Haka iya wedi habesah aratin enjaran eyom zftwu kali gin bifxim halafnet ay skomun iyom hadmo iyom zkodu abkdmi amlak neshu hawey emeneni 😢 na iba hagzen mis blkayom gdefna iske iyom zblka kabu ka eta sbyti byna teka tabiy nayzom gud ay widani iyu 😢
dahlak is one of them 100% I was like a boy but no one noticed because I like enqitat she said. Long time ago she said she is one of them indirectly.woman or man I can love anyone I want....her earing is was their flag too
ነሹ ኣንበሳ፡ኩሉ ዘረባካ ዘየሰልቹ፡ወገንነት ዘይብልካ ናይ ሓቂ ኤርትራዊ፡ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኮና ክንዕብየካ ኢና፡ትሕልፎ መልእክቲ ብፍሉይ ጥበብን ክእለት ዘረባን፡ንፉዕ ጋዜጠኛ ኢኻ❤🎉❤🎉❤🎉
ናይ ብሓቂ ሃብሮም ምስዋር ዘይብላ ቀጽሎ ዝሓወይ 🫶👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጥዕና!
በጃኩም ዩቱበራት ብሓርበኛ ይከኣሎ ወዲዘርኣ ፖለቲካ ሰሪሕኩም ሰናቲም ኣሪኩም ኣይትደረሩ፡ ኣብክንዲ ምርሳን ኩነታቱ ተዓዚብኩም ሸለል በልዎ ኢኩም፡ ነቶም ከላሽን ዓሚሮም ዝወረሩ ጸላእቲ ይቅረታ እናምሓረ፡ ተጣዒሶም ዝተኣረሙ ደቂሃገር ዘይምሕቃፉ፡ ሱሳላታ ኢዩ ዘብል ነገሩ ይሕዋት🙏
🤝❤🕊
@@dawitgebrat1878 100% right
ብልቢ የመስግን❤️🙏
ብሐቂ አነ ውን እዚ ጸሎሎ ዓቅለይ እዩ ዘጽብበለይ.thank you ነሹዋይ.
❤️🙏
ነሸይ ፅቡቅ ወዲ ናይ 😂 ሳሓቅና ምንጪ ናይ ስደትና መፃናኒዕና ኢካ ደዉ በለልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን ነሹ 💙💙💙
ነሽነሽ ዘፍርቂ ለይቲ ኩቡር ጋዜጠኛ ናይ መፃኢ ባዓል ቤተይ❤👑
ናይ ሳሓቀይ ምንጪ ነሹ😂
😂❤️
ትኽክል አላ ዳህላክ 🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜንኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏
Selam neshu hawey enqowae nebeale meskel absehaka 🙏🏾❤❤❤
ማዕበል ፋራን ሽሕ ስኑን ሓመይቲ
🆙The Best(ነሽ🏖ነሽ) Journalist!!🆙
ነሹ ማዓረይ ምፃእ ናብ ትግራይ ዓራት ናዓኻ መደብ ናዓና 🤣🤣🤣🤣🌷🌷🌷🌷🌷💟💟💟💟
😂❤️❤️
😂😂😂😂
I agree dahlakey
ነሹዋይ ባጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ኩሉ ጊዘ እየ ዝሪኦ ብድየካ ናሰራሕኩ ስምዕ ይውዕሎ የፍቅረካ እየ😢💛❤
@@djjfjrnnr6004 ❤️
Neshu. shikorr. Happy meskele❤❤
ቀጽሎ ነሹ
