ውዕሎ ሃገርሰብ ጠስምካ እናተለከካ ስዋካ እናስተካ😍👌

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 399

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 7 หลายเดือนก่อน +12

    ኣብየ ሓሚቅኪ ግን በስመኣብ ብጣዕሚ ኢካ እኮ ትሓምም ደቂቅ ጥንሲ ብፍላይ ጥንስቲ ኬንካ ኣብ ከተማ ከፅልአካ ግን ውላድካ ጥዑም ውህብቶ ፈጣሪ ስለ ዝኮነ ብለይ ፍቅር ምስ ሰብን እግዛኣብሔርን ውላድን ዓለም ዋጋ የብላን ግን ኩሉ ብሕግን ስርዓትን እዩ ክከውን ዘለዎ ስደት ዘለና ንኩን ዓዲ ክብርካን ክብሪ ሃይማኖትካን ወለድካን ሓሊካ ሕማም ሕርሲ ተረስዓይ ስለ ዝኮነ ዝርአ ይግበረልኪ ዘሓፍተይ ማሕዘልኪ የርእየና ለባመይ🎉❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @tube-di1so
    @tube-di1so 7 หลายเดือนก่อน +25

    ደሰ ክበል ኣበቲይ ግን እቲ ስዋ ትሰትይሉ ዘለኺ ዓድና ጠስሚ መአከቢ እና ንጥቀመሉ ስዋ ኣይስተዮን❤❤❤❤❤

    • @romanatsimu9460
      @romanatsimu9460 7 หลายเดือนก่อน +2

      ሸከና የበሃል ናይሰዋለ የኾንእዩ

    • @Kanal0809
      @Kanal0809 7 หลายเดือนก่อน +1

      በቢከባቢኡ ይፈላለ እዩ መዓረይ
      ኣብ ከባቢና ባህላዊ መስተይ ስዋ እዩ

    • @Acnt12
      @Acnt12 7 หลายเดือนก่อน

      Swa nisetiyelu ab Eritrea keman

  • @merhawitteame7666
    @merhawitteame7666 7 หลายเดือนก่อน +11

    ሃገረ ሰብ ምባልኪ ደስ ኢልኒ፡ ገጠር ክብሃል ከሎ ንሃገረ ሰብ ደስ ኣይብለንን'ዩ

  • @RakiHailu89
    @RakiHailu89 7 หลายเดือนก่อน +26

    እሰይ ኣብተየ ደሰ ክብል ታዓድልክ ምስ ወለድክ ክከባከቡክ እግዚአብሔር ዘላለማዊ ፍቅር ይሃብኩም 🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክሬይብ ግበርለይ❤

    • @tsegshTube5kk3g
      @tsegshTube5kk3g 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@kal_kidan21ደምርኒይ ክድምረኪይ ዚያዳይ❤

  • @GgFf-hm7eq
    @GgFf-hm7eq 7 หลายเดือนก่อน +5

    ዓድና ግን መግብእ ሳስላ ይኡ ናሰዋ ኣይኹነይ😂😂❤❤❤

  • @zanaizanaii4821
    @zanaizanaii4821 7 หลายเดือนก่อน +10

    አቤ ብጣዕሚ ደስስስ ይብል እንዳ ወለዲኻ እመብርሀን ምሳኪ ትኩን ምቅርተይ 💛❤️💛❤️🙏💔😍😍😍😍😍😍😍❤

  • @እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ
    @እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዓድካ ኮ ክብረትካ እዩ አነ ውን ከማኪ እየ ዝምነ ዓደይ ኣትየ ክምርዐ ምስ ወለደይ ካዓ ክሕንቅቅ❤
    እመብርሃን ብሰላም ትምፅእኺ

  • @sofiaaleme4955
    @sofiaaleme4955 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንዴት የምታምር እህት አለችሽ ልቅም ቆንጆ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @LovelyHotDog-ec5uv
    @LovelyHotDog-ec5uv 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዓድና ሪኤ ኣይፈልጥ በጭራሽ❤❤❤❤

