ቀዛሕታ - ዘርኣብሩኽ - ትግርኛን ትግራዋይን ተዓሪቖም ኣለው - ቀዛሕታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • #ቀዛሕታ Kezahta: ቀዛሕታ ኣብ DW TV ዝቀርብ መደብ እንትከውን ኩልግዘ ንምክትታል ላይክ_ሸር_ሰብስክራይብ_ብምግባር ይከታተሉ
    ቀዛሕታ ኣብ DW ቲቪ ዝቀርብ መደብ እንትኸውን ባህልናን ፣ ቋንቋናን መንነትናን ንእቕበሉን ነዕብየሉን መደብ እዩ፥ ነዛ ዩትዩብ ቻነል ሰብስክራይብ ብምግባር ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ስነጥበባውያን ንኽትከታተሉ ንዕድም። ስለዝመረፅኩምና የቐንየልና፤ . SUBSCRIBE NOW

ความคิดเห็น • 648

  • @zaidsyum9706
    @zaidsyum9706 5 ปีที่แล้ว +74

    ኤርትራዊት ኣድናቂትኩም እየ ሽኮሪናታት ደስ ትብሉ ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም

    • @fyg6487
      @fyg6487 2 ปีที่แล้ว

      የቀንየልና ማሪ

    • @alaf807
      @alaf807 2 ปีที่แล้ว

      @@fyg6487 1st floor s jdk44dox039

    • @alaf807
      @alaf807 2 ปีที่แล้ว

      @@fyg6487 wem

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 ปีที่แล้ว

      @@alaf807 ane dma neaki adnqeki shikorina

    • @sahlualmedom905
      @sahlualmedom905 ปีที่แล้ว

      Qzahta!!!!!!!

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 5 ปีที่แล้ว +76

    መርሓባ ሽኮራት ብጣዕሚ ኢኹም ትምሱጡኒ ኣያ ዘርኣብሩኽን ለምለም ዓይነይን ኣጆኹም ኤርትራዊ ሓውኩም ኢየ ካብ ኢስራኤል።

    • @user-st4us5kl4t
      @user-st4us5kl4t 4 ปีที่แล้ว +3

      Habtom lebam seb kulgize xbuq eika tzareb edmen tenan yhabka fetari

    • @habtomhabtom5913
      @habtomhabtom5913 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-st4us5kl4t ኣሜን ሓብተይ ቅጭን ተላይ ንዓኪ።

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia 3 ปีที่แล้ว +1

      Subscribe eba gberuley ahwatey

  • @user-co2xy1tz9l
    @user-co2xy1tz9l 5 ปีที่แล้ว +423

    መርሓባ ኣያ ዘርኣብርኩ ምስ ባዓልቲ በቶም ለምለም likeeee ከይገበረ ዝሓለፈ ክንታሓሳሰብ ኢና

    • @samrihadush8052
      @samrihadush8052 5 ปีที่แล้ว +2

      Ane ewun klek nere gn ayfelton kemey grka eu dlaak malet ab sdet eye deleku

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 5 ปีที่แล้ว

      @@samrihadush8052 intay klik nere malet hhh wa

    • @samrihadush8052
      @samrihadush8052 5 ปีที่แล้ว

      @@omexhabeshawi6337 edei etay eilkani do eileka eye

    • @yostinaberhe5422
      @yostinaberhe5422 4 ปีที่แล้ว +1

      ገይርናኮ 🤷‍♀️😳😳😂

    • @user-ht5sq3vy1q
      @user-ht5sq3vy1q 4 ปีที่แล้ว +1

      @@yostinaberhe5422ያ ክፈትወኩም

  • @robelabraham7963
    @robelabraham7963 5 ปีที่แล้ว +155

    እስከ ን ለምለም ዓይነይ like ጉበሩለይ ።

  • @user-ij3le9ou4w
    @user-ij3le9ou4w 5 ปีที่แล้ว +23

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ኡዩ ንድራማ ትግራይ ሲ ብኣኹም ኢና ተላሊናዮ ግን ብጣዕሚ ገሪሙኒ ማእከል ስነ ጥበብ ትግራይ ኣፍልጦ ዘይመሃቦም 😭😭

