"ኣምላኽ ዶንጒይና ድኣ እምበር" ሊሊ ሓጎስ ሓፍታ ንተጋዳሊት ሚርያም ሓጎስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 134

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 7 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ዮአል ክቡር ሓው ክብረት ይሃብካ ንስለቲ ሓቀኛ ታሪክ ነቶም ኣብ ዕቸል ዕድሚኦም ባጃ ሃገሮምን ህዝቦምን ንናጽነትን ክብሪን ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታትን ህንኩላንን ከምኡ እውን ኣብንእስነቶም ናጽነት ንምድላይ ዕድሚኦም ሓሊፉ ሕጂ ከኣ ምስ ደቂደቆም ብስሃራ ሓሊፎም ኣብ ስደት ይነብሩ ኣለዉ::እንተኾነ ወጽዓ ዝተቃለሱን ዝሰንከሉን ዝተሰውኡን ብስርዓት ህግደፍ ጥራይ ዘይኮኑ ዝተጠልሙስ ወላውን በቶም ኣሰሮም ብምስዓብ ተካእቶም ክኾኑ ዝግብኦም መንእሰያት ሺፍታን ባርያን እናተባህሉ ክጽረፉን ክዝንጠሉንይውዕሉ ኣለዉ :እቶም ዝተሰውኡስ እኳ ኣበይ ክሪእዎ እቶም ኣካሎም ምእንቲ ናጻነት ዝበጀዉ ግን ኣብክንዲ ክብሪን ጉንዖን ብደቆም ተጸሪፎም ኣሕ ነዚ ድየ ሰንኪለ ብኳባ ዘይተጋደልኩ ኣብ ምባል በጺሖም ኣለዉ::እቶም ሰብ ምሉእ ኣካሎም ዝኣተዉ ውን ንሳቶም ድኣ ይሕሹ ድኣምበር ካብ ሕማቅ ተዘኩሮታትስ ዓዲ ኣይወዓሉን::

    • @N.at.79
      @N.at.79 7 หลายเดือนก่อน

      ለባም ዘረባ።

  • @Feruz-v2u
    @Feruz-v2u 7 หลายเดือนก่อน +7

    መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ሊሊ ኣደና ሓፍቲ ጅግና ኣዴና ሚርያም ኣደና። ሕቶኺ ሕቶ ሚርያም ንሕና ደቃ ክንምልሶ ኢና።😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኤርትራ ምርሳዓ እዩ ነዚ ሕዝቢ ሒዝካ ለውጢ የለን ኢሳያስ ጥራይ አይኮነን ንሕና ከም ሕዝቢ ግናያት ኢና😢😢😢😢

  • @Feruz-v2u
    @Feruz-v2u 7 หลายเดือนก่อน +4

    ህዝቢ ኤርትራ እዚ እዩ ታሪኽና ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ኣሕ ኣሕ ኣሕ።

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ሓቕኛታት ተቓለስቲ ዝኸፍልዎ ዋጋ ክኸብድ!!! የቐንየልና ኣቕራቢ።

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 7 หลายเดือนก่อน +1

    Hgdef entay zeygeberena hzbi Eritrea ayteamenan. Adiena Liya Hagos Amlak ab mengstu ykebelki😂. Nsdrabiet wn xnat yhab😢

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน +2

    ከምዚ ዓይነት ጭካነ እሞ ከኣ ንተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንስድረኦም ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ከሕምም😭😭
    እቶም ንተጋደልቲ ሸፋቱ ዝብሉን
    ሓርነትን ዲሞክራስን ከምጹ ዋጋ ከምዘይከፈሉን ገይሮም ዝጻረፉን ዝዛረቡን ድማ ልቢ ይሃቦም።ክንደይኳ ዋጋስ ተከፊሉ😪😪

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 7 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ በዓል እዚኣተን ንብዓት ከምቲ እስራኤላውያን ካብ ግብጺ ክወጹ ከለው ኣብ ምድረ-በዳ ሲናይ 40 ዓመት ኮለል ዝበሉ ንዓና ንኤርትራውያን'ውን ብርግጽ 40 ዓመት ኮለል ከም ዘብለና ጥርጥር የብለይን።

    • @Wedieritrea323
      @Wedieritrea323 7 หลายเดือนก่อน +2

      ብኡ ደኣ ይሕለፈልና'ምበር 40 ዓመት ደኣ እንታይ ዶ ተሪፍና'ዩ ? ቀሪብና'ኮ ኢና !