  • @ውቅሮዓደይምድራዊትገነት
    @ውቅሮዓደይምድራዊትገነት 7 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ብማርያም ዛ ሓፍታ ክትሽኩር ካብ ዓይኒ ይማሓርኪ❤

  • @soshitube7215
    @soshitube7215 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቢተይ❤❤❤🎉ናተይ ህያብ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን

  • @aduylulatube
    @aduylulatube 7 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብየ ማረይ እንካዕ ሰላም መፃኪ እወ ሓቃ እያ ብዓድና ሓምሓም መቅመጢ ጠስሚ ፀባ መሕለቢ ኢና ንጥቀመሉ ስዎ መስተይ ድማ ዎንጫ ኣሎ ካብ ቃርኒ ከፍቲ ዝተሰርሐ እዩ ንዓበይቲ ዓዲ ዝዎሃብ ብራያና ከባቢ ሓቀይ ተኾይነ ላክ ሃቡኒ❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር እስኺ❤🎉

  • @ሂወትታደሰ0531
    @ሂወትታደሰ0531 7 หลายเดือนก่อน +2

    እብዋይ ምቅሪተይ እደይ ማራያም ብሰላም ትምፆኢኪ ክፍትዋኪ ማዓት እያ

  • @hgf6568
    @hgf6568 7 หลายเดือนก่อน +1

    አቢተይ ጠስሚ ናፍቅና

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤አሰይ ሙቁራተይ።

  • @salamaas5943
    @salamaas5943 7 หลายเดือนก่อน

    ባሓቂ ሃገረ ሰብ ፅቡቁ ኩሉ ዘረክቦ ❤

  • @ZabibaHassan-h2u
    @ZabibaHassan-h2u 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ቨሎኮ እዮ ዝባሀል❤❤❤❤❤

  • @FiriHadad
    @FiriHadad 7 หลายเดือนก่อน +4

    ናይና ባህል ብቓርን ገንዘብ ዝተሰረሐ እዩ ዝስተ

  • @GhTy-o7v
    @GhTy-o7v 7 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ጠስም። ቃሕ ዉልኒ😢❤❤

  • @مممم-ه9ذ3ش
    @مممم-ه9ذ3ش 7 หลายเดือนก่อน +9

    ኣነስ ክፈትዋ ዛሂዋን እድብቲ ሓዳርኪ ይባረኽ ወሊድኪ ተሓጎሲ መዓረይ ንዓኺ የማስለኒ ኣነለ ደላይት ሓዳር ክብረት እድብቲ ሂዋን ጅግና ኣደ ክኸውንየ ዝደሊ❤🥰

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน +1

      ንዳማመር ኣሕዋተይ❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @fyorimichael3884
    @fyorimichael3884 7 หลายเดือนก่อน +3

    Ayteknena hagereseb tum kulu zrkebo abushey❤

  • @አዶነትክብሪአዩ
    @አዶነትክብሪአዩ 7 หลายเดือนก่อน

    አቤዋይ ቆልዓ ሃገረ ሰብ አይተናፍቅና ብከባቢና ዋንጫ ካብ ቀርኒ እዩ ዝስራሕ ሓምሓም ግና እንዳ ጠስሚ ፣ሽቱ እና ንጥቀመሉ ብዝኾነ እግዚአብሔር አምላክ ንዓኺ የማስለና🙏🙏🙏💘💘💘💖💖💖💖💖

  • @hhhgggg3841
    @hhhgggg3841 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቢየይ ፅሪቲ ፍትዉ እየ ዘብለኪ ኣነስ እመ ብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ ማዓረይ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @መሲባለማህተብዎ
    @መሲባለማህተብዎ หลายเดือนก่อน

    ዛሓፍትኪ ደስ ምባላ

  • @ጋልትግራይ-መ7ፐ
    @ጋልትግራይ-መ7ፐ 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ገጠር ኩሉ ነገር እዩ ደስ ዝብለካ 🍃💐💙🥰
    ኣይትሕመቂ ከዓ ኣብየ 🥰

  • @meri-kr3ur9456
    @meri-kr3ur9456 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን አሜን

  • @hayatahamd9729
    @hayatahamd9729 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዕድመን ወለድና

