FRSA PART 7 | ፍርሳ ክፋል 7
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 22 ธ.ค. 2023
- እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ፍርሳ ቲዩብ መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና! Welcome to Frsa Tube TH-cam Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!
እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ራያ ራዩማ ጥዑማት ላዛ❤❤❤አብ ስሙን ክልተ ግዜ ትለቀቅ ትብሉ ላይክ ግጨዩ😊
በሳምንት ሁለቴ አሳዩን❤❤❤
ሳብስክራይብ ግብረለይ ማዓረይ❤🎉🎉
@@BrhanchannelBrhanChannel ገይረልኺ ወለላይ😍
አብ ሰሙን 2 ግዜ ትኹን ትብሉ ላይክ ውቕጥ ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
አብሽሪ ❤❤❤❤
ኣድነቕቲ ጃኖን ዋዩን ላይኩን💚❤
ራዮቶት🌹
❤❤❤🙏🙏🙏
ቅዱስ ሩፋኤል ባዓል ለማዕት ያሓልካትኹም😍😍😍😍
amen amen amen
አሜን አሜን አሜን 🙏❤
አሜን አሜን አሜን
አሜን ፫🙏❤❤❤❤❤
አሜን፫❤
ዓፀዴ ካሳ ዝፎትይ ላይክ❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ዳሕና መፃእኹሙ ፈተዊት ዋዩ ን ጃኖን ግጨዩን ቃሕ ውሉን ይኡ ዋ😅❤❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤wadi Salomon yea kharekhar yea
ቃላት የብለይይ ነአኩም መግለፂ ፅሩያት ደቂ ራያ ራዩማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል ፍልሚ እዩ ራዮቶት 💘😍ሓፍትኹም ካብ ሳምረ ኣብ ሰሙን 2ተ ግዘ ባ ግበርና💗💘💘💘💘💘
ኮመንት ከይቅደም ትደፊአ ነብረ😁ቃደመይቲ ባዕለይ ሃምአነ ብሃንቀዉታ ዳትፀበይኹም ድነበርኹ ለይኩ ❤እንዃዕ ብሰላም መፃእኹም ፅሩያት ፍጥረት 🥰🥰🥰
ከለ አነ ኮዩኡ ላትፀበኹ ቓንየ
አረ አሻዓ ይኡ ድቃደምኽናን
11ሓደ ሰብ ቓድም ኹምን
ሳብስክራይብ በለለይ አሕዋተይ❤❤🎉
ኣቦ ዋዩ ከብድኻ ክበለዕ 😢😢❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ
ድዋዮ ድፋቲ ላይክ ይንጨይ❤🥰
ሰላም ድምድሪ ሓበሻ💟💝💟💝💟💟💝ራየቶት ጥዕማት ለዛ ቅድማኻትሙ ድኣነ እንኳዕ ዳሕና መፃኹም😊
ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እባ ግበርሉና በጃኩም ዝካኣል ተኮይኑ❤
ሳብስክራይብ በለለይ ማዓረይ❤❤
መበል 251 ኮሚንት😊😊
ትዝታ ብቻ ዝዕንድር ፋፃ ኻብድኻ ክበለዐካ😢😢 አለኽንዶ ዓድዓረብ እልትሰርሓ እሕዋትና አጆና እስኪ❤❤
አነስ አይከአልኩን ከብደይ ተጋላብጥኒ ብክያት መፅእኒ 😢😢 አምላክ አቦይ ዓድና ሰላም ግበሮ 😢🙏
ኣለና እግዚአብሔር ምስ ኹላትና ይኹን❤❤❤❤❤❤😢
ኣለና ብትዝታ ልብና ትገምጥሉ😢😢😢
አባየየ ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
ዋይ ቲፀባይ 😢ሙኻን ምኺባዱ ደንጉኹሙና
እና እንኳዓ ብሰላም መፃኹሙ ደቅራያ ራዩማ❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
ታ ሸምባቆስ ብጣዕም ታሕዝን😪ናብሪ ገጠር ዘይሙነ ብቀልዓኻ ዘይንበር ቀፁሉሉ እስት ፁሩያተይ❤❤❤🙏
እወ
ራዮቶት ፉሉያት ስብ ታርክ ስብ ጥንቲ ቃፁለሉ❤
ቃዶሞይቲ ባዕልይ ላይክ😂
ደስ ትብል ድራማ አያ
ምስ ዋዩ ፍቅሪ ድሓዘክን ብ👍❤
😂😂😂
😂😂😂
🥰🥰🥰🥰😂
😂😂😂😂እነሀና
😂😂😂
ኣበት ማዕሉቱ ምንዋሑ ነዉሑናይ ዶ ትግራዋይ ድምፅ ንግበር ሓብርና ኹላትና ኣብ ሰሙን ክልተሻዕ ይገበረልና ኣብ ሰሙን ክልተሻዕ ትብሉ ላይክ ?? ግበሩ ትግሩዋን💊🦁🐅💘🇻🇳💘🐅💘❤❤❤💘💘❤