    • @Sillysanriofan
      @Sillysanriofan 7 หลายเดือนก่อน

      🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 7 หลายเดือนก่อน +2

    ህግድፍ ረሳሓት

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 7 หลายเดือนก่อน +3

    This is the tragic history of Eritrea.

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 7 หลายเดือนก่อน +4

    ምሪያም ጥዕምቲ ብስልቲ ሰብ
    ካብተን መጀመሪያ ዝረኣኹወነ ኣብ እንዳ ዜና

  • @seblezerehaimanot9920
    @seblezerehaimanot9920 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሊሊዬ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ 😪😪😪😪😪😪🙏

  • @demekyigsaw2659
    @demekyigsaw2659 7 หลายเดือนก่อน +3

    Egzabher idu yenbrelna tsebelu yefsselna yikre ybelena.

  • @mytekela8576
    @mytekela8576 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሙ ዩ ዘሕዚን ናይ ህግደፍ ነገር!
    ሰበይቶም የሕቅቁ
    ሓዎም የሕቅቁ
    ኣዕርክቶም የሕቅቁ
    ህዝቢ የጽንቱ ሰይጣውንቱ ናይ ዛ ዓለም እዮም!!!!!!!!!!!!!

  • @wedimonguda4417
    @wedimonguda4417 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዩኤል ሳሕልፕረስ ስማዕ ቁሩብ እንተተሰቆረካ ።

  • @ግርማይወዲጽሃይቱ
    @ግርማይወዲጽሃይቱ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ህላወና ውሽጥኻ 'ዩ ዘቃጽል !! ልዕሊ ኩሉ ቅድሚ ኩሉን ግን ሽግር ህዝብናን ሃገርናን ብእዋኑ መኸተምታ ንኸይረክብ ብገለ ደለይቲ ፍትሒ ዝርአ ዋኒንካ ገዲፍካ ብዋኒን ካልኦት ምህውታት እዩ ። ኢሳያስ ሌባ ድሁል ክንሱ ፡ ህዝቡ ዝጥርንፍን ብኤርትራ ዝሓስብን ዘይኮነ 'ስ ካብኡ ዝሓምቅ ተቃዋሚ ምህላዉ ምግንዛብ የድሊ ።

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 7 หลายเดือนก่อน

    ዩኤል ሕራይ ካብ ኣሜሪካ ተሰሊፋ፡ ካብ ኣሜሪካ ስለ ዝተሰለፈት ሃገር ከተጥፍእ ኣለዋ ማለት ድዩ?
    ደሓር ንኣሜሪካ ተደጋጋሚ መምጺኢኣን ሓፍታ ትረፊ ምባላን መልእኽቲ ኢዪ፡ ሓፍታ ሃገር ከተዕኑ ስለ ዝተበገሰት ካብ ኢድ ሻዕብያ ኣይተምልጥን ኢኺ ዝብል መልእኽቲ ዝነበሮ ይመስል።
    ስለ ዝተጋደሉ ስለ በረኻ ዝነበሩ ከም ድላዮም ክዕንድሩ ኣለዎም ማለት ድዩ? ዝዓንደረን ሃግውር ዝኸድዐን መሳርሒ ጸላኢ ዝኾንውን ይቕፈድ ይድከር!!! ንኤርትራን ህዝባን ነቲ እሙን መሪሕነታን ዝብድል ኣምላኽ ኣይሰምዖን ኢዩ፡ ዕሱብ በዓል ዩኤል ዕሱባት ድርባይ

  • @senaizemenfes5418
    @senaizemenfes5418 7 หลายเดือนก่อน +2

    My hope is that when dictator Isaias is removed or gone 6ft under, the constitutional government that comes after him should declare that he was a criminal.

  • @serekeyosief3233
    @serekeyosief3233 7 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ግሪምቢጥ ድማ ነዚኦም ሓዊሶም ሽፋቱ ይብልዎም ።

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 7 หลายเดือนก่อน

      Entay mo kenebel ezom komu zeblu balom shefatu yom.

