Eritrean New Music| Bereket Semereab | Ayney | ዓይነይ |

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.4K

  • @daniealmajor6293
    @daniealmajor6293 5 หลายเดือนก่อน +60

    Rip በሬ ሓወይ ከመይ 2024 ዝሰማዕካያ እስከ 😢😢laik

    • @Kemhlmey-hl3xu
      @Kemhlmey-hl3xu 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ኣለኹ መዋእለይ መዓልታዊ ክሰምዓ ዝውዕል🥺🥺🥺
      ኣብ ሂወተይ ልዕሊ ሓገዝ ሰብ ነብሰይ ንኸበርትዕ ብጣዕሚ ዝሓገዘትኒ ደርፊ እያ🎉🎉🎉

    • @selamsemere9596
      @selamsemere9596 2 หลายเดือนก่อน

      Ane alekuuuu

  • @ቲቲጓልትግራይ-ቘ7ኀ
    @ቲቲጓልትግራይ-ቘ7ኀ 3 ปีที่แล้ว +197

    መን ኣሎ ከማይ ኩሉ ግዜ ዝሰምዓ ♥ ንኡሰይ ኣብ ገነት የንብርካ😭😭😭😭😭😭😭💔

  • @eriboy8086
    @eriboy8086 4 ปีที่แล้ว +309

    ኣነስ እዛ ደርፊ በሬ ምስ መተ ኢየ ሰሚዔያ
    ጊን ማራ ሓዘን ተሰሚዒኒ
    ኑኡሰይ ኣብ ንኡስ ዕድሜኻ ተኾሊፍካ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብርካ ክብረተይ 🙏😭😭😭😭

  • @ፊሊሓዊኣሌክ
    @ፊሊሓዊኣሌክ 4 ปีที่แล้ว +448

    ነበዐ ኡፍፍፍ ዝጽሕፎን ዝብሎን ኮ ጠፊኡኒ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብርካ ሞት ከም ዘሎ ረሲዕና ክኣ ዓሌትን ሃገርን ክንብል ንውዕል በጃኹም ነዛ ሓጻር ዕምሪ ንፋቐር ኣሕ ዓለም ጨናዊት ኡይይይይይይይይይ

    • @semharasfha6561
      @semharasfha6561 4 ปีที่แล้ว +10

      You so right.....Rip hewey meaery

    • @erena-africa5909
      @erena-africa5909 4 ปีที่แล้ว +5

      🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿💯💯💯💯💯💯💯I am with you brother thanks 😊 🕊🕊🕊😭😭😭🙏🏿🙏🏿🙏🏿🤲🤲🤲 Life is too short💯💯💯💯

    • @tsigerdaberakey2381
      @tsigerdaberakey2381 4 ปีที่แล้ว +1

      Ya 😭😭❤

    • @danielmhari9067
      @danielmhari9067 4 ปีที่แล้ว +3

      Nay bhaki lebam seb

    • @futsumberhanabrhewoldemari5009
      @futsumberhanabrhewoldemari5009 4 ปีที่แล้ว +1

      Thanks
      tuut

  • @VipVip-mo9qp
    @VipVip-mo9qp 3 ปีที่แล้ว +77

    ጽቡቅ መዘከርታ ገዲፍካ በሬ ሓወይ ፈጣሪ ካብ ሓረየካ ኣብ ገነቱ የንብርካ

  • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
    @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 ปีที่แล้ว +55

    ጥዕም ደርፉ ምስ ድምጺ ጥዕም መልኪዕ ኔሩውኣይ እንታይሞ ክክውን ዓለም ጎዶሎ ሓወይ ናተይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ😭💔💔😭😭

  • @ፊሊ-m7l
    @ፊሊ-m7l ปีที่แล้ว +35

    ከምዚ ከማይ ክሳብ ዘይመነኻያ ነዛ ደርፍስ ትህሉ ዶ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ቅሳነትን በረ ሓወይ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብርካ😢😢

    • @habenweldetnsae5954
      @habenweldetnsae5954 9 หลายเดือนก่อน

      4 amet bzey erefti semieya kem shgara ztewelefkwa derfi ab hiwetey ezia eya berie 😭😭😭

    • @SemereWerede-k9p
      @SemereWerede-k9p 9 หลายเดือนก่อน

      Ane aleku zsemae tenbeani beqa amlak byamanay edu yqebelo entay ybehal koynu

  • @ሩባናሚድያ
    @ሩባናሚድያ 4 ปีที่แล้ว +33

    አጋጣሚ እየ ረኺበያ ዛደርፊ ናይ ባሓቂ ደስስ ዝበል ድምፂ እዚ ዝመስል ደራፊ አበይ እዩ ተሓቢኡኒ ፀኒሑ እንዳበልኩ ኮመንት ከንብብም ጀሚረ r i p ይብል ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝሰብር ንምእማኑ ዘፀግም እዩ 😢
    ዓለም ብላሽ ከርተት ንብል ማዓዝ ከምንመውት ከይፈለጥና ነብስኻ አብ ገነት የንብራ ንስድራቤትካ ፅንዓት ይሃቦም።