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጢስሚ ብራያ ጥራይኣይልከይን /ኣይጥሰምይ ቁንየ ፣ኣትራን ወዘተ ዝሕወስ ኣለዎ ግን ብበዝሕ ተጋሩ ኣቱም ጠሳማት ራያ ናበልኩም ትፃረፉ ኣብ ምድያ

  • @mehrit9737
    @mehrit9737 7 หลายเดือนก่อน

    ተዓድልኪ ኣቢየይ🥺❤❤❤

  • @GalTsiyon21
    @GalTsiyon21 7 หลายเดือนก่อน +2

    ስዋን ጠስምን ደስ ክብል🥰🥰🥰 አቤዋዪ እንዳ ወለድኻ ጥዕም እወ ብሓቂ አይትጥፍኢ ድማ

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ስዋ ብሽክና ይብሃል አብ አስገደ ፅብላ ማሓበር ዝክር ጥምቅት ክርስትና ሞርዓ ወፍሪ ማሓረስ ፃሃይ ዓፂድ ዓውዲ ኩሉ ነገርና ብሽክና ኢና ንጥቀም መቀመጢ ሽክና ❤ሓማትኪ ከይትሰምዓኪ ብተለይ እዳቦካ ትብሊ አለኪ 🌸🥰🥰🥰

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @user-hiwen
    @user-hiwen 7 หลายเดือนก่อน

    ፅሩይቲ ድስ ክተበሊ ነብሳ መሲላ ኣትኽድ ታዓዲልኪ ክፍደነስኺ💝💝💝💝💝💝

  • @ጓልሃገረሰብ-ዀ6ኘ
    @ጓልሃገረሰብ-ዀ6ኘ 7 หลายเดือนก่อน +4

    ብውቅሮ ከባቢ ዶሞ ብሓምድ ዝተስረሐ ዋንጫ እና ንጥቀም ካምዙ ናትክም እይንፈልጦን

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ጓል ዓደይ

  • @MhretTades
    @MhretTades 7 หลายเดือนก่อน +9

    ዋውውው ደስ ክብል ኣቤዋ ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ኣይክፎለንዋ ❤❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน +1

      ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤

    • @tsegshTube5kk3g
      @tsegshTube5kk3g 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@ትዕግስቲዩቱብCanalደምርኒይ ክድምረኪይ ዚያዳይ❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 7 หลายเดือนก่อน

      እሺ ገይረ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @LciGalkeshi
    @LciGalkeshi 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብዙይ ከዓ ዓምሓም ይበልዕዎ

  • @eeee4739
    @eeee4739 7 หลายเดือนก่อน +3

    ውይ እሰይ እስኪ እልተጣሰምኩዮስ አና ደርጋ ዝተጣሰምኩ መሲሊኒ ተሓጊሰ ሃገረሰብ ጥዑም ❤❤❤❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ኣብ ኣፅቢ ፀባ እዩ ዝስተዮ ❤❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @ሙሉየእመብርሃንልጅ
    @ሙሉየእመብርሃንልጅ 7 หลายเดือนก่อน +3

    ንሕና እዉን ንጠስሚ እና ንጢቀመሉ❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር❤

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጠስሚ ደስ እሊኒ😢

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 7 หลายเดือนก่อน

    ዓድኻ ጡዑም ደስይብል ካብ ዓድዋ አኩሱም ክስካብ ሽረ ይስተዮ እዩ።

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ አቢየይ ማዓረይ❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 7 หลายเดือนก่อน +7

    ዋውውውው ጥሰሚ ደሰሰ ኢሉኒ ነይሩ ዳርጋ ዝተጣሰምኩ🤗 ኣቤየይ ዳወለድካ እወ ጥዑም ኩሉ ዘረከቦ 😘💟

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
      @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 7 หลายเดือนก่อน

      ናተይ ሳብሰክራይብ ግበረለይ እባ ገሪልክን ተጋሩዋይ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน +1

      ጓል ትግራይ ኮሞንት ሕደግለይ አብ ባዕለይ ክምልሰልኪ እየ ፅባሕ

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      @@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ ናተይ ለ ግበርለይ🙏

