ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዮናስ ንኣባዲት ግዳ ዘይተምጸኣልና
ዮናስ በቲ ፍሉያትን ብሉጻትን ኣሕዋትና ፈቲሽካ ብምቅራብካ ነመስግን ቀጽሎ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ከይትዛነ በርትዕ ኣጆኻ፡ኣስመረት ድማ ሓንቲ መዓልቲ ኣድናቂት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ኮንኪ ክንሪየኪ ተስፋ ንገብር፡ንኹሉኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምወዲ ጊለ
ኣስሚረይይይይይይይይይ ጥዕምቲ መልሓስ ኣቲ ጓል ክቡራት እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ዝረኣኹኺ ዝያዳየ ዘመደይ መዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢ናፊቀኪ 😢😢😢😢😢😢 ሓፍትኺ ልዋም መስፍን ክፍለ😢😢😢❤❤❤❤
Ayewe baba Solomon and mizan teumat gorbabetena Addis Ababa azekiratni
ዋውውውው ደስ ክትብል ጋል ማሕበርና ኣርሰናዊት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቕ ደገፍቲ ኣርሰናል ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ኣይትሕመቑ በሉ😂😂
ኣባዲት ኣምጸኣልና ዬናስ በጃካ
አብ ልእሊ አምላኽ ቃል ስዕሊ ምጥቃዕ ግን እንታይ ይገልፅ ?
ማይ ዘይጣዓመት ደጋፊት ናብ ሜዳ ወጺያ ተዛሪባ ክደይ ኣላ ስምዒታ ኣብ ውሽጣ ጌራ ትኸይድ
ንበዓል ኣባዲት ሰሚዕካ ትመሃር ትምዕብል ትህነጽ ባህልኻን መንነትካን ተዘክረካ ብኡነት ናይዚኣ ግን ብልዓክስ እዩ ኣባዲት ንበል ኣባዲትት, ኣባዲት
ዋዉ ምቅርቲ ሰብ ንምድናቅ ሰብ ምዃን ጥራይዩ ወዲ ጓል ዝባሐል የለን ስምኢትካ ምግላጽ እዩ ።አዚያ ሽኮር ዝኾነት ሰብ ግልጽነታዩ ዘርእየካ ሰልፍኮንፊደንሳ ላእሊ ።ምሕረት የዉርደልኪ ምቅርቲ ጓል ኤረይ ዮኒ ሐቂዩ ገለ ዝቀሰምናዮ አሎ ሰብ ከይብለኒ ከይበለት ስምኢታን ድሌታን ዘይትሐብእ ነጻ ሰብ ምዃና ።ብዙኻት ዋላ አንጻራ ይኹኑ እቲ ብሕጻንነታ ምስ ወላዲአ የሕዋታ ትገብሮ ዝነበረት ሕጂዉን ትቅጽሎ ምሕላዋ ስሚኢታ ዘይምሕባአ ንብዙሐት መሐሪዩ ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ዮናስ ነዘን ኣንስቲ ንክለን ፈትሸን ማዓት ወናማት ደገፍቲ እየን ዘለዋ ናይ ኣርሰናል ብፍላይ ቡዝሓት እየን
ኣነ ንባዕለይ ደጋፊት ኣርሰናል እየ ጸወታ ኣይሓልፈንን እዩ። እንተ ሓሊፉኒ ከኣ ኣብ TH-cam b highlights ይሪኦ።
❤❤❤❤❤የቀንየልና ክቡር ጋዜጠና ዮናስ አዚ ካ ፍልይ ዝበለ ኣዛናይ መደብ ይቀንየልና ።ሰብረ ኣርሰናል
እዞም ኣምቸ ክነፉዑ ምዓት እዮም ንኣብነት ኣብዚ ቻፕዮን ኤርትራ ናይ ጉያ ዝትንትን ዝነበረን ኣሰልጣንን ኣምቸ ኢዮም❤❤❤
ኣምቸ አኮ አሪትራውያን አዮም ክክክክ 😂
Bitami zibuq medeb ziyada nexa kona mziraba des tibileka ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Oh my gosh so sweet admaratay ,my son and husband they are crazy with arsenal ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Skorna
Ewae mezenay ane ab dege aleku 1978 ab Eritrea bfrenji tewelide ab 2000 kea 13 zur weride elul azye afkari xulul degafi Arsenal eye Eti agatamitat gn gerimni ❤❤ Love you xbqti ftret mezenay ❤❤❤❤❤kab teqemeti Germen
Dewilela hagza ane kea misaka ❤
100 Hawilela bshim temesasali tarikum
ንፍዕቲ ሰበይቲ ደስ ክትብለኻ ኩዕሶ ፍቅሪ ዩ ኣብ ደምኻ ኣትዩ ነናሻዕ ነታ ትድግፋ ጋንታኻ የናፍቐኻ: ኣነ ሕጂ ሕሩር ደጋፊ ማንቼየ እየ 😘😇