ሃሳሰ
ሳብስክራይብ በለለይ ማዓረይ🎉❤
እንዳመቀረት ትከይድ ኣላ እዛ ፊልሚ ኣድናቆተይ ገሊፀ ክውድኦ ኣይክእልን እየ ብጣዕሚ ደስ እንዳበለኒ ዝሪኣ ኬፍ ዘለዋ ፊልሚ ምስ እዛ ፊልሚ ወልፊ ሒዙኒ ኣሎ መስለኒ ቀፅሉሉ ❤❤❤
ኣደዋኡ ዝፎቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ መዓረይ ክፉእ ኣይንካእኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም😢❤🙏💛ራያታቶይ ዝፎትወኩም ሓፍትኩም ጓል ዓጋመ💛💛🙏
ገይረልኪ❤🎉
እሽ ገብረልኺ ዓስድዋ ካብራያ❤
ዋላ ኣሕና ንፈትወክ♥️♥️♥️♥️
ግርኪ አለኩ ንዓይ እዉን ግበረለይ ❤🎉
ነውሕ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኻትኹም ቅዱስ ሚካኤል🙏❤❤❤❤❤❤😍😍
ራያነት ❤ትግራዋይነት ኩቡር መንነት 💊💊💚
❤❤😘
❤❤🎉
እስኪ አብሰሙን 2ተ ጊዜ ይማሓላለፍ ትብሉ ላይክ ሓብኑ❤❤
ሳብስክራይብ በለለይ ማዓረይ🎉
@@BrhanchannelBrhanChannel ገብረኪ አለኹ እዛ እምበይተይ
ድዋዩ ድፎትይ ላይክ ይግጨይ
❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ሽዓ ኢኩም ግን ትቅድሙና ዘለኩም ሰብ ኣብ ዪቴቭ ድዩ ምዉዓሉ ኮይኑ ብስሩ 😂 ኣድናቂት ዋዩ ❤🎉
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤❤❤
ተጋሩዋይይ ፅሩያትት❤❤❤❤
ንዋዩ ዝፈቱ ላይክ❤❤❤❤❤
ብምጥውሻሕ እዩ በቃ ናይኻ😂❤ብጣዕሚ ኢና ንመሳሰል ምስ እንደርታና ደቂ ራያዋይ❤
እንደርታ ኮ ድረኡ ራያ እዪ ዝበሃል
ታይ አዩ ዚባሃልከ ኣንደርታ አንደርታ ራያ ራያ ሓንቲ ትግራይ ❤️💛
ንሳ ዝበልት ግን ራያና ኣንደርታ ይማስል አዩ ኣያ ዝበለት @@user-zt6no6xr8g
ተመስገን ነገሲ እንካዕ ደይወደቅኻ😂😂😂 እፎዮ😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂
❤😂😂
ኣድነቅት ወዩ ና ጃኖ ኣለናዶ ላይክ ሃብለይ ዋዩዋ ኩሉ ነገሩ ፍቅር እፍፍ ይሞችኽ ❤❤❤❤❤❤
ደስስስ ትብል ፍልሚ ይኣ ንድሕርት ተመልሰ ክርኦ እየ እና ቀፅልሉ 💖
ኮመንት ብድንግላ ፋርሳ ብሃንቀውታ ዝተፀበየ ከማይ ላይክ❤❤❤❤🎉🎉ዋዬዋይ
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤❤
የመጀመርያ ኮሜን ነኝ🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤
Ena negn yemjmrew 🤣🤣🤣
ገፃብ ኣምሓረይቲ ብትግርይና ፀሓፊ
@@user-nb9gk8ks1o የተለቀቀው ሳኣትና የፃፍኩት ሳኣት ተመልከቺ የመጀመርያ ልይክና ኮሜን እኔ ነኝ🤭🥵
@@TeweldeMahari በኣማርኛ ብፅፍም ቋንቋየ ነው ኣይመለከትሽም ደቆሮ 😌🤗
እዛ ከምነት ትንብብ ዘለኪ ዘለካ ገፅ ወላዳኻ /ኪ የርአኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ተጋርዋይ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝
ኣሜን ገይረልኽ ሓፊተይ❤
Geyrelki ❤❤❤
እንኳዕ ዳሓንመፃእኩም ደሰሰሰ በሃለ ደቂሪዩ🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይ ራዮቶት ጥዑማት ላዛ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም🙏❤❤❤
ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ትለቀቀልና እትብሉ እስቲ👍👍👌👌
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
እንክዕ ዳሕና መፃኡክም ተጋሩዋ💚❤💚❤💊💊💊💊💚❤💚
🎉ዋዩ ጅግና ወዲ❤❤❤👍👍👍
