New Eritrean Music 2018 'Flyti'ya' by Yohannes Tekle

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • New Eritrean Music 2018 'Flyti'ya' by Yohannes Tekle (John Beja Asmara)
    ብመጀመርታ ነቲ ብዘይ ክፍሊት ዕደምይ ምሉእ ብጥዕናን ብፍቅርን ሂወተይ ንኽነብርን ንኽሰርሕን ዝገበርካ ልዑል ፈጣሪ ክብርን ምስጋን ነዓኻ። ብምቅጻል ሰላም ንዓኹም ሰላምኩም ይብዛሕ ይንዳበልኩ ነቶም ከይተሓለልኩም ኣብ ኩሉ ስራሓተይ ብሞራልን ሓልዮትን ካብ ጎነይ ከይተፈለኹም ተተባቡዑኒን ሃናጽ ርኢቶ እትህቡንን መተዓቢተይ ፡ መማህርተይ ፡ መጋድልተይ ፡ ናይ ስደት መናብርተይ ፡ ናይ ስነጥበብ ስድራቤተይን ኣብ ኩሉ ጫፋት ናይ ዓለም ትርከቡ ቲፎዘይን ሕጂ ውን ኣኣብ ዘለኹሞ ፍቅርን ሰላምን እንዳተመነኹ ኣዛ ፍልይቲ ያ ትብል ንጽል ደርፈይ ጆባእ ይብለኩም።
    Jhon Beja Asmera
    Thanks!!
    ፍልይቲ ደርፊ፡ ብፍሉይ ድምጻዉ፡ ምስ ፍሉያት ሰባት፡ ኣብ ፍሉይ ቦታ፡ ምስ ፍሉይ ኣጋጣሚታት፡ ብፍሉይ ካሜራ ማን፡ ብፍሉያት ዳይሪክተራት፡ ኣብ ፍልይቲ ቻነል፡ ንፍሉያት ተከታተልትና፡
    ከምቲ ልሙድ ዝኾነይ ይኹን ርኢቶ ይኹን ነቀፌታ ብናጽነት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ስክፍታ ክትህቡ ብደስታ ንጽበ።
    Savana/ሓበሻ Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
    For More Video Please SUBSCRIBE Here www.youtube.com....
    / 65tes
    © 2018 Copyright: Savana/ሓበሻ

ความคิดเห็น • 1K

  • @yonasmekonen276
    @yonasmekonen276 6 ปีที่แล้ว +32

    WOW!
    Neza derfi zfetewa like yhabeni eske
    100% great
    Gdmi
    Zema
    Clip

  • @ቻፒደላይሰላም
    @ቻፒደላይሰላም 6 ปีที่แล้ว +71

    ጆን ሓወይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ፡ ፍልይቲ'ያ ብሓቂ እስከ በሉ ሕፍስ ዝበለ ላይክ ንሃቦ ክዕንብበልና መታን፡

    • @meksebalem6311
      @meksebalem6311 6 ปีที่แล้ว

      ቻፒ ደላይ ሰላም nay behaqi feleyti ya eziase

    • @bereamare393
      @bereamare393 6 ปีที่แล้ว

      Niccc picccc

    • @hamoinetsolomon5873
      @hamoinetsolomon5873 6 ปีที่แล้ว

      9th 9

    • @بلباا-د3ح
      @بلباا-د3ح 4 ปีที่แล้ว +1

      Gigena eka betami mekireti derifi eya hiwot ney menasey bedarifi gelotskeyo eka anita jigena gobez

  • @tsnatmosazgi5308
    @tsnatmosazgi5308 6 ปีที่แล้ว +477

    ተባዕታይ ወዲ ኣብ ሱዳን ኣይኮነን ደርፊ ክትሰርሕ ገዛ ክራይ ከማን ከቢድ ኢዩ ብጠቅላላ ጅግና ኢለካ ኣለኩ።

    • @mihreteabarkidawit6443
      @mihreteabarkidawit6443 6 ปีที่แล้ว +3

      Nay bhaki

    • @tsewarkunlbey5363
      @tsewarkunlbey5363 6 ปีที่แล้ว +4

      ኣዋውውውው ጆን ሓወይ ናይ ብሕቂ ፈሊቲ ጊን ካ ውላኣ ነስካ ወን ፈለይ ኢካ ማለተይ ንፍዕ ኢካ ኣብ ካርተም ከንካ ከምዘይ ዘስርሕካ ብሕቂ ፍትካ ኣልከ አዛ ደርፊ ካብ ተዝርግሕ 24ስዕት ገራ ኣላ ኣነ ከማን ሰርሐይ ርስዕ ኣልከ ከሳብ ሕጂ ሰራ ግድፈ ዋለ ኣልከ ኣጅካ ካብካ ብዝሕ ኢና ንጽበ ዝልና ጸብክ ሰርሕ

