ዛዕባ ሎሚ ምእሳር 20 ዓመት 3 ከዋኽብቲ መን እዩ ዝሕተት? ምስ በየነ ውፉይ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...
ሰላም ሰላም ፍናን ሓውና & ውፉይ ሓውና ክልተ ብሉፃት 🥰💙👌🥰💙💙👏👏
Merhaba kuburat ahwat 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙welcome to the great program
Thanks Wufuy xbuq medeb Fani🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
ፈናን መ/ም በየነ ዉፍይ ይበል ዘረባካ መቸም መሬት አይትወድቅን እያ እሞ ንበረልና። ትፍቱ ቱፍ ኤለልካ አለኩ ንዓይነት ከይኩነካ ዘመንኩም ይባረከ።
Betamy nofate wofoy and fenane amlke msakom yekon 🩵🩵🩵🌿🌿🌿💯🙏
Thank you 🙏 for your loyalty brother
ሑሱር ስርዓት ንህዝብ ኣሕስርዎ❤❤❤
ፍላት ዘምጽኡ መምሃራን ኣለዉ ንፈልጦም የዕርኹትና
🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙💙💙
ሓሳቢና ናጊበር።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
አብ ኤረትራ ዘሎ ስርዓት ዘይኮነ ማዓትዩ 33ዓመታት ትርፎ ኩናትን ጥምየትን እዚ ዝባሃል ሰራሕ ከይ ሰርሑ ይዓረብሎ❤❤❤
መምሃራን ፕጆክቲ ኣለኩም ኩሉ ተመሃራይ 1 እንቛቑሖ ተማልኡ ኢሎም 1 እንቛቑሖ ኣብነት ገሮም 59 እንቛቑሖ ይወስድዎ ነሮም ብሰንኪ ጥሜት 😂
🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
በጃኹም እዛ ኣብ መወዳእታ ብዛዕባ ኣቦታት ተኣሲሮም ዘለው ቆሪጽኩም ሸር በልዎ እቶም ትቆርጺጹ ኣገዳሲ እዩ ኩሉ ክፈልጦን ክመሃረሉን ፡ ፍናን እንተ ኺኢልካ ውን በይና ቆሪጽካ ስቀላ።
ካረክሊም ሻዕብያ ንመንእሰይ ኤረትራ ማአዝኑ አጥፈኦዎ❤❤❤
Hulkus entay tibil wedey.
❤❤❤
እቲ ዕጥቂ እዪ ዝበሎ ምህር ወፉይሐቂ ምክንያቱ ኦቶም ከብ ጉዶጓድአትዬም ዘለውዝተማህሩአዬም ከም ባዐሎ ዐሳ ዝባልዑ ከይኮኑን
💙💙💙💙💙💪💪💪💪💪💪💪💪👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 💐
💙💙💙💙💙💙🌿🌿💙💙💙💙💙💙
ደርፊ ሰናይትደበሳይ ይደርፊዋ ኢሳኺእ ካሪሾሒ ቁዋም ሒቲቶም።።።
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
Ehitum ansti tserhu do nmukanu ktzarebu tray 😂😂😂 ayslchiwekum gn 😅😅
💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙🌿🌿💙💙
Fnan b soft copy ke yelen pls reply
Fnan mosk wellcome
ብሓቂ ህግደፍ ኢሳያስ ክፍኣት ተንኮል ሰይጣናዊ ተግባር ካልእ ሰብኣውነት የለን
መሳኪን መማህራን ኣገልግሎት እዮም።
Anda raji moytatkin yehbay😂
Tray ilka😂😂😂
ኣቱም ሰባት ሰብ ቀደመ
ጥዑም ኔሩ ኩሉ እናመረረ
ልብና ጥሙር እሳት እናጎሃረ
ዓንዴል መሪር እናመቀረ
ደርጊ ርጉም ሰብ እናመሃረ