  • @betigigihabeshawit4696
    @betigigihabeshawit4696 4 ปีที่แล้ว +178

    ፈቃር ምካን ፅቡቅ እካ እንተኮነ ምስ መን ግን ምፍላዩ ሲኢነ።

  • @fithawifisaha3011
    @fithawifisaha3011 4 ปีที่แล้ว +859

    ከመይ ኣሎ ዶ ኣብ ማዓልቲ 3 ግዜ ድስምዓ ላይክ አስከ

    • @mnbarhayaleyu4253
      @mnbarhayaleyu4253 4 ปีที่แล้ว +11

      Ane

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 4 ปีที่แล้ว +7

      Fithawi ezi hawna bdnget tefelyonalo btaemi kebdka zkerts bejaka neus hawey.😪😪😪😪😪

    • @freweynihanes5171
      @freweynihanes5171 4 ปีที่แล้ว +3

      @@genetteklemengesha9164 utay you rekibwo haftey natey btamie hazine qexali ysemo ms mete ye feliteyo meskinay nus hawey mengste semay yewarso fetari nsdra xnat yhab utay you rekibwo

    • @ፊሊሓዊኣሌክ
      @ፊሊሓዊኣሌክ 4 ปีที่แล้ว +5

      ኣብ ገላሪ መቐበሊ ተለፎን ኣብ ፌስቡከይ ኣብ ናይ 24 ስዓት ኣብ ኩሉ ኣካውንት ናተይ ሎ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ የንብሮ

    • @Asmir965
      @Asmir965 4 ปีที่แล้ว +2

      Nkeytgrem kem nay abrham aferqi barya eiye zseme neyre hji gn darga gedifeyo tebelkukum mgnan aykonen just nay berye tray ysene aleki alem resah ahhhhhhhh

  • @ANYE.MiCHELE
    @ANYE.MiCHELE 4 ปีที่แล้ว +284

    R .I .P
    😭ዓለም ጎዶሎ ኣብ ንእስነትካ ተቆጺካ !😭

    • @delaytselam6909
      @delaytselam6909 4 ปีที่แล้ว +7

      ሓደጋ ድዩ ረኺብዎ አንትያ ዩ ኾይኑ?

    • @seblemekonen2648
      @seblemekonen2648 4 ปีที่แล้ว +8

      ሕይወት ጎዶሎ ናት ምስኪን ወንድሜ ነብስ ይማር ሌላ ምን ይባላል😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @fggyggyy7308
      @fggyggyy7308 4 ปีที่แล้ว +2

      Alem resah ab nesnetka tekoxika 😭😭😭😭😭mengste semay yewarska

    • @oamlakey7226
      @oamlakey7226 4 ปีที่แล้ว +1

      😭😭😭🙏

    • @kisanetkidane5457
      @kisanetkidane5457 4 ปีที่แล้ว +2

      😭😭😭😭😭

  • @ወላዲተይብህያዉፍቅሪ-ጘ6ደ
    @ወላዲተይብህያዉፍቅሪ-ጘ6ደ 3 ปีที่แล้ว +14

    ሰሚዐካ ዘይምነ ድምፅካ በረከት ሙቁር ፍጥረት 💔💔💔

  • @shishayweldab991
    @shishayweldab991 4 ปีที่แล้ว +70

    ን መንእሰይ ዘይከዉን ግዜ መጺና ሞይቱ ጥራይ ትሰምዓሉ ግዜ ኮይኑ በል ኣምላኽ ንእስነትካ ይርአ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ን ስድራኻን በተሰብን ጽንዓት ይሃብኩም

    • @sabagerensea2610
      @sabagerensea2610 4 ปีที่แล้ว +3

      Behaqi yegerm u mulu hiwetina moytu enber hawey gela deytesmalu uffffffffff 💔😭😭😭😭😭😭

    • @vsjshi9715
      @vsjshi9715 3 ปีที่แล้ว

      Yjfbfdb

    • @vsjshi9715
      @vsjshi9715 3 ปีที่แล้ว

      Should be

  • @habtommaheri5436
    @habtommaheri5436 4 ปีที่แล้ว +28

    Ajokum deki erey milion nebitsihaya
    Bere hawey amlaki byemanay idu ykebelka 😭😭🙏❤🇪🇷

  • @Asmir965
    @Asmir965 4 ปีที่แล้ว +19

    ኣሕ ዓለም ጨናዊ በርየ ሃወይ ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ድሕሪ ናትካ ፍጻሜ ኢየ ስርሓትካ ክርእዮ ጀሚረ ኣብ መኣልቲ ከኣ ልዕሊ 5 ሳዕ ይርእዮ ኣለኩ ፈልፋሊ ወሓዚ ትበብ ነይርካ ግን ዕድለኛ ኣይኮናን ሲእንናካ ተኮሊፍካና በል ብምድሪ ኣይጠዓመካን እሞ ኣብ ዘለካዮ ኣምላክ ኣብ ገነቱ የንብርካ ኣሕሕሕሕሕ