    • @delinadelu3460
      @delinadelu3460 6 ปีที่แล้ว +2

      Kurub eti kfae natu zeytdeakum du koynu eten AB Sudan bhawala znabera zelewa zebalashewen ke nufue yeblo

    • @mebrihtferda5045
      @mebrihtferda5045 6 ปีที่แล้ว +1

      Wow

    • @onedayoneday3644
      @onedayoneday3644 6 ปีที่แล้ว

      Tsnat Mosazgi entay koynu eyu zekebed bnefseka serah zeyteftu konka ember hmak

  • @ethiopawit3454
    @ethiopawit3454 6 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ምስቲ ጥዑም ድምፂ ታይ ክወፆ ኣሰይ ኣሰይ 100% ይበል ኣድናቂትኩም ንኤርትራውያ
    ጋል ትግራይ ኩሕሎ

  • @robelshmay174
    @robelshmay174 6 ปีที่แล้ว +11

    ኣነ ብወገነይ ነዛ ደርፍ መግለጺ ቃላት የብለይን ።ገለ ዓይነት !!!! ኣነ ምስ ናብራ ይፋጠጥ ንስ ኣብ ዓራተይ ትጋላበጥ ዓሕ እወ

    • @Fanus-ej9lx
      @Fanus-ej9lx 7 หลายเดือนก่อน

      Ajoka

  • @henokportugal8262
    @henokportugal8262 6 ปีที่แล้ว +12

    ዋው ተባዕታይ ደርፊ ምስ ጽቡቅ ክሊፕ ስሑል ድምጺ ኣጆካ ክቡር ሓው ቀጽሎ

  • @redseacamels8608
    @redseacamels8608 6 ปีที่แล้ว +12

    ፍልይቲ ያ ዛ ደርፊ ፍልይቲ
    Just wow

  • @salahh3618
    @salahh3618 6 ปีที่แล้ว +2

    ናይባሓቂ ነዘን ናይ ዘበና ተፈጢረን ዘለዋ ዎዶዎዶ ዝኾና ብጣዕሚ ማሃሪተን ክትከውን ተስፋ ይገብር

  • @alec757
    @alec757 6 ปีที่แล้ว +5

    ጆኒ ዓቢ ሰብ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @biniamweldemichael1506
    @biniamweldemichael1506 6 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዝነኣድ ጡዑም ድምጺ ጽቡቕ ተበግሶ እዩ ጆን ።ዝመጽእ ንዝበለጸ ተወሳኺ ስራሕ ክንጽበየካ ኢና።

  • @ደንበዛንካርነሽም
    @ደንበዛንካርነሽም 6 ปีที่แล้ว +27

    ጆኒ በዓል ስሑል ጎሮሮ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ። ፍሉይ ኢካ እስካ ጆኒ ክብረተይ።

    • @tekleweinihaile6962
      @tekleweinihaile6962 6 ปีที่แล้ว +1

      Kamezi kamaki feleyti
      Wetran matkum

    • @plazagood3983
      @plazagood3983 5 ปีที่แล้ว

      .🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯

  • @saze1895
    @saze1895 6 ปีที่แล้ว +2

    ጽብቅቲ ደርፊ ምስ ኩሉ ኪሊባታ ፈቴያ ።
    ንሳ ስምዕታ ከተርዊ ኣነ ተጠሊዐ ከአዊ

  • @aruaki4454
    @aruaki4454 5 ปีที่แล้ว +6

    ጽብቅቲ ስራሕ ይበል ድምጺ ይብል ግጥሚ ክሊፒ ግን ኣይግድንን ቀጽለሉ bravo 👏

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 6 ปีที่แล้ว +1

    ይበል ግጥሚ ይበል ድምጺ ይበል ህርመት እንታይ ክወጾ ኣጆኻ ጆኒ ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ። ፍልይቲ እዚኣስ ፍልይቲ ዘይስከፍ ፍጥረት ፍልይቲ፡

