#Zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 167

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  6 หลายเดือนก่อน +9

    Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0

  • @mulenegasi6230
    @mulenegasi6230 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤፡ ኣቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና፡ እግዚኣብሄር ዕድመን፡ቲእናን ይሃብኩም ህዝብና እቲ ሓቂ ጠፊእዎ ኣሎ፡ ንሱ ከኣ ብሰንኪ ካህናት,ዩሞ ኣብ መጽሓፍ,ቅዱስ ዘሎን፡ ካህናትና ዝገልጽዎን ክሳብ ሕጂ ክጋጨዎም ጸኒሑዩሞ፡ ሰለዚ እቲ ዘሎን፡ዝነበረን ሓቂን መንገድን ሂወትን ዝኾነ ቃል ንህዝቢ ክትነግርዎን ክትሕግጉዎን ኣምላኽ ጸገግኡ ከብዝሓልኩም ንሕና ውን እቶም ዱኹማት ደቅኹም ክንጽሊየልኩም ኢና❤❤❤❤

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 6 หลายเดือนก่อน +5

    ክብረት የሀበልና አቦና መ/ር ገብረኪዳን ቶኪኦምልና ቆራፅ አቦና ለትግራይ ቆራፅ ሰብ የድልያ አሎ 🙏🙏🙏🙏

  • @AzabAbay
    @AzabAbay 6 หลายเดือนก่อน +2

    ክብረት ይሀበልና ወላድና
    እግዚአብሔር ዒድመን ጥዕናን ይሀበልና

  • @lilytadesse6098
    @lilytadesse6098 6 หลายเดือนก่อน +1

    ስታሌም ለባም ዓቅላም ጀግና ❤️❤️❤️😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️m

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብፁእ አቡነ ሰላማ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 6 หลายเดือนก่อน +13

    እግዚአብሔር እድሜ ከጤና ይስጦት በጣም ነበር የተናደድኩኝ ለምን አስፈለገ ቤተ ክርስቲያን በስሙ መስራት አይሻልም እንዴ ለቅዱስ ያሬድ ማዋረድ ነው ስለዚህ መነሳት አለበት

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 6 หลายเดือนก่อน +3

    Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇸💚🌿💚💚 ክብሪ ንወላዲና።

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 6 หลายเดือนก่อน +8

    ጅግና ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና ኣምላከ ቅዱስ ያሬድ ይሓሊኩም

  • @MebrahtuWrufael
    @MebrahtuWrufael 6 หลายเดือนก่อน +2

    የየቐንየል ና ክቡር ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዐልና
    እስታሊን ሓውና ዕድመይ ጢዒና ይሃቭካ ዝሓወይ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 หลายเดือนก่อน +2

    ስታሊን ወዲ ህዝቢ ትግራይ አምባሳዶር ህዝቢ ትግራይ የቐንየልና

    • @MKrtihayli
      @MKrtihayli หลายเดือนก่อน

      @@asmelashtesfay5931 ደሙሩኒ ደቂ ዓደይ

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 6 หลายเดือนก่อน +9

    የቕንየልና ክቡር ኣቦና ብፁዕ ኣቡነ ሰላማ!!

  • @liaberhane9973
    @liaberhane9973 6 หลายเดือนก่อน +3

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንቡዑእ አቦና ❤❤

  • @DaelaMuler
    @DaelaMuler 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Stalin for having our blessed father from the holiy land Axum- Tigray

  • @britawita3738
    @britawita3738 6 หลายเดือนก่อน +1

    ንዓኹም ዝሀበና አምላኽ ይኽበር ይመስገን 🙏🙏🙏

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 หลายเดือนก่อน +7

    ኣቦና ዕድመ ያሃበልና❤🙏

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ 6 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሄር ኣምላክ ይመስገን ክቡር ብጹእ ኣቦና ኣባ ሰላማ እግዚአብሄር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ኣቦዊተይ🙏🙏🙏💖💖ክብሪ ይሃበልና እስታሌን ሓውና💖💖