  • @calebbwala5894
    @calebbwala5894 4 ปีที่แล้ว +50

    Eritrian Music love so much one love, from Nigeria

  • @selub6992
    @selub6992 3 ปีที่แล้ว +7

    ልብና ሰርካዮ ከድና ምስክናይ እሽል አነ ዝህስበኒ ወላዲትካ እታይ ኮን ትብል ትህሉ ወላዲት ትረክቦ
    መግስተ ሰማይ የዋርሥካ 😭😭😭😭😭

  • @Meejhzn
    @Meejhzn 2 ปีที่แล้ว +5

    እፍፍፍፍ ኣባይካ ሓወይ ሕጂ እየ ፈልጠይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ🤲 💔😭😭😭😭

  • @የልጅነትyouTube
    @የልጅነትyouTube 3 ปีที่แล้ว +27

    ቋንቋው ባይገባኝም ኤርትራዊያኖች በፍቅር ነው የምዳችሁ💘💘💘💘💘💘💘😘😘😘😘😘

    • @solaman1400
      @solaman1400 2 ปีที่แล้ว

      እናም ደሞ ብጆሮ ነው ነምወድሽ ❤

  • @دوديدودي-ز7ز
    @دوديدودي-ز7ز 4 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ.ዛዓለም.ጎደሎ.አሕዋት.በጀክም.ንፋቀር.ንተሓላለ.ረእዋ.ዛዓለም.ኣለኩ.እናበልካ.ኢካ.ትከድ
    ኣብ.ገነት.ይነብርካ.ሓወይ.ማዓረይ

  • @negashyosef3265
    @negashyosef3265 2 ปีที่แล้ว +4

    በረ ሓወይ ኣምላክ መሪጹ ዩ ደቁ ዝእክብ ካብ ሓረየካ ካኣ ኣብ ሑቁፋኡ የንብርካ l love you ወትሩ ኣብልበይ ሓወይ ናተይ

  • @wwpc6518
    @wwpc6518 6 หลายเดือนก่อน +1

    heart breaking💔, ጽቡቅ መዘከርታ ገዲፍካ በሬ ሓወይ ፈጣሪ ካብ ሓረየካ ኣብ ገነቱ የንብርካ, 🙏 መን ኣሎ ከማይ ኩሉ ግዜ ዝሰምዓ ❤

    • @FacheAkk
      @FacheAkk 3 หลายเดือนก่อน

      😢😢 tay rekibwo wedey

  • @ተሜጓልፅምብላ
    @ተሜጓልፅምብላ ปีที่แล้ว +12

    ኣታ ኣነስ ሰሚዐ ዘይፀግባ እምበር እዛ ደርፊ ዓሻ 'ሲ ሓንቲ ደርፉ ዝባሃል ግዲ ከምዚ ከማይ 'ዩ😓 ሄድፎንን እዛ ደርፊ እዚኣን ካብ እዝኑ ዘይፈልያ ከምዚ ከማይ ዶ ይህሉ💔

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣሕ በሬ ሓወይ ጎይታ ጠባይ ከሲርና ምቅሉል ሓው እናደለኩካ ብሰንኪ ስራሕ ዓለም ግዜ ስኢና ብተሌፎን ጥራይ ምካኑ የሕዚኑኒ ብዝኮነ ፈጣሪ ንብረቱ እዩ ዝእክብ በሬ ጻዕዳ ሓው።

  • @aemabest1264
    @aemabest1264 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣነ ኣብ canada toronto አየ ዝነብር ቅድሚ 6-7 ወርሒ ይኾውን ክልተ ግዜ ርዮ ብጣሚ ደስ ክብልካ ብጣሚ ፈቃር ምቁልል ሰብ ዘይ ዘይ ንዓቕ አየ ረኺበዮ ጽቡቕ ኣጻዊትካና ኤልየ የቐንየለይ ኤልኒ ኣኽ ብጣሚ ሕማቕ ተሰምኒ ኣምላኽ ኣብ ጎነቱ ይቀበልካ ብሩኽ ሓወይ ኣብ ዘይ ዓድሜኻ ተፈልካና 😂😂😂

  • @mubaraksaid9739
    @mubaraksaid9739 4 ปีที่แล้ว +135

    I love you Eritrean music and people I am from Sudan RIP I love you Brother ❤❤❤❤💙💙💙💙💗💗💗💗💚💚💚💚 I love you wedi Erey