  • @yoniwediyehdego2743
    @yoniwediyehdego2743 6 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውው ናይብሃቂ ጆኒ ክክክክክክክክክክ ይገርም ዩ ፍሊቲ ዚኣስ ክክክክክ ኣነ ተጠሊዕ ከእዊ

  • @SelFer969
    @SelFer969 6 ปีที่แล้ว +5

    ኣታ ፍሉያት እዮም እዞም ደቂ ሎሚ ኣነ ክብል ተመሃሩ ክሳብዝርብርብ ንሶም ከማርሩ ጸሓይ ትዓርብ።

  • @maraya5990
    @maraya5990 6 ปีที่แล้ว +3

    ርሑስ ኣውዳኣመት ባዓል ልደት ይግበረልና ።

  • @ግንባርዓዲበጊዖ
    @ግንባርዓዲበጊዖ 6 ปีที่แล้ว +1

    John ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ።ጸገምና ገጺጽካዮ በዘን ሓራሙ ኮ ተዋሪድና። በዛ ቆራጽ ፍጥረት ሰብ ኣዋሪደን እዚ ናትና ከኣ ናግራም ጠብቅ። እዚ ፈጣሪ ወላ ሓንቲ ምዓልቲ ትኩን ተዝቀያይረና ሞ ምፈተንኣ ከምዛ ዝገብራና ዘለዋ ምገበርክወን ብፍላይ ናይ Eropa ዘለዋ ኣዋልድ ማርነት ትብል ሓንቲ ንጽል ቃል ሒዘን ረቢሸናና ደቅዛ መጣራት !!!!! ቀዲምካኒ እምበር ሓሲበለን ነይረ
    ብዝኮነ Thankyou bro

  • @kudsan6873
    @kudsan6873 6 ปีที่แล้ว +9

    ፍልይቲ ኢያ ኢዚኣስ ፍልይቲ
    ታሕዊል ደሌኣ 300 kikiki
    With full respect you have good voice.

  • @pawlostekie8453
    @pawlostekie8453 6 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ብፍላይ ነዞም ናይ እስራኤል እያ ትምልከት

  • @lovemam8988
    @lovemam8988 6 ปีที่แล้ว +4


    ጆን ኣዝማሪኖ ከመይ ድኻ so nic song
    Nice job 👌👌👍👍😍😍😘

  • @lulawitv3516
    @lulawitv3516 6 ปีที่แล้ว +16

    ኣስሚረላ ኣለኩ ጆኒ መሕመም ኣጆካ ቀጽሎ ፍሉያት እንዲኩም ንስኩም ከማን ምቁራት

  • @robelyem954
    @robelyem954 6 ปีที่แล้ว +3

    Ziema gtmi &clip entay kwexa keep going john anbesa 3 gzie zreaya like ytsket abzi 🤩

  • @yonaskiflemariam7925
    @yonaskiflemariam7925 6 ปีที่แล้ว +2

    Wwwwwwww nay bhaki derfi malet.....

  • @nervesofsteel548
    @nervesofsteel548 6 ปีที่แล้ว +10

    ፍልይቲ ያ ዚኣስ ፍልይቲ 🌟🎶
    ኣይግረምኩም ቡዙሕ የ ተጸብየያ
    thx በጃ ኣስመራ💖

  • @filmonkflom8470
    @filmonkflom8470 6 ปีที่แล้ว +2

    ጆኒ ኣስሊ ብዘይ ቀልዓለም ተስፋ ዘለካ ስነጥበባዊ ብሓቂ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ራእን ተውህቦን ዘለካ ንፉዕ ስነጥበባዊ ኢካ so good luck jhon hawey።

  • @wedieyob107
    @wedieyob107 6 ปีที่แล้ว +3

    Nay bhaqi xbuq srah John hawey
    Clip gn buzuh Ayshabetnn
    Enber
    gTmi 100%
    Ziema 100%
    Dmxi 100%

