ኣምላኽ ብሕልሚ ጽቡቕ ጥራይ ዲዩ ዘርእየካ ? መልሲ ንነጃት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 133

  • @segenlove4142
    @segenlove4142 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሞጎስ ሐወይ አጆኻ ሀዋርያ ማዓረግ ንበዓልከማኻ ተብዓት አገልገልቲዩ እግዚአብሄር ሂቡ። ጎይታ መመሊሱ ይባርኽካ 🙏🏽💕

  • @lizbuch5031
    @lizbuch5031 2 หลายเดือนก่อน +2

    አጆኻ አጆኻ ሞጊየ ብሩኽ ሰብ ኩልና እታ ሐቂ ንዛረበላ ስቅምባል ይአክል ኤረትራውያን አሕዋትና ድማ ምጽራፍ ንግደፍ ጾሎት ንግበር እዝግዮ ንበል🙏🏽

  • @TsgeredaMesgna
    @TsgeredaMesgna 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዎውር አብ ሚዶይ ክትጋላሽ እንዳውዖልካስ ንስካስ እምላክ ክርኢካ ሐሳዊ ንዕካ ይግበረልካ ለክባጥ

  • @KaramAhmed-gs8iq
    @KaramAhmed-gs8iq 2 หลายเดือนก่อน +1

    ምህረት ይግበረልካ ጽቡክ ናይ ኤርትራ አንተለካ ገዛካ ኣጺካ ጸሊ አዚ ግን ካል አ ኣጀንዳ ኣለዎ

  • @afamiayemane8301
    @afamiayemane8301 2 หลายเดือนก่อน +2

    You are right I appreciate you. You are apostle of old testemon

  • @አመተ
    @አመተ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ እቲ ዘህዝን ወንጌል ኣባኩም ምስዉደቀ ነፋጥ

  • @zaidteklay67
    @zaidteklay67 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ ንክንጺሊ ኢሉ ብሕልሚ ወይ ብነብያት ይዛረብ ስለዚ ክንዲ ምጽላይ ክንነቅፍ ንውዕል ዝገርም እዩ ተባረክ ሙጌ ሓወይ

  • @kibronesaq9893
    @kibronesaq9893 2 หลายเดือนก่อน

    Ajoka bruk seb God told me that already the spirit of Elijah is in you. And God would show you more dreams and visions about nations. Keep up by praying and fasting , you are one of the anointed in Eritrea .

  • @edentekleab2042
    @edentekleab2042 2 หลายเดือนก่อน +4

    Mogos hawey everything you are saying is true.

  • @efremhaile5766
    @efremhaile5766 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ይባርኽካ ሞጎስ ብሩኽ

  • @tsegaytea
    @tsegaytea 2 หลายเดือนก่อน

    እግዛብሄር ብፍላይ ነቲ ጥፍኣት ምእንቲ ክንጽሊ የርእየና ነቲ ጽቡቅን በረኸትን ግን ሃንደበት ይመጽኦ ከም ሓለምቲ ነበርና ዶ ኣይኮነን ዝብል:: ንመጠንቀቅታ ቀንዲ ትሰምዖን ትጽልየሉን::

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 2 หลายเดือนก่อน +1

    400 እስርቤት ብዝይ ፍርዲን ፍትሕን ኣብ ሓደ ሃገር ሕብረተሰብ ሓጋጊ, ፈጻሚ, ፈራዲ, ክህሉ ኣለዎ ዋላ ዉን ዝበደለ ኣምህርካ, መኽርካ ኢኻ ተዕርእዮ እምበር ኣብ እስርቤትን 55 ዲግሪ ሰንትግሬድ ኣብ ኡ ክተብልዮ እንድዒ ከምዚ....

  • @gezenatips
    @gezenatips 2 หลายเดือนก่อน +2

    God bless you 🙏🙏🙏

  • @keletatecle8620
    @keletatecle8620 2 หลายเดือนก่อน +2

    መልአኽትኩም ኩሉ ጊዘ ኤርትራ ከምዚ ኪትከውንያ ፕረሲደንት ክንደይ ጊዜ ዘየሞትኩሞ ብዛዕባ ወያነን ግን ሰብ ጽቡቀይ ኢዮም ኢልኩም ትዛረቡ አዚ ኩሉ ህልቂት ናይ ወያነ ግን ኣየርኣየኩምን

  • @ttek9180
    @ttek9180 2 หลายเดือนก่อน

    አጆኻ ምጎስ ወደይ ነዞም መጽረፍቲ ወንጌል ብስጋዊ መንፈሶም ዝተሳዕሩ አመንቲ ኢና እንዳበሉ፣ ብኽትጥሕስ ኢኻ ክትህብትም ኢኻ ብዓል ጸጋ ኢኻ ቅብአት አለካ እንዳበሉ ንአመንቲ ዘሳኽሩን ዘጋግዩን ወይለኦም!!!!

