ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thank u for your hard work!
Welcome Memher Khaled
✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿freedom 🎉🎉🎉🎉
Thanks kald hawna❤❤❤
Thank you teacher kald abdu
À Programme that I love to watch
💙💚💙
Welcome memhir kalid
I like your political stand, very mature, stable and consistent.
Merhaba Khaled abdu
WELCOM AF
Hi kald hawna.btami ena nkbrekan nfetwekan ketslo .
Ab gudguad zelo yifetah instead of making peace with the opportunistic people.
ኻልድ ሐወይ ዕርቂ ምስ ህዝቡ ክገብር አለዎ'ዶ በልካ? ምስ አየናይ ህዝቡ? እምበርከ ህዝበይ ዝብሎ አለዎ ድዩ? አይፋሉን እባ ድአ። ስለዚ እቲ ቀንዲ ሽግርና ካብ መሰረቱ ፍሉይ ውልቃዊ ራኢይ ዝነበሮን ዘለዎን መራሒን እሞ ከአ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ህዝቡ ብተግባሩ ኮነ ብሐሳቡ ዘይተቐበለን፣ ብአንጻሩ ከአ ወዲ ላምና ወደርሐና ኢሉ አይናትካን እንዳበሎ ናተይባ ብምባል፣ ንጉሰይ፣ መራሒ መድሕነይ ኢሉ ባባ ኢሉ አብ እንግድዕኡ ሐዚሉ ዝራርዎ ህዝቢ ብምህላዉ፣ አብ ህልውና ስርዓት ውልቀ ምልክነት ኢሳያስ አርእስቲ ዕርቂ ንሃልኪ ዘረባ ጥራሕ ኮይኑ ኢዩ ዝተርፍ። እቲ ቀንዲ ተኾረን ጠመተን ክግበር ዝግብኦ ናብቲ ፍትሒን መሰረታዊ ለውጢን ከምጽእ ኢየ ዝብል ናይ ተቓውሞ ደምበ ኢና ከነተኩር ዝግብአና። ንሱ'ውን ወላ እንተዘይሐረደ ቀተለ አገባብ ናይ ቃልሲ ጉዕዞኡ ግዕዙይን ዘይተጠርነፈን ብሐሳብ ኮነ ብግብሪ ዘይተመዓራረየን ብምዃኑ ንህዝቢ ኤርትራ ማዕረቲ መላኺን ገባቲን ስርዓት አብ ወጥሪ ከም ዘእተዎ ኩልና ክንሕመየሉ ዝግባእ ኢዩ። መአዝን ተቓውሞና ብሕብረት ምስ አስተኻኸልና ኢዩ ከአ ስኽፍታናን ስግአትናን ዘኽትም። ንኩሉ እትገብሮ ልቦና ዝመልኦ ጻዕርታትካ ግን ብሐቂ የደንቕ።
❤
ኣነ ዝገርመንስ ካልድ ዓብዱስ ብዘይዋላሓደ ጸርፍን ስምዒትን ውርጹጽ ንዝኾነ ኣቀራርባ ንዓመታት ኣብ ቃልሲ ከይተሰላቸወ ከም ጀማሪ ኮይኑ ምስ ሓይሉን ብቕዓቱን ቀጻሊ ክመጽእ ከሎስ፡ እምበርዶ ኤርትራዊ እዩኸ ኢለ፡ ብውሽጠይ ይውንጀሎ በቃ። ምኽንያቱ ካልድ ኣብታ ዝሳኣንክዋ ኤርራን ዘይረኸብክዎም ኤርትራውያንን ንበይኑ ዊጥ ኢሉ ክትርእዮ ከለኻ ክሳዕ ክንደይ እዩ ነዚ ባዶ ሕብረተ-ሰብ ክመልኦ ነቒሉን ካብ ልቡ ክትንትን ከሎን ብኻ ምስኦም ከምኦም ዓሽዩ ኢልካ ትድንግጽ በቃ። ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካልድ ሓውና።❤❤❤🎉🎉🎉🎉
(ቆዛሚ).