The gunners!❤❤❤❤❤
ኣይይይይ ግደፋኒ እስኺ ሰብኣየይ ኣሎ ኣርስየ እንተተሳዒራ ድራር ኣይ በልዕ ኣይዛረብ ስቅ ኢካ ትብል ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😅😅😅
The very next time I visit Asmera, I love to watch Arsenal games with Asmeret. Go Arsenal👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
Mekeret ❤ edmenteenan yihabki
Waww des ketebeleka,,, shikor 😂 enjoy your life konjo!
oh my gosh so sweet admaratay my son and husband they are crazy with Arsenal This Best 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you Yonas it is very interesting. Viva Manchester United.!!!
ሰላም ዮናስ ፡ ኣነ ካብ ዝገርመኒ ሲ ኣስመረት ከምዚ ናተይ ኣዝዩ ስሚዒት ዘለዋ ኣብ እርሰናል ኣብ ዝኮና ሓንቲ ምካና ኣዝየ ኣድኒቀያ ።ቀጽልዮ ኣጆኪ ❤❤❤
Yon i hawna bimejemerta edmen tienan yihabka amilak mis sidraka bimkxal bejaka bejaka in gidey amxalna 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🙏🙏🙏
ምግሳም ውን ኣሎ እወ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Abadit amxalna yonas ayxegebnan😍
Welcome deqi Erey shkorinatat 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
🎉Grate Sister.
God Bless you
Tegermy eqy bezaiba nay hagerna ke entay restored aleky bela❤
Edmen tenan yhabki asmeret❤❤❤
Viva Arsenal አነ እውን ከማኺ እየ ዕሉል ደጋፋይ:: ቀጽሊዮ
nabadit amxalna bejaka
Welcome deqi rimey 💕💕💕
Good job 👏 Yoni. Gn please Ne Abadit Part 3 Akrbelna
ዋንጫ ክንወስድ ኢና ኸአ ትብል። አበይ አለኻ ዘይበልዎስ አብዚ አለኹ
ዮኒ ብጣዕሚ ነመስግነካ
Asmir agoki keslyo 🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹
😂kkkkkkk weweldaharyatka lake eway xegam aby kemdla ko ayfeltewa mesknyti Betxolet serhiki egzabhier amesgeni bezuh hagos bereket ketrkbi eki yonas😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤ zeyteftsha yeblkan wawww edman tenan yehbka
Asmir kef alewa.
Kef zelewa gal ❤
Good job🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Edmen tienan yhabki shkorina ane degafi chelsea eye zmesie amet kea nhna ena knwesda
Dess kbleka zerebaa amche kkkkk abadit amxalna pls btaemi ena nfetwa
Viva amche❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Yoni hawey gexat hiwet fetishika temxaalna zeleka meglexi yebleyn neaqa btaemi Thankyou Asmeret haftey shkor adniqeki Amchetat kulu negerom comfort zkone Alem eyu zelewom. Klu gze ktihigosy menty Arsenal klu gze ktseer alewa 🙏🙏🙏😂😂😂 ❤❤❤.