  • @user-rz5zq4cj5b
    @user-rz5zq4cj5b 4 ปีที่แล้ว +10

    I love you ለምለም ዓይነይ from eri🇪🇷🇪🇷

  • @rufutatesfay5925
    @rufutatesfay5925 5 ปีที่แล้ว +23

    ፅገ ሓፍተይ ብተፈጥራአዊ መልክዕኺ ደስ ክትብሊ መዓረይ።

  • @selomunhagos2142
    @selomunhagos2142 5 ปีที่แล้ว +21

    ትግራዋይ ምስ ትግርኛ ክዕረቅ ጀሚሩ ልክዕ ኢካ :: አታ አጆኩም በሉለይ ንሓግዝ ድማ

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 5 ปีที่แล้ว +476

    ንዞም ደቂ ትግራይ አርቲስት እስክ ተጋሩ ብላይክ ብስብክራይብ አብ ጎኖም ልምዘለና ፍቅርና ንግሎፆልም እስክ ደቂ ትግራይ ማዓረይ

    • @user-il5zb6ts5o
      @user-il5zb6ts5o 5 ปีที่แล้ว +6

      ዋውው

    • @ane5012
      @ane5012 5 ปีที่แล้ว +3

      Wawwwww✊✊✊🤩🤩🤩

    • @selamhaylay8363
      @selamhaylay8363 2 ปีที่แล้ว +1

      አታ ትዘራአሩኽሲ በቃ ካብቲ ካራክተር ፈፂሙ አይወፅን አብ ነርማል

    • @mirmir1048
      @mirmir1048 2 ปีที่แล้ว +1

      ዋው👌💘😘💐

  • @tahtayadyabo9177
    @tahtayadyabo9177 5 ปีที่แล้ว +58

    አያ ዘብራአቡሩክ ናይ ብሓቂ ዓብይ ስብ ብስራሓ ጥራሕ ጎበዝ ይመስለን ነሩ ለከ
    አብ ሓስብን ምክርን እውን ገበዝ እካ
    እኮላይ ማማ ልምላም ኮርዐልክን ክብረት ይሀብክን ኮርዐ አቱም ፍትዋተይ አጆኩም

  • @user-gb6zc1to6p
    @user-gb6zc1to6p 5 ปีที่แล้ว +157

    ክክክክክክክክክክክ ከም ባሻይ ዘብረኣብሩክ ዝበለ ቆፃሪ እንጀራ ኣይሃበና ፈጣሪ ክክክክክክክ
    ካብ ሕሩጭ ቻይና ዝረሓቀ ናይ ተፈጥሮ መልክዕ መዘና ዘይብሩ ግርማ ኣለዎ ጽጌ ምቅርቲ ደስ በሃሊት ጎበዛት ደቂ ማርያም ፅዪን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን!

    • @user-gb6zc1to6p
      @user-gb6zc1to6p 5 ปีที่แล้ว +1

      @Phenomenal Event ጅኒዏች/ኣጋንንት ሰይጣውንቲ ብእስልምና ኣስተምህሮ ሳሒሕ ቡካሪ መፅሓፍ 58 ሃዲስ ቁፅሪ 280 ኢብሊስ ናይ ኣስላም ዝኮኑ ኣሕዋት ጅኒዊች ምግቦም፡ፋንድያን ኣዕፅምትን እዩ ይብል። ከልብን፡ወዲ ከልብን ስለዝኮንካ ካሊእ ክትሓስብ ኣይትክእልን ናይ ኣቦካን ኣዴካን ክልብና ስለዝኮነ እናዘርካ ተተዛረብካ ንሰብ ኣይገርሞን ናይ ምድሪ ኣህዛብ ። ነፍሲ ይምሓር ወዲ ኣክላብት

    • @user-do7gy1fu6z
      @user-do7gy1fu6z 5 ปีที่แล้ว +1

      ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ!
      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይይይይ

    • @yikalowedi6424
      @yikalowedi6424 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkk

    • @meseretkasa8800
      @meseretkasa8800 5 ปีที่แล้ว

      Phenomenal Event ፡ኣታ ዕንዝር ይባሃል ድዩ ፅያፍካስ ኣብ ገዛካ ዕንዝር ሓደ ኣማርኛ ኣይተምፅእ እዚ መደብ ትግርኛ እዩ በዚ ጊዜስ ዓሻ።

    • @alisalman479
      @alisalman479 5 ปีที่แล้ว +1

      Hi

  • @user-tz7tq2lc5y
    @user-tz7tq2lc5y 5 ปีที่แล้ว +26

    ናይ በሓቂ እንቃዕ ምስ ትግርኛ ተዓረቁ

  • @eyerusaraya8656
    @eyerusaraya8656 5 ปีที่แล้ว +31

    የዉሃንስን ፀጋን ኣድናቂትኩም እየ ብጠቅላላ ገሬ
    እሙን ተሳተፍቲ 😘😘😘ቀፅልሉ

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566 3 ปีที่แล้ว +5

    ምቁራት ተፈተውቲ አጆኩም ብጣዕሚ ኣኩም ንፉዓት እንደገና ብጣዕሚ ኢኩም ትሰማምዑ 👍❤

  • @mulugetawoldu1679
    @mulugetawoldu1679 4 ปีที่แล้ว +7

    ጡዑም ላዛ ደቂ ዓደይ ሰሱኑለይ !!