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 7 หลายเดือนก่อน

      ሸፋቱ ስለዝኾኑ ዶ ኣይኮነን ጨውዮም ወሲዶማ። ቅድሚ ሚርያም ውን ካልኦት ቡዙሓት ኣብ ሜዳ ተጨውዮም ጠፊኦምዮም ሚርያም ከኣ ከም ዘይረኣየት ሱቕ ኢላ። ንስኺ ከኣ እዞም 100000 ኤርትራውያን ጠፊኦም ከለው ከምዛ ዘይረኣኺ ክተስቅጢ ትፍትኒ ኣለኺ።

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal 7 หลายเดือนก่อน +3

    ደምበ ደገፍት ስ ይትረፎም፡ ደምበ ፍትሒ ሓደ ዕስሪት ተወፋይነት ናይ ሓርበኛታትና 'ተዝህልወና ሓርነትና ቐደም ምተረጋገጸ ኔሩ፦ እኹል መለበሚ፦ ብሰማይ ዕረፍቲ፦

    • @N.at.79
      @N.at.79 7 หลายเดือนก่อน

      ናይ ሓርበኛታት ታሪኽ እንዳመረዝካ 11ለካቲት ትጸምብል ድኣ ደገፍቲ ይበልጹ።

    • @GhebrezghiShimhalal
      @GhebrezghiShimhalal 7 หลายเดือนก่อน

      @@N.at.79 ናብቶም "ናይኩም" ኬድካ ሃውትት፦

    • @N.at.79
      @N.at.79 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@GhebrezghiShimhalal ክክክ ንስኹም ሓዲዳ ዝሰሓተት ባቡር ......።

  • @kalMHe
    @kalMHe 7 หลายเดือนก่อน

    Amlak byemanu ykebela adena ❤ Netom kulom kanza Eritrawi zeysimiom kea amlak betom zefkirom yimtsiom !

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 7 หลายเดือนก่อน +2

    Powerful...✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿💙🌿🌿💙🌿💙💙🤝🏽

  • @smarcos22
    @smarcos22 7 หลายเดือนก่อน +1

    Heart wrenching!

  • @mehreteabYhannes1952
    @mehreteabYhannes1952 7 หลายเดือนก่อน

    This is too much; it is beyond what one can bear.

  • @arontesfazghi3779
    @arontesfazghi3779 7 หลายเดือนก่อน +1

    So pain full gone with your grief not seeing your sister. Rest in Peace and justice to Miryam and to my people

  • @asterwoldemariam7812
    @asterwoldemariam7812 6 หลายเดือนก่อน

    ewaye hafeteye eza intervew semeeyea nere azeyu zehezen mes gauea bemekada yehezeyen ab genetu yekebeleki Lia hafeteye.😭😭😭😭😭😭😭

  • @samuelzeremariam8804
    @samuelzeremariam8804 7 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቒ ሓደጋ ወዲቑና

  • @Hdusvzlwo
    @Hdusvzlwo 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Yoel ❤❤

  • @ddgg909
    @ddgg909 7 หลายเดือนก่อน +2

    رحمة الله عليها

  • @tesfaldettesfazgitesfazgi9848
    @tesfaldettesfazgitesfazgi9848 7 หลายเดือนก่อน

    Nesa hager ktshyet hsiba mes Weyane koyna she deserves paneshement we lose thousands of yuang boys and girls bicos of her

    • @kifleteweldebrhan826
      @kifleteweldebrhan826 7 หลายเดือนก่อน

      Bkemey kemu tbl aloka sebey.
      Ab frdi ktqrb nerwa. Zereba hade semika aytfred yblu abotat.
      Ezi guday meare kndey poletika hagerna kemztselewo aytshton tkewn

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 7 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaqi lbka zsebr

  • @Hdusvzlwo
    @Hdusvzlwo 7 หลายเดือนก่อน +1

    Bhaqi hadega eyu wediquna

  • @Zur623
    @Zur623 7 หลายเดือนก่อน

    😢😢 rest in peace adena 😢💔

  • @romatewelde1620
    @romatewelde1620 7 หลายเดือนก่อน

    Iam very sad 💔💔

  • @NasserNayeb
    @NasserNayeb 7 หลายเดือนก่อน +2

    😢😢😢😢😢😢

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 7 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯🙏🙏🙏🙏

  • @سراجصالح-ض5خ
    @سراجصالح-ض5خ 7 หลายเดือนก่อน

    Bitamiy zehzin

  • @TeweldeTadesse-w3q
    @TeweldeTadesse-w3q 7 หลายเดือนก่อน

    ዝኸብድ ኢዩ ናይ ሑሉፍ ቃልሲ ዘሕርቐካ ጻማኦም ሲኢኖም ጥራሕ ዘይኮነስ ነብሶም ግዳይ መጭወይቲ ብምዃኖዩ😢😢😢😢😢😢

  • @venusteweldebrhan2902
    @venusteweldebrhan2902 7 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏

  • @mehretabgoitom8404
    @mehretabgoitom8404 7 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ / ወይ ኤርትራ /
    ደቅኺ ናብራ መሪርዎም
    ስላም የሕዎት፣
    ናትና ሽግር መወዳእታ የብሎን።
    አምላክ እዚ ናይ ሽግርና ግዜ የሕጸረልና፤ ሐግዘና!
    ምስ ስላምታ
    ካብ Stuttgart / Germany

  • @SolomonWoldemicael
    @SolomonWoldemicael 7 หลายเดือนก่อน

    🙄 አምላኽ ዶንግይና እምበር ? አምላኽ ካበይ እዩ ክመፅእ መዓስ እዩ ኸ ክመፅእ ዝግባእ ኔሩ ? አምላኽ ማለት ሐሳብ ስምዒት ግምት ድልየት ኮይኑ ብኸምዚ ኸማና ሰባት ዝተማሀዘ ምህዞ ናይ ሐሳብ እዩ ምኽንያቱ ንሂወት ወይ ንተፈጥሮ መንእዩ ፈጢርዎ ሰሪሕዎ ከምኡዉን መዓስ ብኸመይ ነዚ ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር የለን at least ስጋዕ ሎሚ እምነታት ናይ ሀይማኖታት ምህዞታት እዮም ክብል እንከለኹ ልክዕ ከምበዓል ባህሊ ክብሪ ሕጊ እምነት ወዘተን እዮም ሰብ ደላያይ ፈታሻይ ተመራማራይ በሃጋይ ተተምናያይ ዘይዓጋባይ ኮይኑ ንብዝያዳ More & more እንዳበለ እንዳደለየ እዩ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ እዋናት ግዜታት ዝነብር እምበር አማናይ ክኸውን አይክእልን እዩ Because እምነት ብሐፈሻ ንኸይትፈልጥ ንኸይትሐትት ንኸይእትማራመር ንኸይእትደሊ ስለዝኽልክል ስለዝኾነ እውን ሰብ ደላያይ እምበር አማናይ አይኮነን ዝብል ዘለኹ ብዝተረፈ እውይ ሕማቕ ምስማዕ ክልተ አሐትና በዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ዝኾኑ ሻዕብያ ሕማቕ ረኺበን ይገርም ንኤርትራ ካልኦት ገዛእቲ ኔሮማ እዮም እሞ ዝገደደ ዝጨከነ ዝኸፍኤ መግዛእቲ ናይዞም አራዊት ሳሕል ሻዕብያ መግዛእቲ እዩ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน +1

      ኪድ ጀጋኑ ሻዕብያ እንስሳታት ናይ ሳሕል ኣይኮኑን ጀጋኑ እዮም።እዞም ኣብ ኤርትራ ንወደ-ባት ኤርትራ ኣጥፊኢም ስልጣን ሒዞም ዘለዉ ተወልጀ ካብ ትግራይ ዝመጹ ቅልውላው መንነት ዘለዎም በዓል ኢሳያስ ማንኪ ኽሻ ዝባሃሉ እዪም ጭካነን ቅጥፈትን ካብ ኣቦታቶም ዝወረስዎ ሒዞም ነዞም ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣቦታትና ብሰላሕታ ኣጥፊኦሞም ኣለዉ

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ክብርን ባህልን ናይ ትግርኛ ዝባሃል የብልናን።ክብርን ባህልን ናይ ኤርትራ ናይ 9 ብሄራት እዩ ዘሎና።

    • @SolomonWoldemicael
      @SolomonWoldemicael 7 หลายเดือนก่อน

      @@HaraGhirmai ሰላማት ሀራ ወይ ሐራ 9 ብሄራት ዝብሃል አብ ስምዒት አብ ድልየት አብ ክኸውን ዘይክእል አብ ሃለውለው አብ ሐሶት እዩ ዘሎን ክኸውን ዝኽእል እምበር አብ ክውውነት የለን ብርግፅ አነ ካብዘይ ምፍላጥ ከምዚ ናትካ/ኪ ርድኢት እዩ ኔርኒ ደሐር ግን አብ ሂወት ብዙሐት ነገራትን ሐሳባትን እንዳፈለጥካ ስለእትነብር አነ እውን ነዚ ናይ ሐሶት መንነት 9 ብሄራት ዝብል ሐሶት ሙኻኑ ፈሊጠዮ ብዝኾነ አነ ሰብአይ እየ ሐብረኒ ሰብአይ ዲኻ ሰበይቲ ንኽብረት ንኻልእ አይኮነን የቐንየለይ ሐወይ/ተይ