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
❤❤❤❤ ኣቱም ሰባት ኣፋቕኹምና ኮ ዓድና ህወት ታርክና ላዘከርና ጡዑማት ባህል❤❤❤❤❤
መፅኦም እዞም ጡዑማት ላዛ ኣብየት ናፉቆት ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ትኹን ትውሉ እዲኹም ዲላዕሊ☝️☝️😂😂❤❤❤❤❤
ኣረ ኾላይ እግርና ንውስ ይና😅❤❤
@@user-en6ro8nz9fሃየ ኸሳይ ይጨመር 😂😂😂😂ከለ እጉሩ😅😅😅
@@user-uy1tl1cq7m😅😅
ኣየ ጉዱ ዙ ፋፃ ከብድኻ ይበልዕ😢❤🎉
ብሓቅ❤❤❤❤
አነማ ብኸይ ብኸይ ብለንሎ ወሏሂ አዬ ዓዲና😢😢😢
እዘን አዋልድ ዘይ ብሉ ደቢሩና ቀንዩ ድምቀትኩም ማዓርግኩም ኢና ዋ አይተትርፍወን ❤❤
እፍፍፍ ክንደይ ደስ ይብል ❤ካብ ኩሉ ሓደራ ንዋዮ ከይ ወቅዕዎ ብካራ ከይ ሞት ድራማ ከይባላሾ ብዝተረፈ ቀፅልሉ ኣጀኩም
አይአነ አታዮ ጎድፈይዋ አምኣነ ድፎትየካስ ክህልዶ ክኾን❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም 🙏❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤❤
እሺ ልውጠይ ገብረልኺ❤❤❤
ኣድነቕቲ ዋዩ ላይክ እናገጨኹም❤
በይዛኻ ዳኣነ ዋዩ ሓወይ ሓዉል መን ደኻ 🕊😘😍😍
የኔ ጣዕማማት ደቅ ራያ ራዩማ ደቅ ዓደይ ጡዕማት ላዛ ናፊቀኩም ቃንየ ❤❤❤❤
እንዃዕ ዳሕና መፃኩም ተጋሩዋ ናፊቐኩም ነይረ😢❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@@BrhanchannelBrhanChannel ጨለ
ቃደመይት ባዕለይ❤ እንካዕ ዳሕና መፀኩም❤ ደቅ ዓደይ
ተጋሩዋይ ደስ ክትብሉ ዎው ❤️💛
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ❤❤❤🎉🎉🥰🥰🥰🥰
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ፀሩያት ደቅ ራዩማ ዓድና ❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ፁሩያት ደቅ ራዩማ ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ሸገታት ዓዲይ❤🎉
ኣነስ ከብደይ ሓፍሓ ኢሉኒ ዝናይ ዓድና ዓዉሶ ጠስሚይ ሒዝኻ ምኻድ እንታ ጎረቦት ትዝ ኢሉኒ ትዝታ ዘለኩም ላይክ👍 ግጨዉኒ❤🎉
you did it !! one of our beautiful culture!!! thank you
😢😢😢ሓዉ ዋዩ ኻብድኻ ክበልዕ
ብሓቂ ደስ ባሃሎ ባህል ዓድና❤
ዋዩ ለባም ሰብ ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሙ ❤❤❤❤
አረ ትፅብት ሙይት ወለ ቃንየ😊
እንኳዕ ዳሕና መፅእኹም ፅርያት ዓለም ራያቶት ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ፅሩያት ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል ስራሕ በርትዑ ደቂ ዓደይ ቀፅልዎ ከምዙ ከማይ ብሃንቀውታ ልፅበያ መን ኣሎ❤❤❤
ኣዘዩ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ጠዑማት ላዛ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
ብሃንቀዉታ ላትፀበና እንካዕ ብሰላም መፃኡኹሙ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል ላዛ ራያ ዓሳድዋ ቐደማኹምዋ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤
አንካዐዕ ብሰላም መፃአኹም ደቂ ትግራይ ቆናጁ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤ንጉስዋይ ዓለመይ እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ተፈተውቲ❤❤❤❤❤❤