እንታይ ደኣ ሕጂ ዝመረረ
ክንዲ ባርነት ብናጽነት ዝተሳዕረ
ዝተሃንጸ ፈራስ ዝተተኽለ ሕሩር
ዝተወልደ ንሞት ከምተፈጥረ
እቲ ሙሁር ደንቆሮ ሕልንኡ ዝቐበረ
ኣበይ'ዩ ዘሎ እቲ ዝዕረ ንተኣከብ ንተዓረ
ዕቡድ ሳሕል ብምዕራብ ምስ መጸ
ኩላ ወዲእዋ በብሓደ ህዝበይ ብመላጸ
ጀጋኑ ረሺኑ ዝሎቕመጸ ክፉእ እኩይ ዝመጸጸ
ህዝቢ ትግርኛ ኣጥፊእዎ ብመፋጸ
ኣነ በይነይ መዓስ ተዓሚጸ
ከብደይ ብጽጉቡ ተቐሪጸ
ኣበይ ጠፊኦም ዕሸላት ወላዲ ከይቀበጸ
ኣታ ሞት ንሓርነት ጽድቂ'ዩ ንፈጻጸ
ትማሊ ኣዳኺሮም ተደሚሮ ኣቢ ምስ መጸ
ሎሚ ጎዲሎም ድያብልስ ዓዲ ሃሎ ምስጎምጸጸ
እዚ ንፋስ ኣንፈቱ በየን መጸ
ከምዚ ከማይ የለንከብዱ ዝተቐርጸ
ንኽተት እባ ይኣኽለና ዕማጸ
ደርጊ ምሓሸና ሃገርና ምሃነጸ
ዘልኣለም ከይንበርስ ጋሻ ከይመጸ
እዚ ድያብሎስ ከሎ ብህይወት ከይወጸ
ርእሲ ርእሱ ንቐጥቅጦ ንዕሰሎ ከም ጻጸ።
Zereba tiray kem memhir Beyene.
@@Iyassu-k8d ምስቲ ኢሳያስ መምህርካ እንዳ ጠንቛላይ ተመላለስ፡ ኣብዚ እንታይ ትገብር ኣለኻ፡ ጋኔን።
Kila zereba tiray ata kurub nab bayta niwred zibil yelen diu? Wufuy hgdef kemzi geru kitibil tiray meret aribu.
💙💙💙🙏🙏🙏👏🏽👏🏽👏🏽
ስምረት ኖበይና ኦኖታይ ክንገብሮ ይብሉ ኘይሮም።
ፋኒ ከመይ ቀኒካ ሰይሰይ ጀግና ዉፉይ እንቋእ ደሀን መፃካ ጀግና ናይ ነፃነት ኤረ መብራህቲ ነፃነት ባና ነፃነት ጀግና ብአል መትከል ውፉይ ቀናአት ሀሳዳት ዝጠፍኡሉ ጊዜ መፅያ አላ አብ ቀረባ ጊዜ
እዞም አበ በርደር ሱደን በሰለያ ወዲዛራ ተቀተሉ ሐሙሸተ ቆልዑ ሚኪኤል ሰመረ ዝተባህለከተቃልዕወ ተሰፈ ዮገብር አታጸኒታ ዘላ ሰድራ።
Memhir Beyene gena tegebre tebahle tibil aleka? Entay nigber yelen???? Ethiopian Airlines nab Asmara berera kitgimir eya yibehal alo beal nisika dima ni Wedi Beshasha aminkum tikedu alekum. Wei gud.
Wala hade ayngebrn deqi alula wey alula zgohafom ab kebdina kelowu
መጀመርያ ኢትዮጵያ airlines ክንጅምር ንደሊ ኢና ኢሎም አብ አሬትራ ዘሎ መራሒ ኣንጻር ሰላም ምዕባለ እዩ. ቁሩብ ርእስኹም ዘይተስርሕዎ. ካብ ንውፍይ ትጻረፍ ነቲ አብ ዓዲ ሃሎ ዘሎ ስርዓት ህዝብና ዘድሚ ዘሎ 😮
Tarika keyfeletka ainika miemat eznika miexaw iyu. Aqmika migbar iyu eti melsu.
@@Higuain1995 Ata hawei Wufuy bijeka hgdef kemzi geru entay'do yibil eyu. Kemzi nigber kibil seb yitsibeyo temelisu nabta hgdef kemzi geru hashewye yiatu. Bizey Roadmap kemey gerka nikidmit kitkeyid tihasib dos zereba endasemaka endatezanagaka hgdef kiwerid eka titsibe zeleka? Entay mergem eyu ezi.