ልብሰብ ከመይ ክተጽንኦ ፡ ቃል አምላክ ልሰብ ጎራሕን አዝዩ ሕሱምን እዩ፡ መንክ የስትውዕሎ እዩ ዝብል ፡ አጽኒእካ አይብጻሕን ፡ አምላክ ባእሉ ይርዳእ ብርክተይ ።
ትኽክል🙏🙏
Ezi Isaias zeblewo arasenewo kulu nay Eritrea mister keweseo iu , Gerimuni ab Airport zegebrwo
Neshu ❤❤❤❤❤
ናባይ ንዕነ እተን በላሕቲ በላሕቲ ይድግፍ እየ🎉
Nay bhaki adu ab hiwetna zekatmena zelo eyu 100❤❤❤❤
ጽቡቅ ገበረኦም 🎉🎉🎉🎉🎉
ሕቁ እዩ እዚ ህዝቢ ብክብርታቱ ዝመጾ ኣይፈቱን እዩ። ነሹ
ኣታ ነሽነሽ ሎቅማጽ ናይዛ ኣመንዝራ ስዲ ዳህላክ ኣይተምጽኣልና ንጸላእትካ ከም ጸላእትካ ኣቀምጦም ድሁል😢
ጓልጓሎ ኣወዳት ኣለዉ እዮም ሓቃ እያ
ኣዋልድ ኣዉን ወዶወዶ ኣለዋ እየን❤❤
yeah baelu ezi seb nab hmaq ksedom eyu n beal tomas
ኣንቲኮ፡ቓንቓ፡ጥልያን እዩ(ናይቀደም)ማለት፡እዩ፡ነሹ ዓቢሰብ❤❤
gn ko haqa eya dahlak mnalbat hanti geiga zoneberet abta film kab nay deqi anstyo toilet mwxeu zterefe kemzi seb zbla aykonetn . bzkone gn hade seb nice ente eilu keyestewealna kem abagie kulatna nice wey hmaq nbl nsu eyu eti xegem
ነሹ ኩላ ንትግራይ ትሰግር ኣላ መን ተርፉ ደኣ😂😂😂❤🎉
😂😂
Haki eya adihin zelenayo baelina nifelto
ኩሎም ደገፊቲ ሓሰውቲ እዬም
ኣይትእመንውም
ስላም ነሹ
Very true 98%
❤❤
ሓሳዊት:መባኣሲት:ኣዱ ሓማይት:ነዚኣ ዝሰምዓ ዘይረብሓ ሓያማት እየን😢
antique ማለት ናይ ጥንታዊ ንብረት ማለት እዩ
❤️❤️
🤣🤣🤣🤣🤣neshu shkor mashalah ewe dea 💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙🥰🥰🥰
Ewe haki eyu Ertrawian Awedat
100% hakiki adu
🙏🙏🙏
ወይ ጉድረኽብና🤔 ሓንቲ ጽልልቲስ ትግራዋይቲ
ዳህላክ "ነዚ ደምበ ተቃወምቲ ፋሕ ፋሕ እንተዘይኣቢለዮ ጓል ቀርዒዶ ኣይኮንኩን" ኢላ ነይራ፣ ነቲ ዕዮ ናይ ፋሕፋሕ ንዮናስ ሃብተስላሴ ኣረኪባ፣ ባዕላ ፋሕፋሕ ኢላ፣ ዝገርም እዩ።
ነሹ ጥራሕ አብ ማይ ዓይኒ ይርከብካ እምበር በራድ ሙሉእ ሻሂ ከስትየካ እየ እዚአ ከይ ትርስዓ ።
Kab habesha wedi aytewleda halafnet aysekemun eyom
Tim beli gesret mehaymy kidi Nigeria kigufuhuki eyom
ናይ ባሓቂ ማሰመዳ ለሚ ደስ እለኒ ምስ ጭብጥታቱ ወይን ህግደፉ ኣብ እደን ፈንጂ ተፈጀራተን።
❤❤
👍👍
❤❤❤❤
ኣየይይ ናዝኣ ጸሎት ዳኣ ሕይዝና ክኸይድ እዩ 🤣🤣
ሰላም፡ንኩሉ ወዲ ሰብ ነሹ ሓውና
Naschu labsm 🎉🎉❤❤❤
ነሹ ኣብ ኢሮፓ ብቻ ዘይኮነስ ኣወዳት ድዮም ውላዶም ገዲፎም ዝከዱ ዋላስ ኣዋልድ
antique means ancient (ናይ ቀደም ንብረት) ማለት እዩ። ቁሩብ እባ ሓጉዙና ዘረባ ጥራይ ዲኹም?
