ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም መድህን እተን ደቂ ኣንስትዮ ሲ ናበይ ኢየን ከይደን እቲ ዝከበደ ዋጋ ዝከፈልኦ ንሰን ኣብ ከምዚ ጉባኤ ከኣ ዘይይሳተፋ በጃኪ መድህን ክመጻ ከምዘለወን ኣትባብዕየን 👑💙🌿💙🌿💙🌿
ተጋሩ በርትኡ
" ናይ ሰግግር'ዩ እዋኑ እዋኑ..." እሰኪ በርትዑ ኣሕዋት::
❤ድሕሪ ፕሩቶርያ እኮ tplf በጥ ኢሎም ደቂሶም❤
መሪሒነት ውድብ ህወሓት ዘይብሉ ዋዕላ ሃሜት እዩ ዝመፅእ ለውጢ እውን ፍፁም ኣይህሉን ኣበደን !!!!
ናይ ምድሓንን ፍልጠትን መኣዲ እዮሞ የቀንየልና ንብል ቀፅልሉ
❤ትግራይ እኮ መንግስቲ የብላን እቶም ዘሎው ግዝአት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ብጨካናት ተውሪሩ ንክምልሱ ምንም አይሰርሑን ንስልጣን ናዓይ ናዓይ እዮም❤
Tha.ks
Just as a complement to the presentation of Ambasador: the role of civic institutions and organizations including the white women ….in building USA.
ዋዕላ ዋዕለ እንታይ እዩ ንመዳለውቲ ብከፈር ቅርሺ ምብታን ዝጠመየ ህዝቢ እናጠመየ።
ስታሊነ ተይ በለ ከዚ ኸ ትግራይ ለውጢ ትደሊ እያ ካብ ደቂ ርስቲ
ብዙሕ ጊዜ ኤሜሪካን አውሮጳን ንሕወሓት ኮሚኒስት ፖርቲ ስለዝብልዋ ክትጠፍእ እዮም ዝደልዩ ። ስለዚ ናሃቶም ተልእኾ ሒዝና እንተፍሪስናያ ብናሃቶም ድጋፍ ሥልጣና ክነናውሕ ንክእል ኢና ዝብል አታሓሳስባ ተመኪሩ ዝኸሰረ ምኻኑ ብተግባር ንሪኦ አለና ። ህዝቢ አፍሽልዋ እዩ ። ክኸውን ዘለዋ ሕወሓት ከይፈረሰት ዘለዋ ሽግር ማለት ምስቲ ጊዜ ዘይኸይድ ናይ ፖለቲካ ፣ ፖሊሲ ፣ ዲፕሎማሲን መሪሕነትን ሽግር እንተሃልዩ ብናይ ኤሊት ፖለቲካ ዘይኮነስ ብናይ ህዝቢ ድምጺ ተገምጊሙ ክስተካከል እዩ ዘለዎ ተገምጊሙ ። ምኽንያቱ ብናይ ህዝቢ ድምጺ ዝመጸ ናይ ህዝቢ ድጋፍ ስለዘለዎ ብኹሉ መዳይ ታዓዋታይ እዩ ።
ሐዚ'ውን ዝበስበሰት አረጊት በቅሊ እሞ ርጉምቲ ጽዩቅቲ ክተድሕኑ ዕንይንይ ናበልኩም ናይ ሐባር መንግስቲ ከይትምስርቱ ህዝብና ተሳቅዩ አለኹም ።
ተጋሩ ካብ ብዙሕ ዘረባ ወጺእኩም ናብ ተግባር ክትሰጋገሩ ኣለኩም። ብመጀመርያ ኣብዚ እዋን ትግራይ መንግስቲ ስለ ዘይብላ፣ መግስቲ መስርቱ። ግዝያዊ ምምሕዳር ዝበሃል ዳርጋ ዘየሎ ኢዩ፣ ምኽንያቱ እቲ ዓብላሊ ድምጺ ዝነበሮ ሸነኽ ህወሓት ኣብ ነንሕድሕዱ ተናቚቱ ስለ ዘሎ። ስለዚ ንኹሎም ተጋሩ ዝሓቁፍ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ክምስረት ኣለዎ። ስምምዕ ፕሪቶርያ ብዘይ ሓድነትን ብቕዓት ዘለዎ ናይ ተጋሩ መንግስትን መሊኡ ኣብ ተግባር ክፍጸም ኣይክእልን ኢዩ።
ሕወሓት 50 ዓመት ዝገበረት ሸማግለ ፖርቲ ስለዝኾነት ክትቅጽል የብላ ዝብሉ ሰባት ናይ ፀላእቲ ድልየት ክማላእ ዝሰርሑ ደናቁር እዮም። ምኽንያቱ እቲ ታአምር ዝሰርሕ ዘሎ ናይ ቻይና ኮሚኒስት ፖርቲ ፣ ናይ ኤሜሪካ ዲሞክራትን ሪፐብሊካን ፓርቲታት ዕድሚኦም ክንደይ ምኻኑ ዘይፈልጡን መከራከሪ ሓሳብ ዝሓርበቶም እዮም ።
ዕድመ ወይ ዓመታት ምቑጻርኮ ኣገዳሲ ኣይኮነን ብሩኽ ሓው፡ የግዳስ ምስ ግዜኡ ዝኸይድን፡ሓድሽ ሓሳብን ምሕደራን ፍትሕን ዘተኣታቱ ትካል እንተደኣ ኮይኑ፡ እሞ ዕብየትን ልምዓትን ንህዝብን ነበርትን ዘምጽእ እንተኾይኑ ተጻብኦ ኣየጋጥሞን። ስለዚ ዝድለ ዘሎስ ፍትሒ፡ ዕብየት፡ ልምዓት እዩ።
አይትደቅስ ሐወይ,ሕወሓት 50 ዓመት አብ መሪሕነት ምፅናሓ ዘይኮነስ 50 ዓመት ንትግራዋይ ቀለብ ጥይት ምግባራ እዩ::