  • @BhflhkkCjgjkui
    @BhflhkkCjgjkui 6 หลายเดือนก่อน +2

    በረከቶም ይሕደረና ኣቦና እስታሌን እዘን ነመስግነካ ቀፅለሉ❤❤❤❤

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ዓለምና መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ተጋሩ ጥራይ እዮም !!! ክሓልፍዩ ወይልኻ ኸዳዕ ጠላም ኣብ ተዋህዶ ተጸጊዕኩም ተሳቅይዎም ዘለኹም ህዝቢታት ኣምላኽ ጽንዓት ይሃቦም

  • @ramamehretab2065
    @ramamehretab2065 6 หลายเดือนก่อน +3

    የቐንየልና ስለ'ዘቕረብካዮም ፡

  • @tekluhagos
    @tekluhagos 6 หลายเดือนก่อน +1

    አቦና ክብሪ ይሃበልና። ይኹንምበር ትግራይ ናይባዕላ ሲኖዶስ ክሀልዋ ግድንንንንንን! ጥራይ ዘይኮነስ አቦና አቡነ ማትያስውን መንበረ ሰላማ ደአምበር እዛ ዝነሀሐውላ መንበር ደአ ብዘይፍዶምን ብዓፈናን ፅንተት ህዝበ ትግራይ ክካየድ መንበረ ተኽለሃይማኖት ሳዐ መዐዝ? አቦታትና ይአክል ክትብሉና ንፅበ።

  • @aberashreda2072
    @aberashreda2072 6 หลายเดือนก่อน +2

    Nice to see you abatachen we love you

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 6 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚኦ ኣቱም እትፃረፉ ኣሕዋት ግን ምሕረት የዉርደልኩም መንፈስ ፅርፈትኩም የርሕቀልኩም እምበር ከ ክርስቲያን ዲኩም ፀርፍከ ናይ መን ምንጪ እዩ ክብርኩም እምበር ክብሪ ኣቦና ኣይትቅንሱን ቅዱስ ጳዉሎስ ከም ዝበሎ በረከቱ ይሕደረና ነቶም ኣምላክ ዘፅደቆም መን እዩ ዝቀዎሞም ክብሪ ምስጋና ንኣምላክና ይኩን እምበር ክብሪ ካብ ሰብ ተዝከዉን ነይሩ ኣይ ሰብ ማ እንተሎ ሓሳዊ እንተሞተ ጨናዊ።

  • @abbyhaile3467
    @abbyhaile3467 6 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you Aba Selama and Stalin 🙏

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey 6 หลายเดือนก่อน +4

    ክብረት ይሃበልና አቦና ይአክል ዕውረት ድሕሪ ዱጊም ሐቂ ዌጋ ተክፍል እያ እሞ ዋጋ ክፊልኪም ክተቂሙን ክትነቅሉን ከተፍርሱን ከተሕድሱን አቦና ንዓኩም አምላክ አተሲኡ አሎ። ዓሻ ዝተክሎ ለባም ክኑቅሎ አለዎ። እቲ ዝሐሽ ሕብረተሰብ አብ ትግራይ ዘሎ እዩ እሞ ሐቂ ቃል ኣምላኽ እናመሃርኩም ህዝብኩም አድሕንዎ ካብ ሕማም ጎሩቤት ሐልውዎ መራሒ ንህዝቢ እምበር ንርእሱ አይኮነን ክም ሙሴ ኮይንኩም ምርሕዎ። ዕድመን ጥዕናን የብዝሐልኩም💙💙💙🌿🌿🌿❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @Yemane-ux1kz
    @Yemane-ux1kz 6 หลายเดือนก่อน +3