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 5 ปีที่แล้ว +106

    ተጋሩ የሕዋትና እዛ ትግርኛ እዳተዛረብኩም ኣምሓሪና ምሕዋስ ከም ገደፍኩማ ከንደይ ምጠዓመ ኔሩ።

    • @kmagotelkizakmeyeritreaade624
      @kmagotelkizakmeyeritreaade624 5 ปีที่แล้ว +1

      ፍቅሪ ዕብየትን ንወራረስ ቃንቃ መረዳድኢ እዩ ነቲ ሰናይ ነገሮም ነክልበሎም ::

    • @ruthhaile8010
      @ruthhaile8010 5 ปีที่แล้ว +7

      እወ ሓቅኻ ኢኻ ግን ቀስ ናበልና ክንፅርዮ ኢና ከምታ ዓረብን ጥልያንን ትሓውስላ እያ ክዕረ እዩ ግን ዝሓወይ

    • @rakitube21
      @rakitube21 4 ปีที่แล้ว +1

      ewe xsbuk aleka hjitat be wusun melkiu ystekakel alo

    • @rakitube21
      @rakitube21 4 ปีที่แล้ว +1

      @@kmagotelkizakmeyeritreaade624 እቲ ዘበልካዮ ልክዕ ኮይኑ ግን ቃንቃና ብካልእ ቃንቃ ክበረዝ ትክክል ኣይኮነን

    • @anonymoushacker5643
      @anonymoushacker5643 4 ปีที่แล้ว +1

      ሓቅካ ሓወይ መቐለ ብኣምሕሓርኛ ተዋሒጣ እያ።

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 5 ปีที่แล้ว +44

    ጅጋኑ ድቂ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ቴዲ ሽካር ካላይ ናዓካ ዝያዳይ

    • @user-so9iw8ks5b
      @user-so9iw8ks5b 4 ปีที่แล้ว

      ጅጋኑ ደቂ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @efremberaki1464
    @efremberaki1464 5 ปีที่แล้ว +13

    Really proud of you guys! ብልቢ ዮዉሃንስ ተላቢስካዮ ዘለኻ ገጸ ባህሪ ብጣዕሚ ዝነኣድ ብቃላት ዉን ኣይግለጽን! ከምኡ ዉን ለምለም ዓይነይ:: ሓያላት ብዙሕ ክትሰርሑ እትኽእሉን ብዙሕ ንጽበየኩምን ምኻና ኣይትስሓቱ:: በርትዑ ቀጽልዎ ዘድንቀኩም ሓዉኹም::

  • @user-id5ns3ce4w
    @user-id5ns3ce4w 5 ปีที่แล้ว +20

    ~ዘብርኣብሩኽ ዓይነይ/የውሃን👈
    ~ለምለም ዓይነይ/ጽገ 👈
    ንፉዓት ተዋሳእቲ ኢኹም ኣጆኹም
    እቲ ኣቦን ኣደን ከጥዕመልኩም ኮ ደቂ ዓደይ መዓረይ 😍😘 #ቀዛሕታ100%👍 ጽቡቅ ስራሕ ናይብሓቂ😍

  • @titi-wi6fe
    @titi-wi6fe 5 ปีที่แล้ว +20

    ኣያ ዘብራኣብሩክ 😍 ናይ ሕማመይ

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +8

    ፆመ ፍልሰታ ለማርያም ካብ ነሓሰ ፩/1 ክሳብ ፲፮/16 እመቤትና ማርያም ብፆሎታ ትሕሰበና ኣሜን ፫።።። ናይ ስግደት ናይ ፆሎት ናይ ንስሃ ናይ ፆም ናይ ትሕትና ይግበረልና ናይ ፅድቂ ብርሃን ይግበረልና ልዑል ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡፡፡፡።።!!!!!!
    ፆመ _ ፍልሰታ
    ወላዲተ ኣምላኽ ብዙይ ሱባኤ ዝንፈፅሞ ፆምን ፀሎትን ስግደታትና ናብ ወዳ ኣዕሪጋ ንዓድና ፥ንሃገርና፥ ንወገንና፥ንቤተኽርስትያንና ትንሳኤን፥ ሰላምን ድሕንነትን፥ፀጋ በረኸትን ረድኤትን፥ምሕላውን ትሃበና!!! ኣሜን ኣሜን ኣሜን።።።።።!!!!!!