  • @lovejesus9471
    @lovejesus9471 2 หลายเดือนก่อน

    100% True

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብሩኽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዉ ነብያት ይኹኑ ኣቦታት፡ዝንበይዎ ይኹን፡ዝሓልምዎ ብልክዕ ግዜ ማለት መዓስ ከም ዝፍጸም ይነግሩ እዮም።ሕጂ ናይዚ ሓሊምካዮ ደለኻ ሓላፍነቱ ንስኻ ኢኻ ትወስደሉ ኣብዚ ጸገም የለን ግን ግዜ ብልክዕ ምቕማጥ ግን ኣይትፈትውዋን ኢኹም።

    • @MedhanieBerhane
      @MedhanieBerhane 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሓወይ ሕልሚ ምርአይካ ዘይኮነ አጋላልጻኻ እዩ ንሰብ ኖርማል ኮይንዎ አብክንዲ ሓዘንተኛ ኬርለስ ኮይንካ ህዝቢ ይጠፍ አሎ ኩናት አሎ እዩ ራኢካ እቲ መግለጲ ብንብዓትን ጋህን ክኸውን ኔርዎ ሓውሲ ፖለቲካ ይኽውን እሎ እቲ ትንቢት ህዝበይ ካአ እስከ ዝተባሃልዮ ንገብር ንጸሊ ተኾይኑ ንጸሊ ንጱም ሆሆ ትርጉም የቡሉን

    • @SaraTsegiy
      @SaraTsegiy 2 หลายเดือนก่อน

      Nebi zbehal mogos hawey kunetat endakmes poleticanatat skftomn tntana tatom ms semaeka kab midya aykonen nebi zbel nebi
      keyray eyu znbe knee kelo kea
      Btkkl kab amlak zreaye kemtom nebyat ab meshaf kdus zelewo brown selotn nhzbi hizom eyom zslyu enber abmidya endamese selyu endabele aykonen zwel
      Meejemeriya neger naka ente negiruka nska ekul eka nerka ktglbto amlak nwere aykonen znegreka nktserh eyu
      Mogos hawey nay hagernan nay Ethiopia n nebi zeykone selyu neti when werewgen neti sdetn dknetn kertetn zglbtelna ena ndely zelena
      Emo mogos sk elka sely ezi nay hagerna guday wela hanti nebi ayedlyon eyu nebi zedly nhbue guday eyu nay hagernan Ethiopia n gn ghud eyu zedly zelo fewsi zemse eyu
      Eti zehzn gn abkndi ab mehalewika dew elka mslsy ab leli hagerka mart mgbar eyu mkngatu bemnet dew zbl seb wedefdef aybln eyu mogos hawey sbuk yelekan mknyatu hansab amakari konka adis abeba zelekum wsu wge keykewn tbl hansab nsely tbl hansab halftime tbl
      Emo bejakum nezi krstna mesrefi aytgberwo tsly tekonka sk elka sely aminu zsly mart aymartn eyu hji tray bzuh hatewtew eka tbl zeleka
      Endhr mslay dekimuka netom zslyu gdefelom zsly amunu ayu zsly adis abeba zeleku wsu aybln eyu
      Ane Hade neger kmekreka sk elka sely

  • @raheltsehaye1852
    @raheltsehaye1852 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka moges hawey amelak mesaka eyuuu❤

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕሞ እንተ ዘይሓለምካ ዋላ ጸገም የብሉን እግዚኣብሄር ሕማቕ ከምዝመጽእ ክነግር ክርሎ ህዝቢ ምእንቲ ክንሳሕ እዩ። ሞጌ ከኣ ሓንሳእ ክልተሳዕ እንተ ተዛሪብካ ንዘዝመጸ ክትምልስ ግዜኻ ኣይተባኽን ግደፎም ጸጋኻ ሓሉ። ኣገልገልቲ ዝመስሉ ግን ከኣ ዘይኮኑ ብዙሓት እዮም። ኣመንቲ ኢና በሃልቲ ካእ ይትረፍ ነቶም ልዕሊ ዕስራ ዓመት ኣብ ጸልማት ተኣሲሮም ዘለዉ ምሓሰቡ። ንክርስቶስ ዘሳድድሲ በየናይ ተኣምር እዮም ዝድግፍዎ እዚ ካልእ መንፈስ ክኸውን ኣለዎ።

  • @tesfa4608
    @tesfa4608 2 หลายเดือนก่อน

    ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ፡ ዝብል ቃል ነዞም ኣመንቲ ኮይኖም ዝጻረፉ እያ ተባሂላ። ኩሎም ነብያት እግዚብሄር ዝበሎም እምበር ባዕሎም ኣይኮኑን ዝንበዮ፡እዚ ማለት እቶም ሓቀኛታት ነብያት ማለተይ እዩ። ኣለዉ ከኣ ክትነፍር ኢኻ ክትጥሕስ ኢኻ ዝብሉ እዮም በዚሖም።
    ስለዚ ሞጌ ሓወይ ignoring for their critics and move forward.🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @tsegaamanuel8463
    @tsegaamanuel8463 2 หลายเดือนก่อน

    Tebarekeley

  • @TsgeredaMesgna
    @TsgeredaMesgna 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሐሳዊ ልክባጥ

  • @SamsonTsegay-fj4ev
    @SamsonTsegay-fj4ev 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Mogos ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fretaabraha1268
    @fretaabraha1268 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙

  • @smilesmile2096
    @smilesmile2096 2 หลายเดือนก่อน

    GOD bless you 🙏. 🙏 brother

  • @yohannes4122
    @yohannes4122 2 หลายเดือนก่อน

    Mogos hawey Goyta yibarkka, hizbey Sean filtet etefie. Haki eyu nitseliy hizbi Amlak, Amlak ni hizbna sile zhalyelu kedimu bibarotu yigelix alo. Tsom tselot niwsed yehwatey bejakum. Tebareku🙏

  • @Yeshuaislord-g5u
    @Yeshuaislord-g5u 2 หลายเดือนก่อน

    Galatians 1 ትግ - ገላትያ
    10: ሕጂኸ ንስብዶ ወይስ ንኣምላኽ እየ ባህ ዘብል ዘሎኹ፡ ወይስ ንሰብ ከሐጕስ ድየ ዝደሊ ዘሎኹ፡ ገና ንሰብ ከሐጕስ እንተ ዝብልሲ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን ነይረ።