  • @efremdelayfethi4839
    @efremdelayfethi4839 6 ปีที่แล้ว +2

    ጆኒ ብታኢሚ ደስ ትበል ግትሚ ምስ ዘማ ውዱአቲ፡ ግን ሃንቲ ተሪፋ ናይታ ፍሊይቲ ጋል ወላሃንቲ ኣይ ራአኩን ፡
    ደስ ትበል
    Habibi ana
    ኣጆካ ቀጽሎ

  • @musietemelso2396
    @musietemelso2396 6 ปีที่แล้ว +12

    ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️

  • @tumaysemere6645
    @tumaysemere6645 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ናይ ብሓቂ ጆኦን መቅሰን ኦይ ዓለም ብላሽ ኣነ ተማዊተ ክሕውል ንሳ ኣብ ፈቆዶ ባራት ትዕውል ናይብሓቂ ክክክክክክክክክክክክክ

  • @Miki-rd3zi
    @Miki-rd3zi 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውወ ብጣዓሚ ጽብቅቲ ስራሕ ኣጆካ ቀጽሎ ዛሓወይ

  • @filiteach8970
    @filiteach8970 6 ปีที่แล้ว +36

    ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ደርፊነዛ ኮመንተይ ተንባ ዘለኻ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ዓመተ ሰላምን ዓመተ ፍቅርን ጥዕናን ይምነየልካ ብዓብዩ ከኣ ስደትና ዘብቅዓሉ::
    Fili teach ትብል ቻነለይ መሃርትን ኣዘናጋዕን ክዝርግሕ እየ ደገፍኩም ኣይፈለየኒ thanks,Danke, የቀንየለይ, ይመስገነለ, tak, dank vile , chikuren.

  • @yikalohagos4091
    @yikalohagos4091 6 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ፍልይቲ ዜማን ግጥምን ብሓፈሻ ምልእቲ ደርፊ።ጽቡቅ ስራሕ ሓቢቢ

    • @yoniEri92
      @yoniEri92 2 ปีที่แล้ว

      *Yikalo Hagos* ኣታ ህግደፍ ዋሒድ ጽናሕ መዓልትኻ ጥራሕ ተጸበ , አታ ንደቂ ሰንዓፈ ምረሸንክዎም ኔረ ዝበልካያ ዋጋ ክተኽፍለካ እያ! ወዲ ሰንዓፈ ኣይኮንኩን፡ ንዓኻ ግን ጽቡቕ ገይረ እየ ዝፈልጠካ ከባቢ ሰገነይቲ ኢኻ ዓቢኻ ኣታ ወዲገባ ዋሒድ

  • @techway9080
    @techway9080 6 ปีที่แล้ว +11

    Niska eika fuley. Fish zhalfo dia entay emo katmakeni. Emo diam ab sudan koynka taltale elka kalika. Bzkona adnkaka alku xbuku srha keep it

  • @soloyello9686
    @soloyello9686 4 ปีที่แล้ว

    Deki ere nskum do tsdedu alem gedelo ajokum behaki kemzi kemay neza muzika mmnawu zseankuma like gberu

  • @abrhamchrum4418
    @abrhamchrum4418 6 ปีที่แล้ว +13

    ከምዚ ኣይነት ተስፋ ዘለዎ ሰብ ኣሞካ ኣብ ሱዳን ሲ ከቢድ ዩ ብዝኮነ ኣጆካ ኣይትህመካ ሃሳባትካ ኩሉ ግዘ ከም ማይ ዋሃዚ ይግበሮ ፈታሪ

    • @plazagood3983
      @plazagood3983 5 ปีที่แล้ว

      Kemey dikum deqi are Ane kaba tagary

  • @ፍቅሪምስኩሉዕባይኣባሻውል
    @ፍቅሪምስኩሉዕባይኣባሻውል 6 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ኣብዚ ግዜ ዝግበር ዘሎ ኩነታት ትገልጽ ደርፊ ያ
    ጆነይ ብልጽቲ ስራሕ ቀጽሎ ዝሓወይ
    ሻውለይ ዓለመይ ሻውለይ ዓለመይ

  • @johnembaye637
    @johnembaye637 6 ปีที่แล้ว +3

    Nice job bro so keep it up and bless you anytime

  • @ibelieveonlygod4497
    @ibelieveonlygod4497 6 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwww eza wedi kef zelewa like eske agrchw abluley bsm Yohanes wedebokum tekle