  • @berhanekidane8604
    @berhanekidane8604 5 ปีที่แล้ว +42

    ፅገ ብዘጣዕሚ በሳል ለባም ካብኣ ብዙሕ ንፅበ አጆኪ በርትዒ ኩሉትክእሊ ወጣት ኢኪ ቀፅሊልሉ ።

  • @amanueltuamzgi3688
    @amanueltuamzgi3688 5 ปีที่แล้ว +10

    I am from 🌍 🇪🇷 betami zednqo lebamt amlak edmen tenan yehbkum 💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay1955 5 ปีที่แล้ว +8

    ውውውወ ከመይ ድኹም ደስ ትብሉኒ😘እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም። ብጣዕሚ ፅቡቅ ጌርኩም ኢኹም ትጫወትዎ። አጀኹም በርትዑ። ተስፋ ከይትቆርፁ። 😘

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 5 ปีที่แล้ว +42

    ቀዛሓታ ሻው አጁካ ቀፅሎሉ ተመልክትካ ውን ቀስ እሎም ክመፁ እዮም ንሕጅ ክምት ትደልዮ ዝይክትረክብ እካ ዓቅሊ እንተገትካ ግን ጣዓማ ጥዕምቲ እያ እና ክብለክ ዝድል ቀፅሎሉ ኣብ ጎንካ አለና ተጋሩ

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s 5 ปีที่แล้ว +31

    ዝገርም ነገር እዩ ክስካብ ሐዝስ መስታወቅያ ዘይተዋሃቦ እዙ ኩሉ ስራሕ ሰርሑስ ኣብዚ ጠመተ ክግበረለም ኣለወ፡፡

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 5 ปีที่แล้ว +58

    ማሓበር ከይንቲ ትግራይ ብቅልጡፍ እዞም ድራማ ትግራይ ኣብ ዝላዓል ደረጃ ንክብፅሕ ይፅዑሩ ኣለዉ እሞ ይእትዉዎም ብቅልጡፍ ወገነይ ሓወይ ዝብሃል ክህልወኩ ኣለዎ

  • @samiyoungafro3908
    @samiyoungafro3908 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣምሓርኛ ምሕዋስ እንተገዲፍኩም፡ ካልእ ኩሉ ምኢቲ%

  • @user-wp5sx1sx9n
    @user-wp5sx1sx9n 5 ปีที่แล้ว +177

    ታ ጋል ያኪ እግዚአብሔር ይባርካ ሕርጭ ዘይተደፍድፈት

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 5 ปีที่แล้ว +4

      👍👍👍👌ህያበይ

    • @gdss6075
      @gdss6075 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክ ሜሪ

    • @trhas2012gmail
      @trhas2012gmail 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkkkkk

    • @ietosheasefa3943
      @ietosheasefa3943 5 ปีที่แล้ว +1

      ህያብ ማሓሪ hiyab mehari እሞ፣ፋሕ፣እንዶ፣አቢላቶ፣ክዳና

    • @user-wp5sx1sx9n
      @user-wp5sx1sx9n 5 ปีที่แล้ว +6

      @@ietosheasefa3943ዋላ ክዳና ደስ ብሃሊ እዩ ኩሉ ነገር እየ ፎትየላ ማርያምን

  • @user-tz7tq2lc5y
    @user-tz7tq2lc5y 5 ปีที่แล้ว +75

    ገና ግን ምስ ትግርኛ ኣይተዓረቁምን ዘለኩም በርትዑ ጥራይ እዚ ሓደ ሓደ ኣምሓርኛ ምሕዋስ ንትግርኘ የህስሶ ኣሎ

    • @rakitube21
      @rakitube21 4 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ኣለካ ኩሉ ትግራዋይ ብዝተካኣለ መጠን ትግሪኛ ቃንቁኡ ከፅርይ ኣለዎ

    • @kedirkemsebukedirkemsebu9079
      @kedirkemsebukedirkemsebu9079 4 ปีที่แล้ว

      Italien man

  • @biniambooss1296
    @biniambooss1296 5 ปีที่แล้ว +79

    ትግራዋይ ሕያዋይ ክፈትወኩም መዓት ➲😘

    • @rshanrshan2161
      @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበልና

    • @meseretkasa8800
      @meseretkasa8800 5 ปีที่แล้ว

      ዋላ ኣነ ክፈትወም እዞም ተጋሩ መዓት

    • @yostinaberhe5422
      @yostinaberhe5422 4 ปีที่แล้ว

      Biniam Booss nhnale

  • @user-sk4dd4gq7s
    @user-sk4dd4gq7s 5 ปีที่แล้ว +24

    እንኳዕ ዳሕና መፃኩም ኣጀኩም በርትዑ

  • @tirhashaftay189
    @tirhashaftay189 5 ปีที่แล้ว +6

    ደስ በሃልቲ ቀፅልሉ♥♥♥።

  • @temesgenfetari1535
    @temesgenfetari1535 5 ปีที่แล้ว +4

    Aya zeraabrukh & lemlem ayney shikorinatat i love you 💕 from switzerland 🇨🇭 Eritrea 🇪🇷

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m 2 ปีที่แล้ว +4

    Big respect to these beloved actors. The words " Lemlem Ayney" are Psychologically important !!!! POSITIVITY matters!!!