Ezen ndeki tebaetyo bgenzobom❤bgziom texawitkn ab mot tebxha zelekn deki anstyo kabtom bkara anstom zketlu mefleyi zbehal yeblknn bhiwotom thateti ikin amlak aboy entay aynet aremienat ikin kabakn zwledu ke entay eyom kkonu ezgio 🥹🥹💔
Neshu mexe mexe Anbesa yemesel
❤❤❤❤❤ነሹ ማዓረይ
❤️❤️❤️
ኣታ ነሹ እቶም ተጋሩ ድኣ ህግደፍ ከይ ኮኑ እቶም ኢኣር ኢና እባ ንቃዎም ዘለና ብዕላማ ኢዮም ከትፍእዋ ነዛ ሃገር😂😂😂
ፍትሒ ኣሎ ኪንብል ተኾና ኣወል ይተእሰር ኢታ ኮፍ ኢልዋ ዝነበረ ካንሸሎ ዋርድያ ኮይኑ ዝነበረ ትታዐጾ ሽዑ ፍትሒ ኣሎ ኪንብ ክክ ሓቂ ዶ ነሹ ዐይነይ
ነሹ ሓወይ ደቂ ኣንስትዮ ድልየተን limited የብሉን ዓቅመን ከኣ ኣይፈልጥን ኢዩን
ጸቡቅ ❤❤❤❤❤❤❤ ነሹ
❤️
እዛ ሰብ እዚአ ድማ አነ ፈላት እየ ትብል ከመይ ጌርካ እካ ንሶዶም ተተባብዕ
ካብ ኢሰያስ ዝዓቢ ሰይጣን የለን
Adu behaki ❤
ትግ ኤሪትሪ ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ ትግራዋይ ሕጂ ዜግነቱ ኢትዮጵያዊ እዩ ንምንታይ በቀፃሊ መሳርሒ ፂሊኢት ኮይኑ ሰራዊት ኤርትራ ምስ ኢትዮ ሰራዊት ኮይኑ ሓደ ሚሊየን እዩ ጨፍጪፉ ዘረፉ አዕንዩ ደፊሩ እዚ ብዙሕ ዓመት ዝተሰረሐሉ ፅሊኢት እዩ ሕጂዉን ብአንፃሩ ኤርትራውያን ፅሊኢት ይጉስጉሱሉ አለዉ
ነሹ ማፕ ገይረ ክመጸካ የ 🥰ሞይተ😂🤣🤣🤣
ክክክክክክ ኣነ ግርርርርምምምም ዝብለኒ ካብዞም በራዩ ንፈውሲ ማሕላ ሓደ ለባም የብሎምን
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
❤️🙏
Antico zbhela nay kedem mekina dikik zbela eyen mnalbat kam miebaru ztelaele Antiko elomo koykonu neshu the great man
❤❤❤
Nshu god blesse you marey 🌿🌿🌿🌿
🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉
Neshuwa
እዞም ደገፍቲ ዝባሃሉ መማዛዘኒ የብሎምን ኩሉ ነብሶም ብሓሶት ዝተመልአ እዩ ።
አንቲኮ ማለት ብቋንቋ ጣልያን ኮይኑ ናይ ጥንቲ ማለት እዩ.
Ya 98%right gn Adu xerfiy gdefiy
ወረ ገና ብመንፊት እንድሕሪ ተጀሚሩ ካልእ አሎ 😂😂
Agame
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
❤️❤️❤️
Naybhaki xbuk aleki ❤❤
❤️❤️
ንዮናስ እዚ ዝሞተ ፋሚሊ ምኻኑ ፈሊጥካ ኣሎኻም፡ በኣቦኣ ዓዲ በዝሓንስ ዝባሃል ካብ ድባርዋ ናይ 15 ደቂቅ ብሳይክል እዩ ትውልዲ ኣቦኣ፡ ዓሌት እንተ ጸብጺካ ግና ክሳብ ኤርትራ ምሉእ ምስ ህዝቢ ትግራይ ክትፈልዮ ኣይትክእልን፡ እካ ሶ ፡ እዚ ናይቲ ህዝቢ ዘጽንት ዘሎ መንግስት ፡ መሳርሒ መሳለጢ እዩ እንበር ፡ ዋላሓምቲ ኣጀንዳ ኣይኮንን ፡ ነሹ ሰብ ኮንካምዛራብ ጥራይ እዩ እኩል@@neshnesh_show
❤❤🎉🎉🎉
Halifomka
Ezi seb hamimu
Haqa iya neshu hawna❤
Kkkkkkk ezia adu si kulu tekylo gud terkebu 😂😂😂neshu Bruder ❤❤
Kema kulu bzey Wlad knebr eya hasiba meskeni!!!