  • @doglascosta76
    @doglascosta76 6 ปีที่แล้ว +5

    Wowwwww nay bahaki fliti good job joni

  • @selie6376
    @selie6376 6 ปีที่แล้ว +2

    ኢዋይ ሎምስ ወዲኢካይን ዓርኩ በጣዓሜ ደስ ትብል ኣጀካ ቀጽሎ

  • @nebyathabtemikael1921
    @nebyathabtemikael1921 6 ปีที่แล้ว +16

    ኣነ ተማዊተ ይሕውል ንሳ ተቀቢላ ትዕውል ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ

  • @ፍትሒይንገስ-ተ8ረ
    @ፍትሒይንገስ-ተ8ረ 6 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው ጆን ሃወይ ተኣምር ስራህ ደስ ዝብል ቅላጸ ዘማ ክሊብ ኮታ ኩልንትነኡ። ቀጽሎ ኣጆካ ካባካ ብዙህ ኢና ንጽበ። ኣርኩ።ኣብ ስራህካ ኣወት ኣብ ሂወትካ ትኢና ይምነየልካ መስ ኩሎም ፋሚልይ። ገና ዘይተበርበረ ግዘን ቦታን ዝደሊ ኣክሚ ኣለካ። ግን ብተስፋ ንጽበ ጅን ሃውይ ኣጆካ በርተኢ።

  • @israelmatyos5510
    @israelmatyos5510 6 ปีที่แล้ว +114

    😂 ንስካ ኢካ ፍሉይ 👍👍👍👍👌👌

    • @shakiranata998
      @shakiranata998 6 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክ ትኽክል ጅጅጅጅጅ

  • @nabraynabrakedemey2069
    @nabraynabrakedemey2069 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውወ ተባዕታይ ወዲ ሰሪሕካያ ደርፊ ማለት ከምዚ Nicccccccccccc picccccccccc ኣጆካ ኣይትጥፍኣና

  • @mthalal8139
    @mthalal8139 6 ปีที่แล้ว +5

    Jhoni nska wn wetru bfuluy ztsbeya dmxawi eka .flyti metntat ttnkf gele aynet zema ✌👌💔.

  • @danielwiki6795
    @danielwiki6795 6 ปีที่แล้ว +2

    I told you one thing John never give up in your life . you don't care where are you and it's dos't matter how life is hard just keep going bro

  • @asmeracity8784
    @asmeracity8784 6 ปีที่แล้ว +3

    Johne hazhazino gena gena 30 million ketbxhe eye 👏👏👏

  • @filimonfessehaye2598
    @filimonfessehaye2598 6 ปีที่แล้ว +1

    Nazi abesa ba pls like habuley ab sudan koynu emo kia abzi hji kedem 2008 keman ngado bkulu 100% even u are nice acter too God blessed u more bro !!!

  • @dawithagos9466
    @dawithagos9466 6 ปีที่แล้ว +67

    እቲ ዝገረመኒ ነገር እንተሎ ኣብዛ ደርፊ ንጋል እንዳ ጸረፈ እንተን ኣብቲ ክሊፕ ዘለዋ ኣዋልድ ትግርኛ ኣይ ሰምዓን እየን መስለኒ ክክክክ ብዝኮነ ጽቡቕ ስራሕ ምስ ጥዑም ድምጺ ጽቡቕ ግጥሚን ዜማን Go head bro።

    • @ጪዋ
      @ጪዋ 6 ปีที่แล้ว +2

      Dawit Hagos 😂😂😂🤣🤣 Hantiy gal yella. NeziA ziqawema

    • @wintateklemikal5574
      @wintateklemikal5574 6 ปีที่แล้ว +5

      Aywred entay knbl des zbelrkum beluna yhwatna endikum aynhzelkumn ena

    • @dawithagos9466
      @dawithagos9466 6 ปีที่แล้ว +5

      @@wintateklemikal5574 abshirki mekseb ksara zeybla teum zereba tezaribki nsksi natna endiki ane gn abahalay kulaten awald hade malet ay konen ezi derfi kea zegateme kkewn ykel eyu gn abti clip awald katwa ay neberenn mknyatu eta derfi nay merere ya eti clip kea nay kiefat mesilu.