    ክብረት ይሓበልና በረኸትኩም ይብፅሓና ብፁእ ኣቦና ከምቲ ኩልሻብ ነቲ ንፁርን ግልፅን ሓቀይና ኣስተምሕሮኹም እንኻዕ ድማ ኣብቲ ናይ ሀይማኖትን ታሪኽን ዉድቀት ዝተንፀባረቆ ብሽም ቅዱስ ያሬድ ዝሽቕጡ ናይ በጊዕ ቆርበት ዝለበሱ ተኻሉ ዘዳለዉዎ ናይ ዉርደት ፅምብል ዘይተረኸብኩም ናይ ብሓቂ ንሕዝብኹም ኣኹርዒኹሞ ኢኹም። ነቶም ሕገጽዎን ዝጠሓሱ ነዉራማት ኣላዉያን ናይ ማሕበረ ርኹሳን መሳርሒ ዝኾኑ ከሃድቲ ዘዳለዉዎ ናይ ሓሶት ናይ ምትላል ምርቓት ምስታፍ ማለት ሀይማኖታውን ታሪኻዉን ክህደት እዩ ። ሓዉና ስታሌን ዛራ ሚድያ ንጉዳይ መንበረ ሰላማ ፍሉይ ጠመተ ሒብካ ከትነጥፈሉ ይግባእ። ናይ መንበረ ሰላማ ቀንዲ ፈተና ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ጽዮን ዘለዉ ገለ ሀይማኖታዊ መራሕቲ ምኻኖም ብዙሓት መረዳእታት ኣለዉ ሰለዚ መንበረ ሰላማ ካብ ሎሚ ንድሓር ብሓዱሽ። መንፊት ስርናይን ኽርዳድን ነፍዩ። ከፅርዮ ይግባእ እቶም ንሽዋ ዘቛምቱ ዘለው ብጊዝያዊ ኣፍቅሮተ ንዋይ ዝተለኸፋ ወገናት ንባእላቶም ተፀሪጎም ይኸዱ ይዋረዱን እምበር ንመንበረ ሰላማ ኣፍሪሶም ዝኸድሉ እድል የለን ስለዚ መንበረ ሰላማ ዓቃብየ መንበር ሹም ንህቢ የድልዮ ኣሎ

  • @kirosyohans5248
    @kirosyohans5248 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስመአል አቦና ጽቡቅ አገላልጻ

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 6 หลายเดือนก่อน +4

    Kale hiwet ysmeana kubur Abona 🙏👏🌻🌾💐🪸✝️🌼🌹🌺👏

  • @mebrahtukalayu1869
    @mebrahtukalayu1869 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዙይ ብቁልጡፍ ክለዓል አለዎ ታሪኽ ቅዱስ ያሬድ እዙይ አይምጥኖን

  • @gerehaile2737
    @gerehaile2737 6 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ልበይ100%

  • @SofoniyasBrhane
    @SofoniyasBrhane 6 หลายเดือนก่อน +1

    በመጀመርታ ንአቦና መበረሰላማ ዕደመን ጥዐናን ይሀቦም ካዋኡ ቅፅል አቢለ ቅስያሬድ እኮ ትግራዋ እዩ ንምታይ እዩ አብትግራይ ዘተሰረሕ❤❤❤

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 6 หลายเดือนก่อน +2

    እድመን ጢእናን የሀበልና አቦና አቦ ትግራይና እና ህዝብና ሀደራ ሀደራ ላብ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክሳዊ ከንምለስ ሀደራ አቦና 🙏🙏🙏🙏🙏

    • @yashenfalgena6247
      @yashenfalgena6247 6 หลายเดือนก่อน

      Alemtshay Berhe HADERA KENMELES DEU KEYNEMELES ?❤

  • @Efrem.2024
    @Efrem.2024 5 หลายเดือนก่อน +1

    Bereketom yhderena aba Selama

  • @RozaYebio-xd6su
    @RozaYebio-xd6su 6 หลายเดือนก่อน +4

    Abb is right I am agree hundred percent

  • @berhebestphotokidu5219
    @berhebestphotokidu5219 6 หลายเดือนก่อน +2

    የቅንየልና አቦና እተሓቂ ኑሱ ዕዩ

  • @mezanAa
    @mezanAa 6 หลายเดือนก่อน +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏አብትችን

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +3

    ክንደይ ሚልዮን ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም ተጋሩ ኣምሓራይ ተቀይርኩም ብሂወትና ሕረዱና ኣቃጽሉና መንፈስና ግን ኣይትትንክፍዎን ኢኹም ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ንሳቀ ዘለና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 6 หลายเดือนก่อน +3