ዋይ ቆለ ይገርም❤❤❤😂😂😂
eway nay sport smiet zeyfelete yfleta tum kea ❤❤❤❤
Tsubuk medeb Yonas good job
Asmray konjo ❤❤❤
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
ሶሪ እስፖርቲ ምፍቃር ጽቡቅ እካ እንተኮነ ግና እዛ ሓፍትና ኣደኮይና እያ ኣብ ኣታሕዛ ደቃከ ደቃ ብደረጃ ትምህርቶም ኣምንታይ ኣለዉ እንድሕር ብትምህርቲ ይኩን ብካልእ ስነምግባር ኣብ ምንታይ ኣለዉ
ኣርሰናላዊት...👍👍ኣነውን ከምዚ ናትክ ካብ 2001 ኣብ ዓሰብ ዝጀመረ ፍቅር ክሳብ ሕጂ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ውን ኣርሰናል እዩ መዝሙረይ. ናይ ኣርሰናል ፍቅሪ ፍሉይ እዩ ❤❤❤
Skorina gal erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዬናስ ሎሚ ኣብ ዘይሞያካ ኣቲካ 😂😂😂😂We love you Eritre 🇪🇷 ❤
😂😂😂😂😂
Ok ሰላም ደቂ ኤረይ ኣዴና ደጋፊት ኣርሰናል ኮንካ ከይደቀስካ ምሕዳር ኢዩኣርሰናል ማለት ንግዲ ትሰነይ ማለት ኢዩብዝኮነ ስምዒት ኩዕሶ ምህላውኪ ጽቡቅ ግን ኣርሰናል ምድጋፍ ማለት እንዳሓለምካ ምሕዳር ኢዪ❤❤❤❤
Eway ሸታን ደቂ ሰባት ተካሳሲሩ ክክሶ
Asmirey yene qonjo edmen tinan yhbki anwen btemi iye smite zeleni ane gen ab xbuq zxawetu tray iye ab hde mtkel ybleyn asmir gna nby. Nki iki anbesiti kmaki ylen 🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷
Ca you please bring Abadit.
Abadit ina ndeliii
Yes exactly
Ewe yeak😂😂😂
Abadit ❤❤❤❤❤❤ please
Yoni hawey bijeka nabdit amxañin ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nabdit amtsalna pls🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ሓቅኺ ኢኺ ኣነ ንኣርሰናል መደገፍየይ ንኣርሶን ቨንገር ፈተዮ ደጋፊ ኮኡይነ ናቶም ኮይነ ንሱ ምስ ተቅውየረ ግን ገዲፈዮም ስምዒት እኮ ኣይህበኒ kkkk
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯
ፎርቶ ደኣ ቦኽሪ ኣርሰናል ሕስስ ልደ ኣርሰናል m
Weyyyy gud!!! Seb deqey ! Anti gualey kem Amlak amlikiyom beqa.....kakkkkk Kakkkk....Betami eyu Zighermeni Anee si zeytifeliyom sebat si mdghaf mqiwam.Emnerki entay eyu?Nay Tselot Gizie yeblikn malet eyu..
Owwww des ktbleka shkor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አህህ ኣበይ ኣለኻ ዘይብሉኻስ ዘገርም አዩ ዘይትጽበያ.። ኣነስ ናይ በዓል ናቱ ቢንያም ተጸብየ ነይረ 😂😂
😂😂😂😂😂 des ktbleka eza sebeyti.seli nay texaweti meliata geza🤣🤣 Ane ka kueso xelaeku
Eway anes xbuq gere keman ayfeltemn eye😂😂😂
ኣብ ኤርትራና ካብ መጀመርታ 2000 ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ ኣርሰናል ወይ ማንዩይይትድ ዝብል ደስ ዘብል ስሚዕታዊ ደገፍ ተፈጢሩ ኢዩ ስለዚ ኣስመረት ክብሪ ዝግብኣ ቲፊዞ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝፈትውዋ ኣርሰናል ምኳና ቀጽልዮ በልዋ።
