🛑ዋጋ ስሚንቶ ቆርቆሮ ተንዲኖ ቡሎኬት ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ 🤔?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • #መስቦ ስሚንቶ #ስሚንቶ #ዋጋስሚንቶ #priceofhouse #pricesof cement #cement ዋጋቴንዲኖ

ความคิดเห็น • 79

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 8 วันที่ผ่านมา +6

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ሓውና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  8 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤🙏🙏

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 8 วันที่ผ่านมา +2

    ክፅበየካ ጸኒሐ ሓየት ሓወይ እንኳዕ ደሓን መፃኻ ዙሓወይ❤

  • @HayetVision
    @HayetVision  8 วันที่ผ่านมา +4

    እንዃዕ ንሓድሽ ዓመት 2017 ዓ.ም ብሰላም ኣብፃሓኩም ዘመኑ ናይ ስላም ናይ ፊቅሪ ናይ ዕብየት ክኾነልኩም ንምነ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 8 วันที่ผ่านมา

      Amen ❤️🙏

    • @dfggdt9728
      @dfggdt9728 8 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

  • @bizuhayhunbeyeneh4563
    @bizuhayhunbeyeneh4563 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb 7 วันที่ผ่านมา +1

    corection
    1 blocket bale 15 and 20 not bale 25
    2 . Sinio sand or hashew 16 meter cube
    3. Gravel or teter fino or 01
    please mention proper specfication
    Thankyou for your information

    • @HayetVision
      @HayetVision  7 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @gualabaytigray
    @gualabaytigray 6 วันที่ผ่านมา

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና🌼🌼 ናይ ፍቅሪ ናይ ሰላም ዘመን ይግበሮ ሓየት enkae ኣብጸሓካ broy 🥰✝️🌿🕊️🕊️🍀☘️

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቲ ገዛ ምስ መደቀሲኣ ክደይ ትውድእ ትኾን ሓየተይ ኣብ መቀለ ስደት ደክሙና ዋ ዓድና ክንኣትውስ 😔

  • @genet3442
    @genet3442 7 วันที่ผ่านมา +1

    ሓየተይ እንካዕ ኣብፀሐካ ማዓረይ ንመላእ ህዝቢ ዓለም እንርከቡ እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣሐዋተይ ማዓረይ🌻💝❤❤❤❤💒❤❤❤❤❤❤❤💜✋🙌ግን ከቢድ እዩ ዝሎ ዕዳጋ ኣይቅንሰይ መለት ድዩ ህዝበይ ከመይ ኡሉ እዩ ዝነብር ዋጋ ከቦሩ ዋይ😢

    • @HayetVision
      @HayetVision  7 วันที่ผ่านมา

      ሓቢሩ እንኳዕ ኣብፀሓና ማዓረይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት❤❤❤

  • @tesfaywelay4801
    @tesfaywelay4801 8 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ አወዳት ዘመናዊ ፀጉሪ ቤት ንምክፋት ክንደይ ይውድእ እዚ ማተርያል ጠይቅ

    • @HayetVision
      @HayetVision  7 วันที่ผ่านมา

      አሽኒ ሓወይ❤❤❤

  • @HaleMan-b5d
    @HaleMan-b5d 8 วันที่ผ่านมา

    #thanks hayet❤❤❤

  • @ለትሽጋልቀሺ
    @ለትሽጋልቀሺ 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Aboksanet
    @Aboksanet 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ውሽጢ ዓዲ ድዩ ወይስ ናይ ውጪ እዩ ተንዲኖኡ❤❤❤

  • @ጋል20ዓዲ
    @ጋል20ዓዲ 8 วันที่ผ่านมา

    ክፅበየካ ፀኒሐ ሓየት ሓወይ የቀንያልና👏❤

  • @tesfaywelay4801
    @tesfaywelay4801 8 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ቁፅሪ 14 ቴንዲኖ ደጊምካ ጠይቅ እዚ ዝገለፅካዮ ዋጋ አይአመንኩን ዘለኩ 2400 እዩ እኮ በፂሑ ነይሩ አበዝሓለፈ ወርሒ

  • @tgiraylove4288
    @tgiraylove4288 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሓንቲ ገዛ ምስ መደቀሲአ ክነደይ ትውድእ ሓየተይ አብዚ ሐዚ ሰዓት በጃካ መልስለይ ተገዲስኪ ክብር ሓው ሰደት መሪሩና ዋ