  • @ስደተኛእዩሽመይ
    @ስደተኛእዩሽመይ 4 ปีที่แล้ว +175

    ከማይ ኣብ መዓልትይ 4 ግዚ ዝርእያ ኣሎ ዶ liek. 🙏

    • @letekidantewelde4163
      @letekidantewelde4163 4 ปีที่แล้ว +1

      Eritrea 👆👆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍

    • @teklitasnakeasnake4336
      @teklitasnakeasnake4336 3 ปีที่แล้ว

      Wela ane seminar ay xegban eye bhaqi diu tefeiuna kab za alem ahhh mengste semay yewarso

    • @fevenlove1325
      @fevenlove1325 3 ปีที่แล้ว

      @@teklitasnakeasnake4336 p

    • @fevenlove1325
      @fevenlove1325 3 ปีที่แล้ว

      P

    • @lulabrhane3045
      @lulabrhane3045 3 ปีที่แล้ว

      @@teklitasnakeasnake4336 79

  • @hawisamru4195
    @hawisamru4195 2 ปีที่แล้ว +1

    Ahhhh hawey natey fetari byemanay edu ykebeleka

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ 4 ปีที่แล้ว +12

    እዋይ ሓወይ ምዓረይ እስኪ በል ፍቃድ ልዑል እግዛብሄር ይዓቢ እሞ ብየማን ኢዱ የንብርካ🤲🤲🤲 🙏🙏🙏ሓወይ ንኡስ እዋይ እዞም ወለዲ ዝረኽብዎ እዋይ ኣህህህ እስኪ ዝግበር ነገር የለን ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭😭😭

  • @yordiisaac1235
    @yordiisaac1235 4 ปีที่แล้ว +14

    እዋይ እዋይ እዚ ኩሉ መልክፅ ቁመና ንሓመድ በሬ ሓወይ ግሩም ወዲ ኡፍፍፍ እዋይ ማዓረይ ዓለም ሓጺራትካ ጽቡቀይ ፈጣሪ ምስ ሑሩያቱ ይጸንብርካ ንምሉእ ስድራቤት ደበሳ ኢዮብ ይደብስኩም ኡይይ በሬ አጥፊእካ ከመይ ኢሎም ኢዮም ክክእልዎ ብጣፅሚ ኢዮ ደቀንዙዙ

  • @ሩፍታ-ዸ7ጸ
    @ሩፍታ-ዸ7ጸ 3 ปีที่แล้ว +6

    መርየ ሓወይ ኣብቲ ዘይሓልፍ ገነቱ ይቀበልካ ሉዑል ፈጣሪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @ኣስቴርጋልትግራይS
    @ኣስቴርጋልትግራይS 3 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍፍ ቸላእ ዛ ዓለም ጨካም መእመኒ ተሳኢንዋ
    ንኡሰይ እምባ ኾነ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርኻ

  • @ፅልልቲእየብትግራይዓደይ
    @ፅልልቲእየብትግራይዓደይ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣፍፍፍፍፍፍ ብረኽይ ሓወይ ዓለም ጎደሉ
    ኣፍፍፍፍፍፍ

  • @dianaweldemicheal8165
    @dianaweldemicheal8165 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን እወ ኣሜን ናይ ኩልና
    ስለ ዝኮነ ደባሲና
    ይሰስነልና፡እወ፡ይዓንብብ
    በሪተይ ዝክርካ መታን ንክርከብ
    ኣንታ ሓላል ዘይትጽገብ
    ኣብቲ ዘለካዮ ዕረፍቲ ርኸብ
    Bere....gedifkini beyney dika zbelka?....ay neaana ba gedifkana beynina..ti ayney mewxie,afkas qanza wshti koinuna alo bere ayney..

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 4 ปีที่แล้ว +4

    ኡፍፍ ኣነስ ብሂወት እንዳሃለወ ኣይፍልጦን ነይረ ሕጂ ግን ብጣዕሚ ይሕዝነካ ዕሽል መንእሰይ ዓለም ጠላም እስኪ በል ናይ ኩለና ቦታ እዩ እሞ ንእስነት ሪኡ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😭😭😭😭😭😭

  • @mjasmarino1256
    @mjasmarino1256 4 หลายเดือนก่อน +2

    Beri hawey it been 5 years rest in peace mearey ....ayni gezabanda eveyminutr remember u😢😢

  • @ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ
    @ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ 3 ปีที่แล้ว +6

    አነስ ዛደረፊ ሰሚዐ ዘይፀግባ አይ ዓለም ጎዶሎ አብ ሕቅፉኡ ይንብርካ😭😭😭😭😭😭😭

  • @flimontsegay9828
    @flimontsegay9828 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሕ ኣሕ በሪ ሓወይ አንታይ ይገብር እሞ ኩሉ ናይ ፈጣሪ ኮይኑ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ።ስድራ በሪ ክኣ ጽንዓት ያሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም።