ብስም እዛ ኣደ እባ፡ ኣድሊኒ ኮይኑስ ሳብስክራይብ ግብሩለይ❤❤❤❤❤❤ love u all
Emo yelen 😂😂😂😂
@@Huwetghebreamlak ክክክክክክክ እውይ ሰፊፍካያ ክክክክክ ስእሊ መልኣኽቲ ጌርካስ፡ ኣምላኽ ክጸልኣካዩ ክክክክክክ
ok kngebrelka ena
Yes arsenal ❤
❤❤❤❤❤Asmye aynet ❤❤❤❤
Yonas nAbadit Amxalna bejaka
❤❤❤❤❤
aziye adnikeya nfti bflay degafit liver pool tetikoni 🎉🎉🎉
Mesati🎉❤
አስሚር ሽኩር
❤❤❤❤❤❤❤kemey rekibe alku temesgen
Good bless you ❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
ወይዘሮ አስመረት ሰለሞን ፦ባዕላዉን ዝተቀበለቶ " ጽልልቲ " አፍቃሪት ናይ አርሰናል ጋንታ ተጻወቲ ኩዕሶ እያሞ ምሕረት የዉርደላ ። - ወይዘሮ አስመረት አርሴና አብ - ዘዝተሳዕረትሉ ሓዚና ( ሓሚማ ) ንነብሳ ስለ ዝጎድእ ። - ወይዘሮ አስመረት ብስዕረት አርሴናል ሓዚና : አብ - ኻልኦት ሰባት - ኮነ ስርሓ ወላኳ ብተዘዋዋሪ ጽልዋ ዘሕድር እንተኾነ ብቀጥታ ዘይምብዳላ ግን ከም ጽቡቅ ክጥቀስ ይክአል ። -ከሉ ነገር ብዓቀን እንተኽይኑ ጥራሕ እዩ ዘድምዕ ። - መድሀኒት እዉን ካብቲ ሓኪም ዝአዞ መጠን እንተበዚሑ ፣ ንዝነዉሕ ግዜ ተወሲድካዮ : ክቀትለካ እዉን ይኽእል እዩ ።
ብመጀመሪያ። ንዮናስ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ከሙኡውን ብጣዕሚ ንፉዕ ፍልይ ዝበለ ነገራት ዝር አኻለን ሰባት ምቕራብካ ብፍላይ ድማ ናይ አስመረት ሐፍትና አብ ሕብረተሰብና ከምዚ አሎ ድዩ ዘብል እዩ አነ ብውልቀይ ኤርትራዊት ጋል አንስተይቲ ክሳብ ክንድዚ አፍቃሪት ኩዕሶ እግሪ አላ ኢለ ገሚተ ሐሲበዮ ውን አይፈልጥን ናይ አስመረት ብጣዕሚ እዩ ገሪሙኒ አድኒቐያ ከአ አርሰናል ስታድዩም ካብ ገዛይ ብእግርኻ ማለት (walk) ጌርካ ኢኻ ትኸይድ ወደይ ደጋፋይ ናይ አርሰናል አለኒ ቡኡ ክንሐልፍ ከለና ክን አቱ ቶር ክንገብር ክንርእዮ ብዙሕ ግዜ ይሓተኒ አነ ድማ ኪድ ሃለውልው ስራሕ መአስ ሲኢነ ይብሎ አስመረት አይትስማዕ። ሕጂ ግን ነስመረት ክብል ክሐስበላ እየ ናብ ኤርትራ ምስምጻእኩ ከአ ክርኽበኪ እየ ምዓረይ
Aboy Adey gedifkas, fatherey motherey elka zereba alo 😌😌
She is right ✌️
ኣቲ ብርኽቲ ሓፍተይ ከምዚ ጌርኪ ፈጣ ሪኺ ተተምልኪ የሱስ ተትፈልጥ ብዙሕ ሓጎስ ምሃለወኺ ንዘይፈልጡኺ ተምልኪ ኣነስ ኣደንግጽኺ ምሕረት የውርደልኪ ምስትውዓል ይሃብኺ, ❤
Yoni Abadit nafknaya
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጓል ሰሌ ሽኮር ጋነራዊት
Hji Grim melsi Arsenal 🎉Eritrin tray ena zeyntikae::😅🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
yeni Hawey edmen tanan yhaba n abadit amxalna❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Abadit amixalna
Asmeret gual Solomon gebreleul and gual mizan demoz ahh gualzom teumat sedra metabiti kera 44 sefer kulom family azekirkeni edemen tenan yehabki asmir mis muluat sedraki
Hi yoni please ne Abadit Zetemxelna Abnetawi ade.