  • @LuwamBaryagabir
    @LuwamBaryagabir 2 หลายเดือนก่อน

    God blessed

  • @ShewitWerede38
    @ShewitWerede38 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak ybarka hawna Mogos

  • @lovejesus9471
    @lovejesus9471 2 หลายเดือนก่อน

    God bless you brother 🙏🏾

  • @የሚያደርጉትንአያውቁትምና
    @የሚያደርጉትንአያውቁትምና 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አንበሳ አኽ እዚ ሕዝቢ ተፈዊሱ ኢዩ ንሃደ ዲክታቶር ዘምልኽ ሕዝቢ ኢዩ

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 2 หลายเดือนก่อน

    ምሕረት የውርደልካ ናብ ልብኻ ይምለሰካ ሓወይ
    እቶም ቅዱሳን ነብያት ኣቦታት እቲ ቅድስኖኦም ብቐልዲ ፡ ኣብ ስኔማ ኤርትራ ፡ኣብ ኣደባባይ መኣኽቦ ዝተቐበልዎ ጌርኩም ትሓስብዎ ኣንታ ግደፉ ዶ በጃኹ ናብ ልብኹም ተመለሱ።

  • @godloveseveryone1765
    @godloveseveryone1765 2 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you more and more Mogos hawey 🙏

  • @hewan1183
    @hewan1183 2 หลายเดือนก่อน +1

    I honestly question Nejat and her Christianity ?
    Speak the truth and don’t be afraid my brother! You are telling the truth!!!
    You are being the true Christian and keep it up!!

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 2 หลายเดือนก่อน

    ንሓቂ መስክሩ ሓቂ ሓራ ክተውጻኩም ያ ብዘይ ፍርዲ ንዝኾነ ሰብ ኣይትሰር ኣብ ቕድሚ ኣምላኽ ከጠይቀካ ዩ ቃል ክቡር ኣቦና ጳጳስ ኣንጠንዮስ ሓያል ህዝቢ ዝባሃል ኣዝዩ ዘስተውዕል ዓመጽ ዝጽየፍ ንፍትሒን ሕጊን ዘቕዉም ዩ ጽጉማት ዚሕግዝ,ስደትኛታት ዝዑቁብ ንሓላፍ መገዲ ዝሕድር ማይን መግቢ ዘቕርብ ዩ ሕብረተሰብና ግን ሞት ዝምነ, ኩናት ዝናፍቕ, ሰላም ዝጽየን, ስደት ዝሃርፍ, ብኣምልኾት ጽዓዱ ዝሓረረ ኣፍሪቃውነቱ ዝጸልእ ጃህራን ፈኸራን ዝታጠቐ ሰብኣውነቱ ዝቐተለ ኣምላኽ ዉሑዳት ጥዑኡያት ኣምላኽ ይርኣዮም እምበር መገዲ ጥፍኣት ሕዝናዮ ኣሎና ይስተረና

  • @surimelody8100
    @surimelody8100 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nehna abeya kedna ena neakum zengrkum da nehna menfes amlk yeblnan deu

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 2 หลายเดือนก่อน +3

    መንፈሳዊ እንተኾንካ ምድሪ ምድሪ ኣይትጠምት ስጋውያን መንግስተ ሰማይ ኣይወርስን ኢዩ

    • @jesusislord.9123
      @jesusislord.9123 2 หลายเดือนก่อน

      Abey mexhaf anbibkayo ab midri konina haki mzrab hatyat aykonen

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 หลายเดือนก่อน

      @@jesusislord.9123 ካብ ቃል ኣምላኽ ወጻኢ ኩሉ ሓሶት ኢዩ

  • @amenrahel962
    @amenrahel962 2 หลายเดือนก่อน

    Anta moge hawey zireakayo, zisemeakayo twzareb ajaka ,eti abi amlak msaka iyu❤

  • @mdhanwbet940
    @mdhanwbet940 2 หลายเดือนก่อน

    Nejat
    Ksha resaya !!

  • @muhurhadu6896
    @muhurhadu6896 2 หลายเดือนก่อน

    ሞግየ ሓወይ ብዙሕ ኣይትገደሰሎም እት ትዛረቦ ዘለኻ ምዕዶ ሓቂ ከም ዝኾነ ይፈልጥዎ እዮም. ስለዚ ሓይልኻ ኣይተጥፍእ , መዳኸምቲ እዮም , ንስኻ ናይ ውሽጥኻ ጓሂ ትዛረብ እቶም መላገጽቲ ከኣ የላጉጹ ኣለው, ሶለዚ ቡዙሕ ኣይተመልሰሎም , ግን ኣጆኻ እህህ ዝብሉ ተረፍ ኣለው.