    Take it down now it’s shameful and embarrassment to the people of Tigray . Take it down now

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 หลายเดือนก่อน +1

    መንበረ ሰላማ ንቕድሚት እምበር ንድሕሪት ፈፂሙ ክጓዓዝ የብሉን።

  • @SaintGeorgeVA
    @SaintGeorgeVA 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሓወልቲ...ተባሂሉ ዘሎ ዘሕዝንን ዘፍርሕን ስለዝኾነ ደው ካብ ዝበሎ ክገልስ ኣለዎ ::

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 6 หลายเดือนก่อน +3

    Thanks again Aba ❤❤❤

  • @esayastewodros8152
    @esayastewodros8152 6 หลายเดือนก่อน +3

    Very interesting interview with our hero respected religion leader of Tigray.

  • @AzabAbay
    @AzabAbay 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቅዱስ ያሬድ በእግዚአብሔር ሀይል መንፈስን ጥበብን ዝተዓደለ ስብ እዩ ንኡኡ ዝምጥን
    ናይ ሓወልት ምስል እንተተሰሪሓሉ
    ምንም ሽግሪ አየቡሉን

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 หลายเดือนก่อน +1

    አቡነ ሰላማ መልእኽቶም ቅቡል እዩ አነ ካብ አሳሪ ባህልን ልምድን ክናገፍ እየ ዝፅዕር ዘለኹ

  • @lilegrema813
    @lilegrema813 6 หลายเดือนก่อน +4

    እንደምንአሉ አባታችን

  • @danealabay3756
    @danealabay3756 6 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር አቦና ዳግማዊ ሰላማ ብፁዕ አቡነ ሰላማ በረከቶም ትሕደረኒ እሞ ኮሜንት እዩ ስለ ናይ ቅዱስ ያሬድ ምስሊ ዝምልከት እዩ ብዘይኮነ ስእሊ ወይም ምስሊ እዩ ሓወልቲ ተሰሪሕሉ እሺ እንደገና ይረአይ ብ መንበረ ሰላማ ይብል ዘይናቱ እዩ ተወሃይብዎ ይቀየር ይብል አነ ዳንኤል ካብ ዱባይ እስታሊኒ ሓወይ ትኽክል ኢኻ ሕቶኻ ቅቡል እዩ ይቀየር ዘይታሪኽና ዘይናይና ይመርመር ይብል አዕፅምቲ ዝመስል ሰውነቱ ንምንታይ ዝገልፅ እዩ ?አብ አዲስ አበባ ዘሎ ይበልፅ ?ብልሙፅ ባንዴራ ድአ ሸፊኖሞ እንበር ንሃቶም ይሓይሽ እሺ ንተመልከቲ አቕርበለይ እስታሊኒ ሓወይ ምስ ሙሉእ ጥዕናኻ ይምነየልካ ብሩኽ ሰብ ኢኻ ምእንቲ ህሊናኻ ትቃለስ በርትዕ

  • @Admas-j8q
    @Admas-j8q 6 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ኣቦና

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሰራሒኡ መንዩ? ነቲ ዝሰርሐ approval ሂቡ ንህዝቢ ክረአ ብቑዕ እዩ ኢሉ ዝወሰነ ኸ ኣየናይ ኣካል'ዩ? ከምዚ ዝበለ ውርደት ቀልጢፉ ክእረም ኣለዎ

  • @AbrehamGebretinsae
    @AbrehamGebretinsae 6 หลายเดือนก่อน +1

    Abona Abune selama edmen teinan ymneyelom

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo3447 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ በዓላት ኣከባብራ ለውጢ እንተዘይተገይሩ ትግራይ መዓዝ እንተኾነ ኣይሓልፈላን!!
    ግዝት ዘለዎም በዓላትን ግዝት ዘይብሎምን ፈሊና ንህዝብና ክናርድእ ይግባእ!!