  • @ራሻፈታዊትመረብ
    @ራሻፈታዊትመረብ 4 ปีที่แล้ว +70

    ኩሉ ግዜ ይሰማዓ ኔረ እዛ ደርፊ ኣብ ዝወጸትሉ ግዜ ብልበይ ዘፍቅሮ ኣፍቃርየይ ተጎዲኡኒ በዛ
    ደርፊ ነብሰይ ከጻናንዕ ይውዕል ኔረ 💔💔😢
    ካብ ኩሉ ዝገረመኒ ወይ ዘሰንበደኒ ከኣ ናትካ ሞት እንዲዒ ደርፋካ መጻናኒዒተይ ዝነበረት ቃንዛ መወሰኪት ትከውን ዘላ ኮይኑ ተሰሚዑኒ
    😢💔💔😢😢💔😢💔💔💔😢😢😢

  • @ጋልዞምጀጋኑጋልዞምጀጋኑ
    @ጋልዞምጀጋኑጋልዞምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +7

    አብ ገነት የንብራኻ ሓወይ

  • @hageretigrayadey5134
    @hageretigrayadey5134 4 ปีที่แล้ว +5

    ዓለም ጠላም መንግሥተ ሰማያት የወርስካ ሓወይ

  • @ወላዲተይብህያዉፍቅሪ-ጘ6ደ
    @ወላዲተይብህያዉፍቅሪ-ጘ6ደ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁር ፍጥረት መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ኣብ ገነት የንብርካ ሓወይ ናተይ ኣየዓለም ከዳዕ መእመኒ ዘይብላ 😭😭😭💔💔💔❤️❤️❤️❤️

  • @hhfd1772
    @hhfd1772 4 ปีที่แล้ว +6

    ፅባሕ ሚስጥር እያ ክበሃል ሓቂ እዩ ፈጣሪ ንእስነትካ ሪኡ ብየማናይ እዩ ኢዱ ይንብሮ ኣሕህ

  • @merhabamedia7635
    @merhabamedia7635 4 ปีที่แล้ว +31

    ከማይ ዝሓዘነስ ይህሉ ዶ ክሰምዓ ቀንየስ ትማሊ ምስ ዓርከይ ከለኩ ምስ ወላዕክዋ ዩ ነጊሩኒ ብጣዕሚ ሰንቢደ እዋይ ኤርትራዊ ረኺብዎ ዘሎ ኣኽኸኽኽኽ ኣጆኻ ክሓልፍ ዩ ባ በሉኒ ክጸናናዕ

    • @zaidtekle5744
      @zaidtekle5744 4 ปีที่แล้ว

      ane keman btaemi hazine kulu gze eye zsema amlak byemanay edu ykebel alem tshate

    • @tsegafesehaye7045
      @tsegafesehaye7045 4 ปีที่แล้ว

      @@zaidtekle5744 ahhhhhhhhhhh

    • @الللفنقلىث
      @الللفنقلىث 4 ปีที่แล้ว

      @@tsegafesehaye7045 ajoka zyaday kulu khalf eyu marey nmebre hawna mengste semay yewarso😭😭😭😭

    • @tsigerdaberakey2381
      @tsigerdaberakey2381 4 ปีที่แล้ว

      ❤❤💔😭😭

    • @fremhayile4575
      @fremhayile4575 4 ปีที่แล้ว

      ahhhhhhhhh

  • @Raki1204
    @Raki1204 3 ปีที่แล้ว +47

    አንታይ ረከብለይ ጹብቂ ሓወይ ኣሕሕሕ 😭
    R i p

  • @muzeyaregawi2102
    @muzeyaregawi2102 4 ปีที่แล้ว +6

    ሓወይ መዓረይ ...ንእስነትካ ይርኣየልካ ፈጣሪ!
    ፅንዓት ንስድራን አድናቅትን!
    😰

  • @Senay606
    @Senay606 4 ปีที่แล้ว +7

    ዓለም ጎደሎ! መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓወይ

  • @tigstihailu4376
    @tigstihailu4376 4 ปีที่แล้ว +3

    እይይይይይይይይይይ ዓለም ጎደሎ ኣይካልኩን በረከት ሓወይ እይይይይይይይይይይይይይይይይይ

  • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
    @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 4 ปีที่แล้ว +10

    እዋይይይይይ ኣነ ሓወይ ጽቡቅ ኣሕሕ ተወድእና በር ኣምላክ ኣብ ገንቱ ይቀበልካ ምዓረይ

  • @kusuntv1803
    @kusuntv1803 4 ปีที่แล้ว +13

    ማኣስ ኢዩ ዓሪፍ እንታይ ከ ረኪብዎ።
    እግዛብሔር ብየማነ ኢዱ ይቀበሎ።ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ ሕማቅ ተረኪቡ ብሓቂ ኤርትራውያን ብዝከድናዮ ንጠፍእ ኣሎና።

    • @samrawitrussom8548
      @samrawitrussom8548 4 ปีที่แล้ว +3

      Semun geru handebet eyu arifu miemanu axegimuna mikibalu sieina bere hawey amlak ab genet yikebelka.