    • @weynits571
      @weynits571 2 หลายเดือนก่อน

      ሰላም እምላኽ ናኣኻ ሞጌ ሓወይ,ጎይታ ክጥቀመልካ ስሌዝረኣንካ ክብሪ ንኣምላኽ ዪኹን,አቶም የንቆልትን ደጌምትን የአጢቁካ ነበረ፡በጃኻ ምስ ሰብ ግዜኻ ኣይተጥፍአ ጎይታ ይባርክካ ❤🎉❤🎉❤🎉

    • @weynits571
      @weynits571 2 หลายเดือนก่อน

      Romans 8 ትግ - ሮሜ
      33: ነቶም ሕሩያት ኣምላኽሲ ዚኸሶም መን እዩ፧ ኣምላኽ እዩ እቲ ዜጽድቕ።

    • @weynits571
      @weynits571 2 หลายเดือนก่อน

      ኣምላኽና ኣቢዩ ኣጆኻ ኣብ ቃሉ አሙንዩ ንዝኣመኖ ንሕና ጥራሕ ኣብ ቓሉ ንጽናአ የሕዋተይ❤🎉❤🎉❤🎉❤

    • @weynits571
      @weynits571 2 หลายเดือนก่อน

      John 15 ትግ - ዮሃንስ
      7: ኣባይ እንተ ጸናዕኩም፡ ቃለይውን ኣባኻትኩም እንተ ሐደረ፡ እትደልይዎ ዘበለ ትልምኑ እሞ ይዀነልኩም።

    • @weynits571
      @weynits571 2 หลายเดือนก่อน

      1 Timothy 2 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ
      1-2: እምብኣርከ ስለ ዅሉ ሰብ፡ ብዅሉ ኣምልኾን ምርዛንን ሃዲእና ብዘይ ህውከት ምእንቲ ኽንነብርሲ፡ ስለ ነገስታትን ስለ ዅሎም መኳንንትን ልማኖን ጸሎትን ምህልላን ምስጋናን ኪግበር፡ ቅድሚ ዅሉ እምዕድ አሎኹ።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @TesfamariamGhide
    @TesfamariamGhide 2 หลายเดือนก่อน

    My brother I have messages from God
    Word by word please how can I meet you God blessed you my brother

  • @Mezamur
    @Mezamur 2 หลายเดือนก่อน

    mogos hawey kintsliy ena ajoka hlmi tnbitnnn kulu seb
    zikibelo aymselika bertiaaaa ajoka amlak ybaarka

  • @sabatesfu8551
    @sabatesfu8551 2 หลายเดือนก่อน

    Mongoye hawey please if you see on your dream that bad dream just pray did you see on your dream what you tolking now? If not just leave what you doing and blame each other what ever people says ignore them pray pray pray pray pray natka giber tirah please we need to to do our job as Christian please please

  • @keletatecle8620
    @keletatecle8620 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሞጎስ ቅድም አቲ ጥዑይ ትምህርቲ አምነት አሞ ሓዝካ ሽዑ ክትነቅፍ ጽቡቅ
    ንስኻ ግን ሰብ መንፈስዩ ዝብል ትምህርትካ ሰብ ሰብ ምካኑ ስጋ ነፍሲ መንፈስ ከኣ ከም ዘለዎ ካብ ባባካ ብጹአ ተመሃር

  • @temesgenisaak5308
    @temesgenisaak5308 2 หลายเดือนก่อน

    Mogos jgna nay lomie bente andaharka eyom zexeluka . Mogie hawey jgna ketselo goyta ybarek

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 2 หลายเดือนก่อน

    ሞጎሰ ሐወይ ናይ ሰብ አይትገደሰ ምከንያቱ እቲ ሀገርና ዘሕለፍዎ ዘለዎ እኳ ጹቡቅ ከምዝለዎ እዩም ዝገልጹ ሰለዚ እዝኒ ዘለዎ ይሰማዕ እንታይ መከሰብካ ሕማቅ ከትዛረብ ሰለዚ ደሐን ከይንሰማማዕ ተሰማሜዕና ብዙኩነ ጎይተ ይባርክኳ🙏🏾💕

  • @freweinimehari2482
    @freweinimehari2482 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @YonatanBerheMN
    @YonatanBerheMN 2 หลายเดือนก่อน +2

    ልቢ ዝምርምር ኣምላኽ ህያው እዩ።
    እምበር ናትካ ነገርሲ ግልጺ እዩ ናይ መን ወገን ምኻንካ።

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 2 หลายเดือนก่อน

      ሓቅ ካ

  • @mdhanwbet940
    @mdhanwbet940 2 หลายเดือนก่อน

    Mejat anibiba keman atkeln

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 2 หลายเดือนก่อน

    Ati blhatka bhaqi adiu zesekf !
    Aten hagerat kbeasa ykala iyen ilka. Zhasebkayo bleti zesasekayo hlmi iyu. Gele setan kinat tewela amo xbah ngho negirekum nere adiye ktbl hei zhalemkayo iyu. Bzkone bmhretu yrayena hageratna selam yewrd

  • @HanaAsnake-uc8sh
    @HanaAsnake-uc8sh 2 หลายเดือนก่อน

    Hasawi eska goyta aytfelton eka

  • @Lemmeyoh4312
    @Lemmeyoh4312 2 หลายเดือนก่อน

    Negative people will always have something to say. But it doesn't mean the words hold any truth
    ERITREA WAYMOT 🇪🇷💯🙏

  • @bmmehari4577
    @bmmehari4577 2 หลายเดือนก่อน

    7 /28/2024 is it which’s colander

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 2 หลายเดือนก่อน +5

    ጎይታ ባኣኻትኩም ከምዝጅምር ፍለጥ ኣብ ኤርትራ ዝሞተ ብጸላእቲ ዝተገዘኣ የኣኽሎ ንስኻን የማነን ግን ሓሰውቲ ነብያትን መምሃራንን ማዓልትኹም ተጸበዩ ተነስሑ ባኣኹም ከይጅምር መንፈሳዊ ገዲፍካ ናብ ዓለም ተመለስ ተበላሽኻ ኣለኻ መን ክእትወኩም ናብ ኤርትራ ዳኣ መንግስትናን ሃገርናን ህዝብናን ጎይታ ይባርኽ መጽሓፍ ቅዱስ ተንብብ እንተትኸውን ኣይምተቓውምካን ኔርካ ጎይታ ብስመይ ክትስደዱ ብስመይ ክትእሰሩ ብስመይ ክትሞቱ ኢዩ ኢሉና ንስኻትኩም ግን ኣንጻር ቃል ኣምላኽ ትኸዱ ኣለኹም ተምለሱ ፖሎቲካ ኣየጸብቀልኩምን ኢዩ ባጃ ሻዕቢያ ቅድሚኦም ጋሕ በሉ።