    • @salamsalam1464
      @salamsalam1464 6 หลายเดือนก่อน

      ብዓላት እንታይ በድሎም በረከት እዩ ዝሓድረና እበር እኳ ድአ ብዝዓባ ብዓላት ክንምሃር ይግባእ❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MarymMarym-m8d
    @MarymMarym-m8d 6 หลายเดือนก่อน +1

    💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @Hoyatube12
    @Hoyatube12 6 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝቢ ትግራይ ካብ ናይ ክርስቶስ ሕማማት ንላዕሊ መስዋእቲ ከፊሉ እዩ ኢሎም ብምባል ተሃድሶ እውን እዮም እንዳበሉ ዝዛረቡ ናይ ሽዋ ኦርቶዶክስ ስም የጥፍኡ ስለዘለው ነዙይ እንታይ መልሲ ይህልዎም? ላይቭ ስለዘይኮነ መልሲ ዘክህቡና ይክእሉ እዮም።

  • @ZemichaelQeshi
    @ZemichaelQeshi 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ከመይ ትውዕሉ ብፁእ አቦና ባርኾቶም ይብጽሐና እሞ እንዘ ጻፁተ ትነጥፉ ወእንዘ ገመለ ትውህጡ ትርጉም ዓቢይ በደል ትፍጽሙ ንእሽቶ ነገር ትፅየፉ ማለት እዩ ሰብ ብሂወቱ ብሐዊ እናቓጸሉ ሰሪሒኻ ምብላዕ ነውሪ ኾይኑ መጀመርያ ትዓቢይ በደል ደው የብሉ

  • @abrhamkelali9038
    @abrhamkelali9038 6 หลายเดือนก่อน +2

    Stalin hero

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ 6 หลายเดือนก่อน

    አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DendishoGudeta
    @DendishoGudeta 6 หลายเดือนก่อน

    እየሆነ ያለውን ስቃኝ ሁሉም ነገር ከአቅሜ በላይ ይገርመኛል :: እኒህ አባት በጽናት ታግለዋል :: የተመኙትን የሚፈልጉትን አገኙ :: ይገባቸዋል ። አንድ ጳጳስ ከልዩ ልዩ ጥቅማጥቅሞች በተጨማሪ የ40,000 ብር ደመወዝ እንደሚከፈለው ይወራል
    በግል የምጠይቀው ግን የትግራይ ቤተክህነትና ምዕመናን ከነበረው የእምነትና የፅድቅ ወይንም መንፈሳዊና ሥጋዊ ህይወት የተሻለ ተገኘ ወይ?

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 6 หลายเดือนก่อน +2

    💝💖❤💛🤲🙏

  • @berhebestphotokidu5219
    @berhebestphotokidu5219 6 หลายเดือนก่อน +1

    እዚይ ፈፂሙ ከመስል አክዕልን ክፈርስ አለወ

  • @vhhhhf5887
    @vhhhhf5887 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊♥️♥️♥️

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam 6 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    What is the psychology of millions who have been converted to Amharic by teaching them Amharic?

  • @SaintGeorgeVA
    @SaintGeorgeVA 6 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ኣቦና ኣዚና ን ሕ በ ነ ልኩም :ኮይኑ ግን ኣምሓ ር ኛ ኣብ መንጎ ትግርኛ ትሓውሱ : ን ኣ ብ ነ ት, በተለይ, ንወደፊትን ካልኦትን :

  • @tadeleberhe2115
    @tadeleberhe2115 6 หลายเดือนก่อน

    ስታሊንየ አነዘሐተካ ዘሐልፍ ዘሎ ፕሮግራም ዝገርም እዩ ሞ ነገር ግን እዙ ዝግለጽ ዘሎ ንአምሐርኛ ብዝምጥን መልክኡ እንተዝቀርብ ነቶም ዝደናበሩ መረዳእታ ምእታን ክከውን

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 5 หลายเดือนก่อน

    ቃለ-ሂወት የስማዓልና ቅዱስ ኣቦና
    ቢት ክርስቲያን እንታይ ኢያ ትገብር ዘላ ብሓቂ ህዝቢ ከም ዓሳታት ነንባዕሉ እናተባልዐ ቡኡነት ከቢድ ቅሬታ ኣለኒ ቤተክርስቲያን ንህዝቢ ተስፋን ምጽንናዕን ክትህብ ኣብ ዝግባኣ ኣብዚ መሪር ግዜዚ ኣበይ ኢያ ዘላ ክርዳኣኒ ኣይከኣለን ፧😢😢

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 6 หลายเดือนก่อน

    Abona mebere selama bejakum haderakum enkab amharu mitnkak yedlekum eyu

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ኣዝማሪኖን ምጻሕጽሑ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 6 หลายเดือนก่อน

    Aba eza teseriha zela hawelti nikudus yared ayitimitinin eya.

