ድምፃዊ ፍስሃ ገበል - ኣብ ቀዛሕታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • © Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 44

  • @aronmerde4778
    @aronmerde4778 11 หลายเดือนก่อน +5

    በረኸት #ቀዛሕታ በጃኻ ባ ፀጋይ ትኩእ (ዉረሰኒ ተጋዳላይ) ኣቕርበልና Please 🙏

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 ปีที่แล้ว +4

    በዓል ታረክ ሰራሕ ቅያ አቦና ከያኒ ፍሳሃ ገበል ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️❤️❤️💪💪💪

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 ปีที่แล้ว +7

    በዓል ታርኪ ከያኒ ኣያና ፍሳሃ ገበል ❤ሰሚዕ ዘይጸግቦ ደርፍታትካ❤ዕድመን ጥዕናን ይምነይልየልካ❤ ሓድሽ ኣየ ካብ ጀርመን

    • @AfePop-tv4ub
      @AfePop-tv4ub 11 หลายเดือนก่อน

      X😂😂😂😂 ata fara bereket ema selomun ykuno amilaki keytemixelina abika duyui nisu gina kemakumu mehtewutewu ykoneni soli king tigrgna music

  • @aronmerde4778
    @aronmerde4778 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሚን ኪዳነይ ቃል ናይ ዉፁዕ ህዝበይ ሽግ ናይ ብስራት ህዝባዊ እምነተይ❤ ተጋዳላይ ፍስሃ ገበል

  • @Defederal
    @Defederal 12 วันที่ผ่านมา

    Fisseha kab kulom neber derefti gedli tefetawi 😍

  • @mekonenkidanemariam5205
    @mekonenkidanemariam5205 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you for the service 💊💊💊💊💊🙏💪💪💊❣️💪💊

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b ปีที่แล้ว +3

    ጀግና ኣያና እንኳን ዳሓን መፃእካ ስለዝራኣኩካ ደስ ኢሉኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 11 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ጀግና 3ምዕራፍ አያና ፍሳሃ ገበል❤❤❤ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ያሃብካ ❤❤

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 11 หลายเดือนก่อน

    ክቡር አያና ፍስሃ ገበል

  • @መቅደስ-ኀ1ፐ
    @መቅደስ-ኀ1ፐ ปีที่แล้ว +2

    Ayaña edmen tiena yehabka ❤❤❤❤

  • @akilove3701
    @akilove3701 11 หลายเดือนก่อน

    ጅግና አያና ❤❤❤❤❤

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 ปีที่แล้ว +2

    Ayana edmen tiena yehabka 👍🏻👌🏽❤💛❤💛

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ቐዛሕታ ፍሽ(እካዕ ረአናካ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ!!!!

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ ปีที่แล้ว +3

    ጀግና ኣያና እንኳዕ ብዳሓን መፃኣኻ ዕድመን ጥዕናን ይብኻ 😍ኬቢ ሓወይ በይዛኻ ባ ሰላሚን ይኩኒ ኣምላክ ኣቅርበልና

  • @wedihaile4395
    @wedihaile4395 11 หลายเดือนก่อน +2

    በረከት ሓውይ ብጣዕሚ ክብሪ ይግባኣካ ነዚኣቶም ሓወልቲ ዝኮኑ ሰባት ብቀጻሊ ክተቕርቦም ይምሕጸን
    ምክንያቱ ዘይ ተነበበ ምጽሓፍቲ እዩም

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቤኪ እንዃዕ ዳሓን መፃኻ 🙏ክቡር ኣያና ተ,ይ ፍሰሃ ገበል ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ተጋየላይ (3)ምዕራፍ የቀንየልና 🙏 ምእንተና ኢካ ተጋዲልካ ብሳላኹም ኢና ዘለና ነዋሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏 ክብርን ሞጎሰን ንሰውኣትና 🙏ንመላእ ህዝብና ፅንዓት ይሃበልና ፈጣሪ 🙏

  • @GG-hs5gk
    @GG-hs5gk 11 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ኣረኣአየና ክቡር ኣያና ጅግና 3 ምዕራፍ! “ውን ኢሉኒ ኢነ”

  • @user-xg6nc8ss8j
    @user-xg6nc8ss8j ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ 11 หลายเดือนก่อน

    አያና ጂግና እንኮዕ ዳሓን መፃኩም❤❤ትግራይ ዓደይ ናፍቆተይይይ😢❤

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 11 หลายเดือนก่อน

    Tuem demxi❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr 11 หลายเดือนก่อน

    good job 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu ปีที่แล้ว +2

    ❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥💛

  • @hiwetcirum1716
    @hiwetcirum1716 11 หลายเดือนก่อน

    እህ ኦፍፍፍፍ ህዝቢ ትግራይ ፅንዐት ይሀብኩም 😂😂😂 ንብዐትኩን ሐዘንኩምን እግዝኣቢሂሄር ይደብስኩም ዘበን ካሕሳኹም የምፅኣልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 11 หลายเดือนก่อน

    Good Job 100%

  • @frered3116
    @frered3116 11 หลายเดือนก่อน

    Our hero brother long life with Tigray people ❤❤❤❤

  • @user-ql5iu6zl1h
    @user-ql5iu6zl1h 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @tesfalemgebretnsae564
    @tesfalemgebretnsae564 11 หลายเดือนก่อน

    ሰለሞን ይክኖኣምላክ ኣቅርበልና

  • @hemenneguse4138
    @hemenneguse4138 11 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ንገዲም ተጋዳላይን ስነጥበበኛን ፍስሃ ገበል!
    ምስ ጉጅለ ባህሊ ደቡብ እዝ (ናይ ሓየሎም) ምስ ብዓል ሹመንዲ ኾይኑ ዝደረፋ "ኣሸዓል መለይ" ትብል ደርፉ ተፈታዊትን ተዘካሪትን እያ!

  • @user-nw7zl7zi7i
    @user-nw7zl7zi7i 11 หลายเดือนก่อน

    ናፈቀ የ ኣነ❤❤❤❤❤

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k 11 หลายเดือนก่อน

    aseyyyy zfetwo derafay tegadelay ❤❤❤❤❤❤edmen teenan yhabka feteri 🙏💖💖💖💖

  • @ShferNguse-ol6mm
    @ShferNguse-ol6mm 11 หลายเดือนก่อน

    Jaina ayay

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr945 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤🎉😢

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr 11 หลายเดือนก่อน

    berie hawey n Rahiel hayle bietey tbl Ab medrek ntsbe

  • @LetayGebru-mr3hj
    @LetayGebru-mr3hj 11 หลายเดือนก่อน

    Enqae dehan Metsakum

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 11 หลายเดือนก่อน

    ተጋዳላይ ፍሳሃ ሞይቱ ትብል ቃል አርማ ጅግና ይሱዋእ እምበር አይመውትን

  • @tag7152
    @tag7152 11 หลายเดือนก่อน

    በረኸት ፍረ ስውእ እናስተማቐርካስ ነይንኡ ኢና ክንኮርዐሉ ኢልካ!? ኣንቱም ሕልኽልኽ እናበልኩም ምጅጋን እትኸልኡና ዘለኹም ሓተላታት ወይለኹም።

  • @brizafzerau8868
    @brizafzerau8868 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @slmsllm7813
    @slmsllm7813 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @abrahimabb5963
    @abrahimabb5963 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kingdoom3437
    @kingdoom3437 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Asass-cs2pb
    @Asass-cs2pb ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