    • @SolomonWoldemicael
      @SolomonWoldemicael 7 หลายเดือนก่อน

      @@HaraGhirmai ሰላማት ሀራ ፈለማ ኩሎም ዝሰንከሉን ዝተሰውኡን ዝተቓለሱን Still Now ዘለዉን ንስለ ኤርትራ ዘይኮኑስ ንስለ ኡሰያስ አፈወርቂ ኢሎም እዮም ምኽንያቱ ኤርትራ ናይ ኢሰያስ እያ ናትካ/ኪ ናተይ አይኮነትን ከምኡዉን ነቶም ባርያታት ናይ ኢሰያስ ናይ Fake ጀነራላት ሚኒስተራት ዝብሃሉ እሳቶም they ገበን ንኽፍፅሙ ጉቦ ንክቕበሉ ንኽሽርሙጡ ንኽሰርቁ ንኽዕውሉ ብዝውሐደ እውን ኢሎም እዮም ሂወቶም ንብላሽ ሐሊፉ ገና ይሐልፍ አሎ ስለዚ ሀገር ዘይብልኪ ኽነስኺ 🤔 ስደተኛ ብዘይምልከተኪ ሃለውለው ምባል ግደፍዮ ደሐር ከአ እዞም ድቓላታት 9 ብሄራት ገለመለ ዝብሃሉ ንዓኺ አይፈትውኽን አይደልዩኽን እዮም እስኺ ብሐይሊ ክትደልዮም አይትድለይ ብፍላይ አስላማይ ንዓኺ አይደልየክን እዩ Get Lost ብዛዕባ ባህልን ክብርን ናይ ትግርኛ ክትዋራዘይ አይትፈትኒ Unless እስኺ ምስእዞም ድቓላታት ብሄራት ክትኮኒ እንድሕር ደሊኺ Go To the hell ለማኒት መንነት ለማኒት ሃገራውነት ለማኒት ዜግነት ለማኒት ሂወት ረሳሕ 😎

  • @ኣርዓዶም-ዠ9አ
    @ኣርዓዶም-ዠ9አ 6 หลายเดือนก่อน

    😅😅😅😅😅

  • @Ayngage
    @Ayngage 7 หลายเดือนก่อน

    "8:08??????"
    EZI NAY ERITRAWYAN ZHALFIWO ZELEWU KANZA...?"
    ato yuel kabey dekhum?
    ERITRAWI ZEYKONKAN?
    EWE ERITRAWI EYE TIBIL TEKHONKA?
    "......NEHLIFO ZELENA::"

  • @fitiwimeharena9295
    @fitiwimeharena9295 7 หลายเดือนก่อน

    Menigestesemay yewaresiki kiberti habitena himak agatami .

  • @zowdi810
    @zowdi810 7 หลายเดือนก่อน

    Wow you are amazing thanks you are right it is sadi bad news I am sorry for Liya wow

  • @Hdusvzlwo
    @Hdusvzlwo 7 หลายเดือนก่อน

    Adena Lili mengste semay yewarski

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 7 หลายเดือนก่อน

    ልበይ 😢😢😢😢😢😢My heart is aching 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @zenithalem5503
    @zenithalem5503 7 หลายเดือนก่อน

    Btaemi zeguhi tarikkk😢😢😢😢

  • @sabafessahaye9106
    @sabafessahaye9106 7 หลายเดือนก่อน

    Very rational guy.

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 7 หลายเดือนก่อน

    Thank you UL.

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน

    እዚ በዓል ቤታ ኣሕሊፉ ዝሃባስ መን ኮን ይከውን በጃኩም ንገሩና😪😪😪

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 7 หลายเดือนก่อน

      Nay kenya Ambesasr Beyane resom ybhal Sebeytun hawan

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน

      @@freweynikidane4943
      ንሱ ኣይኮነን ተጋጊኪ..በየነ ኣብ ናይሮቢ ዘሎ ሰብኣይ ሰናይት ደበሳይ ተኣሲራ ዘላ እዩ።

  • @genetmehari8120
    @genetmehari8120 7 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @MuktarQuemer-ig7re
    @MuktarQuemer-ig7re 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዘመን ምብራቅ ጀርመን፡ ኣብኡ ውሑዳት ብዛዕባ ሰብኡተን ናብቲ ጸጥታ ጸብጻብ ዘቅርባ ንሰብኡተን ዝስልያ፡ ከምኡ እውን ሰብኡት ን ኣንስቶም ዝስልዩ ነይሮም ይበሃል። ኣብ ኤርትራ ብጀካ ሚርያም ከምኡ ዝገበረ ሰብ ኣይፈልጥን።

