Jesus christ is My Best Father I believe in his name forever even If I go to hell I never ever rejet my believe I Love you my King my Lord my God my everything Jesus christ The son of God Jesus christ king of The Kings Lord of .The Lords forever Alpha and Omega The begining and The end The first and The Last he is my Father👑👑👑👑👑👑👑❤❤❤💯
ን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቦይ ክፈትዎ መዓት እየ ኣሜን
ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቦይ ንጉስ ነገስታት እዩ ኣሜን
Jesus christ my Father king of the kings and Lord of the Lords forever🙏🙏🙏
ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቦይ ንጉስ ነገስታት ጎይታ ጎይቶት ኣምላክ ኣማልክቲ እዩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዛኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት
Ata Israel elelel bel ati gual xyon b mlue lbki tehagosi bah wn ybelki elelelel asey yesusey neay si fewsey❤❤❤❤❤❤❤
Jesus christ my father is King of The Kings Lord of The Lords forever Alpha and Omega The begining and The end The first and The last👑👑👑👑👑👑👑👑
ካብ ሶሎሞን ዘዓቢ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቦይ እዩ ኣሜን
Jesus christ is My Best Father I believe in his name forever even If I go to hell I never ever rejet my believe I Love you my King my Lord my God my everything Jesus christ The son of God Jesus christ king of The Kings Lord of .The Lords forever Alpha and Omega The begining and The end The first and The Last he is my Father👑👑👑👑👑👑👑❤❤❤💯
Amen hallelujah tebareku
Amen hallelujah zelmedeni alewo zelmedeni alewo
Kab solomon zeabi Jesus christ aboy eyu amen yoni and sosi kea amlak ybarkum
Amennnn blessed tebarkiley and subscribe for more blessing!!♥
Ok hiray xegem yelen
[ካብ ሰለሞን ዝበልጽ ኣብዚ'ሎ
ካብ ሰለሞን ዝዓቢ ኣብዚ'ሎ] /2
ቁጻር ዝፈትሕ መልሲ ዘለዎ
ንሱ ምስ ዝግለጽ ሕቶታት ኣበይኣሎ
[ኣበይኣሎ ኣበይኣሎ ሕቶታት ኣበይ'ሎ
ንሱ ምስ ዝግለጽ ሕቶታት ኣበይ'ሎ] /2
ኣብ ዝሞተ ሰዓት ተስፋ ዝተቀብጾ
ራብዕቲ ዝገበረ ሬሳ [ግዜ ዝሓለፎ] /2
ሂወት ምዝራእ ንዕ ኡሕቶ'ኳ ነይኮኖ
ዘየለ ከምህሉው ዝጽውዕ ብየሱስ
ኣልኣዛር ኣይሞተን ኣሎ
ኣልኣዛር ኣይሞተን ኣሎ /4
ጉዳየይ ኣይሞተን ኣሎ /2
ነገረይ ኣይሞተን ኣሎ /2
ካብ ሰለሞን ዝበልጽ...
ቁጻር ዝፈትሕ...
ምስ ብሉጽ ኪዳኑ ናበይ ከደሕልሙ
ያእቆብ በለ ክወርድ'የ ናብሲኦል ከይተጸናናዕኩ
መንፈሱ ዘሐድስ ቃል ብስራት መጽኦ
ሕልሙ ተፈጺሙ ኣይሞተን ዮሴፍ ብሂወት ኣሎ
ዮሴፍ ብሂወት ኣሎ /2
ዮሴፍ ይገዝእ ኣሎ /2
ሕልመይ ብሂወት ኣሎ /2
ራአየይ ብሂወት ኣሎ /2
ካብ ሰለሞን ዝበልጽ...
ቁጻር ዝፈትሕ...
ንኽእላ ኢና ንውረሳ ዝብል መንፈስ ኣቦታተይ /2
ወሪዱኒ እዩ እሞ መን ይቀውም ኣብ ቅድመይ
መንፈስ ኣቦታተይ ኣብ ልዕለይ'ዩ /4
ኣይክእልን'የ ኣይብልን /3 ከኣሊ ምሳይ ከሎ /5
ኣይክእልን'የ ኣይብልን /3 'ቲ ሓያል ምሳይ ከሎ /3
'ቲ ብርቱዕ ምሳይ ከሎ /2 'ቲ ጅግና ምሳይ ከሎ /2
ገለ ዘየለ ኣብ ኢዱ መንፈስ ምስወረዶ /3
ማሕስእ ከምዝሰላላዕ ንኣንበሳ ሰላልዖ
መንፈስ እግዚኣብሔር ኣብ ልዕለይ'ዩ /4
ቅብኣት እግዚኣብሔር ኣብ ልዕለይ'ዩ /4
ዘልመደኒ ኣለዎ ዘልመደኒ /4
ዘልመደኒ ኣለዎ ዘልመደኒ
ኣንበሳን ድብን ነየፍርሁኒ
ዘልመደኒ ኣለዎ ዘልመደኒ
ማዕበል ይገላበጥ ነይስግኣኒ
ዘልመደኒ ኣለዎ ዘልመደኒ
ኩነታት ይዛረብ ነይስግኣኒ
Wo abo 😢
Jesus christ ngus eyu
Amen ❤❤❤❤
Amen😢