ዮናስ ንኣባዲት ግዳ ዘይተምጸኣልና
ዮናስ በቲ ፍሉያትን ብሉጻትን ኣሕዋትና ፈቲሽካ ብምቅራብካ ነመስግን ቀጽሎ መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ከይትዛነ በርትዕ ኣጆኻ፡
ኣስመረት ድማ ሓንቲ መዓልቲ ኣድናቂት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ኮንኪ ክንሪየኪ ተስፋ ንገብር፡
ንኹሉኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ወዲ ጊለ
ኣስሚረይይይይይይይይይ ጥዕምቲ መልሓስ ኣቲ ጓል ክቡራት እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ዝረኣኹኺ ዝያዳየ ዘመደይ መዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢ናፊቀኪ 😢😢😢😢😢😢 ሓፍትኺ ልዋም መስፍን ክፍለ😢😢😢❤❤❤❤
Ayewe baba Solomon and mizan teumat gorbabetena Addis Ababa azekiratni
ዋውውውው ደስ ክትብል ጋል ማሕበርና ኣርሰናዊት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቕ ደገፍቲ ኣርሰናል ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ኣይትሕመቑ በሉ😂😂
ኣባዲት ኣምጸኣልና ዬናስ በጃካ
አብ ልእሊ አምላኽ ቃል ስዕሊ ምጥቃዕ ግን እንታይ ይገልፅ ?
ማይ ዘይጣዓመት ደጋፊት ናብ ሜዳ ወጺያ ተዛሪባ ክደይ ኣላ ስምዒታ ኣብ ውሽጣ ጌራ ትኸይድ
ንበዓል ኣባዲት ሰሚዕካ ትመሃር ትምዕብል ትህነጽ ባህልኻን መንነትካን ተዘክረካ ብኡነት ናይዚኣ ግን ብልዓክስ እዩ
ኣባዲት ንበል ኣባዲትት, ኣባዲት
ዋዉ ምቅርቲ ሰብ ንምድናቅ ሰብ ምዃን ጥራይዩ ወዲ ጓል ዝባሐል የለን ስምኢትካ ምግላጽ እዩ ።አዚያ ሽኮር ዝኾነት ሰብ ግልጽነታዩ ዘርእየካ ሰልፍኮንፊደንሳ ላእሊ ።ምሕረት የዉርደልኪ ምቅርቲ ጓል ኤረይ ዮኒ ሐቂዩ ገለ ዝቀሰምናዮ አሎ ሰብ ከይብለኒ ከይበለት ስምኢታን ድሌታን ዘይትሐብእ ነጻ ሰብ ምዃና ።ብዙኻት ዋላ አንጻራ ይኹኑ እቲ ብሕጻንነታ ምስ ወላዲአ የሕዋታ ትገብሮ ዝነበረት ሕጂዉን ትቅጽሎ ምሕላዋ ስሚኢታ ዘይምሕባአ ንብዙሐት መሐሪዩ ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ዮናስ ነዘን ኣንስቲ ንክለን ፈትሸን ማዓት ወናማት ደገፍቲ እየን ዘለዋ ናይ ኣርሰናል ብፍላይ ቡዝሓት እየን
ኣነ ንባዕለይ ደጋፊት ኣርሰናል እየ ጸወታ ኣይሓልፈንን እዩ። እንተ ሓሊፉኒ ከኣ ኣብ TH-cam b highlights ይሪኦ።
❤❤❤❤❤
የቀንየልና ክቡር ጋዜጠና ዮናስ አዚ ካ ፍልይ ዝበለ ኣዛናይ መደብ ይቀንየልና ።ሰብረ ኣርሰናል
እዞም ኣምቸ ክነፉዑ ምዓት እዮም ንኣብነት ኣብዚ ቻፕዮን ኤርትራ ናይ ጉያ ዝትንትን ዝነበረን ኣሰልጣንን ኣምቸ ኢዮም❤❤❤
ኣምቸ አኮ አሪትራውያን አዮም ክክክክ 😂
Bitami zibuq medeb ziyada nexa kona mziraba des tibileka ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Oh my gosh so sweet admaratay ,my son and husband they are crazy with arsenal
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Skorna
Ewae mezenay ane ab dege aleku 1978 ab Eritrea bfrenji tewelide ab 2000 kea 13 zur weride elul azye afkari xulul degafi Arsenal eye Eti agatamitat gn gerimni ❤❤ Love you xbqti ftret mezenay ❤❤❤❤❤kab teqemeti Germen
Dewilela hagza ane kea misaka ❤
100 Hawilela bshim temesasali tarikum
ንፍዕቲ ሰበይቲ ደስ ክትብለኻ ኩዕሶ ፍቅሪ ዩ ኣብ ደምኻ ኣትዩ ነናሻዕ ነታ ትድግፋ ጋንታኻ የናፍቐኻ: ኣነ ሕጂ ሕሩር ደጋፊ ማንቼየ እየ 😘😇