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน

      ብዙሓት ኣለዉ
      ንሰናይት ደበሳይ ሰባያ እዩ ኣእሲርዋ..ኣስካሉ መንቀርዮስ ድማ ንሰብኣያ ኣእሲራቶ

  • @wedimonguda4417
    @wedimonguda4417 7 หลายเดือนก่อน

    ዩኤል ዓጋመድዩ ወሲ ከረነታይ ?
    ዓጋመ ስም ዓዲ ኣብ ኢትዯዮጵያ ስለዝኾነየ
    ከረንድማ ኣብ ኤሪትራ ስምዓዲ ስለ ዝኾነየ ።

    • @N.at.79
      @N.at.79 7 หลายเดือนก่อน +2

      ዓጋመን ከረንን ፍልልዮ ክነግረካ።ክልቲኡ ሽም ዮ ግን ባህርያቶም ኢዮ ዝገልጽ።ሓዝበል
      ዓጋመ ማለት ሓሳድ ቆርማድ ጡሙይ ልቡ ብኽፍኣት ዝመለኤ ወላ ንሓው ዝሕስድ። ዘይናቱ ዝምነ ሰራቂ.....
      ከረን ሕያዎት ፈቃራት ሓላላት ንነብሶም ገዲፎም ንዓኻ ዝዕንግሉ ጻዕዳ ልቦም።
      እዚዮ ፍልልይ ሽም ዘይኮነ ባህርያቶም።ዮኤል ወዲ ከረን በሎ ጻዕዳ ልቡ።

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@N.at.79❤❤❤

    • @wedimonguda4417
      @wedimonguda4417 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@N.at.79
      ምሳኻ/ኺ ኣለኹ ዓጋመ ዝበልክዎ ኩሉ እንትኑ ረሳሕ ስለዝኾነየ እሞ ወዲኸረን ጻዕዳ ኣይግቦኦን'ዩ ማለተየ ዓወት ንሓፋሽ !

  • @zenithalem5503
    @zenithalem5503 7 หลายเดือนก่อน

    Yoela thank you sleti knenakan Akane snesratka ❤❤

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 7 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Cliques996
    @Cliques996 7 หลายเดือนก่อน

    ረሲዕኩሙውም :ኣምላኽ ክኣ ረሲዕኩምስ መጻወቲ ሸሐይጣን ኮይንኩም ---ኡይይይ 🥸🥸

  • @elu1298
    @elu1298 7 หลายเดือนก่อน

    Mir bricht das Herz 💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 7 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢 ይሕዝን

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 7 หลายเดือนก่อน

    💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @fesfalem
    @fesfalem 7 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢

  • @tewoldegotom
    @tewoldegotom 7 หลายเดือนก่อน

    ፋኑስ ሃሳዊ😂😂😂

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน

      ወይለይ ሊሊ ሓፍቲ ሓርበኛ ሚርያም ሓጎስ ኣይሞተትን ድያ?

    • @saralove9803
      @saralove9803 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@HaraGhirmai moyta ember meskneyti 😢 suk elu u hasawi zbl zelo

  • @zenithalem5503
    @zenithalem5503 7 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @hezbawitlijam2703
    @hezbawitlijam2703 7 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 7 หลายเดือนก่อน

    ረሳሕ ውድብ

    • @wedimonguda4417
      @wedimonguda4417 7 หลายเดือนก่อน

      ረሳሕ ዓጋመባ ንስኻ !

    • @biniamyemane9740
      @biniamyemane9740 7 หลายเดือนก่อน

      @@wedimonguda4417 ወዲ ሸርሙጣ ኢካ ዓጋመ እንዲዩ ድመርሓካ ዶሎ ኢሰያስ ተምቤናይ አንታ ድቃላ

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 7 หลายเดือนก่อน

    Sad news

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 7 หลายเดือนก่อน

    እዞም ጨወይቲ ግን መን ኮን ይኾኑ?

    • @SamuelKidane-un1th
      @SamuelKidane-un1th 7 หลายเดือนก่อน

      Wow stupid question

    • @muluezerezgi4747
      @muluezerezgi4747 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@SamuelKidane-un1th it is not a stupid question… if someone loves shaebia .. how come accusing them for this? I don’t get for you confused guys… stand in the opposite side of your enemies. መሕፈራት!