    • @wintateklemikal5574
      @wintateklemikal5574 6 ปีที่แล้ว +4

      @@dawithagos9466 tanks bro hakka eka

    • @merhawimera5669
      @merhawimera5669 6 ปีที่แล้ว

      Ya tigrigna ayiseman cihna eyen zisemia 😃

  • @bekitgirmay9953
    @bekitgirmay9953 6 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ተጠሊዐ ከአዊ ንሳ ስምዒታ ተርዊ ፍልይቲ ያ አዚኣስ ፍልይቲ።
    ኣነ ተማዊተ ከሕዉል ንሳ ከኣ ትዕዉል።

  • @medhanehalebi3937
    @medhanehalebi3937 6 ปีที่แล้ว +5

    Flyti ya ezias flyti nay bhaqi mQrti nayzemena derfi!!! 🎶

  • @AHWATENTERTAINMENT
    @AHWATENTERTAINMENT 6 ปีที่แล้ว +1

    xbkti derfi. nfue jhon. emo dma ab sudan koinkum nezi kitserhu, abi srah eu. likeeeeee

  • @ጓልእንደርታመቀለ
    @ጓልእንደርታመቀለ 6 ปีที่แล้ว +30

    ፊሊይቲ ያ ሰሚዐ እምበሪ ምፅጋብ ሲኢነያ
    እውይ ክምቅር.....፨፨፨

    • @xaxahakami4334
      @xaxahakami4334 6 ปีที่แล้ว

      Wwwwww glee ayinti kexilelelu

    • @habtomabrhale6736
      @habtomabrhale6736 6 ปีที่แล้ว +1

      Degagmika smaya burkey hawey gorobetey do kbelka wala hawey marey so

  • @ZERIZGHI
    @ZERIZGHI 3 ปีที่แล้ว

    John air force ybel semiEka zeymno
    You are gifted especially nay gaEda.
    God bless you qexlo

  • @husilove1298
    @husilove1298 6 ปีที่แล้ว +10

    Nay bhaki xbukti derfi
    Eziya derfi mes hiwetey temasasel eya emo bjakum like bza derfi sim gerkum like habuni
    Joni ka demxi 💯 zema 💯 godolo yaybelkan qexil 🙏

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwe jon nay hmamey kiaf aleka yahooo azmarino eritrea wdket nezi kedae hgdef selam nhzbina

  • @kirosbrhane8556
    @kirosbrhane8556 6 ปีที่แล้ว +3

    Nay Bhaqi ybel derfi zema nic pic
    Good song

  • @daniehaile8842
    @daniehaile8842 6 ปีที่แล้ว +1

    Korika akurikana wedi 🇪🇷 jigna sdetna ywedalna balu eti fetari

  • @medayow5556
    @medayow5556 6 ปีที่แล้ว +11

    100 gzie semieya aleku emo ezi hxe eu bji emo 1000000 0000 0000000 ksema eye btami zfetwekum nkulatkum love you så much

    • @husilove1298
      @husilove1298 6 ปีที่แล้ว +2

      Like hbeka aleku bro

  • @luwamtesfalem7482
    @luwamtesfalem7482 6 ปีที่แล้ว +1

    Josi ሰበይ ናይ ብሃቂ ደሰ ተበል ብጣዕሚ

  • @israelberekat974
    @israelberekat974 6 ปีที่แล้ว +4

    Ata eza wedi zia kief ktbeni meat ya asmirela aleku ane👍👍👍👍

  • @efremgoytom2236
    @efremgoytom2236 6 ปีที่แล้ว +2

    Joni asli xebuq Sarah keep it up god bless you

  • @sadu3512
    @sadu3512 6 ปีที่แล้ว +6

    Just wow 😲 don’t have words!!

  • @haileelectronics
    @haileelectronics ปีที่แล้ว

    thanks john
    kulugize zftwa zsema derfi
    flyti derfi eya ezias

  • @michaelmichael9978
    @michaelmichael9978 6 ปีที่แล้ว +5

    ኣስሚረላ ኣለኩ ጆኒ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @meharitemengstab8058
    @meharitemengstab8058 5 ปีที่แล้ว +1

    Deki erey xubukhat nic kexlwo Gonche shikor miss you hayati megadlti shikor🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 6 ปีที่แล้ว +4

    Perfect and keep your voice up!!!!!!!!!!!!!!!