ፍረሳ ደመይ❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃእኩሙ❤❤❤
እንካዓ ዳሓን መጸእኩም ደቂ ሓላለ መሬት ❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
❤❤❤❤❤ኡፍፍፍፍ ስዓት ድንጉየኑሎ ኣነማ ከርና
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ራያቶት ተጋሩ🙏❤💊
ዋዩ ኹሒል መፀለል ወንድሜ መሳይ አጀብ ግዜ ስደት ከንቱ ታላቄዋ ባለ ሽርጥ ሳይ ልቤ ይረበሻል 💔👈
ፍቅር ድኾነ ዓድ ይመቹኹም 2ግዜ ካብ ትገቡሩዋ ኣየ❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ 🙏🙏❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
ዋዋ ደሰ ተብል ድራማ ❤❤❤❤❤❤ደቂ ራያ ማለት ቀፁሉሉ ደቁኖ ዋ🌹🌹🌹🌹😘😘😘😘
እንኳዕ ዳሕና መፃኡኩም ደቅ ሓላሊ መሬት❤
ሳብስክራይብ በለለይ ማዓረይ❤🎉
እንኳዓ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋኒ ተናፈቅቲ❤❤
እንኩዓ ዳሕና መፃእኹም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤
ብጥዕሚ ደስትብል ድራማ ቀፅልሉ❤❤❤❤
እረ እዝ ጡዑማይ ድባሃልማ ተካል ይኡ ካኹሎም ነጋስ እሰይ የኔ ጅግና ድብልቅ ግድል😂❤❤❤🎉
ከከፍሊ 8 በጉጉት ደቅ ዓድዋ❤❤❤
ደቂ ትግራይ ጥዑማት ባህሊ❤🔥
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ አጀኩም በርትዑ ቀፅልሉ❤❤❤
Desss zbl gze yhkf aleku mo tnx yblekum🙏🏻🙏🏻🙏🏻 hawkum antum desss bhalti
ሃም ኣነ ብሃንቀውታ ድፅበይ🤗❤
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኹም በቃ ሰላሳይ ሓደይ ይኡ ድቃደመኒ መበሊ ሰላሳይ ክልተይ ባዕለይ ላይክ ናግገበርኹም እተዩ ጎተቲ ፕሮፋይለይ ናነካእኹምለ አባራትዑኒ❤
እንኳዕ ዳሕና መጻኻትኩም !!
ዋዩ ንጡዑማይ ኣውዲቅዎስ ብታሕጓስ ስርስር ወለ😂ተእግሰተኛ ሰብ እንዲሕር ትልዕሉ ኣይምለስይ👊ኣሐጉስኻን ዋዩዋ❤❤😂
😂😂😂
እንኳዕ ደሕና መፅኣኹም ❤❤❤❤❤❤
ዋይ ቲፀባይ 😢ሙኻን ምኺባዱ ደንጉኹሙና እና እንኳዓ ብሰላም መፃኹሙ ደቅራያ ራዩማ 🎉❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ዓደይ ፅሩያት ደስ በሃልቲ ቓፅልሉ ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍
ዋዩዋኒ ጎይታዋይ እንዃዕ ዘይወደቀ🤣😂💟🙈
ኮሞንት ብዲንግላ 1000👍😂
ጃኖ ቆንጅየ❤🎉
እዚ ሑሙም😢
ኣቦ ዋዩ እኖ ዋዩ💔😭
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤🎉
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ኩቡራተይ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ራያኒ ዓድ ላዛ ጎይታ ጠባይ ዓድ መዓር ፃባ መኽበርቲ ጋሻ❤
ፍርሳ ብጣዕሚ ፅቡቅ ይኡ ጎበዛት ወስኹሉ ደስብሉናንሆ።
ሱስ ድኾነት ድራማ ❤❤❤
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ጋይሰ ኮሜንት ባዕለይ ቀደመይቲ ይብል እሞ ኣሳብ ከምትቅዱሙኒ ክክክክክ ተጋሩዋይ ፍትውትው በቃ ናይ ባዕልና ቻናል ነዐቢ🎉❤😍🥰😘
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
እሺ ኢለልኪ እየ ማዓረይ ፅቡቅ ናይ ሰራሕ ይኩነልኪ❤
ዋይ ቲፀባይ ሙኻን ምኺባዱ እንኳዕ ብሰላም መፃኹምና ❤❤❤❤
ዋይ ቲፀባይ ሙኻን ምኺባዱ ደንጉኹሙና እና እንኳዓ ብሰላም መፃኹሙ ደቅራያ ራዩማ❤❤❤❤❤❤