  • @djheih3100
    @djheih3100 7 หลายเดือนก่อน

    ነብስኽ ኣይታዉድቅ ኣብተይ ❤

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 7 หลายเดือนก่อน

    አበባየ ቅጫን እንኳዕ ዳሓን መፃኪ❤❤❤ተናፍቂት

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 7 หลายเดือนก่อน

    ደሰ ክትብሊ ኣብየይ እንኳዕ ደሰ በለኪ ጠሰሚ ደሰ እልኒ

  • @rahwakahano2506
    @rahwakahano2506 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ዓድና ላጋን መቐመጢ ልኻይን ጥራሕ እና ንገብሮ❤እንኳዕ ሰላም መፃእኪ ኣቢዋ ማዓረይ❤

  • @حبشتىحبشتى
    @حبشتىحبشتى 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ መቁራተይ ደስ ክትብላ❤❤❤❤

  • @MmMajo-o7b
    @MmMajo-o7b 7 หลายเดือนก่อน

    ጠስሚ ዓድና ኣዘኪርክና ኣብየይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Acnt12
    @Acnt12 7 หลายเดือนก่อน +1

    Shikori thank for sharing

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @assh1200
    @assh1200 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ ፅርያት❤❤❤❤

  • @sabemaryoutube2367
    @sabemaryoutube2367 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብተይ ብሰላም መፃክይ።🎉🎉ፈ💛❤👍👍💛🙏😊 ኣነለ መቀለይ ጠሰሚ ኣብዓድና ፍታዊትየ ብሰላም ዓደይ የእትወኒ ከማኪ

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 7 หลายเดือนก่อน

    ኣቢየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 😘ግንሲ አረጊት መሲልኪ ተሪእክኒ ካሜራ ዶ ይኮን😁😁😍

  • @ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ
    @ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብስላም መፃኣኪ ኣቢየይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 7 หลายเดือนก่อน +2

    ንሕና እዉን ንኩሉ ኢና ንጥቀመሉ ብተለይ ንስዋ ኣቤየ ምቅርቲ

  • @AhmedAhmed-kz9st
    @AhmedAhmed-kz9st 7 หลายเดือนก่อน

    ዋላ ኣነ እየ ድመጅመሪያ ግዝይ እየ ድስምዕለክወ❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 7 หลายเดือนก่อน

    ዓደይ ተናፍቀቲ አረ ናፈቀና😢😊

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 7 หลายเดือนก่อน

    ኣብተይ ኣንሕና ግኖ መግብእ ሳስላ እና ንጥቀሞ ስዋ ብኡኡ ኣይንሰትን ብዋንጫ እዩ ዝስተ ❤ እት ጠስም ደስ ክብል ኣብተይ ዳርጋ ኣሕና ተጣሰምናዮ ጥዕምት ድሕዞት ሓፊትኽ ዉን ❤

  • @dswffeef9659
    @dswffeef9659 7 หลายเดือนก่อน

    ጥንስቲ እኺ መስለኒ ኣቢተይ ሽኮሪና ፅብቅተይ

  • @0ppH5
    @0ppH5 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ከባቢ እምባ ኣላጀ ደማ ሳስላ መእተዊ እዩ

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele3572 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ማዓረይ ሃገረ ሰብ ጡዑም እንኳዕ ወረዲኪ ታባካ ኩሉ ሙሉኡ😘❤❤
    እና እዋ ሰዋ ይሰትዮ እዩ ሸልማካ ደሞ ንጠስሚ ማቅሚጢ ነጥቀመሉ❤❤❤🌿🌿

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዛን ኣሕዋትክስ ደስ ክብላ ዕድባት🎉❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይይይይይይይይ ፅሪተይ❤

  • @merkebhadish6113
    @merkebhadish6113 7 หลายเดือนก่อน

    Mkrti ❤

  • @lelegualadwa2871
    @lelegualadwa2871 7 หลายเดือนก่อน

    Abi shekor etay tegiki habibeti hadar bertiu deyu ❤❤

  • @dmmksa3370
    @dmmksa3370 7 หลายเดือนก่อน

    ሸለኳ ይበሃል /ሺኪና )ዓመሓም ከለፈዐ ኢዩ

  • @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
    @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ 7 หลายเดือนก่อน