  • @Samsom09.
    @Samsom09. 5 ปีที่แล้ว +2

    ተባዕታይ ዘኣርከይ ኣጆኻ

  • @mulgetamulie3289
    @mulgetamulie3289 6 ปีที่แล้ว +5

    ጆን ሓወይ ገለ ኣይነት ስራህ ስሑል ጎሮሮ ንስካ ኢካ ፍሉይ ጽቡክ ስራሕ

  • @binihawimiki338
    @binihawimiki338 6 ปีที่แล้ว +1

    Nska wun fuluy eka gele aynet hrmet mkuxarr dmxi wawww nic job

  • @cimonaentertainment7302
    @cimonaentertainment7302 6 ปีที่แล้ว +5

    wow btami tiyt zkonet derfi

  • @heniman4145
    @heniman4145 6 ปีที่แล้ว +1

    keygermkum kesemakwa aywlnye .memelisa tmker derfi .
    wedisemera arky keep it up !
    H.N.Y 2019 😍🙏🎉😍

  • @esubashay3071
    @esubashay3071 6 ปีที่แล้ว +7

    Nice song, xbuk asmikana 10000000 time slike ❤❤❤❤

  • @HelloGEntertainment
    @HelloGEntertainment 6 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ጆን! ብራቮ! በሉ እስከ ንዕኡ እውን ንዓይ እውን ላይክ ኣይተወሕዱልና! Hello G Music ከዓ subscriber ግበሩለይ!

  • @ወናኒሙቁርዝኽሪ
    @ወናኒሙቁርዝኽሪ 6 ปีที่แล้ว +3

    Nay bhaqi blxti srah ileya aleku msaytsemamu eske entelikum 👍

  • @miretesfamicheal9992
    @miretesfamicheal9992 6 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwww ኬፍ ዘለዎም ጀምዓ

  • @anwarjaber1442
    @anwarjaber1442 6 ปีที่แล้ว +4

    Btaemi xbqti derfi & nay tile kea flyti saesit so ketslwo

  • @fitsumanday6207
    @fitsumanday6207 6 ปีที่แล้ว +1

    Sebay joni asmera gele aynet music nibereley !!!

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 6 ปีที่แล้ว +274

    ንጆን በጃ ኣስመራ ዝፈቱ ገጭ ላይክ
    ግደፍ ርሓቀላ
    ኣይትእቶ ኣብታኬላ
    ዝብሉኒ ዓበይቲ
    ኔሮምዮም ተባህቲ
    ኣርሒቆም ጠመቲ

  • @juditeweldejudi1547
    @juditeweldejudi1547 6 ปีที่แล้ว +1

    ፍልይቲ ደርፊ ከማን ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ

  • @eyeruhagos7196
    @eyeruhagos7196 6 ปีที่แล้ว +4

    Sheytan bro alo ka ab eza derfi

  • @huruyalem9743
    @huruyalem9743 6 ปีที่แล้ว +2

    Waww jon mehegos mara wela nska fuluy ftret eka meksen ajoka bertie

  • @santosfabrigas5630
    @santosfabrigas5630 6 ปีที่แล้ว +6

    Eway azekirkani ab esral koleku genzebey wediato

  • @NatnaelTesfalem-uf8ec
    @NatnaelTesfalem-uf8ec 8 หลายเดือนก่อน

    ያ ናይ ብሓቂ ፍልይቲ ያ ናይ ሎሚ ኣዋልድ ፉሉያት እየን ኣሕሕሕ ኣዋልድ ሓግዛና ባ😢🤐

    • @ንስሪNsri
      @ንስሪNsri 8 หลายเดือนก่อน

      Ajoka hawey😢

  • @awethayelom7618
    @awethayelom7618 6 ปีที่แล้ว +3

    Fantastique music kemeka'si 10'000, 100% fantastique

  • @tupac2paclovechannelt834
    @tupac2paclovechannelt834 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ታ ብሃንቀውታ ንጽበያ ዝነበርና ደርፊ ይበል ቃና ጆን ሽኮር

  • @haftegahawiyordahaftegahaw285
    @haftegahawiyordahaftegahaw285 6 ปีที่แล้ว +4