  • @parenting6946
    @parenting6946 2 หลายเดือนก่อน

    Hataw

  • @adhanetmelake3256
    @adhanetmelake3256 2 หลายเดือนก่อน

    Mogos. Hawey. Tebarek❤❤❤

  • @NetsanetTeame-wv9zx
    @NetsanetTeame-wv9zx 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka ab satu eka etzareb zelka amlke tsgeu ybzehalna

  • @teyfahijbttmkl
    @teyfahijbttmkl 2 หลายเดือนก่อน

    Tsruy zereba eyu mogis hawey ❤

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 2 หลายเดือนก่อน

    ንአምላኽ ክውለድ ዝተነበዩ ንስኻትኩም ከኣ ትቕልዱ ኣለኹም
    ምንፍቕናዊ ስራሕ ሓዲኩም ሂወት ዘይትመርጹ
    ብመጽሓፍ ቅዱስ ኢና ንኸይድ እንዳበልኩም
    ዝረኸቦ ቃል ኣምላኽ መጻወቲ ኮይኑ

  • @asli288
    @asli288 2 หลายเดือนก่อน

    ሞጎስ ሐወይ ናይ ሰብ አይትገደስ እቲ ዝራአካዩ ንስእካ እካ አጆካ ሓቂ እዩ

  • @surimelody8100
    @surimelody8100 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kabe mean eka halmkayo Hetet mess menfes kudus giza wesad

  • @muhurhadu6896
    @muhurhadu6896 2 หลายเดือนก่อน

    Isaiah 30 ትግ - ኢሳይያስ
    15: እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ፡ ከምዚ ኢሉ ኣሎ እሞ፡ ብምምላስኩምን ብምህዳእኩምን ክትድሕኑ ኢኹም፡ ሓይልኹም ኣብ ህድኣትን ኣብ ምውካልን ኪኸውን እዩ፡ ግናኸ ኣቤኹም።

  • @MartaAraya-t9z
    @MartaAraya-t9z 2 หลายเดือนก่อน

    Haki tezarebka tebarek

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 2 หลายเดือนก่อน

    Nejat amselu lokimax

  • @saliem-J-mati7721
    @saliem-J-mati7721 2 หลายเดือนก่อน +2

    Kab niseb ni E/G mismae yihaysh dahray ka tetemelisna E/G mihret zeygebr amlak aykonen diyu entay da E/G kinmiles emo mihret kigebir sile zideleye eyu ezi hilimi biztefelaleye seb zemtso ab 2 zena mewal kab miraf 30 delo anbibiwo sirah Egzabhier abu mis anibebkimo ezi hilmi kiredana eyu E/g yizareb eyu goyita yibarek tebarekuley gbu mogie hawey ❤🙏

    • @saliem-J-mati7721
      @saliem-J-mati7721 2 หลายเดือนก่อน +1

      2ይ ዜና መዋዕል 32
      ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
      ²⁴ በቲ ጊዜ እቲ ህዝቅያስ ናብ ሞት ክሳዕ ዜቐርብ ሐመመ እሞ ንእግዚኣብሄር ለመነ፡ ንሱ ኸኣ ተዛረቦ፡ ምልክትውን ሀቦ።
      ²⁵ ግናኸ ህዝቅያስ፡ ልቡ ደኣ ተዐበየ እምበር፡ ነቲ ዝረኸቦ ኬርነትሲ ውሬታ ኣይመለሰሉን፡ ስለዚ ኣብ ልዕሊኡን ኣብ ልዕሊ ይሁዳን የሩሳሌምን ቊጥዓ ዀነ።
      ²⁶ ህዝቅያስ ግና ልቡ ብምዕባዩ ምስቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ርእሱ ኣተሐተ፡ ስለዚ ኸኣ እቲ ቚጥዓ እግዚኣብሄር ብዘመን ህዝቅያስ ኣብ ልዕሊኦም ኣይመጸን።

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 2 หลายเดือนก่อน

      መጀመርያ ንስኹም ተመለሱ ብንስሓ

    • @saliem-J-mati7721
      @saliem-J-mati7721 2 หลายเดือนก่อน +1

      Kulatna brukey sebat endina nimles eyesus goyita eyu tetemeleskum si nabay temelesu eyu zibil kal amlak hawey goyita eyesus yibarka amen❤

  • @habibaasmera5266
    @habibaasmera5266 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝብል ግና ኤርትራ ካብዚ ኩሉ ዓለም አጥፊኣ ድያ ወይ ካብ ዓለማ ዝተፈለየት ሓጥያት ዲዩ ዘለዋ ኤርትራ ???????

  • @jesusislord.9123
    @jesusislord.9123 2 หลายเดือนก่อน

    Egziabher xega yebzhalka mogos .bzuh seb kemzi natka hilmi zhaleme alo. Amlak mihretu yebzihalna bselam negerna yiwediayo.