  • @biniamadal2959
    @biniamadal2959 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ትህቲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ያሬድ ናይ ሙዚቃ ኮሌጅ ሽሙ ለዊጡ ኣ/ኣ ሙዚቃ ኮሌጅ ክባሃል ኣለዎ ። ሸይጣናት !

    • @RahelJovani
      @RahelJovani 6 หลายเดือนก่อน

      Fesam zeregna. Isn't Yared teaches in Gondar and Gojjam.

  • @hggh7539
    @hggh7539 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HoneyHoney-ud4ct
    @HoneyHoney-ud4ct 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤🎉🎉👍👍🥰🥰

  • @gerehaile2737
    @gerehaile2737 6 หลายเดือนก่อน

    #መንፈሳዊ ድኽነት ዝሓረሞ
    ትብል ይሰመረላ ክስረሐሉ ኣለዎ

  • @anbessa6836
    @anbessa6836 6 หลายเดือนก่อน

    ABUNE SELAMA AND PRESIDENT GETACHEW REDA should be a spokesperson . They don’t have leader personality.

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 6 หลายเดือนก่อน

    Tegaru tegaru mitnkak yedlyena eyu selelt alewu eyom amharu aydksun eyom bejakum ok

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዲሰበባ ደቆም እንዳጎተቱ ዝልምኑ ዘለዉ ተጋሩ ተዋህዶ ትግራይ ዘሳጎግኩሞም እዮም ረሳሓት መምህራን ኣምሓርኛ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 6 หลายเดือนก่อน

    ጠጠው ምባል ይከኣልዶ ይኾን? ክቡር ኣቦና

  • @Amber1919
    @Amber1919 6 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዝጥቀመሉ ቃላት ባእሉ ፖለቲካዊ ቃላት እዩ ናይ መምሪያ ሃላፊ ዝብሃል ቃል ብዙሕ ጊዜ አብ ፖለቲካ ቃላት ትዩ ።

    • @tsehayberhe1063
      @tsehayberhe1063 6 หลายเดือนก่อน

      Shabia or banda

    • @Amber1919
      @Amber1919 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@tsehayberhe1063 አነ ባንዳ እየ አብ ውሽጥኩም ኮይነ ኩለ እቲ ናትኩም ክፍአት ግብሪ አፈልጦ እየ ካብ መራሒ ሃይማኖትኩም አትሒዝኩም ፖለቲከኛታትኩም ሐደ ጥኡይ የብልኩምን።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ጎንደር ቕድሚ 300 ዓመት ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ! እቶም ኣቡኡ ዝነበሩ ኣገው ቅማንት ተጋሩ እዮም ! ተጋሩ ትግራይ ቛንቛ ኣዴኹም ኺሕድኩም ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ንዘመናት ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ኣሳቂኹሞም ቀቲልኩሞም ያዕውይ ሕዚውን ተናስሑ

  • @bemnethailu1663
    @bemnethailu1663 5 หลายเดือนก่อน

    በጣም ነው የሚያሳዝነው ሊቁ ቅዱስ ያሬድ የስሪላንካ ቄስ የመሰለ ሀወልት ጋር ማመሳሰል ማለት በእውነት ልብ ይሰብራል ትግራይ የሊቁ ቅዱስ ያሬድ ታሪክ ባለቤት የሆነች ይህ ጣዖት የተከሉ መቸም እግዚአብሔር ይቅር ይበላቸው
    ኦርቶዶክስ ስም ለማጥፋት ሆን ብሎ የሰራ ሴራ ነው አኸለ😢