    • @HayetVision
      @HayetVision  2 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  2 วันที่ผ่านมา

      ጠይቀ ክምልሰልኪ ወይ ብዝሕ ዝጠየቀኒ ስለ ዘሎ ክምልሰልኪ እየ

    • @tgiraylove4288
      @tgiraylove4288 2 วันที่ผ่านมา

      @@HayetVision እሺ ክብረተይ

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ሓየት ሓወይ ዋጋ ሑፃ/ሓሸዋ ጌጋ እዩ ኣነ ትማሊ ክልተ ሲኖ ኣራጊፈ ንሓንቲ ሲኖ 2450ዐ ብር ገዚአ ጠቅላላ ን2+ ሲኖ 49 ሽሕ እዩ ዘሎ

    • @HayetVision
      @HayetVision  8 วันที่ผ่านมา

      ይፈላለ ድሞ ይኮን ሓድ ዓርከይ ባዓል ሲኖ ኣሎ ካብ ተንቤን ዓ/ዓዲ እዩ ሑፃ ዝፅዕን 40ሽሕ ይሽጦ ኣለኩ እሉኒ ❤❤❤🙏🙏

    • @ነኝየተዋህዶፍሬ
      @ነኝየተዋህዶፍሬ 8 วันที่ผ่านมา

      17\18አሎ ዓድና ደማ

    • @wrshkdyekj3456
      @wrshkdyekj3456 8 วันที่ผ่านมา

      24 ሰሚዐ ነይረ ዋላ አነ

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 8 วันที่ผ่านมา

    በስማአም ሓሸዋ40|ሽሕ አነ30አራግፈ ቅድሚ2ወርሒ ሐዚ ግን17|18ኮይኑ

  • @freg-lt5ge
    @freg-lt5ge 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 8 วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ዳሓን መፃእካ ሓወኒ❤❤❤

  • @RahelGebrehwet
    @RahelGebrehwet 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምሩኒ ደቂ ዓደይ

  • @ጋልትግራይ-ኰ6ነ
    @ጋልትግራይ-ኰ6ነ 7 วันที่ผ่านมา

    ዋጋ ሓደ ባልዲ ጠይቀልና ሓወይ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @JameelahJameelah-o4e
    @JameelahJameelah-o4e 8 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Selamgaltigray
    @Selamgaltigray 8 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኣጉላዕ 70 ካሬ ቦታ ሕተተለይ ኢለካስ ረሲዕካኒ ሓየተይ😢❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  8 วันที่ผ่านมา +1

      እሺኒ ሓተልኪ ኣለኩ እየ እቶም ዝፈልጦም ልግዚኡ ዝሽወጥ ስለዘይብሎም እዩ።❤❤

    • @Selamgaltigray
      @Selamgaltigray 8 วันที่ผ่านมา

      @@HayetVision እሺኒ ዝሓወይ💙💙💙

  • @hdhhd7462
    @hdhhd7462 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛

  • @user-genet
    @user-genet 8 วันที่ผ่านมา

    1ባልዲ ክንደይ ፍረ ከምልሕ ጠይቐለይ ሓወይ❤️

  • @MebratAxum
    @MebratAxum 8 วันที่ผ่านมา

    አብ አክሱም እባ ሓሸዋ ጠይቀለይ ክቡር ዝሓወይ

  • @sarasultan6135
    @sarasultan6135 8 วันที่ผ่านมา

    ውቅሮ 70 ካሬ ረኣየለይ ኢለካ ነይረ ደንጎሎ ከባቢ ዙሓወይ

  • @tygyy2941
    @tygyy2941 8 วันที่ผ่านมา +2

    ቀደመይቲ ባዕለይ😂

  • @SmarahShwooasvdhs
    @SmarahShwooasvdhs 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @betegaltigray1989
    @betegaltigray1989 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Selamgaltigray
    @Selamgaltigray 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @sooqusabya2844
    @sooqusabya2844 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @hhfhfhj4432
    @hhfhfhj4432 8 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @Fredelina-v5q
    @Fredelina-v5q 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @freg-lt5ge
    @freg-lt5ge 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @HalefomGwahd21
    @HalefomGwahd21 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @بيانشبيانشسميره
    @بيانشبيانشسميره 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Fredelina-v5q
    @Fredelina-v5q 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