  • @teweldeberhane6235
    @teweldeberhane6235 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ቀጽል

  • @RustomMebrahtu
    @RustomMebrahtu 2 หลายเดือนก่อน

    ሞጉስ አጆኻ ትባዕ ጽናዕ፡ንስኻ መለኸት ትንፊሕ አሎኻ ፡እቶም ትከራኸሩ ንሓሶት ትምስክሩ ጽባሕ ግድን ኢዩ ክትሓፊሩ። ህዝቀአል፡33 አንብቡ

  • @ogbssolomon2803
    @ogbssolomon2803 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሞጎስ ብጣዕሚ ጹቡቅ ኢኻ ትዛረብ ኣሎኻ ክርስትያናት የሕዋትና ጽባሕ ክትሕተትሉ ኢኹም እቶም መራሕቲ እንተዓመጸ ሞ ትድግፎ እንተለኻ ካብኡ ፈለያ የብሉን ኣብ መድረኽ ወጺእካ የሱሰይ የፍቅረካ ኢየ ኢልካ ምዝማር ሓሶት ኢዩ የሱስ ኢዩ ተኣሲሩ ዘሎ ንሃዋርያ ፓውሎስ ክርስትያናት ከሳጉግ ከሎ ስለምንታይ ትሰጎኒ ኣሎካ ኢሉዎ ክርስትያና ካብ የሱስ መንግስትኹም ኢኹም ተፍቅሩ ማለተይ እቶም ትድግፉ ዘለኹም ንክርስቶ፡ዘፍቅሩ ከም በዓል ሞጎስ ዝለ ዘለው ንኣምላኽ የመስግን እቶም ንዓመጽ ትድግፉ ዘለኹም ክርስትያናት ክርስቶስ ምስዓብኩም ከንቱ ኢዩ ነብስኹ ተታልሉ ኣለኹ ተመለሱ መወዳእታ ዘበን ኣኺሉ ኢዩ

  • @biniamghebreselassie92
    @biniamghebreselassie92 2 หลายเดือนก่อน

    Aye Rema, Ata bejaka Wergeland b enjera aykonenn

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንግግርካ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ሓቂ ሕዝካ አብ ዓዲ ከም እንቁላሊሕ ተዓፅዩ ዘሎ ምስኪን ህዝቢ ጎኒ ኮይንካ ዓገብ ምባልካ ካብ ተሓታትነት ናፃ ኢኻ እቶም ዝድግፉን ዝስዕስዑን ግን ተሓተቲ እዬም ::

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@alulaalula9344 ንመንግስቲ ዝቃወም ንዓይዩ ዝቃወም ዝብል ጽሑፍ ኣንቢብካ ዶ መንፈሳዊ እንተኾንካ ናይ ኤርትራ ትንሳኤ ክትርእይዎ ኢኹም መንግስትና ህዝብና ሃገርና ይባረኹ

    • @alulaalula9344
      @alulaalula9344 2 หลายเดือนก่อน

      @@eritrea3560 እቲ ህዝቢ ድአ አበይ ተባሪኹ ተዝባረኽዶ ባሪኾም ኩሊቱ ይሸጥዎ አለው አሕዋቱ ኤርትራውያን አንታ ክንደይትጭክን ኢኻ እታ ዩኒቨርስትን ኢንተርነትን ኤቲኤምን አየር መንገድን ወዘተን ዘይብላ አብ ዓለምና እታ ብሕታዊት ሃገር ንሱኹም ብመሬትን ብሰማይን ተሓተቲ ኢኹም

  • @surimelody8100
    @surimelody8100 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wayyy Bejka eska selot geber ewaaa aytgagey ne hi-def mesla segam yeblun ne Eritrea gene gega adeb

  • @Liya-h8o
    @Liya-h8o 2 หลายเดือนก่อน

    ሞጎስ ሓውና ሓቀኛ ተባዕ ኢኻ ቀጽሎ ጥራሕ ንዉጹዕ ህዝብኻ ትገብሮ ኹሉ።

  • @Yordanos-r8z
    @Yordanos-r8z 2 หลายเดือนก่อน

    በጃኻ አተፍረሐና ደቅና ገዲፍና ኢና መጸና አትገረና አፍካ አኽበልና

  • @hagoswoldegabriel9541
    @hagoswoldegabriel9541 2 หลายเดือนก่อน

    [01/08, 10:23] Hagostinos: ናሓሶቶት ሓዋሪትሲ
    Jeremiah 8 ትግ - ኤርምያስ
    11: ሰላም ዜልቦስ፡ ሰላም፡ ሰላም እናበሉ፡ ነቲ መስበርቲ ጓል ህዝበይ ብሸለልታ ይፍውስዎ ኣለው።
    [01/08, 10:40] Hagostinos: Jeremiah 14 ትግ - ኤርምያስ
    13: ኣነ ድማ፡ ኣየ፡ ኣታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ እንሆ፡ እቶም ነብያት እኮ እዮም፡ ኣብዛ ስፍራ እዚኣ ሓቀኛ ሰላም ክህበኩም እየ እምበር፡ ሰይፊ ኣይክትርእዩን ጥሜትውን ኣይኪመጻኩምን እዩ፡ ዚብልዎም ዘለው፡ በልኩ።
    ኣቱም ናሓሶት ሓዋርያትን ፓስተራትን ነብያትን መምህራን ናይ ሓድሽ ኪዳን ፈርሳውያን ኣብ ኤርትራ ሕጂ ስይፍን ጥሜትን ስደትን የለን ማለት ድዩ???
    አዚ ዝብሎ ዘኹ ነቶም ናሓሶት ሓዋሪት ነብያት ፈሪሳውያን አንበር ንኹሎም ኣይኮንኩን! አንትወሓደስ አቶም ኣብ ጉድጓድ ተደርብዮም ዘለው ሓዋርት ነብያት ወግላዉያን መምህራን ሓቂ በቶም ሓስውቲ ዝተኻሕዱ ኣለዉ::