The gunners!❤❤❤❤❤
ኣይይይይ ግደፋኒ እስኺ ሰብኣየይ ኣሎ ኣርስየ እንተተሳዒራ ድራር ኣይ በልዕ ኣይዛረብ ስቅ ኢካ ትብል ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😅😅😅
The very next time I visit Asmera, I love to watch Arsenal games with Asmeret. Go Arsenal👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
Mekeret ❤ edmenteenan yihabki
Waww des ketebeleka,,, shikor 😂 enjoy your life konjo!
oh my gosh so sweet admaratay my son and husband they are crazy with Arsenal This Best 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you Yonas it is very interesting. Viva Manchester United.!!!
ሰላም ዮናስ ፡ ኣነ ካብ ዝገርመኒ ሲ ኣስመረት ከምዚ ናተይ ኣዝዩ ስሚዒት ዘለዋ ኣብ እርሰናል
ኣብ ዝኮና ሓንቲ ምካና ኣዝየ ኣድኒቀያ ።
ቀጽልዮ ኣጆኪ ❤❤❤
Yon i hawna bimejemerta edmen tienan yihabka amilak mis sidraka bimkxal bejaka bejaka in gidey amxalna 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🙏🙏🙏
ምግሳም ውን ኣሎ እወ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Abadit amxalna yonas ayxegebnan😍
Welcome deqi Erey shkorinatat 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
🎉Grate Sister.
God Bless you
Tegermy eqy bezaiba nay hagerna ke entay restored aleky bela❤
Edmen tenan yhabki asmeret❤❤❤
Viva Arsenal አነ እውን ከማኺ እየ ዕሉል ደጋፋይ:: ቀጽሊዮ
nabadit amxalna bejaka
Welcome deqi rimey 💕💕💕
Good job 👏 Yoni. Gn please Ne Abadit Part 3 Akrbelna
ዋንጫ ክንወስድ ኢና ኸአ ትብል። አበይ አለኻ ዘይበልዎስ አብዚ አለኹ
ዮኒ ብጣዕሚ ነመስግነካ
Asmir agoki keslyo 🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹
😂kkkkkkk weweldaharyatka lake eway xegam aby kemdla ko ayfeltewa mesknyti Betxolet serhiki egzabhier amesgeni bezuh hagos bereket ketrkbi eki yonas😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤ zeyteftsha yeblkan wawww edman tenan yehbka
Asmir kef alewa.
Kef zelewa gal ❤
Good job🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Edmen tienan yhabki shkorina ane degafi chelsea eye zmesie amet kea nhna ena knwesda
Dess kbleka zerebaa amche kkkkk abadit amxalna pls btaemi ena nfetwa
Viva amche❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Yoni hawey gexat hiwet fetishika temxaalna zeleka meglexi yebleyn neaqa btaemi Thankyou Asmeret haftey shkor adniqeki Amchetat kulu negerom comfort zkone Alem eyu zelewom. Klu gze ktihigosy menty Arsenal klu gze ktseer alewa 🙏🙏🙏😂😂😂 ❤❤❤.