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ገነት የንብርካ ንኡስ ሓወይ 🙏ኣሕሕሕሕ
    💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @Tes861
    @Tes861 4 ปีที่แล้ว +1

    ዝሓዝናላ ዘይብልና እወ እዛ ዓለም ጨናዊት ውሕ ውሕ ንብል ቤሬ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣብ ኑኡስ ዕድሜካ ተኮሊፍካ 😭😭😭

  • @princegabriel5392
    @princegabriel5392 3 ปีที่แล้ว +9

    I met bere in lalibela restaurant toronto he is very great guy I enjoyed that night man Rest In peace thumbs up guys if you like him 👇

  • @yordadiamond5789
    @yordadiamond5789 4 ปีที่แล้ว +2

    ኦፍፍፍፍ ብሬ ናተይ ማመን አቃተኝ marey taymo 😭😭 egzabiher ብየማን ኢዱ ይቀበልካ yene ጌታ 😭😭😭😭

  • @Peanutlove125
    @Peanutlove125 4 ปีที่แล้ว +32

    I am very sorry for your loss. He was an amazing friend. He was always there for everyone no matter what. He was a friend, Dad, husband & a wonderful singer.
    I am very sadden he had a heart of gold. He is gone but never forgetten. My condolences to everyone that knew him.

    • @samirasamira2918
      @samirasamira2918 ปีที่แล้ว

      I don’t know exactly happened to him😭😭😭 was he sick??

  • @heri804
    @heri804 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓሕሕሕሕ ዓለም ጎዶሎ ብሬ ሓወይ ምስ ኩሉ ራኢታትካ ተኾሊፍካ ኣብታ ዘይ ትሓልፍ ገነቱ የንብርካ' ከምዚ ከማይ ዶ ይህሉ ኣብ ምዓልቲ 4/5 ዝሰምዓ

  • @messeldestaxo
    @messeldestaxo 4 ปีที่แล้ว +4

    በሬ ሓወይ መዓረይ መንግሥተ ሰማይ የዋርሰካ ሽኮረይ 😭💔

  • @ብርየጓልዓባይሃገረትግራይ
    @ብርየጓልዓባይሃገረትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ውይ መዓረይ መኣዝ መይቱ እፍፍፍ ጥዕምቲ ዜማ ድማ ሰሪሑ ነብሱ ኣብ ገነት የንብሮ ንቤተሰብ ድማ ፅንዓት ይሃብኩም እፍፍፍፍ

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 4 ปีที่แล้ว +6

    እዎይ አነ ሐወይ አንታይ አጋጢሙካ ወደይ አምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበለካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rihshatekle669
    @rihshatekle669 4 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍፍ በሬ ሓወይ መንግስተሰማይ የዋርስካ አዛ ደርፊ ሰምዐ ምጽጋብ ጸአነያ 💔😭😭😭😭😭

  • @michalehabte8040
    @michalehabte8040 4 ปีที่แล้ว +4

    R.I.P መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ በረ ሓወይ እዋይ ወ ሰብ ምኻን ሙሉኡነት የቡሉን በል በዕሉ እቲ ለዋሕ ከም ወላዲት ዝኾነ ጌታ ባዕሉ የጽልለካ ኣብታ ዘይ ናይ መዋእል ቤትካ ኣምላኽ ምሕረት ይሃብካ

  • @wediteklay3785
    @wediteklay3785 4 ปีที่แล้ว +10

    Please please Eritreawyan kulatna nefaker eza Alem tergum yeblan nezia xehfti tenbeb zelaka like keygaberka keytahlef afleto ni ertrawyan Fekri eya

  • @jojob3794
    @jojob3794 4 ปีที่แล้ว +10

    ኩሉና መወቲ ኢና ከለና ንፋቐር

  • @yimenulake5356
    @yimenulake5356 3 ปีที่แล้ว +9

    I'm from Ethiopia and I love Eritrean music

  • @zaidsyum9706
    @zaidsyum9706 4 ปีที่แล้ว +7

    ኡኡኡይይይ እዋይ ደቀይ እንታይ እዩ ዝረኽበኩም ዘሎ ኣታ እንታይ ኢና ንብሎ ዓኽ ዓኽ ዓኽ በልስከ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ወደይ መዓረይ

  • @oneday9258
    @oneday9258 4 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ እዙ ደራፋይ ደስ ክብል ሪአዮ ዘይፈልጥ ኢለ ክሰምዓ ውዒለ ኮመንት ተንበብኩስ rip ኡፍፍፍ መሕዘኒ ንኡሳት ብቻ ዝወርር ግዜ ኣብ ገነት የንብርካ ሓወይ ናተይ ኣየ ወላዲት ትረኽብዮ እዙይ ኮይኑ ካሕሳኺ 😢😢😢😢😢😢

