ ካኣ ከምናይ ሳባ ዘይተረደኣ እኮዉን።በዓል ኣብረጃም ኣፈወርቂ ርኢካስ ንበኣል ሳባ
ናይ ገልኦም ኤርትራዉያን ፅልኦም በቃ ትግራይ ተተላዒላስ ዓይኖም ደምዝመልእ ም እምብር ዶ ከ ሰላም ክንከዉን ኢና ትብል
በዓል ነሽነሽ ክትርእይ ድማ ተስፍ ትገብር ዝሮዝሮ ፅልኢ ዝሰብክ መጀመርያ ነብሱ እዩ ዝጎድእ
❤❤❤❤❤❤
ነሹ♥♥
ነሹ እታ ስእልናይ ከብቲ ስደደልና
BETAEMI TEHZEN SABA HAMEN HEFER KEYBELET KEAAYEKRETA TETEHATET.
ነሹ ብሮ ኣብ ኤርትራ ኣላ እንተ ኮይና ወላ ተዛረቢ ኢሎማ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም፡ ኣብ ደገ ወጺኣ ኣላ እንተ ኮይና ግን ዶንቆሮ እያ❤
✅
ፊኢራሒ ሙዚቂኛ አይኾኒኼን ዒሲቢቲ ባሪያ ሳባ
ዋይ ሳባ 😂ግን ሃቃ አብ እስርቤት ከይትሃቅቅ ፈሪሃ እያ አቤት ኤርትራዊያን ዘይትስልጥኑ መሃይማት
ብሓቂ
እዚ ውርደትና ኣነ ምጻር ሲኢነዮ በቃ። ማራ ሕማቕ ተሰሚዑኒ። ኩሉ ኤርትራዊ ነብሱ ኣጽሊኦሞ እኮ። መወዳእታና እንታይ ክኸውን ኢዩ።
Neshu abyi seb❤️❤️❤️❤️sami👑❤️❤️❤️
❤️❤️❤️❤️
Eway hfret abey werida Eritrea
Siq bel neshnesh izi tigraway ni eretra zeqoshesh eyu
Saba dima hagerawit eya
Saba haftey baravo we love you
ስቕ በል ድፉን ርእሲ:እሞ ዘይትድምስሶ ካብ ዩትብ:ፍቕሪ ክእሰር ኣይክእልን:ደርፊ ዶብ የብሉን ኣንታ ሕሙም ድሑር
ከም ኣንጭዋ ኣብ ጉድጉድ ኮይና ትፍክር ጉጅለ ንማዕበል ወላሓንቲ ኣይትገብሮን
Ala hzbi eritrean entay eyu zkewn zelo
Kab TH-cam tieleya
ቆርጫጭ ጀግና ብዓልአቋም ሰብንኡ ዘይቅር ንዝአመነሉ ናውቅያኖሰ ግጥሚ ደሪፉ እዩ ።ሳባ አይድሓዛን ዩ ምኽንያቱ አብሐንቲ ንእሽተይ እሞ ዝተዓፃፀወት ካልዕ ምዕባለ ብዛዕባ አተሓሳስ ለውጥን ዕብየትን ዘይትሰርሕ ሃገር (መንስቲ) ሰለዘለኩም '' ዩ ። ይቅሬታ ክትሓት አይነበራን ግን ናይ አራዊት አተሐሳስባ ዘለዎም አብትግራይ ግፍዒ ዝሰርሑ እነስሳዊ በህሪ ዘለዎም ዕፁዋ እንስሳታት አገዲዶ ሟ ' ዮም ። ነሹ ግን ትፋለ ኢኻ አበሳ ❤❤❤
❤️❤️❤️
Saba lebam iya yikreta mibal newri kabmaas iyu koinu libonayu fitewu xilue .😂😂😂firhi kaa ilkumo kemaa sirhu.lebam koina imber ferahsi adiadu alo senefat .wukianos ide xiruf Abu alekum.🇪🇷🙏♥️🌹👏💯👍ni Sabina Eritrawit.alena misaki .
ሰላም ሰላም ነሹ ሓውና ክብረ ሰብ 👏🥰💙
Hgdef mendef Aremen Ajoki zhaftey ❤❤❤ selam kkewn Eyu
Nesh Nesh Jigina hawey kindey tinefie Atahasasibaka kitinefie nay Bahaqi
ሳባ ግን ከይለበምኺ ኣሪግኪ ናትኪ ዘይትገብሪ ካብ ብሰብ ትምርሒ ፈዛው 😕
አቤት አገላልፃ🤣🤣
Imo hirir ni wukianos terekisu ilka diyu imo neshnesh ke intay tible.
Suq beli bejaki halewlew aytbeli
Ab alem eko kemzi hzbi ezi natsnetu baelu zsheyt aytreaeyen 😢
Neshu hweye Naty ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ኣብ ደገ (USA) ከሎስ ኣብ ኤርትራ ይደልዎ ኣለው። 😅
Welcome Neshnesh
ሰነፍ ያ ግን ዛ ሳባ ትበሃል
Atta
Hawona abweshte tegrayu. Ahwatnayu. Hawel yabolom. .zolo . Teraway .meseritra. Min. .aysamamiciin😢😢
Hasawi entay gefeska
Kidi denkoro wahid foeeeeeee
welcome ጋዜጡኛ ነሹ👋