ዋይ ቆለ ይገርም❤❤❤😂😂😂
eway nay sport smiet zeyfelete yfleta tum kea ❤❤❤❤
Tsubuk medeb
Yonas good job
Asmray konjo ❤❤❤
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
ሶሪ እስፖርቲ ምፍቃር ጽቡቅ እካ እንተኮነ ግና እዛ ሓፍትና ኣደኮይና እያ ኣብ ኣታሕዛ ደቃከ ደቃ ብደረጃ ትምህርቶም ኣምንታይ ኣለዉ እንድሕር ብትምህርቲ ይኩን ብካልእ ስነምግባር ኣብ ምንታይ ኣለዉ
ኣርሰናላዊት...👍👍ኣነውን ከምዚ ናትክ ካብ 2001 ኣብ ዓሰብ ዝጀመረ ፍቅር ክሳብ ሕጂ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ውን ኣርሰናል እዩ መዝሙረይ. ናይ ኣርሰናል ፍቅሪ ፍሉይ እዩ ❤❤❤
Skorina gal erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዬናስ ሎሚ ኣብ ዘይሞያካ ኣቲካ 😂😂😂😂
We love you Eritre 🇪🇷 ❤
😂😂😂😂😂
Ok ሰላም ደቂ ኤረይ ኣዴና ደጋፊት ኣርሰናል ኮንካ ከይደቀስካ ምሕዳር ኢዩ
ኣርሰናል ማለት ንግዲ ትሰነይ ማለት ኢዩ
ብዝኮነ ስምዒት ኩዕሶ ምህላውኪ ጽቡቅ ግን ኣርሰናል ምድጋፍ ማለት እንዳሓለምካ ምሕዳር ኢዪ❤❤❤❤
Eway ሸታን ደቂ ሰባት ተካሳሲሩ ክክሶ
Asmirey yene qonjo edmen tinan yhbki anwen btemi iye smite zeleni ane gen ab xbuq zxawetu tray iye ab hde mtkel ybleyn asmir gna nby. Nki iki anbesiti kmaki ylen 🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷
Ca you please bring Abadit.
Abadit ina ndeliii
Yes exactly
Ewe yeak😂😂😂
Abadit ❤❤❤❤❤❤ please
Yoni hawey bijeka nabdit amxañin ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nabdit amtsalna pls🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ሓቅኺ ኢኺ ኣነ ንኣርሰናል መደገፍየይ ንኣርሶን ቨንገር ፈተዮ ደጋፊ ኮኡይነ ናቶም ኮይነ ንሱ ምስ ተቅውየረ ግን ገዲፈዮም ስምዒት እኮ ኣይህበኒ kkkk
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯
ፎርቶ ደኣ ቦኽሪ ኣርሰናል ሕስስ ልደ ኣርሰናል m
Weyyyy gud!!! Seb deqey ! Anti gualey kem Amlak amlikiyom beqa.....kakkkkk Kakkkk....
Betami eyu Zighermeni Anee si zeytifeliyom sebat si mdghaf mqiwam.
Emnerki entay eyu?
Nay Tselot Gizie yeblikn malet eyu..
Owwww des ktbleka shkor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አህህ ኣበይ ኣለኻ ዘይብሉኻስ ዘገርም አዩ ዘይትጽበያ.። ኣነስ ናይ በዓል ናቱ ቢንያም ተጸብየ ነይረ 😂😂
😂😂😂😂😂 des ktbleka eza sebeyti.seli nay texaweti meliata geza🤣🤣 Ane ka kueso xelaeku
Eway anes xbuq gere keman ayfeltemn eye😂😂😂
ኣብ ኤርትራና ካብ መጀመርታ 2000 ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ ኣርሰናል ወይ ማንዩይይትድ ዝብል ደስ ዘብል ስሚዕታዊ ደገፍ ተፈጢሩ ኢዩ ስለዚ ኣስመረት ክብሪ ዝግብኣ ቲፊዞ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝፈትውዋ ኣርሰናል ምኳና ቀጽልዮ በልዋ።