  • @freweyinimelake5309
    @freweyinimelake5309 2 หลายเดือนก่อน

    እንታዩ ግን ትምቢት ነቶም ፍርቂ ዕድሚኡ አብ ሸንዳሕዳሕ ዘሕለፎ ብሐንሳብ ትምቢት ትጅምሮ?
    መጀመርያ መሰረታዊ ትእዛዝ አብ ነብስኻ ክትግብሮ አለካ መንፈሳዊ መምህር እየ ኢልካ ትሐስብ እንተኾንካ፡አርአያ ናይቲ ትምህሮ ዘለኻ ክትከውን ስለዘለካ፡እዛ ትንበ ዘላ ክትሽፈን አለዋዶ ጸጉራ?ጓል ክትሽፈን አለዋ ስለዝብል፡ወይስ ፍልጠት አየድልንዩ?ሃሌሉያ እየሱስ ጌታ ይራአየኒሎ ይብለኒሎ አብዚኦም ውሑዳት ቃላት ተጠቅሊላ እያ አስተምህሮ ስብከት ክርስትና?እቲ አይትሐሱ አይትዘሙ ወለድኻ አኽብር ወዘተ ዝብል አስተምህሮ መን ድአ ክነግሮዩ ነቲ ዘይፈልጥ?ተስተኻኸሉ

  • @TsehayalemTe
    @TsehayalemTe 2 หลายเดือนก่อน

    Mogie hawey kimikia shahhhhh yweladiu

  • @Makonibedelu
    @Makonibedelu 2 หลายเดือนก่อน

    Kam amenti nay bhakki hillana inte allena inti seb Hikwatha iyon gin itti abom zello sahab ay nikibilin ina bin solot kinforso allena ikwatna inda tahasirom nehna kindigif it's so bad niselli

  • @TsgeredaMesgna
    @TsgeredaMesgna 2 หลายเดือนก่อน

    ንኤትራ ትድግፍ እንተኳይንካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TadseSahle
    @TadseSahle 26 วันที่ผ่านมา

    አስካ ሲ ነቢ ኢካ ማለት ድዩ ሕልሚ ናይ ኮንቱነት ኮንቱ አዩ ቃል ኣምላክ መሽቀጢ ኣይኮነን ናይ ኣምላክ ሰብ አንተ ኮንካ ትአዛዝ ኣምላክ ኣክብር
    ናይ ሓሰዉቲ ነብያት ሕልሚ ናይ ኮንትነት ኮንቱ አዩ
    ኣይትፍረድ ከይትፍረድ
    ማዓስ ከም ዝፍጸም አባ ንገረና ነቢ

  • @wawaadh8492
    @wawaadh8492 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቱም ብሩኻት እንታይ ዘታርኽ ኣለኩም መምስ ዘሃዉተተ ኣፍኩም ኣይትኽፈቱ በጃኹም ኣታ በጃኻትኩም ጸልዩ ጥራየይ ።

  • @muhurhadu6896
    @muhurhadu6896 2 หลายเดือนก่อน

    Isaiah 30 ትግ - ኢሳይያስ
    9: ዓለወኛ ህዝቢ፡ ሓሰውቲ ውሉድ፡ ንሕጊ እግዚኣብሄር ምስማዕ ዚኣብዩ ውሉድ እዮም እሞ፡
    10: ነቶም ረኣይቲ፡ ኣይትርኣዩ፡ ንነብያት ከኣ፡ ቅኑዕ ነገር ኣይትነበዪልና፡ ዜሐጒስ ደኣ ንገሩና፡ ጥበራውን ተነበዪልና፡
    11: ካብ ጐደና ኣግልሱ፡ ካብ መገዲ ዝበሉ፡ ነቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ካብ ቅድሜና ኣርሕቑ፡ ይብሉ።

  • @Mengsty
    @Mengsty 2 หลายเดือนก่อน +1

    Chewing gum is not good while you're addressing your audience.

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💙🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @bereketwoldeselassie5786
    @bereketwoldeselassie5786 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንዓኻ መን እዩ ነብይ ጌሩካ?

  • @hagoswoldegabriel9541
    @hagoswoldegabriel9541 2 หลายเดือนก่อน

    ሞግስ ኣጆኻ አቲ ዘረኣካዮ ወይ ዝሰምዕካዮ ተዛትረብ ኣይትከልከል ጥራሕ ኣምልካ ይዛረብ አንበር ኣይትመሳሰል ሓስወትስ አቶም ጸልማት አናረኣዩ ብርሃን ኣሎ ዝብሉ ንኽፉኡ ጽቡቅ ዝብሉ ንሓቂ ሓሶት ዝብሉ ጨካናት!!! መንፈስ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝብሎም ናይ ሓሶት ሀዋሪያት ንሶም ኢዮም ::

  • @Liya-h8o
    @Liya-h8o 2 หลายเดือนก่อน

    አዚ ትዕቢተኛ ዉጉዝ ህዝቢ ገና ብሰንኮም ሽግር ክንረክብ ኢና ቁሩብ ዘሻቅለኒ ነቶም ኣብ ዓዲ ዘለዉ ስድራናን ህዝብናን ክልኩሙልና አዮም ብትምክሕቶምን ብብድዖዖምን።

  • @user-vm4lm5ei6j
    @user-vm4lm5ei6j 2 หลายเดือนก่อน

    ማስቲካ እንዳሐየኸ ዝምህር ነቢ 😢what the hell is wrong with this people?