በሰላ ካሪክለም ናይ ሃገርና ካብ ሃገር ምስወጻካ ደረጃካ ምስጎረባብቲ ሃገራት ኣነጻጺርካ ክንደየናይ ድኩም ምካኑ ትፈልጥ ዝገርም ኢካዩ ኣብ በዓል ቤት ት፡ቲ ተሰነይ ኢካ ጸብጻብ ቤት ትቲ ክቀርብ ከሎ 73% ተሪፎም 23% ሓሊፎም ይብሃል ወይ ክንድዚ ክላሳት ተረፈን ኢቲ 1ይ ዝወጸ ትሕቲ 50% ኣምጺኡ ይብሉካ፡፡" መምህር ዲካ ዘለካ ወይ ስራሕ ጀሚርካ* ምስተባህለ ኢቲ ኩቡር ኣፍራይ ቀያሪ ወለዶ መምህር ኢዩ ትርፉ ሓደ ዳይርክተር ሓኪም ክዕጥል ወይ ሚነዋለ ምስዋዓለ ሪኡይ መግለጺ ኢዩ ምሕረት የውርደላ ት፡ቲ ዓድና ጥያይ ኢካ ትብል
ንቢተወደድ ኣብርሃ ን33 ዓመት ዝተኣስረኸ ዝሕተተሉ ረኺብኩሙሉዶ ትኾኑ፧ እወ እንተኮይኑ መልስኹም ሓብሩና በጃኹም።
ምኒንንንንንንንንንንንንንንንንን ጥራይ። ሽግር ኣእላፍ ትዝርዝር፥ ህዝቢ ክትመርሕ እንዳሓሰብካ ከኣ ናይቲ ምኒንንንንንንን ትብለሉ ዘለኻ ነገር ፍታሕ ከኣ ዘይትገልጽ። ሸቐጥ ኢያ እዛ ቻነል። ፍናን ከኣ እንጀራኻ ጽቡቕ ረኺብካያ። መን ይስዕበካ፥ እቶም ዝስዕቡኻ ናይ መን ገጽ ክሪኡ ይደልዩ ትፈልጥ ኢኻ። Good business mindset. Anyway, everything he said about education was a white lie as they would say. I passed through it, taught the curriculum to youngsters, used my EIT papers to get work in foreign companies and I am studying masters using the same papers. And it's not only me. I know a multitude of people. So...yeah..so shallow of Wufuy and Fnan.
ዉፉይ እቲ በሉሕ ሰብ ብኽልቲ በትሪ ዝህረም ዘሎ እሞ ንኽልቲኡ ደንበ ቀጥ ቀጥ በለ wellocme.
Bayta weridka tekales belo ajaw. Tirgum zeybilu zereba.
@@AlexMatt-h8m ተሰሚዕካ ዲዩ? ወሓጦ።
Warning: please stay away from using airplanes owned and run by Sudan, Yemen or Somalia. The airplanes are very old, with poorly trained pilots and ground technicians, that are banned to fly in the skies of Europe, as well as major Asian airports. Besides, they are cash strapped to afford buying the right spare-parts.
መን ክትብል ደሊኻ ፍናን ባዕሉ ዕቡድ ከልቢ እምበር መን አሎ ካልእ
Gidefena bejaka haki nizareb ebud kelbi neza nai kerni Africa geopolitics yifetafita alo. Wedi Beshasha Ethiopian Airlines nab Asmara kitberir azizu alo. Beal Wufuy eyom shenkolel ziblu zelewu. Roadmap yebilom gele yebilom hansab mis Abiy kinserih yiblu hansab ni serawit Eritrea yitsarefu???? HGDEF kemzi geru kiblu tiray bizey gibrawi kalsi meret aribu !!!!
ሰላም ዩኒቨርስቲ መንእሰያት ኤርትራውያን
Komalt Agame. In Eritrea 🇪🇷 anyone who is a threat to our unity and history will pay the price. You are komal Agame, u will never see or go back to Eritrea for the rest of ur life.
Wey ajewjew mixraf tirah 🤬
❤❤❤❤
🩵💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤
🩵🩵