ብስም እዛ ኣደ እባ፡ ኣድሊኒ ኮይኑስ ሳብስክራይብ ግብሩለይ❤❤❤❤❤❤ love u all
Emo yelen 😂😂😂😂
@@Huwetghebreamlak ክክክክክክክ እውይ ሰፊፍካያ ክክክክክ ስእሊ መልኣኽቲ ጌርካስ፡ ኣምላኽ ክጸልኣካዩ ክክክክክክ
ok kngebrelka ena
Yes arsenal ❤
❤❤❤❤❤Asmye aynet ❤❤❤❤
Yonas nAbadit Amxalna bejaka
❤❤❤❤❤
aziye adnikeya nfti bflay degafit liver pool tetikoni 🎉🎉🎉
Mesati🎉❤
አስሚር ሽኩር
❤❤❤❤❤❤❤kemey rekibe alku temesgen
Good bless you ❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
ወይዘሮ አስመረት ሰለሞን ፦
ባዕላዉን ዝተቀበለቶ " ጽልልቲ " አፍቃሪት ናይ አርሰናል ጋንታ ተጻወቲ ኩዕሶ እያሞ ምሕረት የዉርደላ ።
- ወይዘሮ አስመረት አርሴና አብ - ዘዝተሳዕረትሉ ሓዚና ( ሓሚማ ) ንነብሳ ስለ ዝጎድእ ።
- ወይዘሮ አስመረት ብስዕረት አርሴናል ሓዚና : አብ - ኻልኦት ሰባት - ኮነ ስርሓ ወላኳ ብተዘዋዋሪ ጽልዋ ዘሕድር እንተኾነ ብቀጥታ ዘይምብዳላ ግን ከም ጽቡቅ ክጥቀስ ይክአል ።
-ከሉ ነገር ብዓቀን እንተኽይኑ ጥራሕ እዩ ዘድምዕ ።
- መድሀኒት እዉን ካብቲ ሓኪም ዝአዞ መጠን እንተበዚሑ ፣ ንዝነዉሕ ግዜ ተወሲድካዮ : ክቀትለካ እዉን ይኽእል እዩ ።
ብመጀመሪያ። ንዮናስ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ከሙኡውን ብጣዕሚ ንፉዕ ፍልይ ዝበለ ነገራት ዝር አኻለን ሰባት ምቕራብካ ብፍላይ ድማ ናይ አስመረት ሐፍትና አብ ሕብረተሰብና ከምዚ አሎ ድዩ ዘብል እዩ አነ ብውልቀይ ኤርትራዊት ጋል አንስተይቲ ክሳብ ክንድዚ አፍቃሪት ኩዕሶ እግሪ አላ ኢለ ገሚተ ሐሲበዮ ውን አይፈልጥን ናይ አስመረት ብጣዕሚ እዩ ገሪሙኒ አድኒቐያ ከአ አርሰናል ስታድዩም ካብ ገዛይ ብእግርኻ ማለት (walk) ጌርካ ኢኻ ትኸይድ ወደይ ደጋፋይ ናይ አርሰናል አለኒ ቡኡ ክንሐልፍ ከለና ክን አቱ ቶር ክንገብር ክንርእዮ ብዙሕ ግዜ ይሓተኒ አነ ድማ ኪድ ሃለውልው ስራሕ መአስ ሲኢነ ይብሎ አስመረት አይትስማዕ። ሕጂ ግን ነስመረት ክብል ክሐስበላ እየ ናብ ኤርትራ ምስምጻእኩ ከአ ክርኽበኪ እየ ምዓረይ
Aboy Adey gedifkas, fatherey motherey elka zereba alo 😌😌
She is right ✌️
ኣቲ ብርኽቲ ሓፍተይ ከምዚ ጌርኪ ፈጣ ሪኺ ተተምልኪ የሱስ ተትፈልጥ ብዙሕ ሓጎስ ምሃለወኺ ንዘይፈልጡኺ ተምልኪ ኣነስ ኣደንግጽኺ ምሕረት የውርደልኪ ምስትውዓል ይሃብኺ, ❤
Yoni Abadit nafknaya
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጓል ሰሌ ሽኮር ጋነራዊት
Hji Grim melsi Arsenal 🎉
Eritrin tray ena zeyntikae::😅🇪🇷
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
yeni Hawey edmen tanan yhaba n abadit amxalna❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Abadit amixalna
Asmeret gual Solomon gebreleul and gual mizan demoz ahh gualzom teumat sedra metabiti kera 44 sefer kulom family azekirkeni edemen tenan yehabki asmir mis muluat sedraki
Hi yoni please ne Abadit
Zetemxelna
Abnetawi ade.