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน

      ህግድፍ ተወልጀ..ኣብ ቃልሲ ኤርትራ ዘይነበሩ..ብቅልውላው መንነቶም ብኢሳያስ ዝተሓርዩ..መታን ኣዝዮም ክጭክኑልና

  • @YYG023
    @YYG023 7 หลายเดือนก่อน

    ሓፍታ ዶ ኃውታ ?

    • @N.at.79
      @N.at.79 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሓፍታ

    • @berhanedesta1051
      @berhanedesta1051 7 หลายเดือนก่อน

      ቅኑዕ ሓወይ=ኣሕዋተይ√
      ሓውተይ = ኣሕዋተይ√
      ሓፍተይ ኢልካ ከ እንታይ ትብል ኣሕፋተይ×
      ክክክ እቲ ቅኑዕ ኣባህላ ከም መሕፈሪ ወሲድናዮ

    • @N.at.79
      @N.at.79 7 หลายเดือนก่อน

      @@berhanedesta1051 አሕዋተይ ክትብል ኮለኻ ንሓውኻ ን +ሓፍትኻን ዘጣመረ =ኣሕዋተይ ትብል። ብንጽል ኣይገልጽን። ንሓውኻ ሓወይ ትብሎ።ንሓፍትኻ ሓፍተይ ትብላ።ቆንቃ ካብ ቦታ ንቦታ ይፈላለ ኢዮ።ንኣብነት ኣብ ትግራይ ዝዝረብ ኣነ ብፍጹም ኣይርድኣንን ንሶም ውን ከማይ።ላህጃታት ካብ ቦታ ንቦታ ውን ይፈላለዮ።ሕፍረት ኣይኮነን

    • @Sillysanriofan
      @Sillysanriofan 7 หลายเดือนก่อน

      ፣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @FkreSmret
    @FkreSmret 7 หลายเดือนก่อน

    ዓሕ……!!!

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat 7 หลายเดือนก่อน

    Gelieom gdayat kelewu ydgfu gelieom bsdrabiatom kulom ab Dege kelewu Wexiam eayzarebu men dmxi kkenelom deliam tarik Sdreom baolom knegru ealewom ember Hji Nayza Akribkaya zeleka Deki Hafta Abey ealewa wexian tekoynen dege Dmxi Weladiten ykona ealewa do walas nhna eina knhamelen delika

  • @jemalabdulkadir9141
    @jemalabdulkadir9141 7 หลายเดือนก่อน

    Mengsty semay yewarskey ; n'sidrabetkaa xinait yiahab ; neta maheyour zelaa khaney mewaxow yefterela; kemdelkyio betamey kebeyed dereb hazen eyou .
    Weilow hadeyro gun nay gizea gudai entezeykoynu ezy moshmosh setait kemzgouhaf zeterater yelen ajoky kitdebesy eki .

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ብዛዕባ ነብሰይን ስድራይን ጥራይ ዶላር ኣይጉደለኒ ስውእ ምውት ኢሰያስ ስንኩል ጉዳየይ ኣይኮነን

    • @N.at.79
      @N.at.79 7 หลายเดือนก่อน +2

      ጉዳይ ትግራይካ ግበር ስውኣት ኤርትራ ኤርትራ ፈጢሮም እዬም። ደቂ ሩሹናት አሰዊእኩም መስኪን ትግራዋይ ማይ ዓሚኹ ሃገር የለ ስልጣን የለ። ውሑዳት ተበሊጾም።ስለዚ ስርዓት ግበር ወዲ መድህን በራድ ግን ንዓኻ ይቀርብ ድሌትካ በሎ።

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 7 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ዝሞተት ክልልካ ከ😂

    • @ደቀባትትግርኛ
      @ደቀባትትግርኛ 7 หลายเดือนก่อน

      @@N.at.79 ኣነ ወዲ ስውእ እየ ወዲ ምውት ንስለ ንግስነት ስድራቤት ኢሰያስ እየ ኣነ ወዲ ስውእ ኣብ ጀርመን ኣደይ ኣብ ዱባይ ብደም ኣቦይ ወርቂ ብሻ ዝግሕጡ ኤርትራ ተፈጢራ ናይ ጥልያን ኤርትረኣውነት እትዕቅብ ተፈጢራ