  • @Lemmeyoh4312
    @Lemmeyoh4312 2 หลายเดือนก่อน

    ERITREA BY ERITREAN FOR ERITREAN DON'T WORRY ABOUT ERUTREA

  • @TesfamariamGhide
    @TesfamariamGhide 2 หลายเดือนก่อน

    Ati Hager kale egzisbhier Smurf
    Bruk gotta sle Eritrea ztezarebeni alo
    Bkemey krekbeka

    • @MaranataTv
      @MaranataTv  2 หลายเดือนก่อน

      Mogosnguse ኢልኪ ብፌስቡክ ርኸብኒ ወይ ብgmail mogosnguse7@gmail.com

  • @LemlemTesfahunei
    @LemlemTesfahunei 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሕልሚ ሃጠዉቀጠዉ እሞ ግደፎ: ማስቲካ ዝሕይኽ ነብይ ርኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን ክክክክክ.....

  • @surimelody8100
    @surimelody8100 2 หลายเดือนก่อน

    Haki zerba eya eza

  • @TeweldeGirmay-l9u
    @TeweldeGirmay-l9u 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም አምላክ ንዓካይኩን ሞገስ ካብናቶም ናትካ ይብእስ አሎ ምድጋምካ ንሳቶም ንኢሰያስ ዕድመ ሞትሳላም ክቦ ሐሊመ ተትብሎም ሐኪ ምበሉካ ምክንያቱ ሽግር ህዝብና ዘይኮነስ ሽግር ኢሰያስጥራሕ እዮም ሽግርና ዝብልዎ
    ንሳቶም ከምዝይ ሐሊምና በሉ ተባሂሎም ስለዝገልፁ ኤዮም ግን አምላክ ዝበሎ ግና ይጥዓም ይሕሰም ክፍፀም እዩ ግድንንን ነጃት ካአ ቤትምርቲ ሰውራ እያ ንኢስያሰ ክነብረላ ስለትደሊ እምበር ትፈልጦእያ አፀቢቃ አብመፅሐፍ ቁዱስ አሎ

  • @godloveseveryone1765
    @godloveseveryone1765 2 หลายเดือนก่อน

    Nyesus sle zsebeku yehwatna 20 amet ab guguad💔 Christians to support HGDEF is way something disgusting. We need to pray for our people and land, wake up pentecostal churches please

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc 2 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ተነቢኻ ዶ ትፈክጥ መጎስ ሓውና? ነብይ ነብይ ጸወታ በዚሑ😊

  • @mekonnentesfamariam6291
    @mekonnentesfamariam6291 2 หลายเดือนก่อน

    Apostl ke kal Amlak ayfelitn dyu wey Gud niska gda kitsageru ekum kitihsu ekum kitbareku ekum zeytiblom 😀😀😀

  • @surimelody8100
    @surimelody8100 2 หลายเดือนก่อน

    Serhka serah life in Dallas is very hard dekeka yeabi

    • @AbedomBerhane-wk8qm
      @AbedomBerhane-wk8qm 2 หลายเดือนก่อน +3

      በቃ ደቅኻ የዕቢ ን ጎይታ ኣይተገልግሎ ግደፎ ዲኻ ትብሎ ዘለኻ? ኣገልጋሊ ዩ ኮ ኣንታ ናይ ገለ ገሊኦምስ

    • @AbedomBerhane-wk8qm
      @AbedomBerhane-wk8qm 2 หลายเดือนก่อน +3

      ን ኣምላኽ ዩ ኮ ዘገልግሎ ዘሎ። ፈታዊ ነብሱ ኣይትኹን። ዋላ ሓዳር ቆልዑ ይሃልዉኻ ቅድሚ ጎይታ ኣይስርዑን ኢዮም። ን ኣምላኽ ምግልጋል ሰናይ ዩ ።

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
    @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 2 หลายเดือนก่อน

    ሞጌ ኢዞም ሓሲኻ ኣይረአኻን ዝብሉ ባዐል ነጃት ንርእሶም ሓሰውቲ ኢዮም ኣይትገደሰሎም ሞጎ ሓወይ ነጃት መን ሃዋርያ ጌርዋ ጋል ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ሃዋርያ የላን ነጃት ከኣ ባዕላ ሃዋርያ ዝኮነት ኣነ ነጃት ሃዋርያ ሰይጣን ተኮይና ኢምበር ኣምላኽ ሃዋርያ ኣይገበራን ደጋፊት ዐመጽ ሃዋርያ የላን ነቶም ዝተአሰሩ ኣቦታትና ሓንቲ ማዐልቲ ኣፍ ኮይናቶም ዘይትፈልጥ ሒጂ ሞጎስ ሓስዩ ትብል ዘይትጽሊ ግዳ ነጃትን መሰልታን ቤንጠ ጸልዩ ሓሰውቲ ቤንጠ በጀካ ሒደት ከም ባዐል ሞጎስ ንሓቂ ጠጠው ዝብሉ ካልኦት ቤንጠ ሓሰውቲ ደገፍቲ ዐመጽ ኣምላኽ ሓሳዊ ደጋፊ ዐመጽ ሃዋርያ የቡሉን

  • @LemlemTesfahunei
    @LemlemTesfahunei 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሓሊመዮ ትብሎ ዘለኻስ ንትግራይ ከይከዉን ምኽንያቱ ትግራይ እያ ከቢድ ሓደጋ ዘንጸላልዋ ዘሎ :