  • @user-jr8gj4hk6d
    @user-jr8gj4hk6d 5 ปีที่แล้ว +23

    ኣስይይይይ ብጣዕሚ ንፍዓት ንበሩለይ ደቂ ትግራይ ማዓርይ

  • @brktiweldu3299
    @brktiweldu3299 5 ปีที่แล้ว +7

    አንታ ዞም ትግራይናስ ክፍተዉካ 💓💓💓💓💓💓

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 5 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ንፉዓት ተዋሳእቲ ተስፋ ኣለኩም ቀጽልዎ ዋላኳ ከምቲ ዝድለ ደገፍ እንተዘይ ረኸብኩም በርትዑ ጥራይ ጻማኹም ትሓፍስሉ ግዜ ርሑቕ ኣይኮነን ባሻይ ዘራብሩኽ ኣጣምታኹን ኬፍ ኣለዋ ለምለም ዓይነይ ኣኽብሮት ኣብ ብዓል ቤትኪ ንብዙሓት ምሂርኪ ክትኮኒ ተስፋ ገብር ቀጽልዎ ብሩኻተይ ተኸታታሊኹም ሓውኹም ኤርትራዊ

  • @abebaguwalmekelle2579
    @abebaguwalmekelle2579 4 ปีที่แล้ว +3

    I love gere emun. Specially abo zeberaburuk's family it shows you there is so much love and RESPECT each other. There should be more dreams like Gere emun. ❤❤❤😚😚😚

  • @YemaneAbraha
    @YemaneAbraha 5 ปีที่แล้ว +7

    I like this guy's talent, deep voice too.

  • @user-sf6ch7bt2n
    @user-sf6ch7bt2n 5 ปีที่แล้ว +4

    እንኾዕ ስላም ሙፁኡኩም ቀዛሕታ ደቅ ትግራይን ቀፀሉሉገ

  • @mehari9567
    @mehari9567 5 ปีที่แล้ว +26

    ብተፈጥራዊ መልክዓ ሒዛ ደበኽ

    • @pastorfred2048
      @pastorfred2048 4 ปีที่แล้ว

      ሕንጉጉ ከኣ መሲላ

  • @SMARA291_LDN44
    @SMARA291_LDN44 5 ปีที่แล้ว +61

    I’m from Eritrea ,my all time favourite actor is Suzinino and I feel aya zerabruk looks like suzinino 😀 ain’t it guys?

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g 4 ปีที่แล้ว +3

    ለምለም ዓይነይ ናይ ብሓቂ ኣደ 😍ናይተን ውዙያት ኣዴታትና ትኽተሊ ኣለኺ ቀጽልዮ ምቅርተይ💋💚❤😍🌷 ዘውረኣውሩኽ ዓይነይ ቆጻሪ እንጀራ 😃😃 ጸዋዒ ድኽነት ኣይትኹን😃

  • @saraarayi4542
    @saraarayi4542 5 ปีที่แล้ว +9

    ዋው እንኳአ ብዳህን መጻኩም ቀዛህታ ንፋአት

  • @gyyy4952
    @gyyy4952 5 ปีที่แล้ว +3

    አስይ ምቅርተይደስ በሃሊት ክብርቲ ኢኪ ካብ ዝኩሉ ሑሩጭን በርበረ ዝረሓቅኪ ማራ እየ ዘመስግነኪ።

    • @zufanhadush3615
      @zufanhadush3615 5 ปีที่แล้ว

      ክክክ ሕሩጭን በርበረን

  • @user-xn1fb7rq5t
    @user-xn1fb7rq5t 4 ปีที่แล้ว +2

    Ezi amharinja mihiwas eba tehababerona bejakom. Atfiowo Endo 🇪🇷

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀግናው ተጋሩ 🙏🙏🙏💞💞💞😘😘💪💪

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 5 ปีที่แล้ว +4

    ለምለምይ ብርክቲ ደስ ክትብል

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም እግዚአብሔር አምላክ

  • @abebasibhato7694
    @abebasibhato7694 5 ปีที่แล้ว +9

    I love u ኣያ ዘርኣብሩኽ

  • @filmonmsgna6271
    @filmonmsgna6271 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣነ ኤርትረኣዊ ሓውኩም አየ ብጣሚ ገለ ዓይነት ፊልም ማራ መሃርትን ኣዘናግዓትን