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ቕድሚ 300 ዓመት ኣብ ጎንደር ኣምሓራይ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ ትግራይ ኣስመራን ኣኣበባን ተሰዲዶም ተዋህዶን ኣምሓርኛን ተደጊፎም ሚልዮናት ህዝብታት ኣምሓራይ ቀይረሞም ሃየንታ እዩ ።

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ዓለም ሙሉእ ረሳሓት ለመንቲ መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ ተጋሩ ትግራይ

    • @qedamihuleqal3608
      @qedamihuleqal3608 6 หลายเดือนก่อน

      ዘይፀርፊ ካሊእ ትፈልጥ ዶ😢

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምሓራይ ተቀይርኩም ክንደይ ሚልዮን ህዝብታት ኣሳቂኹሞም

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 6 หลายเดือนก่อน

    Zgerm hasabat eu egziabhare hali n hzbi tigray yehabelna

  • @berhanabay7338
    @berhanabay7338 6 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሐወልቲ አብ ካሊእ ቦታ ቁዱሰ ያረድ ዝረገፆ ቦታ ትግራይ ምካትካል ከኻሊእ ኩሎም ምሁራን ሀሳብ አቲዎ አብ አከሱም ኸም Pme pg the wonder ክባሃል ዝኸ እል መሰራሀ አለዎ ኩላ አውሰሠጢም አዉፃኢም ዘሎ ምርብራ አመ አነ አነ ምባል አለና" አቦናና እሰታንሊን።

  • @ZemichaelGebreabzgi
    @ZemichaelGebreabzgi 6 หลายเดือนก่อน

    Men serihwo ksa zwda nmntay tetew kbl aytegebren btsteu abona

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረቡ ኢሎም ብላዕ ዝኽፈሉ ቲ ኤም ች ዛራ ድወ ደደቢት ቕኝት ቕኝት መድያ እዋይ ኽፍኣትኩም ኣምሓራይ ተቀይርኩም ህዝብታት ክተሳቅዩ ለመንቲ ሓሳኻት ጠላማት ጨነውቲ መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ንዝኽሕድዎ ጨካንዩ
    ተዋህዶ ትግራይ ንዘመናት ጠቢብ ዶ ግዛዕ እንዳበልኩም ህዝቢታት ክተሳቅዩ ያዕውይ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣስመራን ኣኣበባን ጌና ከሳቅይኹም እዮም ዕጥቆም ተጋሩ ኣምሓርኛ ዝዛረቡን ኣዝማሪኖን ርስቲ ዓዲ ዘይብሎምን ሰራም ረሳሓት ተዋህዶን

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ኢስጦጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ንዘመናት ክሳቀዩ ዝገበርኩም ርጉማት ጠላማት ሓሳኻት ጨነውቲ ተዋህዶን ኣምሓርኛ ተዛረብቲ ረሳሓት

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ኣየ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሚልዮናት መሳኪን ብሄራት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ክትፈርድዎም ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ውሒድኩም ሕዚዉን ኣምሓርኛ ክትዛረቡ ኤህህ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    2ተ ረሳሓት መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    መሲሉና ኣምሓራይ ጨካን ሃርጋፍ ፈካሪ ኢልና
    ተጋሩ ኣምሓራይ ተቀይርኩም ብዙሕ ብዙሕ ህዝቢታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ....... ይሳቀዩ ኣለው መሳኪን ኣምሓሩ ሽዋ ጎንደር ጎጃም ኦርጅናል ኣምሓሩ ንስኹም ኢኹም ጠላማት ሓሳኻት ጨነውቲ ኣድራሻኹም

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 6 หลายเดือนก่อน

    Kone elom abalashyemo eyom luekat amharu.

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 6 หลายเดือนก่อน

    እሞ ምንድእ እዩ እዚ ሓወልቲ ክስራሕ ወሲኑ? ክንድዙይ ዝኣክል ሓለፍነት ዘለኩም ኣቦታት እንተይመኸርኩሙሉ መን ወሲኑ? ብጣዕሚ ዝገርም እዩ እንሰምዖ ዘለና

  • @tafere224
    @tafere224 6 หลายเดือนก่อน

    terway hadgi

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!