  • @naomimillion7323
    @naomimillion7323 4 ปีที่แล้ว +14

    I am from Kazakhstan 🇰🇿 and I love 💕 Eritrea 🇪🇷 music 🎶

  • @maednkifle5289
    @maednkifle5289 2 ปีที่แล้ว

    ኣነስ እዛ ደርፋ በርየ ምስ ሞተ እያ ሰሚዐያ ብታእሚ ከኣ ተሰምዒኒ ኩሉ ግዜ እየ ከኣ ዝሰምዓ በሬ ሓወይ እግዛብሄር ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይከበልካ

  • @ነብሪ
    @ነብሪ 4 ปีที่แล้ว +10

    Bravo Bravo ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ፡ እቲ ዘሕዝን ግን እቶም ምኒን ድብሉ ኣይ ካብ ዜማ ኣይ ካብ ግጥሚ 1000000 ፡ ብዓል እዚ ብዓል መርሃዊ ቃርያ ክኣ ከምዛ ንሪኣ ደለና ፡ ኣጆኻ ሓወይ one day ከም በርቂ ክትኩሉዑ ኢኹም 🙏🙏🙏 Bless u.

    • @ghebriel932
      @ghebriel932 4 ปีที่แล้ว +1

      እዋይ እዚ ኣፍካ ክጥዕም ብኡነት እንታይ እሞ

  • @zaidtesfazghi7637
    @zaidtesfazghi7637 3 ปีที่แล้ว +2

    Feqar mkan eka xbuq entekone ms men gda mflay u seine❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
    @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውውውው ብሉጽ ስራሕ ወዲ ኤረይ
    🥰⭐💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsgagurum5677
    @tsgagurum5677 2 ปีที่แล้ว +1

    ዓለም ጎደሎ ንኡሰይ መግስተ ሰማይ የዋርስካ😥😥😥😥💔💔💔

  • @muketyemanemuketyemane1164
    @muketyemanemuketyemane1164 4 ปีที่แล้ว +7

    R .I .P ሓወይ ናተይ ተኮሊፍካ ኣብዛ ንእስነትካ ስድራን ቤተሰብን ጽንዓት ይሃብኩም ዓለም ጎዶሎ እያ

  • @rahelgaltgray697
    @rahelgaltgray697 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ገነት የንብርካ ንኡሰይ 😭😭😭😭😭😭

  • @temesgengilay7374
    @temesgengilay7374 3 ปีที่แล้ว +7

    መን ኮን ይህሉ ከምዚ ናተይ ንግሆ ንክትኒስእ ዝሰምዓ ነዛ ናይ በሬ ደርፊ?ኣሕሕ ዓለም ጨናዊት😭😭😭

  • @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
    @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ 4 ปีที่แล้ว +2

    እውይ ዓለም ጨካንንንን ዓክ ኣብ ገነት የንብርካ

  • @germenakaleweldi2098
    @germenakaleweldi2098 4 ปีที่แล้ว +4

    My heart broken this very young died very early I can’t believe it’s so hard to accept may God put u in his right hand always in my heart

  • @asmelashfishayesenbetay719
    @asmelashfishayesenbetay719 3 ปีที่แล้ว +2

    መንግስተ-ማይ የዋሪስካ ኮኾብና!!

  • @ዕባይገጠርእየ
    @ዕባይገጠርእየ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ዓለምዚኣ ኣብ ገነት የንብርካ እግዛብሄር😢😢😢😢

  • @siem4010
    @siem4010 4 ปีที่แล้ว +5

    Atum sebat loms qedimnakum alena like tarana ya mesleni Happy New years guys ka 👍 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷like ka lomi u haliflna malet qedamay mxhaf like gele athmoqu bereket ka tmti ya tmesl so ajoka koxlo

  • @semiraabrahim1264
    @semiraabrahim1264 10 หลายเดือนก่อน

    መን ኣሎ እስካዕ ሐዚ ዝሰምዓ እዛ ደርፊ 😭😭😭😭😭

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 4 ปีที่แล้ว +7

    So Sad that I didn't know you before. 😢 😢. Fetari Ykebelka Beria hawna. Kemu eya eza alem 😢

  • @yonasyonas8306
    @yonasyonas8306 4 ปีที่แล้ว +16

    መግብን ማይን ዝኾነት ደርፊ። ደራፋይ ምስሞተ’ዩ ዝፍከጥ ክብሃል’ሲ ለከ ከምዚ’ዩ ።መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ ንስድራ ቤት ድማ ጽንዓት ይሃብ።

    • @senaynekun1878
      @senaynekun1878 4 ปีที่แล้ว

      What happened to his death do you know ?