  • @mebrahtomgebretsadkan5617
    @mebrahtomgebretsadkan5617 5 ปีที่แล้ว +9

    ለምለም ዓይነይ፡
    ጽሩይ ተፈጥሮኣዊ መልክዕ ምዕሩግ ባህሪ።
    ዘርኣብሩኽ ዓይነይ! ይበል ጥበብ።
    ጋዜጠኛ(ኣቕራቢ መደብ) ግና እታ ጸወታ "ዳይስ" ናይ ኣምሓርኛ መደብ ግዲ ጽዕንቶ ፈጢራትሉ ዳርጋ ትግርኛ ብኣምሓርኛ ኢኻ ትዛረብ። ንኣብነት ትኽክል (ትክክል)፡ ዘርኣብሩኽ (ዘርኣብሩክ) መለለዪ መንነት (መታወቅያ) ጽገ (ጽጌ) ዝዋስኡ (ዝጻወቱ) ብዝኾነ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ የድሊ እዩ።

    • @ietosheasefa3943
      @ietosheasefa3943 5 ปีที่แล้ว

      Wedi Mereb እወ፣አብኡ፣ብዙሕ፣ሰለዝሰርሐ፣ይመስለኒ

    • @sdssr2850
      @sdssr2850 5 ปีที่แล้ว

      ኣምሓርኛን ትግርኛን መሰረቱ ግዕዝ እዩ። ስለዚ ክወራረስን ክለቃቅሕን ግድን እዩ። ርእስና ኣይነጽብቦ።

    • @user-hy6yf6nq5n
      @user-hy6yf6nq5n 4 ปีที่แล้ว

      يشن نر

    • @user-hy6yf6nq5n
      @user-hy6yf6nq5n 4 ปีที่แล้ว

      هيشن نر

  • @fyg6487
    @fyg6487 2 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ ደቂ እታ ሓላል መሬት ቀፅሉል

  • @gher1048
    @gher1048 4 ปีที่แล้ว +1

    ቀፂልሉ

  • @finanamore1111
    @finanamore1111 5 ปีที่แล้ว +2

    Love from Eritrea my fav actor

  • @alemaraya5035
    @alemaraya5035 5 ปีที่แล้ว +7

    For the first time, I got addicted to to Gere emun tigrigna comedy.
    Keep it up Zerabruk and Lemlem Ayney√
    You are doing extremely important job to develop our language.
    ማሕበር ከየንቲ መሕፈርቲ!

  • @yemanemezgebo9532
    @yemanemezgebo9532 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ንፍዓት ተዋሳእቲ ክትታባበዑ ዝግባኣኩም ኢኹም።ስለዚ በርትዑ ኣጆኹም ኣዚየ ዘድንቐኩምን ዝካታተለኩምን ሓውኹም ኤርትራዊ ።god bless you

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 5 ปีที่แล้ว +36

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ቤኪ ሓውና ንኣያ ዘርኣብሩኽ ምስ ወይዘሮ ለምለም ዓይነይ ጋያሹኻ ጌርካ ስለ ዘቕረብካልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ።
    ዝምልከቶ ኣካል ግን ነዞም ንፉዓት ቆልዑ ከተባብዖም እምበር ክድህሎምን ተስፋ ከቑርፆምን ኣይግባእን ዓገብ ።
    እዛ ታሴራ ምቕባል ናይ ብዘርእና እያ። 😂😂😂
    ዋእ ኣታ እዛ ታሴራ ሃብዎም ዝፈልጦ ታኣምር የብለይን ዋ ።

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 2 ปีที่แล้ว +4

    አሰይ ሙቁራት ደቂ ትግራይ ወሓሎ❤💛❤💛❤💛🏖🙏💒

  • @dawit854
    @dawit854 5 ปีที่แล้ว +23

    ትግርኛን ተጋሩን ተዓሪቖም። ዘገርምዩ፡ ክሳብ ክንድዚ ምስ ነብስና ተባኢስና ጸኒሕና። በጃኹም ቋንቋና ነኽብር።

  • @user-jc2fs8gk1x
    @user-jc2fs8gk1x 5 ปีที่แล้ว +25

    ብጣዕሚ አየ ዝፈትወኩም ለምለም ዓይነይ አርተፍሻል የለ makeup ሑሩጭ ወዲ ሑሩጭ የለ ሽኮሪና 💕

  • @andomhaylay4853
    @andomhaylay4853 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣኘኩም ኣቱም ሰባት መለለዪ መንነት እዉን ሃብዎ