Yes ❤️ ❤️ ❤️ Aduyy,
Yes❤❤❤❤
❤️❤️
ደብረ ዕክሊል😂😂😂😂
I agree with Dahlak. Zfeltho wedi alo komu znebere hji hadar geru
መጽሓፍ ቁዱስ ሰብ ኣይትቅተል ይብል እሞ ዳኣ ንኢሰያስ ኣይትቅተል ዘይትብልዮ
🤣🤣🤣🤣🤣ንኩሉ ትግራዋይ እታይ ሕዞም ክተርፍ እዮም😂😂
😂
ጀላዕ
Zerresany
Kab Filtet netsa indikum konkum.
DEBREZEYT ZIBEHAL AB GIZE DERG ZIABEYE AIR FORCE (HAYLI AYER) ZINEBERE KIFAL NI ETHIOPIA EU.
PLEASE ANBIBU, HITETU, KAB AFKUM ZEZIHABEKUM KITLIFLIFU TIWILU.
Yes hafnet aywsdune eyome . Yehadmue
❤️❤️❤️
Haka iya wedi habesah aratin enjaran eyom zftwu kali gin bifxim halafnet ay skomun iyom hadmo iyom zkodu abkdmi amlak neshu hawey emeneni 😢 na iba hagzen mis blkayom gdefna iske iyom zblka kabu ka eta sbyti byna teka tabiy nayzom gud ay widani iyu 😢
እሞ ኤርትራውያን ብሙሉኦም ትግራዎት እዮም ማለት እዩ: ተጋሩስ ካብዚ ሓሊፎም እንታይዶ ኢሎም እዮም? ትግራዎት ኢኹም እንድዮም ዝብሉ ንስኹም ድማ ብዙሓት ተተግርሩ ኣለኹም
"Antique - Eng" - "antico -Italian) nay qedem malet iyu
ዳህላክ የራስኑኺ ዮም ዘለው ንጌጋኺ ይቕሬታ ሓቲትኪ ኣብ ሕቑፎ ኣዴታትኪ ቀጽሊ እዚ ካብ ፖለቲካ ወጻኢ ኢዩ።
dahlak is one of them 100%
I was like a boy but no one noticed because I like enqitat she said.
Long time ago she said she is one of them indirectly.woman or man I can love anyone I want....her earing is was their flag too
ደቂ ኣዓንሰባ ኣሓሻኽር ሠላቶ። መንነትካ ምኽዳዕ ዓርሰምቕትለት😊
እምበር ኸ እዞም ርኹሳት ህግድፋዊያን ንተዋናይ ቶማስን ካልኦት ተዋሳእትን ከም እንበዓል መረብ ካብ ምውቃስን ኣሽማቶም ምድያንን ንምንታይ እቲ ሓርገጽ መራሒኦም ኢሳያስ ወዲ ኣፎም አብ ኢዱ ብአብይ አህመድ ቐለብት እንክ አስረሉ እንከሎ ቃል ንምዉጻእ ድፍረት ዝሓጸሮም? እምበአርኸስ እቲ ናይ ኢሳያስን አብይ አህመድ ቐለበት ምትእስሳር ንክትነቕፉ ፈትኑ።ድኹማት ርእሲ።
ደብሬጸን ኮ ኤርትራዊ መበቆል አለው ፡ስለዚ ኤርትራዊት እያ እንታ አሕመሞ እዝ ሰብ ፡ኤርትራ ንበይኖም ድያ ትምልክት
Eza gahba gida zeytialiwa....