    ኣቤዋ ገዛይ ኣስታዊስክኒ🥺🥰🥰

  • @FiriHadad
    @FiriHadad 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኤረ ብከባብና መግበእ ሳስላ እዩ ክክክ

  • @tekletekle8440
    @tekletekle8440 7 หลายเดือนก่อน

    ወይ ታኾይንኺ ሓሚቅኺ ዝያዳይ❤❤❤

  • @axumtsion9216
    @axumtsion9216 7 หลายเดือนก่อน

    Nitiena yigubero zehaftey❤❤❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ ፅርያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር አምላክ አሕዋተይ እዝይስ እነ በይተይ ንሳስላ እየን ዝጥቀማሉ ነይረን ስዋ ብዋንጫ ወይ ብታኒካ እዩ ዝስተ አብ ዓድና እቱ ጠስሚ ቀደም አደዋይ ክትጣስመና ከላ ተዘኪርኒ አነይ አበባዋይ😢❤

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @merymery2453
    @merymery2453 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤አሰይ ምቅረተይ

  • @TsegaTesfu
    @TsegaTesfu 7 หลายเดือนก่อน

    ኣቤዋ ዋውውው ሰዋ ዓድና ንስኪ ክትሰትይ ኣነ ከዓ ምራቀይ ይውሕጥ ኣለኩ ብጣዕሚ እየ ስዋ ዝፈቱ❤❤❤

  • @asmeromberhane3893
    @asmeromberhane3893 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳብ ልብኪ ይስምረልኪ በልያ

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 7 หลายเดือนก่อน

    ብዓድና ኣይፍለጥን በጭራሽ😅
    ኣቢየይ መቐረት❤❤❤❤

  • @HewetNebelet
    @HewetNebelet 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቀዳመይት ባዕለይ❤❤❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤እሰይይይይይይ ደሰ ክትብላ ሽኮሪናታት ናተይ♥♥♥♥♥♥ገጠር ጥዑም ኣይ ናፍቆት ስደት ሕሱም😢😢

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቃተይ ደስ ድብል

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @weyni-21
    @weyni-21 7 หลายเดือนก่อน

    አቤ ሓፍተይ እመብርሃን ብሰላም ትቅረብኪ🙏🙏🙏 እታ ሓፍትኪሞ ክትሽኩር ማዓት ኒ ሓወይባ ሃብኒ🙏🌹🌹🌹

    • @weyni-21
      @weyni-21 7 หลายเดือนก่อน

      ጠስሚ ለ አቅኒእክና አንሕና እውን ናዓኪ የምስለና አቤ ሓፍተይ

  • @infinks8320
    @infinks8320 7 หลายเดือนก่อน

    ብቀርኒ ነይ ብዕራይ እዩ ዝስተ አባና

  • @AfariAfari-ql7it
    @AfariAfari-ql7it 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ምቅሪተይ ንዓኺ የምስለና ኣብተይ እንኳዕ ብሰላም መፃአኪ❤❤❤❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน +2

    አነ ካዓ ናደዋይ ጠስሚ ቃሕ ኢልኒ አብፂአ አለኩ ለምቅነ ናብ ስደት ናደዋይ❤❤❤❤

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ግበርለይ ኮሞንት ሕደግለይ ክምልሰልኪ እየ ጓልኖ

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      እሽኒ ደምርኒ ክምልስ እየ ኮሞንት ሕደግለይ ማዓረይ

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 7 หลายเดือนก่อน

      @@SelamTekle-uk8kq ገይረልኪ

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 7 หลายเดือนก่อน +3

    አቢዋይ እንቋዕ ብሰላም መፃኪ
    ግን ሓሚቅ ከምኡ ዲና ክንኮን ዓድና ምስ መፃና😢😢😢

    • @ዮዳነስ
      @ዮዳነስ 7 หลายเดือนก่อน

      ታማ ከሙኡ ኢዩ😂

    • @Mm-ov7id
      @Mm-ov7id 7 หลายเดือนก่อน

      @@ዮዳነስ ክክክክ

    • @hadasshshay3636
      @hadasshshay3636 7 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 😅

    • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
      @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 7 หลายเดือนก่อน +6

      አትን አብ ስደት ዝተስማዕመዐኺን ዓድ አትኺን ቡኻርያ እኺን ትመስላ አብ ስደት ልሓመቅና ካአ ዓድና ኪስማዕመዐና ተስፋ ንገብር 😀

    • @hadasshshay3636
      @hadasshshay3636 7 หลายเดือนก่อน

      @@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ መን በለ ሱቅ ኢልኽን ተዘጋጀያ ኹልና ቡኻርያ ኢና ንመስል 😂😂🙈

  • @HahHah-v2l
    @HahHah-v2l 7 หลายเดือนก่อน +2

    የሶትአይአቦንወነ❤❤❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน +5

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ተጋሩዋይ ከይተሓልፉኒ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም❤

    • @safsaf715
      @safsaf715 7 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኪ ኣለኩ ጓልነይ መዓረይ ❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      እግዚአብሔር የኽብረይ ህያበይ ❤️

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

      ንዳማመር ባዓልና ንባዓልና ኣሕዋተይ❤🎉

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 7 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 3 እሺ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን እሺ ትበልክን ደቅነይ የቀንየለይ ለባማተይ

  • @fevenyami8737
    @fevenyami8737 7 หลายเดือนก่อน

    Abichi shkor xelimki gn

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 7 หลายเดือนก่อน

    ብገዛና ዋንጫ ካልእ እዩ እዙይ ሓምሓም ኣብ ወጀራት❤

  • @weynigaltewahdo2854
    @weynigaltewahdo2854 7 หลายเดือนก่อน

    እንዃዕ ብሰላም መፃእኪ ኣቢየይ❤🎉
    ሃገረ ሰብ ✅
    ገጠር❌

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx 7 หลายเดือนก่อน

    ብከባቢና ኣይፍለጥን ሓምሓም

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 7 หลายเดือนก่อน

    ዓዲ ወለድካ ጥዑም❤❤❤❤❤❤🎉ኣብየይ❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @dmmksa3370
    @dmmksa3370 7 หลายเดือนก่อน

    ንአኪ የምስለና 🎉

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤

  • @fidleytube
    @fidleytube 7 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ ሓፍትኪ ቆንጅየ ❤

  • @AbsSba-h4d
    @AbsSba-h4d 7 หลายเดือนก่อน

    ደስ በሃሊ

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤የኔ ቆናጁ❤❤

  • @እግዚአብሔርሓላዊናእ-ቈ2በ
    @እግዚአብሔርሓላዊናእ-ቈ2በ 7 หลายเดือนก่อน

    አቤ ለዋህ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    አረ ከረና የታብዘሐኦ የትሻፍዳ ጠንሰ እልካሰ ክንገር 😢😢😢 እረ ጓላት ከረና የትሻፍዳ

    • @ማምየዓለመይ
      @ማምየዓለመይ 7 หลายเดือนก่อน

      ሽፊዳንን ጥንስን ታይ ዘራኽብ ኣለዎ እዋእ ተኽእልኽን ሕማቅ ኣይትፃሓፋላ 😢

  • @HchdBxjcj
    @HchdBxjcj 7 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ😘❤🙏🙏🙏

  • @RrRr-ku5sk
    @RrRr-ku5sk 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ ኣቢተይ ፅሪቲ ጠስሚ ናይ ገዛኻ ተኣማንነት ዘለዎ እዩ ደስ ክብል

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @መሲጓልራያ
    @መሲጓልራያ 7 หลายเดือนก่อน

    አቢ ብሓምሓም ሲዋ ይሰተ ድዩ😂😂😂 ዋይ ብራያ ዋንጫ ካብ ቃሪኒ ከፊቲ እዩ ዝሰራሕ ንሰዋ ❤❤❤

  • @switi.galshre
    @switi.galshre 7 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ታአምር እታይ እኪ መስልኪ አርግኪ 😂😂😂

  • @ገነትሃይለ
    @ገነትሃይለ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብየ ፀሪቲ😍😍😍😍😍😍