  • @kelatitewelde3533
    @kelatitewelde3533 4 ปีที่แล้ว +6

    ክቡር ሓው ኣምላክ ይቀበልካ ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብ፡ እዋይ ሓወይ እንታይ ኮን ረኪቡካ ይከውን ኣብዛ ዓለም ነባሪ እኮ እንተዘይሃለወ ግን ኣብ ንእስነትካ ክትቅዘፍ ከቢድ'ዩ።

  • @tekliasmellash3289
    @tekliasmellash3289 4 ปีที่แล้ว +1

    እዋይይይ ሓወየ ቐልጢፍካ እንዲኻ ንኡሰይ ሓወይ በል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቐበልካ ክሳብ ከምዚኸማኻ።

  • @tesfitamine4009
    @tesfitamine4009 4 ปีที่แล้ว +13

    ሓማቕ ረኺባ ኣዴኻ ፡መንግስተሰማይ የዋርስካ ፡ንፉዕ ሰብ ዕድመ የብሉን ፡እዞም ከምዚ ከማይ ድኹማት ጥራይ ኣብዛ ዓለም ነዊሕ ዕድመ ዝወሃበና

    • @rutatedros621
      @rutatedros621 4 ปีที่แล้ว +3

      Nay bhaqi hmaq rekiba Ade nezi zmesl Atfia Amlak b yemanay eidu yqebelka

    • @yosanabraham8765
      @yosanabraham8765 4 ปีที่แล้ว +1

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @senaynekun1878
      @senaynekun1878 4 ปีที่แล้ว

      Antum sebat entay dea koynu moytu ?

  • @hanisimon6187
    @hanisimon6187 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሕ ዋይ ዓለም ጎደሎ በጃኹም የሕዋት ዓለም ሕልና አያ ከለና ንፋቀር amelak ab yemanay edu yemberka

  • @lifeeyobgunnerawi9313
    @lifeeyobgunnerawi9313 4 ปีที่แล้ว +6

    Mot !!nbur u seb'ms nafqotu !
    Ms kerteto !ab sdet' kmewt kelo .
    Gn klte mot !! beti nafqot ! weldn ! metabtkan ! hagerkan !!!
    Ab semyawi bet yqebelka nusey hawey ❤💚

  • @ኣሱፍቅር
    @ኣሱፍቅር 4 ปีที่แล้ว +2

    እፍፍፍ ዓለም ጎደሎ ኣብ ገነት የንብርካ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ😭ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብን ፈተውቱን ኣዕርኩቱን

  • @afelom.b6916
    @afelom.b6916 3 ปีที่แล้ว +5

    R.i.p brothe. we lost very young and talented guy.

  • @Galeri720
    @Galeri720 4 ปีที่แล้ว +1

    Ab yemanay edu yekebelka fetari xbuk hawey😢ab kulu alem selam yewrdelna fetari hawey haftey nebehahal yegberena🙏kebid eyu giziu yhwatey

  • @segensegen4242
    @segensegen4242 4 ปีที่แล้ว +9

    Uff Alem kem gele hawey Natey R.I.P 😭😭

  • @nguseking2076
    @nguseking2076 3 ปีที่แล้ว +1

    Kemay neza derfi zfetwa alo do 👍

  • @Jo-ux8zy
    @Jo-ux8zy 3 ปีที่แล้ว +5

    ከምዚ ከማይ ኣሎ ዶ ማዓልት ማዓልት ዝሰማዕ 🤙
    ጥዕምትን ግዛዊትን ዘይትምኖ ደርፊ ገድፍልና
    ከይዱ በረኸት ሓውና😥RIP

    • @delinafesha1191
      @delinafesha1191 3 ปีที่แล้ว +1

      Ewyyyyyyyy aykemayn nay behaki zeytmno ah anes kea dhri mmatu ye semieya

  • @ትግራይዓደይሓዘንክን-ረ1ጠ
    @ትግራይዓደይሓዘንክን-ረ1ጠ 3 ปีที่แล้ว +2

    ዓለም ከምዚ ድኪ በቃ 😢😢😢😢

  • @hajawigodayfmaworld4331
    @hajawigodayfmaworld4331 4 ปีที่แล้ว +6

    Wawwwwww berie hawey nice work
    Good lake my bro Happy new year with my love family ✌❤🙏

  • @simontesfamichael7143
    @simontesfamichael7143 ปีที่แล้ว

    ቡሉጸይ ኣምላክ ካብ ሃረየካ ኣብ ገነት የስፍርካ ፉቱው ኩሉ ኣዩ ዝሃርዮ በረ ሃወይይ

  • @munayetsdale5354
    @munayetsdale5354 4 ปีที่แล้ว +3

    እግዚያብሔር ነብሱን ከፃድቃን ከሰማህታት ጎን ያሳርፋት
    ነብስ ይማር

  • @habthom4460
    @habthom4460 4 ปีที่แล้ว +2

    ውይይይ ኣባይካ ኑኡሰይ 😭😭😭ኣብ የማኑ ይቀበልካ🙏🙏🙏 ንሙላኣት ስድራኻን ፈተውትኻን ጽንዓት ይሃብ

  • @tadesemebrahtu1671
    @tadesemebrahtu1671 4 ปีที่แล้ว +8

    እዋይይ ሓወይ ብታሚ ዘሕዝን ተኾሊፍካ ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቐበልካ R.i.p

    • @luli470
      @luli470 4 ปีที่แล้ว

      Oh my God what happen, just i knew now