    • @N.at.79
      @N.at.79 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@ደቀባትትግርኛ ርግጸኛ እየ ኤርትራዊ ከምዘይኮንካ። ትፈልጥ ደም ኤርትራውነት ተዝህልወካ እሞኸኣ ስድራቤት ስውእ ተተኸውን ከምዚ ዓይነት ርኢቶ አይምጸሓፍካን ብፍጹም ። ተሓዋዊሱካ ኣሎ።ጀረጃ ትምርትኻ ውን ቱሑት መስለኒ።ኣይትጉየ ህድእ በል ናይ ሕማመይ።

    • @Sillysanriofan
      @Sillysanriofan 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@ደቀባትትግርኛ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣አየ አጋመ ረሳሕ ሕሱር ከማኩም የለን ጉዳይ ሐንግን ጥምቀትን ዝመቱ ዘለው ስድራካ ግበር ቆንዳፍ

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 7 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋሩ ፡
    ተዋስኦ ክትሰርሑ መከራኹም ርኢኹም፡
    ንሕና ከኣ ተጋሩ ምዃንኩም ስለንፈልጥ
    ሰሓቕና ወዲእናስ፡
    ተተመሊስና ንዓመታት ስሒቕናኩም ።
    ፖለቲካ ኣይትኽእሉዋን ኢኹም ፡፡
    ፖለቲካ'ውን ንዓኹም ኣይትፈልጠኩምን እያ።
    "ስርናይ ዘለኩም በይዛኻትኩም ርድኡና" ክትብሉ ጥራይ'ዩ መስልኩም !!

    • @berhaneh7587
      @berhaneh7587 7 หลายเดือนก่อน +3

      ብስም ሓርማዝ ጋሽ ርእይቶ ሂብካ ዘለኻ ረሳሕን ደንቆሮን ሰብኣውነት ዘይብልካ ጨካን እንስሳ ኢኻ።

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 7 หลายเดือนก่อน

      @@berhaneh7587
      ሰብ ዲኻ ዓጋመ ?
      ተመጽዋቲ ረድኢት ትግራዋይ ጥሙይ እንተኾንካ፡
      ንዓኻ ዝትኮብ የብልናን፡ ቅበጽ ወዲ ንቑጽ መሬት !!

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 7 หลายเดือนก่อน

      @@user-yf4ls7kk3d እወ ንጸላእትና ንሕይኽ ንበልዕ ንውሕጥ ዓሳ ሻርክ ኢና ፡
      ኣንበሳ ጎቦን ጎላጉልን ከኣ ይብሉና ሓቆም እዮም ።
      ኣብ ድላይና ከምድላይና ስለንዘልል ።
      ንፈተውትና ስርናይ ፡
      ንጸላእትና ከኣ ሓርገጽ ኢና።
      ሃገር ኣላትና ኤርትራ ከኣ ትበሃል !!!!!!
      "ምስሌና መቐለ"
      ካብ መደቀሲኡ ናብ ክሽነ ጥራይ ክንቀሳቐስ ዘፍቀድናሉ ፡።
      ኣስምረላ ።
      "ዒም ዝበለ ይተሓጎም"፡
      "ገመድ ኣላትና" ንጸላኢና ብነጻ ተፈደል ንብሎ።
      "ምኩሓት ኤርትራውያን" ንባሃል !!!!

    • @berhaneh7587
      @berhaneh7587 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@Welqaithumera ኣቤት ጃህራን ትምክሕትን ኣብ ጥራይ ጎልጎል። ዝምልሰልካ ስለዝረኸብካ ሞራል ጌርካ ትኸውን። ልዕሊ ካልኦት ሃገራዊ ትመስል። ናይ ትግራይ ገዲፍካ: ኤርትራዊ እንተኾይንካን ሕልና እንተለካን ብዛዕባ ኣብ ሊብያ: ኢትዮጵያ ኡጋንዳ እስራኤልን ካልእን ዘሎ ኤርትራዊ ስደተኛ: ኣብ ኤርትራ ኣብ ማሕዩር በቲ መንግስተይ እትብሎ ህግደፍ ዝሳቀ ዘሎ ኤርትራዊ ተሓለቕ። ንሓንቲ ካልኢት ሕሰብ

    • @Welqaithumera
      @Welqaithumera 7 หลายเดือนก่อน

      @@berhaneh7587
      ማይ ሓቒንኩም ተሪፍኩም በዓል ኣልደመልዲ ፡
      ድሕሪ ሽፍታ ሕውሓት፡
      ዘብዘብ በል ተጎምባኽ ንዓኻ ይምልከት ።