  • @gualasmara7770
    @gualasmara7770 4 ปีที่แล้ว +4

    ሽኾሪና I ❤️ her accent❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tsedalemaryam1018
    @tsedalemaryam1018 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉ ሙቁራተይ በርትዑ ደስ ዝብል እዩ ኩሉ ሳዕ ይከታተለኩም እየ;

  • @saraarayi4542
    @saraarayi4542 5 ปีที่แล้ว +35

    ፕሮግራም መርሂ ብጣእሚ ጎበዝ ክእለት አለካ በርትእ ዘሀወይ

    • @dasitaasulxaandasitaa536
      @dasitaasulxaandasitaa536 5 ปีที่แล้ว

      lemelem ayeniye

    • @selamethiopia4670
      @selamethiopia4670 5 ปีที่แล้ว

      እወ ተረድኡሉ ቡዙሕ ግዜ ኣኣማሓርኛ ስለዝዛር ይጠፍኦ ኣሎ እዩ ተረድኡሉ

  • @musiedawit4169
    @musiedawit4169 5 ปีที่แล้ว +6

    good job

  • @sarakuwait9764
    @sarakuwait9764 5 ปีที่แล้ว +67

    እቲ ጋዜጠኛ ጥዕይ ዝበለ ሕቶ ሕተቶም
    ሳሓቅ አተብዝሕ

    • @tigriansinaz172
      @tigriansinaz172 5 ปีที่แล้ว +4

      ጀማሪ ስለዝኾነ ሞራል ምኽሪ ከድልዮ እዩ
      እምበር ጉድለትስ መሊኡ እዩ።

  • @buzufikir9687
    @buzufikir9687 5 ปีที่แล้ว +4

    ለምለም ዓይነይ ዘብረአብርክ ዓይነይ ዝፈትው like ጦቅ ጦቅ 😍😍

  • @enoghe9474
    @enoghe9474 2 ปีที่แล้ว +6

    እንቆዕ ተዓረኩም ምስ ትግርኛ ቀጽልዋ መንነትና ንዘልኣለም ክጠፍእ የብሉን ሓውኹም ካብ ኤርትራ

  • @haben2709
    @haben2709 4 ปีที่แล้ว +1

    I'm proud of u guys !! Tegaru shikorinatat, tgraway from Eritrea love u guy,,,,

  • @waziramada6747
    @waziramada6747 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው እንኳን ብሰላም መፃኣ ኹም

  • @hannamerach3351
    @hannamerach3351 4 ปีที่แล้ว +3

    How people are stranger how can they don't get help for these amazing comedians

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +3

    የውሃንስ ሽኮር ኣታ ኬፍ ዘልውኩም
    ቀዛሕታ ከኣ በሬ ኣስሊ ኣጆኻ ጽቡቕ
    ኣለኻ ቀጽሎ 100% •√

  • @weditembien6091
    @weditembien6091 5 ปีที่แล้ว +4

    Bejeka Solomon haile amitalna thanks

  • @smrahgazi2851
    @smrahgazi2851 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣያ ዘርኣብሩኽ ዘረባኩም ጥዑምሱሱዕ ብጣዕሚ እልም ትኩእሉዎ

  • @user-zq1nd9cv3c
    @user-zq1nd9cv3c 5 ปีที่แล้ว +38

    ትገርሙ ተዋሳእቲ ኢኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ቃፅሉሉ

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking4453 5 ปีที่แล้ว +20

    ንቤቲ ሃይላይ ኣምጻኣልና በረከት ብሩክ😘
    ቃደማካዎ ኣምጻኣያ ንቤቲ ሃይላይ
    ሞዴሊስት ብቁልቲ መከፍፍሊት💖

  • @daniagualtigray5555
    @daniagualtigray5555 5 ปีที่แล้ว +7

    Ayekum Nayna 💛❤️ Luv u ma People 🥰

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ከብለካ ቤኪ እንበር አነ እኮ አይረዳኦን እየ እንይ ከምዚብል ዘሎ ተረጉመልና በጃካ

  • @Selam33-ws7jg
    @Selam33-ws7jg ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝፈትዎም ተዋሳአቲ አግዚኣብሔር ምሳኩም ዬኩን ሰላምኩም ይብዛሕ ኣጆኩም በርቱዑ💞💞🥰🥰❤️❣️💞💞💞💖💝