    ንስካ ኢካ ፍሉይ ጆኒ እስኪ like ጌርኩም ርገጹኒ ጸላኢኩም ይረገጽ

  • @ዝሽየጥመሬትየብልናን
    @ዝሽየጥመሬትየብልናን 6 ปีที่แล้ว +2

    ጆኒ ሓወይ ናይ በሓቒ ረኺብካለይ ነዛ ደርፊ ጋቢዘያ ተፈላሊና ኣምላኽ ይመስገን ኡፍፍፍፍፍፍ ይዕሪፈ ።

  • @wediyonas9799
    @wediyonas9799 6 ปีที่แล้ว +154

    ውድእቲ ደርፊ ታንክስ ጆኒ
    ኣነ ኣብ እስራኤል ኮይነ ይሕውል ንሳ ተቀቢላ ትዕውል ተረባሪብና ኔርና ሕጂ ግና ተገጢማ ሰላመይ ረኺበ።

    • @adiamberhane317
      @adiamberhane317 6 ปีที่แล้ว +1

      wedi yonas kkk kef aleka hahahhh

    • @wediyonas9799
      @wediyonas9799 6 ปีที่แล้ว +3

      hahaha adu aykemakin

    • @natsiberhe4587
      @natsiberhe4587 6 ปีที่แล้ว +2

      Rebribka do nerka

    • @adiamberhane317
      @adiamberhane317 6 ปีที่แล้ว +1

      Wedi yonas hahahhh gerimuni eko eyu behaki men eya kendzi arebribatka kkkk

    • @merrymegdelawitgualhewan5053
      @merrymegdelawitgualhewan5053 6 ปีที่แล้ว +1

      #wedi #yonsä #kkkkkkkkk ajoka marey bhaqiiii sahak ketlkani bhaqiiii

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama7308 6 ปีที่แล้ว +1

    Ab Khartum konkas kemzi zebhle yesrah unglaublich zeyemen eyu 👏👏👍😘🇪🇷

  • @yonatanhabte3188
    @yonatanhabte3188 6 ปีที่แล้ว +4

    ያ ጀምዓ እዜኣ ደርፊ ሴሜዐ ምጽጋብ ሲእነያ በጃኩም ክሳብ ሕጂ ግደፍ ረሓቀላ ኣይትእቶ ኣብ ትኸላ ክብል ከሎ ማራ ኢያ ትስመዓኒ like እስኪ ሃቡኒ

  • @mehariendarghezeray1192
    @mehariendarghezeray1192 6 ปีที่แล้ว +1

    አባሳየ ሓዝሓዚኖ ናይ ባሓቂ ደሪፍካያ

  • @ጠምባርግዜጠምባርግዜ
    @ጠምባርግዜጠምባርግዜ 6 ปีที่แล้ว +3

    Temti derfi eya kab nay khartum gn nay adis eyen fulyat anyway nic music like hibeka aleku

  • @bisratteklegergis
    @bisratteklegergis 6 ปีที่แล้ว +1

    Wawa very nice song 🎸🎺🎤.... good job 👍 jhon my bor keep going gbu 🙏

  • @skir_hss_ffii423
    @skir_hss_ffii423 6 ปีที่แล้ว +5

    I am Somali
    I am not understand this song
    But l think nice song

  • @meronzeregaber9123
    @meronzeregaber9123 6 ปีที่แล้ว +2

    ጆኒ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ! ኣርኢኻና ንዞም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፉውን ብጣዓሚ ነዛ ስራሕ ኣማዒርጎማ እዬም እሞ ኣብ ቀጻሊ ክኣ ካብዚ ዝበልጽ ንጸበይ ኣለና::

  • @Fache.
    @Fache. 6 ปีที่แล้ว +11

    አነ ተጠሊዐ ክእዊ ንሳ ስምዒታ ተርዊ ። አስሚረላ አለኩ እዋናዊት ሙዚክ አጆካ አንበሳየ እሞ ከአ አብ ሱዳን ኮንካ ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ ምቅራብካ ከይአድነቁካ አይተረፍኩን like እስከ ንሃቦ ነተባብዓዮ አሕዋት አሓት ::

  • @goitomfesshaye9138
    @goitomfesshaye9138 6 ปีที่แล้ว +1

    Pooowww gele aynet creation and melody bruv especially the words are so funny tho. So you gott me Keep it up
    Good work

  • @desiesereke7280
    @desiesereke7280 6 ปีที่แล้ว +8

    Sheytan alo abeu key shetekum😁😁 nic voice