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 2 ปีที่แล้ว

    ለምላም ዓይነይ ናይ ኣዶ ገፀ ባህሪ ብጣዕሚ እያ እተፀባርቆ

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 ปีที่แล้ว +13

    ጋዜጠኛ በረከት የቐንየልና በርትዕ እዞም ከምዚኦም ዝበሉ ሓደስቲ ከየንቲ አርቲስትታት አባራትዕዎም ናትካ ታራክ ናብ አ•አ ንክትከድ ዘገደደካ አብ Fb ፂሕፍካያ ራአያ ነይረ ከዝውን ንዚ ንከይድገም ብኩሉ መዳይ ክትሕግዝዎም ክትከታተልዎም እንሀኩም አብ ትግራይ እቲ ዝሓመቐ ሓድሽ ፈጠራ ዝሰርሑ ምብርትታዕ አይፈትውን እና ልበለፀ ንክሰርሑ ሰብሚድያ ክትሕግዝዎም አለኩም። ብልበለፀ በርትዕ የቐንየልና ቐዛሕታ😍😍😍😍

    • @user-vi5il6pu2q
      @user-vi5il6pu2q 5 ปีที่แล้ว

      ናብ ኣ.ኣ ክኸይድ እየ ኢሉ ድዩ።ናይ ፌስቡክ ኣካውንቱ ስለዘይብለይ ኣይራኣኽዎን እሞ እንተኽኢልኪ ኣብርህ ኣብልለይ

  • @hakuna-matata5442
    @hakuna-matata5442 5 ปีที่แล้ว +5

    welcome

  • @adluswoaksum1306
    @adluswoaksum1306 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኑፉዓት ተዋሳእቲ ደስባሃልቲ

  • @user-iv7ze8gw9e
    @user-iv7ze8gw9e 4 ปีที่แล้ว +1

    መርሃባ ሁልግዜ ኣድናኩም እዬ። ሰላምን ጥዕናን ናይኩም Z /L ኣይኔይ ፉቱውቱው

  • @hxfhggfyy2204
    @hxfhggfyy2204 5 ปีที่แล้ว +4

    በረከተይ ፍትውትው

  • @yothamezra6220
    @yothamezra6220 5 ปีที่แล้ว +2

    Beki hawna, we love you! You are wonderful!

  • @dejenses7129
    @dejenses7129 4 ปีที่แล้ว +2

    Eway Lemlem ayney btami ena nfetwki Eritreawin love u miqrti gin hjis nski habtey konki terakni ab lemlem ayney matherey eki❤️

  • @filimondesale8136
    @filimondesale8136 2 ปีที่แล้ว +1

    I m from eritrea but l iove you

  • @abebahuluf8856
    @abebahuluf8856 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፊጣሪ ዝፊተዉኩም ዝድንቅኩም ደቂ ዓድይ ሺኮሪናታት😘😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💘💘💘💘💘💘💘💗💗💗💗💗❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💓💓💓💓💓💓💓💕💕💕💕💕💕👄👄👄👄👄💖💖💖💖💖💖💖💖❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘

  • @efremkifle3440
    @efremkifle3440 5 ปีที่แล้ว +1

    Thanks qezahta ayney

  • @user-sl2gy5mb6x
    @user-sl2gy5mb6x 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውው ደአስ ባአሀልትይ

  • @metkel100
    @metkel100 4 ปีที่แล้ว

    ዝድነቕ ስራሕ ዘውራኣብሩኽ ዓይነይ ለምለም ዓይነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @mebrahtuberhe893
    @mebrahtuberhe893 5 ปีที่แล้ว +7

    ማሓበር ከይንቲ ትግራይ ብቅልጡፍ እዞም ድራማ ትግራይ ኣብ ዝላዓል ደረጃ ንክብፅሕ ይፅዑሩ ኣለዉ እሞ ይእትዉዎም ብቅልጡፍ

  • @selamselam555
    @selamselam555 5 ปีที่แล้ว +4

    Kemey deye zefetikum selamkum bezeh yebel ahewat jeganu 💑❤💝💘💛💗💓💕👍

  • @user-ie5ew3il9i
    @user-ie5ew3il9i 5 ปีที่แล้ว +1

    ቀዛሕታ ቀፅለሉ

  • @doge-mq2mc
    @doge-mq2mc 5 ปีที่แล้ว +4

    I love them all 😘❤💋❤

  • @rahelngusie7324
    @rahelngusie7324 5 ปีที่แล้ว +14

    እስከ በረኸት ጽብቕ ዝበለ ሕቶ ኣቕርበሎም ።
    ቐሪቦም ሲሒቖም ኣይኪዱ ።

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 5 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ደስ ክትብሉ ኣምላኽ ጥዕና ይሃብኩም።